ንፍቅረይ ፕራንክ ጌረዮ🫢 ተናዲዱ ገዲፉኒ ከይዱ😰😱part 2

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 1.1K

  • @LiliandAlex
    @LiliandAlex  หลายเดือนก่อน +261

    ንሃናፃይ ርኢቶኩም ካብ ልቢ ነመስግን 🙏🙏🙏

    • @halenLove
      @halenLove หลายเดือนก่อน +2

      @@MeryeWEDIgerekidan አተካብዳ ይቅርታ ኢሎም አለው ደሞ ስራሕ እዩ

    • @MeryeWEDIgerekidan
      @MeryeWEDIgerekidan หลายเดือนก่อน +1

      @halenLove በል ገሬልካ ናዓኻ ውን😘😍

    • @AsqualBrhane
      @AsqualBrhane หลายเดือนก่อน +4

      ይቅርታ ምጥያቅኩም ፅቡቅ እዩ መቸም ኩሉኹም ይቅረ ክትገብሩሎም ተስፋ ይገብር 🙏💛🥀እና ይፈትወኩም እየ❤🥰💝

    • @tsegagaltgray
      @tsegagaltgray หลายเดือนก่อน +2

      ይቅረ ይበለልና ከም ኣነ ግን ብክፋእ ኣይረአክዎይ ከማን መምሃሪ እዩ

    • @edelehagaz
      @edelehagaz หลายเดือนก่อน

      ይገርመክዩ ሃህ ላበሉና ልዋዓሉ​@@MeryeWEDIgerekidan

  • @Destateklay-z4d
    @Destateklay-z4d หลายเดือนก่อน +342

    ንሄኖሰ ትፈትው ደምርኒ

  • @ሰላምገረሚካኤል
    @ሰላምገረሚካኤል หลายเดือนก่อน +64

    ወይኔ ፀባዩ ትሕትንኡ ኩሉ መሊኡ ዝሃቦ ደሞ ብጣሚ ኣሕዚኑኒ ዋላ ይሃልወኒ ኮ ኢሉዋ በሉ ልኣሌክስ ሶጦታ ይወሃቦ ትብሉ ደምሩኒ🤍🤍👏🏻

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ወለላይ

  • @TesfayFkr-b4w
    @TesfayFkr-b4w หลายเดือนก่อน +110

    እዛ ኮሞቲ ተንበቡ ዘለኩም ፈጣሪ ኬብ ኩፉእ ያሓሊኩም❤ ደምሩኒ ብቅነዕነት

  • @Frey8089
    @Frey8089 หลายเดือนก่อน +57

    ለዛም ዙ ፕራንክ በጣእሚ መሃር እዩ ትክክለኛ አፍቃር ትክክለኛ እሙን ጸብቅ መጸእ ሕማቅ መጸእ አብቃልካ ጸንአት ተማሂረ ❤❤❤

  • @mahi_YouTube_
    @mahi_YouTube_ หลายเดือนก่อน +147

    ኣብ ዝሃለኩም ሃልኩም ኪዳነ ምህረት ትሓልኩም ኣሕዋይ❤😊 #ደሙርኒ😊

  • @bxbbx7087
    @bxbbx7087 หลายเดือนก่อน +65

    ኣቤት ቅንዕና ኣሌክ ሓወይ ካማካ ዝበለ የብዘሐልና ፍቅርኩም ይባዛሕ ኣሕዋተይ🙏 ኣበለና ተጋሩ 50,000 ነእትዎም ኣሕዋትና ነዕቢ

    • @AAAa-o9m5j
      @AAAa-o9m5j หลายเดือนก่อน

      are ymechkum

  • @rozrooza1511
    @rozrooza1511 หลายเดือนก่อน +31

    ሄኖሰይ ስጦታ ይወሃቦ ንትሕትንኡ❤

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ወለላይ

  • @gedu8644
    @gedu8644 หลายเดือนก่อน +123

    ኣብ ቀፃሊ ል ሄኖስ እና ሃፉ ኘራንክ ግበርልና ሊሊየ😂❤

    • @MohamedDebesh
      @MohamedDebesh หลายเดือนก่อน +2

      ደምርኒ ወለላይ❤

    • @gedu8644
      @gedu8644 หลายเดือนก่อน

      @@MohamedDebesh እሺ

    • @ዓሳድዕባይምኸን
      @ዓሳድዕባይምኸን หลายเดือนก่อน

      ደሚሪን ወለላይ🥰💚

    • @ነኝየተዋህዶፍሬ
      @ነኝየተዋህዶፍሬ หลายเดือนก่อน

      ሄኖስ ማ ተገይሩ ዶእኒኦይ😮

    • @mohammedtselam
      @mohammedtselam หลายเดือนก่อน +1

      ​@@MohamedDebeshደምርኒ ክብረተይ❤😊

  • @ስውእካይኑስምካባብዩይይዓ
    @ስውእካይኑስምካባብዩይይዓ หลายเดือนก่อน +41

    ፍቅር ማለት እዙይ እዩ ❤❤❤ ኣሌከይ ናይ ብሓቂ ፈቃር ቀፅለሉ❤❤❤

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ወለላይ

  • @LuluTgiray
    @LuluTgiray หลายเดือนก่อน +45

    ካማካ ስብኣይስ ይፈጠሩ ዓሰርተ❤❤❤

  • @MgbeyDeratsiyen
    @MgbeyDeratsiyen หลายเดือนก่อน +34

    ዋውውው ኣሌክ ግን ትፍለ እኻ❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  หลายเดือนก่อน +1

