ምኽሪ ኣበው ብምኽንያት ክብረ ብዓል ቅድስት ድንግል ማርያም ጽዮን part 1

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 36

  • @hope758
    @hope758 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣምላክ ይመስገን!!! እዋይ ደስ ክትብሉ! ስም እመብርሃን ዝጽውዕ ኣይሓፍርን እዩ።እየሃድጋ እግዚአብሔር ለቤተክርስቲያን እስመ ያፈቅራ ፈድፈደ እመኩሉ። እግዚአብሔር ንቤተ ክርስቲያን ኣየሓድጋን እዩ ካብ ኩሉ ኣቡሊጹ ውን የፍቅራዩ።

  • @majorhaile5627
    @majorhaile5627 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣነስ እታ ሊቀ መዘምራን መርጌታ ረዘነ ዝበልዋ ሓሳብ ደስ ኢላትኒ፡እቶም ካህናት ነንሕድሕድኩም ኮንፈረንስ ግበሩ፡ነዚ ህዝቢ ሓደራ ጠርንፍዎ፡ካላኣይ ድማ ዘጋጠመኒ መእመናን ክንስሑ ዝደልዩ ኣለው ግን ብሰንኪ ኣበ ነብሲ ከይተነስሑ ይነብሩ ኣለው፡ኣበነብሲ ከለዎም ግን ብሰንኪ እቲ ኣበነብሶም ዘይተገዳስነት ድዩ ወይስ ሰብ እዮም በዚሖሞ እዝጊሀር ዋንኡ ክንስሑ እንዳ ደለዩ ሰኣን ዘነሰሖ ደው ዝብሉ ኣለው።ስለዚ ኣቦታት በጃኹም ገለ ግበሩ ነዚ ህዝቢ ምለስዎ፡ብዝያዳ ኣብዚ ሆላንዲ ዘለኹም ኣቦታት ካህናት።አምላክ ሰላሙ ይሃበና

    • @ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse
      @ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse 5 ปีที่แล้ว

      ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ይሓግዝ ኩቡራት ኣቦታትና major ሃወይ ከኣ መርጌታ ረዘነ ዝበልካዮም ክእርመኩም ከም ፍቃድ ኣምላክ መአጌታ ገብረማርያም እዮም ዝበሃሉ የቀንየለይ

    • @majorhaile5627
      @majorhaile5627 5 ปีที่แล้ว

      @@ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse እሺ ክብረት ይሃበለይ።

  • @mulugetaaraya2362
    @mulugetaaraya2362 5 ปีที่แล้ว +3

    ብሐቂ እግዚአብሔር አምላክ ጽግኡ የብዝሐልኩም ክቡራት አቦታት ቅድስቲ ቤት ክርስቲያን ብቅድስና ብእምነትን ንበሩልና ኣሜን 3።

  • @sarateklemariam3702
    @sarateklemariam3702 2 ปีที่แล้ว

    አቦታተይ እግዚያብሔር አምላኽ አገልግሎትኩም ይባርኽን ይቀድስን እድሜ ማቱሳላ ምስ ጥእና ይሐብኩም ቃለ ሕይወት የስምዓልና አሜን አሜን አሜን 🙏✝❤

  • @jelaniandom2824
    @jelaniandom2824 5 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ሊቃውንቲ ኣቦታትና ካህናት ብሓቂ እግዚኣቢሄር ይመስገን ካብ ዝሓደርክሞ ደኪምና ከይበልኩም ስለኣገልግሎትኩምን መጓሰኩምን ክትመካከሩን ክትመክሩን ሓይሊ ዝሃበኩም ቅዱስ ኣምላኽና ንሕና ደቅኩም ክንጓሰ ድማ ብዕድመን ጥዕናን ይዓቅበልና
    ሓደራኩም ኣቦታተይ ካብዛ ዝበልኩማ ቃል "ካህን ዓርኪ መእመን " በየናይ መንገዲ ኢኩም ኣዕሩክና ክትኮኑ ዝግበኣኩም መህሩናን መዓዱናን ኣብ ደርጃና የውርደኩም ስለ ዘሎ

  • @ሰላምሃበኒፈጣሪ
    @ሰላምሃበኒፈጣሪ 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኩቡራን ሊቃውንት ኣቦታት።ተግበርቲ ክንከውን ኣምላክ ይሓግዘና።

  • @xiaominite1377
    @xiaominite1377 5 ปีที่แล้ว +6

    ጉዳይ ኣብነ እንጠንዮስከ ?