      Tnx🙏❤️❤️

    • @FihbHhjj
      @FihbHhjj หลายเดือนก่อน +1

      ብሓቂ❤❤❤🎉

  • @selketube
    @selketube หลายเดือนก่อน +123

    ሰላም ተጋሩዋይ ስደትኩም የሕፅረልኩም ምስቶም ትፈትውዎም ወለድኩም ብሰላም የራክብኩምዋ ደምሩኒ ከይትሓልፈኒ ብማርያም 🙏

  • @AliKhan-z5k
    @AliKhan-z5k หลายเดือนก่อน +22

    ዋውውው ፍቅሪማለት ከሙዙይ እዩ ክንዲ ዝከበደ ይክበድ ከልቲአካ ማዓረ❤❤❤እና ኣይትደንጉይና ልብና ጠልጠል ናበለዋ😢😢

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn หลายเดือนก่อน +66

    በስመአብ አሌክስ ዘለካዮ ውሽጣዊ ፅባቀካ እግዚአብሔር አይቀይሮ 😘ኦህህህ ወይኔ ፈተና ሓሊፍካ💖

  • @Haben-x5x
    @Haben-x5x หลายเดือนก่อน +40

    ዋውው ኣሌከይ ጅግና ፍቅሪ ናይብሓቂ ኣፍቃሪ ኣድኒቀካ ክመውት ፍቅርኩም ከም ሑጻ ባሕሪ ይብዛሕ❤❤❤❤❤

    • @ዓሳድዕባይምኸን
      @ዓሳድዕባይምኸን หลายเดือนก่อน +1

      ደሚሪን ወለላይ🥰💚

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-r7c
      @MesiTubeመሲዩቱብ-r7c หลายเดือนก่อน

      ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @mohammedtselam
      @mohammedtselam หลายเดือนก่อน

      ​@@MesiTubeመሲዩቱብ-r7cደምርኒ ክብረተይ❤😊

    • @Haben-x5x
      @Haben-x5x หลายเดือนก่อน

      ንኩላትክን ደሚረክን ኣለኩ

  • @fhyytt7050
    @fhyytt7050 หลายเดือนก่อน +22

    ኣሌክ ብዘይ ውኒኡ ካብ ቡና ናብ ኮካ ሓሊፉ ሄኖስ ኻኣ ሕጂ ሸይና እያ ሳሓቕ ሞይተ 😂😂

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ወለላይ

  • @saraalghtany4472
    @saraalghtany4472 หลายเดือนก่อน +80

    ሄናስ ❤ግን ድሕሪ ካሜራ ከምኡ ዶ ይከውን ፀባዮ ደስ ክብልካ❤❤❤

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ወለላይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @ዓሳድዕባይምኸን
      @ዓሳድዕባይምኸን หลายเดือนก่อน

      ደሚሪን ወለላይ🥰💚

    • @Frey8089
      @Frey8089 หลายเดือนก่อน +2

      አበይ ይፍልጥ ኮይኑ ልባእሉ ፖራንክ እዩ ተገይሩ

    • @galshulshire893
      @galshulshire893 หลายเดือนก่อน

      ማራ ዝፎትዎ ሄኖሰይ 🎉❤❤

    • @ننهةاة
      @ننهةاة หลายเดือนก่อน

      ❤❤ሄናሴ ከምኡ እዩ ሓላል❤

  • @hgfgghgvjggf9916
    @hgfgghgvjggf9916 หลายเดือนก่อน +121

    ኣረ ይቅርታ ዘብል ኣይገበርክን ብራንክ ብራንክ እዩ😮❤

    • @GalBrhane2123
      @GalBrhane2123 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ መዓረይ

    • @mulubrhanu
      @mulubrhanu หลายเดือนก่อน

      ​@@GalBrhane2123ደሚርኪይ ንስኩዉን ደመርኒይ ማዓርይ

    • @ሰላምሓለፎም
      @ሰላምሓለፎም หลายเดือนก่อน

      እንታይ ዓይነት ብራንኪ እዩ ከምዚ ኢልካከ ጌጋ እዩ

    • @ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ
      @ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ หลายเดือนก่อน

      ​@@GalBrhane2123ደሚረኪ ደምርኒ

    • @ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ
      @ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ หลายเดือนก่อน

      ​@@ሰላምሓለፎምደሚረኪ ደምርኒ

  • @صرخهوجع
    @صرخهوجع หลายเดือนก่อน +32

    ናተይስ ሓዲግኒ ምከደ 😢😅

  • @LmyaLm
    @LmyaLm หลายเดือนก่อน +6

    ይቅረ ይኩንኪ ክብርቲ ሓፍተይግን ብሕማም ምቅላድ ሕማቅእዩ ከሙኡ ሕማም ዘለዎም እውን ተስፋ ከይቆርፁእግዚኣቢሄር ንዝሓመምኩም ምሕረት የውርደልኩም ንዓኩም ፍቅርኩም የብዝሐልኩም

  • @FfRr-xk9hk
    @FfRr-xk9hk หลายเดือนก่อน +24

    ብእዉነት እንኳዕ ኘራንክ ኮነ ❤❤❤ማርያም ኩሓ ኣሌክ እና ሄኖሰየ ኣሕዚኖምኒ😢😢❤❤❤

    • @marbayname
      @marbayname หลายเดือนก่อน +1

      ፍረ ዓይነይ እኳዕ ብሰላም መፃእኪ ብና ዶ ሻሂ ነቀርብ😁😁😁

    • @FfRr-xk9hk
      @FfRr-xk9hk หลายเดือนก่อน

      @marbayname ኣሜን(((3)))💘👏👏ብና ደሰ ኢለኒ ማሓዛይ ዓይነይ🤣🤣🤣

  • @ةتنةةتنةل
    @ةتنةةتنةل หลายเดือนก่อน +22

    ኣረ ሊሊ ይቅርታ ዘብል ኣይኮንን ቀፅሉሉ ዞም ናተይ ግን ናሃፊ ፕራክ ግበርልና ሊልየ ቆንጆ

  • @DhFj-g3q
    @DhFj-g3q หลายเดือนก่อน +19

    ሊለይ ብራንክ እንድዩ ምንም ጥፋኣት ዝባሃል የብላን ሶ ብራንክ ቶኮይኑ ብራንክ እዩ እና ኣሌ ክ ካዓ ክየድኖቅካክሓልፍ ኣይደልን ፍቅሩኩም ብዝሕ ትራፍ ይበል ቀፅልሉ ❤❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  หลายเดือนก่อน