  • @robelabel3190
    @robelabel3190 5 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦታት ሊቃውንቲ እግዜኣብሔር ናይ ኣግልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ኣሜን።

  • @እመብርሃንምርሕኒመገ-መ6የ
    @እመብርሃንምርሕኒመገ-መ6የ 5 ปีที่แล้ว

    Amiennn qal hiwet yesmealna bdgame qale senay yesmealna kuburat Abotatna egziabhier amlak nay agolgulot zemenkumn edmekumn ybarkn yqedsn nana khshena kuburat Abotatna ab lbna yehdro egziabhier amlak bhaqi 🙏💒🙏

  • @awettadese7471
    @awettadese7471 5 ปีที่แล้ว

    Kale senay yesmaelna Abotatna 🙏💒❤

  • @merkebselamtube4412
    @merkebselamtube4412 5 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qal hiwet yesmaalna

  • @ኦርቶዶክስንዘልኣለምትንበ
    @ኦርቶዶክስንዘልኣለምትንበ 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜንንንንን እዞም ኣቦታትና ዝብልዎ ዘለዉ
    ግን በዚ ሎሚ ሰማዒ ይረክብ ዶ፧ ደፋር ዝኾነ ወለዶ ኮይና ምስ ኣቦታትና ክንጻረፍ ንውዕል ኣለና እግዚኣብሄር ይቕረ ይበለልና።

  • @desaledanel9450
    @desaledanel9450 5 ปีที่แล้ว +1

    ነዝይ ሰናይ ሓሳብ ምሕሳብ ዘነቃቃሓኩም ልኡለ ባህሪ መድሃኒ ኣለም ክብርን ምስጋናን ይብጽሓዮ ነዓኩም ኣቦታትና ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መታን ንዓና ክጥዕመናን ከተማሙቁናን ክትሕብሕቡናን

  • @rahelguesh7680
    @rahelguesh7680 5 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kalehiwet yesmealna abotatna👏👏👏👏👏❤❤❤❤❤

  • @እግዝኣብሄርጋሳየይዩ
    @እግዝኣብሄርጋሳየይዩ 5 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦታት።ኢወ ነዚ ናይ ንስሓ ጉዳይ ብግቡእ ዳኣ ተኸታተልዎ፡ምክንያቱ ብዙሓት ሰባት ኣለዉ ኢንዳቖረቡን ማለት ስጋኡን ደሙን ኢንዳተቐበሉን ኣብ ፈቖዶ ጋይላታት ኢንዳሳዕስዑን ዝነብሩ ኢዚ ካኣ ግቡእ ትምህርትይ ካብ ዘይምርካብ ይመስለኒ።

  • @habtomfsahatsion2613
    @habtomfsahatsion2613 5 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qalehewet yesmalna Abotatna edma tsiena yhabkum egziabher amlak tsegu yebzhalkum!!!!!!

  • @KebromNegasi
    @KebromNegasi 5 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የእስምዓልና እግዚኣብሄር ጸጉ የብሓልኩም ኣቦታት

  • @biniammuluebrhan2085
    @biniammuluebrhan2085 5 ปีที่แล้ว

    ፍኖተ ሎዛ
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂይወት የስምዓልና ኣቦታትና እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ንኡስ ሃገረ ስብከት ድማ ብሓቂ ጽቡቅ ትኸዱ ኣለኹም ኣጆኹም ቀጽልዎ ብፍላይ ኣብ ቤተ ክህነት እዛ ኮስርስ ዘበልዋ ኣዝያ ኣገዳሲት እያ 100% ተድሊ እያ፡ ዓይኒ ዝረኣየቶ እግሪ ተረግጾ ።

  • @orthodoxtewahdokidasie7855
    @orthodoxtewahdokidasie7855 5 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ከም አዚኦም ዝበሉ ኣቦታት አግዚኣብሄር ኣምላክና ኣየስአነና የብዘሓዮም
    th-cam.com/video/Eoh_JCEGPgU/w-d-xo.html

  • @መሪሕ-ዀ4የ
    @መሪሕ-ዀ4የ 5 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ፡ባሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ የብዛሓልኩም ኣቦታትና

  • @dejenteklehaimanoy4348
    @dejenteklehaimanoy4348 5 ปีที่แล้ว

    Qale hiwet yesmalna abotatna

  • @mebrihtadhanom4901
    @mebrihtadhanom4901 5 ปีที่แล้ว

    Egziabiher edmen tenan yhabkum abotatna des zebl gubaeye kulu gzye ab tawla konka etztyo gubaeye euwut eyu emo nakum awet nanan zseme aente lbonana yhabena Amen Amen Amen

  • @tekleabtsehayeyowhanes2354
    @tekleabtsehayeyowhanes2354 5 ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት የስማዓልና ኣቦታት ኣብ ልብና የሕድሮ ግን እዚ ቃል ካብ ኣብ ማስመይዳ ምጻእ ወይ ምዝርጋሕ ምስጢረ ካህናት ክኸ እንተዝኸውን ጽቡቕ ነይሩ!!!