      Amen🙏❤️❤️

  • @GalSherifoTubuGalSherifo
    @GalSherifoTubuGalSherifo หลายเดือนก่อน +27

    መን ኣሎ ናይ ኣሌክስ ቡና ሰትዮስ ለለ ለስላሳ ስትይ ያ 😂😂😂😂😂😂ሰለ ናይ ፕራንኽ ቀፅለሉ❤❤❤❤🎉

    • @محمدعبد-ر4ي6ك
      @محمدعبد-ر4ي6ك หลายเดือนก่อน

      ክንዲ ማይ ይመስለኒ😂

    • @ScJv-k2y
      @ScJv-k2y หลายเดือนก่อน

      😁😁😁😁

    • @Maaza-w8l
      @Maaza-w8l หลายเดือนก่อน

      አገኘሁሽ😂​@@محمدعبد-ر4ي6ك

    • @محمدعبد-ر4ي6ك
      @محمدعبد-ر4ي6ك หลายเดือนก่อน

      @@Maaza-w8l ክክክክክክክክክ

  • @YttgYyyy
    @YttgYyyy หลายเดือนก่อน +24

    እንኳዕ ኘራንክ ኮነ እንበይ ይቅርታ ዘብል ኣይኮነን ግን ኣሌክይ ፀዋር😢❤❤

  • @mmn7636
    @mmn7636 หลายเดือนก่อน +20

    ኣቤት ትሕትና ኣቤት ዓቅሊ ኣሌክሰይ ብጣዕሚ እኻ ጎበዝ ብኡነት ኣድኒቀካ ❤❤❤ሊሊየ ሸኮርርርር

  • @SaraS-x6k
    @SaraS-x6k หลายเดือนก่อน +151

    አረ ፍትሒ ሳዓት ይከበር ትፅቢትኮ ገዲዱና😢🎉🎉

    • @LuluTgiray
      @LuluTgiray หลายเดือนก่อน +3

      ደምርኒ ወላይ

    • @SaraS-x6k
      @SaraS-x6k หลายเดือนก่อน

      @LuluTgiray ደሚረኪ እየ ነይረ ዛናተይ

    • @LuluTgiray
      @LuluTgiray หลายเดือนก่อน

      @SaraS-x6k እሺ ወለላይ

    • @essayasasfaha5682
      @essayasasfaha5682 หลายเดือนก่อน

      ባሓቂ😂

    • @EeEe-i8z
      @EeEe-i8z หลายเดือนก่อน

      ትፆብት 😢😢😢

  • @ጋልደርጋዓጀንዕባይኣራጉረ
    @ጋልደርጋዓጀንዕባይኣራጉረ หลายเดือนก่อน +13

    ሄኖሰይ ጎይታ ዓቅሊ❤
    ሊሊዋይ ምቅርቲ ድገምዮም ከላይ ልሃፊ😁🥰

  • @ንግሰቲTube
    @ንግሰቲTube หลายเดือนก่อน +11

    ብትክክል ፕራንክ ማለት አዚ አዩ አና ደምራኒ አሰኪ ❤❤❤❤

  • @milimili-y3b
    @milimili-y3b หลายเดือนก่อน +28

    ሊልየ ኣይተቀየምናን ኣነስ ተሓጊሰ ነይረ ሕኒኣ ፈድያ ኢለ ፀወታ እንድዩ❤

  • @TafereAlmaz
    @TafereAlmaz หลายเดือนก่อน +13

    ሕጂ ሸይና ኔራ እያሄኖስ😂😂😂ግን ኣነ ንሄኖስ ኣፋቂረዮ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @FithawitBahta-u1u
    @FithawitBahta-u1u หลายเดือนก่อน +54

    ዋውውውውውው ከምዚ እዩ ፍቅሪ ዋላ ይሃልኪ ኣብ ፍቅርና ዝቅየር የለን ❤❤❤❤❤

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  หลายเดือนก่อน +1

      Tnx🙏❤️❤️

    • @ዓሳድዕባይምኸን
      @ዓሳድዕባይምኸን หลายเดือนก่อน

      ደሚሪን ወለላይ🥰💚

    • @Salm-y6b
      @Salm-y6b หลายเดือนก่อน +1

      እዊ በሰማኣም ኣረ ከሙዚ ኣይናተ ኘራንከ ማራ እየ ሓሪጫ ንይሩ መጀምራ ሓቂይ እዩ መሰሉኒ ኣይሩ 😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣሌካሰ ከመይ ትሰሚዓካ😢😢

  • @MahletMahlet-ij4ox
    @MahletMahlet-ij4ox หลายเดือนก่อน +9

    ሄኖሰይ ዩቱቭ ክፈት ብማርያም❤🙏

  • @Samili-p4k
    @Samili-p4k หลายเดือนก่อน +6

    አንደዎም ብጣዕሚ እዩ መሃሪ ክመይ ድዩ ኣሌክስ ፍቅርን እምነትን ኢኻ ምሂርካና ::

  • @ruiojj
    @ruiojj หลายเดือนก่อน +14

    ፀገም የብሉን ኣሕዋተይ ይቅርታ ዘብል ኣይሰራሕኩምን ተጋሩዋይ ዝፈትወኩም ናተይ ደመይ❤️💛❤️💛❤️

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ❤❤❤

  • @MeazaMeaza-sf6jx
    @MeazaMeaza-sf6jx หลายเดือนก่อน +5

    ሄኖሰይ ሚስክን ኣጆኻ ማዓረይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @AbigalAstbi
    @AbigalAstbi หลายเดือนก่อน +17

    ነርማል እዩ ሊሊይ ፖራንክ ስለዝክነ ይቅርታ ዘብል የቡሉን ሃፂፀ ፋሚሊ😊❤️‍🩹

  • @LetshNegash
    @LetshNegash หลายเดือนก่อน +3

    ብሓቂ የምህር እዩ ምክንያቱ ኣብ ፍቅሪ ክንደይናይ መስዋእቲ ይክፈል ብግብሪ ኣሪኡና ኣለኬስ ብጣዕሚ ካብ መጠን ንላዕሊ ለባም እዪ እና ሊሊ ሓፍተይ ይቅርታ ምባልኪ ፅቡቅ እዪ ግን ከቢድ ት/ቲ እዪ ንዝሮደኦ እና ፍቅሪኩም ፈጣሪ የብዛሕዮ ❤❤❤❤

  • @TsTs-q7n
    @TsTs-q7n หลายเดือนก่อน +7

    ኣሰይ ፍቅሪ ሃምዚ እዩ ዋላ ይሃልኺ ፍቅሪኹም ይብዘሐለይ ሙቁራት❤❤❤

  • @freygallhagos2567
    @freygallhagos2567 หลายเดือนก่อน +7

    ኣየ ሄነሰይ ሽኮር ሐዚ ዘያና ነይራያ😂😂😂

  • @ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ
    @ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ หลายเดือนก่อน +9

    ይቅር ንእግዚአብሔር ይኩን ፅሩያተይ❤ ❤❤ፍቅሪ ማለት ፅሩያትት ፍቅሩኩም የብዘሐዮ ኣሌክስ ጅግና ግን ትፍለ ኢካ እሙን ኣፍቃሪ

  • @ShoshySs
    @ShoshySs หลายเดือนก่อน +1

    አረ ይቅርታ ዘብል ኣይኮነይ ሊሊ ሽኮር ፕራንክ ፕራንክ እዩ ፅቡቅ ት/ቲ እዩእንየዎ ሓቀኛ ኣፍቃሪ ኣብ ፅቡቅካን ሕማቅካን ዝጋፈጠልካ ኣብ ቃልካ ምፅናዕ ተማሂረ ❤❤❤

  • @rhamatiyastore3451
    @rhamatiyastore3451 หลายเดือนก่อน +3

    ሄኖስ ግን ፀባዩ ረጋዕትኡ ኣነጋግሩኡ ክመቸወካ💘💘💘💘💘🥰🥰🥰🥰🥰🥰💥💥💥💥🥰🥰🥰🥰

  • @Hiyab-Sabawit
    @Hiyab-Sabawit หลายเดือนก่อน +5

    ውይ በስመኣብ ማርያምን ምሳኣ ነብዐ ኣቤት ኣለክ ውሽጣዊ ጽባቐ ትሕትና ኣምላክ ይመለአልኻ ❤😢

  • @ሶሲናግሬስ
    @ሶሲናግሬስ หลายเดือนก่อน +52

    ኣረ ተጋሩዋይ ኣይኽፎሎን ደምሩኒ በጃኹም ኪዳናምህረት ኣደይ ምሳኹም ትኩን ሓሳብኹም ተስምረልኹም ደምሩኒ🙏🙏🙏✝️

    • @AsqualBrhane
      @AsqualBrhane หลายเดือนก่อน +2

      ደሚረኪ መቸም ኣይኽፈሎይ ኩለኽን ደምርኣ ሓደሓደ ግዜ ንባዕልናለ ንኹን❤

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ หลายเดือนก่อน +1

      @@AsqualBrhane ደሚረኪ ማዓረይ

    • @ሶልያና-ቀ5ፐ
      @ሶልያና-ቀ5ፐ หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤

    • @NaganichMiya
      @NaganichMiya หลายเดือนก่อน

      Zabetye ❤❤🎉

    • @DdFfgh-f3k
      @DdFfgh-f3k หลายเดือนก่อน

      ❤❤

  • @lylaarishi9028
    @lylaarishi9028 หลายเดือนก่อน +9

    ኖርማል prank እንድዩ ታይ ኣለኩም ይቅርታ ዘጠይቅ ❤❤❤

  • @hshheh5641
    @hshheh5641 หลายเดือนก่อน +4

    ዋው ፍቅሪ ማለት ከምዚ እዩ ፍቅርኩም ይብዛሕ ዞም ኣሕዋተይ❤❤❤

  • @ruiojj
    @ruiojj หลายเดือนก่อน +19

    ኣሌከይ እሙን ኣፍቃሪ❤️👌ሄኖሰይ እናቴ ትሙት ያ ኣሚኑ ነይሩ ሊሊየይ ውን ኣጀኺ ይቅርታ ዘብል ኣይጥፋእክን ፕራንክ ፕራንክ እዩ ሓዙ በሉ መን እዩ ንስኩም ብቻ ፕራንክ ትገብሩ ፈቂድልኩም ይሞቺይኺ ሊሊ ዓይነይ😂ቀፃሊ ለለ ንሃፊ ፕራንክ ግበርዮ🤣

    • @zeduGualtgray
      @zeduGualtgray หลายเดือนก่อน +1

      @@ruiojj ❤❤

  • @ወጀረተቲብአ
    @ወጀረተቲብአ หลายเดือนก่อน +2

    ኣለከይ ቁኑዕ ልቢ ሓቀኛ ኣፍቃሪ ❤❤❤❤❤❤

  • @SwSwfg
    @SwSwfg หลายเดือนก่อน +11

    ሊሊየ ችግር የብሉን ማሬ
    ገና ቆልዑ እንዲኩም ሓደ ሓደ ሰባት ብሕማቅ ጥራሕ ኣይትረድእዎ ❤❤

  • @KisanetZaid-nq1vm
    @KisanetZaid-nq1vm 2 วันที่ผ่านมา

    ሊሊ ከይተወድእዮ ክክክክ ሄኖስን ኣሌክ ዋውውውው ደስ በሃልቲ ይበል ዓቅሊ መውኣልኪ እመንዮ ኣሌኮ ሽኮር❤❤❤❤

  • @Salihvdu
    @Salihvdu หลายเดือนก่อน +8

    ፀገም የብልን ሊሊየይ ምቅርቲ ❤❤❤

    • @LuluTgiray
      @LuluTgiray หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ወለላይ