  • @Tube-uf1di
    @Tube-uf1di 5 ปีที่แล้ว

    ቃል ሰናይ!! ነገር ግን ህዝቢ ብግቡኡ ይጋሰ ደሎ እዩ እቲ ሕቶ? ኣብዚ ኩሉኩም ጥዕም መላሓስ ትዛረብ ኣለኩም ግን ከምቲ ካህን ዝገብሮ ትገብሩ ደለኩም ንመእመና ግዳ ጽብቅ ጊሪኩም ጋድዩ

    • @habteabtekleabmehreteab3990
      @habteabtekleabmehreteab3990 5 ปีที่แล้ว

      እዚ ዝገብርዊ ዘለዉ ኣኼባ'ኮ ነቲ ዘሎ ጉድለታት ንክዕረ እዩ፡ ስለዚ ሰሚእክዮም ተኮንኪ'ውን እቲ ጉድለት ካባና እዩ እምበር ካብ ምእመና ኣይኮነን ክብሉ ጸኒሖም፡ ዝተጋገክዎ ከኣ ኣርምኒ፡ የቀንየለይ።

    • @Tube-uf1di
      @Tube-uf1di 5 ปีที่แล้ว

      @@habteabtekleabmehreteab3990 ጌጋ ዳኣ ካብኦም እንበር ምእመናን ደኣ እንታይ ጊሮም ወሪድዎም ናብ ዝጠወይዮም ዝጥወዮ

    • @luultesfay5076
      @luultesfay5076 5 ปีที่แล้ว

      @@Tube-uf1di hawey yqreta gbereley amber azom abotatna ati kgebrwo zelewom eyom zzarebu hji natna gde eyu zkewn zelo nhna knneqh ygbana

    • @habteabtekleabmehreteab3990
      @habteabtekleabmehreteab3990 5 ปีที่แล้ว +1

      @@Tube-uf1di እንታይ ምስሊኪ ክንደይ ከኣ ኣለና ባዕልና ናብ ደይደለይዎ ነእትዎም ደሓር ከኣ ተመሊስና እዚኦም ደኣ ደይ ከመዚ እዮም ዝገብር፡ዝዛረቡ፡ ንብሎም፡ እቲ ቀንዲ ጸገና ናይ ምእመናን ግን ኣፍልቶ ስለ ዘይብልና እዩ፡ ግን ከም ፈላጣት ኮይና ጥራይ ኢና ንቀርብ፡ ስለዚ ኣፍልቶ ተሊና ብዙሕ ክንገብሮ ዝግብኣና ኣሎ፡ ምክንያቱ ንካህናት'ዚ ደይገበሩ፡ ንብሎም ኣለና፡ ንሕና'ከ ምእመን ክገብሮ ዝግብኦ ጌርና ዲና? ነነብስና ንፈትሽ።

  • @ሰላምሃበኒፈጣሪ
    @ሰላምሃበኒፈጣሪ 5 ปีที่แล้ว

    ግን ኣብዚኣ ርእይቶ ኣላትኒ እቲ ካህን ክጓሲ እንተኮይኑ እቲ ምእመን ፍቓዴኛ ክከውን ኣለዎ። ብግዴታስ ክከውን የብሉን።

    • @habteabtekleabmehreteab3990
      @habteabtekleabmehreteab3990 5 ปีที่แล้ว +1

      እወ ኮምኡ'ኮ ክብሉ ጸኒሖም፡ ግን እቶም ሓደ ካህን ዝበልዎ እቲ ምእመን ብዘይ ፍቃድ ናይቲ ሒዝዎ ዝጸነሐ ካህን ክከውን የብሉን እዮም ኢሎም። ገሊኡ ከኣ ባዕልና ነስተካክሎ ካብ እግሪ መልሓስ ይዕንቀፍ ከም ዝብሃል። የቀንየለይ።

    • @ሰላምሃበኒፈጣሪ
      @ሰላምሃበኒፈጣሪ 5 ปีที่แล้ว +1

      @@habteabtekleabmehreteab3990
      የቐንየለይ ዝሓወይ።

  • @believeyourself1903
    @believeyourself1903 5 ปีที่แล้ว

    SEYTAN ESAIAS AFOWORKI ADENA KEGEDFELNA. TSELOT. GEBERU

  • @finotekdusan9359
    @finotekdusan9359 5 ปีที่แล้ว +1

    Abet zeytgebro chele zereba kab betekrstyan seb nasegokum si