  • @okubayburu4186
    @okubayburu4186 2 วันที่ผ่านมา

    ዝሰርሕ ይጋገ እዩ ጸገም የለን ሓይልኹም ግን ከምዚ ባህላዊ ዓይነት እንተትሰርሑ ጽቡቅኔሩ ኣጆኹም በርትዑ

  • @UuUu-e2t
    @UuUu-e2t หลายเดือนก่อน +4

    እውይ በስምኣብ ሄኖስ ከሕዝነካ ካብደይ በሊዕኒ ብሓቂ በዚ ኣጋጣሚ ተዓዲልካ ሄኖስ ለባም ዓርኪ ዝሃብካ ፈጣሪ ሊሊየይ ብዝይ ኣይቅለድን ብካራ ቃልዲ የለን ትብል ደርሆ 😂ፕራንክ ስለ ዝነውሐ እዩ ሄኖስ ብሓቂ❤❤🎉 ክኣምን ዝክኣ ምስኪን ነፈር

  • @FredestaFredesta
    @FredestaFredesta หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 ሄኑየይይ ጎይታ ዓቕሊ 💘💘💘የኔ ፀባየ ሰናይ♥♥♥🙏🙏

  • @sinduTube-jtqv19
    @sinduTube-jtqv19 หลายเดือนก่อน +5

    ዝፈትወኩም ፅሩያት ሉሊ አለክስ❤❤❤🎉

  • @MereMere-le2uw
    @MereMere-le2uw หลายเดือนก่อน +1

    ለባም እዩ ባሓቂ ማንም ስብ ክይስምዕኮ ብል✅😍😍

  • @ኤፋይቱብ
    @ኤፋይቱብ หลายเดือนก่อน +3

    ምንም ዘቀይም የብሉን ኣነስ ድራማ እዩ መሲሉኒ ነይሩ ሊሊየይ ኣይትድገሚ ከማኪ ምቅርተይ❤❤🎉🎉
    ኣሌክስ &ሄኒ ደማ ኢድኩም እያ ኣብ በረካ ደብሪኩምዋ ካም ዘይከድኩምስ😂😂😂😂😂

  • @SelamHabte-sw3ph
    @SelamHabte-sw3ph หลายเดือนก่อน +2

    ዋውውውውው ሉሊ ኣዚኪ ዕድለና ኢኺ ኣዝዩ ፈቃር ሰብ ዩ ፈጣሪ ይመላኣልኩምቭ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @drtt2855
    @drtt2855 หลายเดือนก่อน +6

    ፀገም የብልን ዛም ናተይ💛♥️🙏😘

    • @LiliandAlex
      @LiliandAlex  หลายเดือนก่อน

      🙏❤️❤️

  • @NestiNet-x9k
    @NestiNet-x9k หลายเดือนก่อน +2

    ይቅረ ንእግዚአብሔር ይኩን ፍቅርኩም ይብዛሐዮ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @GdgfTdg-u5q
    @GdgfTdg-u5q หลายเดือนก่อน +3

    ኤህ ሄኖሰይ ኣሕዚኑኒ😂😂ኣየ ሊሊ ፀይቂ😂❤

  • @gizekhalfeyu
    @gizekhalfeyu หลายเดือนก่อน +4

    ስካቱም ወጣታት ፅባሕ ንጎሆ ክትወልዱ ክትዝምዱ ኢኩም ከምዙያት ዓይነት ከይ ድገም ብሂወትካ ቀልዲ ታኣምር😢😢

  • @NebuNebu123
    @NebuNebu123 หลายเดือนก่อน +5

    ማራ እየ ደንጊፀ ግን እንኳዕ ፓራንኪ ከነ ተመሰገን ❤🙏

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ หลายเดือนก่อน +4

    ከሚራ ተሓቢኡ ከም ዘሎ ፍሉጥ እዩ ኘራንክ ምካኑ ማዓዝ ጠፊኡዋ እዩ ህዝበይ ናይ ወረ ፃምእ ኣለዎ ከይኑ እንበር ንተመልከትስ ይቅርታ ዘብል ምክንያት የቡሉን ፅቡቃት ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @rfduv1457
    @rfduv1457 หลายเดือนก่อน +8

    ተመስገን እንኳዕ ብራንክ ኾነ🙏
    ፍቅርኹም ይብዘሐለይ ፅሩያተይ❤

  • @MkCg-sj4fv
    @MkCg-sj4fv หลายเดือนก่อน +2

    ይቅረ ይኩንኩም ሙቁራተይ ፍቅርኩም ብዝሕ ይበለልና ኣሊከይ ከይደነቁኩካ ክሓልፍ ኣይደልን ሆኖሰይ ትሕትና ሙሉኡ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Maregዪቲብ
    @Maregዪቲብ หลายเดือนก่อน +5

    አይተቀየምናይ ሊሊዋይ ጭዋታ ድዩ ❤❤❤

    • @LuluTgiray
      @LuluTgiray หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ወለላይ

  • @ተመሰገንኣምላክ-ኈ9ጰ
    @ተመሰገንኣምላክ-ኈ9ጰ หลายเดือนก่อน +7

    ውይይ ቦኡነት ኣሌክሰይ 😢😢 ሆኖሰይ የሕዚነምኒ የኔ ማሮች😢😢

  • @khjh8891
    @khjh8891 หลายเดือนก่อน +3

    ዉይዉይ ሄኖሰይ ትዕግስቱ ጠባዩ ደስ ክብል❤ሊሊይ ቃባጥ ተጫዊትኩሎም😂😂

  • @Tid58eyodx8y
    @Tid58eyodx8y หลายเดือนก่อน

    ዋየይ ሊሊ ሰሩሓትሎም😁😂😂😂😂😂😂😂😂😂ገን ኣሕዚኖምኒ ምስኪናት😢😢😢😢❤😂😂😂😂😂

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 หลายเดือนก่อน +6

    ዘቀይም የብሉን ዝሮ እንኳዕ ሕነኪ ፈደኪ ሊሊየይ😅😅❤❤

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ♥️♥️

  • @beriha8970
    @beriha8970 หลายเดือนก่อน +2

    ግን ተማኺሮም ዝገበርዎ ይመስሉ ታእዩ ታናይ ከሚራ ቦታ ክፍቲ ገይሮማ😂

  • @agsh-u4g
    @agsh-u4g หลายเดือนก่อน +3

    አረ ሄኑየ ትሕትና በስምኣብ 🙏❤
    ኣልየክ ለባም ስብ እዩ እግዛብሔርን
    So. ኣክተራት ኢኩም ቀፅልሉ ጃምዓ 🎉🎉🎉❤❤❤

  • @HhdHhhd-p7x
    @HhdHhhd-p7x หลายเดือนก่อน

    ይቅር ለእግዚኣብሔር ይኩን ጽርያተይ ፉኩሩኩም ይብዛሕ 🎉🎉🎉

  • @Eritrea20431
    @Eritrea20431 หลายเดือนก่อน +2

    እዋይይ Ezi Alex Fuluy ፍጥረት eyu Betami eyu zefkera ታዓዲልኪ bahaki ❤❤️

  • @haya11-p4w
    @haya11-p4w หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆኪ ሊሊዋይ ዘይጋገ ስብ የለን ኣነስ ፕራክ ኢለ እየ ሒዘዮ ዘኩሪ የብሉን ብወገነይ🙏❤️

  • @ፅልልቲእየBTDF
    @ፅልልቲእየBTDF หลายเดือนก่อน +7

    ፀገም የብሉን ሊሊየይ ምቅርቲ ነርማል እዩ ኣይኮረናን እና ኣይተጥፍእና ቀልጢፍኹም ሙፅና ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎኩም ❤❤❤❤❤❤

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ወለላይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @ፅልልቲእየBTDF
      @ፅልልቲእየBTDF หลายเดือนก่อน

      @ይርጋጓልትግራይ ደሚረኪ ወለላይ

    • @Amiyoutube1214
      @Amiyoutube1214 หลายเดือนก่อน

      ነዓይ ውን ሳብክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @letushhaylay-nq7nq
    @letushhaylay-nq7nq หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ዘፅርፍ ወይ ይቅርታ ዘብል ኣይኮነን ንዝተረደኦ ዓቢ ትምህርቲይ እዩ ፈጣሪ ኣብ ፍቅርኩም የፅንዕኩም🙏🙏👏

  • @እስመ
    @እስመ หลายเดือนก่อน +4

    ፍቅርኽም ይብዛሕ ውላድኽም የሪኤና ምጭዋተይ❤❤

  • @zufangebrekidan220
    @zufangebrekidan220 26 วันที่ผ่านมา

    uuuffff Alex Bitaemi nay kola Abiy Edime Yihabika!

  • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
    @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ หลายเดือนก่อน +4

    ኣሌከይ ምስኪን😢 ድነቅቲ ሄኖስ ደምሩኒ👍👍👍❤❤❤

  • @lokkjbn6896
    @lokkjbn6896 หลายเดือนก่อน +1

    ይቅር ንእግዚብሔር ይኩን ኣሕዋተይ አረ ብሕማም ቀልድ የለይ😢😢😢😢😢

  • @MeazaMeaza-sf6jx
    @MeazaMeaza-sf6jx หลายเดือนก่อน +3

    ኣጆኻ ኣሌክስ ኣይትኾሪ ካብኡ ንላዕሊ እውን ኣለ እዩ እና ይመችኹም ሙቁራተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @samarahabsha3639
    @samarahabsha3639 หลายเดือนก่อน +2

    ሂኖስ ትሕትንኡ ደስ ክብል🥀😍

  • @ትግራወይቲ
    @ትግራወይቲ หลายเดือนก่อน +4

    ሊሊተይ የኔ ፍቅር ይቅርታ ዘብል የብልክን ፕራክ ፕራክዩ ዛቤተዋይ 💗ለለ ዘስሓቀኒ ኣሌክሰይ ቡና ሰትዩስ ለለ ኮኳያ ድግም ጎይታዋይ ደጊፅካ ይመስለኒ 🤣ግን ኣሌክሰይ ደሞ ትፍለ ኢካኮ የኔ ለባም ኣቦ ፍቅሪ እግዝኣብሄር ኣምላክ ልቦናካ ኣይቀይረልካ ወለላይ🙏 ❤

  • @ShinJae-n9o
    @ShinJae-n9o หลายเดือนก่อน +1

    ፕራኪ ምኮኑ ማኣስ ጠፍኢና እዩ ኣረ ምንም ዘጥፋእክዮ ነገር የብልክን ሊለይ ፅቭቅቲ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉ይቅርታ ዘብል የብሉን ኤጆኪ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ميموريميموري-ظ7ج
    @ميموريميموري-ظ7ج หลายเดือนก่อน +3

    አሌክሰይ እሙን ኣፍቃሪ ሊሊየ ተዓዲልኪ ❤ ሄኖሰይ ትዕግስተኛ ይበል ግን ብጥዕና ዝመፀ ፕራንክ ከይድገም እየ ዝብል ብወገነይ ዝሮ ይመችኩም❤

  • @WdJv-vo3jb
    @WdJv-vo3jb หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤ኘራንኪ ተኮይና ብራንኪ ትምሰል አይዞኪ ሊሊየ ይአብ በረካ ገዲፍክምዋ ዝሃደምኩም አይፈልጣን ዝበልካ 🎉🎉🎉🎉🎉ዝሮ ንሶም ይቀርታ ኢለምኪ እዮም ሊሊ ምሰ ስስተርኪ ይቀርታ በልዮም ከምዝገበሩ ንስክለ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @Maregዪቲብ
    @Maregዪቲብ หลายเดือนก่อน +4

    ዞም ናትና እንኾዕ ብሰለም መፃኩም ❤❤❤

    • @LuluTgiray
      @LuluTgiray หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ወለላይ

  • @ቲቲጓልውቅሮ
    @ቲቲጓልውቅሮ หลายเดือนก่อน +2

    የኔ መሳኪን ሄኖሰይ ኣሊከይ😂😂❤❤🥺

  • @ጓልኣሉላyoutube-r7u
    @ጓልኣሉላyoutube-r7u หลายเดือนก่อน +23

    ኣቤት ፍቅሪ ማርያምን ኣሊከይ ዕድመ ጥዕናን ይሃቡኩም ፈጣሪ ኣይፈላሊኩም ኣብ ፈረ የቡፅሕኩም🎉🎉🎉🎉

  • @DianaEstif-bo9ob
    @DianaEstif-bo9ob 23 วันที่ผ่านมา

    eweyy lili edlna eki wala yhlwki k da ata amlke kmze aynet afqri hbni wawwww alex shekorr❤❤❤

  • @AsRs-k5q
    @AsRs-k5q หลายเดือนก่อน +10

    ይቅርታ ኣየድልዮን ፕራንክ ፕራንክ አዩ ዋ😂 ፍቅርኩም የብዝሓዮ ፍቱዋተይ ❤❤❤❤❤

  • @JfDdj-ih9sn
    @JfDdj-ih9sn หลายเดือนก่อน

    ጎቦዛት ደቂ ዓደይ ጎብዙ ከምዚ ግን ከቢድ እዩ ከይትደግምዋ 🥰🥰

  • @NevaKebede
    @NevaKebede หลายเดือนก่อน +3

    ዘይእመን ብራንክ ዘምህር ተዝከውን ዝበለፀ ይምረፅ ፍቁራት ኣጆኩም

    • @FjfigHchcu
      @FjfigHchcu หลายเดือนก่อน

      ክትመሃር ተደሊካ ካብዚ ንላዕሊ ዘምህር😳✊

  • @MillenaHaile-b4x
    @MillenaHaile-b4x หลายเดือนก่อน +1

    fikiri malet kemizi wala yehaliweni ❤❤❤❤ fikirikum yebizahayo mukurattttttt

  • @ጋልትግራይ-የ2ደ
    @ጋልትግራይ-የ2ደ หลายเดือนก่อน +4

    ጀግና የካ የኔ ዉድ ዕዲመን ጥዕና ያሃብኩም ፈጣራ ደቅነኤይ😢❤🎉🎉🎉❤

  • @ሂወት-ዠ2ሰ
    @ሂወት-ዠ2ሰ หลายเดือนก่อน

    ዋዋዋዋዋ ኣልከይ ናይ ባሓቂ ሰብ ሓደ ሰብ ሰብ ዘብሎ ሰብኣውነቱ እዩ ኣልክስ ካዓ ናይ ባሓቂ ኣፍቃር❤❤❤❤ ልሊየ ዶሞ ገቦዚ ቀፅልሉ ባሓቂ ብሕማማ ቀልድ እካ ፅቡቁ ተዘይ ኮነ ፕራንክ ተኮይኑ ግን ከምዚ ክኮን ኣለዎ😂😂😂