ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ናብዚ ክብሪ እትምነዩ ኣምላኽ ከምቸርነቱ የብቀዐና😍
Amen Amen Amen
Amen 🙏
ምርጫይ ኢኺድልየታቱ ኩሉ ጎይታ ኣርእዩኒጉድለተይ ክትመልእ ነዓኺ ሂቡኒ(ነዓኻ ሂቡኒ)ሓጎሰይ ገንፊሉ ምኽኣሉ ስኢነብዕልልታን ከበሮ ንስምካ ኣመስጊነካብ ኣቦይን ኣደይን ኣብሊጸ ዘፍቅራካብ ዓጽ መይ ዓድሚ ስጋይ ዝገበራብዘይምርምር ጸጋ ዝኾነት ኣካለይሄዋን 'ያ በሓቂ ኣምላኽ ዝዳለወለይኣካለይ ኣካልካ ኮይኑ ብተዋህዶንስድራይ ገዲፈ መንገድካ ክኸዶብፍጹም ሓድነት ተጣሚርና ሎሚኣዳመይ ጌሩካ ኤልሻዳይ ፈጻሚ(ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም እግዚኣብሔር ብኸምዚ የኽብርኩም)(ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም ድንግል ምስ ወዳ ትምላእ ጉድለታትኩም)እግዚኣብሔር ዓቢ ግብሪ ገበረልና'ውን ተሓጎስና ድንግል ምስ ወዳ ኣላ ኣብ ማእክልና(2)ንቤተ ክርስትያኑ ታያስ ከምዘፍቅራመርዓተይ ከፍቅር ኣሎኢ ሓደራኣካሉ ጌርዋ ክሳብ ዘለዓለምውህደትና ከምኡ'ዩ ዘይምሰል ብማንምክርስቶስ ንቤቱ ርእሳ ከዝኾነርእሰይ ከምዝኾንካ ይኣምን'የ ኣነተኣዛዚት እንዲ'ያ ቤተክርስትያን ንጎይታከምኡ ምኻን ኢዩ ንመርዓት ስልማታ(ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም እግዚኣብሔር ብኸምዚ የኽብርኩም)(ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም ድንግል ምስ ወዳ ትምላእ ጉድለታትኩም)እግዚኣብሔር ዓቢ ግብሪ ገበረልና'ውን ተሓገስና ድንግል ምስ ወዳ ኣላ ኣብ ማእክልና(2)ናይ'ዚ ምስጢር ዕቤት መን'ዩ ዝምርምሮተዋህዶ ናይ መርዑት ኣምላኽ'ዩ ዘኽብሮዘምሩ ብዓውታ ኣልዕሉ ከበሮነዚ ዘርኣየና ብዕልልታ ነስምሮZemar melakti ysmalna amlak xega yebzhalkum
በአማርኛም ይፃፍልን 😁😘👏👏👏ትግረኛ ለማንችለዉ
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰማዐልና
ዝማሬ መልአኽቲ የስምዓልና 🇪🇷❤️🙏
ዕልልልልልልል ኣሰይ ክንደይ ደስ ይብሉ ምቁራተይ ንአየይ ሓፍትኩም ትምንተይ ካምዚ ክከነለይ ኩሉ ግዜ ሕልመይ እዩ ኣሕዋተይ ኣምላክ ይስመርልኪ በልኒ ♥♥♥
ክሰምረልኪ እዩ ብፍቃድ እግዚአብሔር ዝያዳይ ኣጀኪ ኣብ መርዓኪ ዘምሪት ይግበረኒ ጋል እመብርሃን ሓፍተይ
@@ሰብክቡርእዩ ኣሰይይይ ዕልልልልል ኣምላክ ንመን ኢሊዎ ክብረተይ ♥♥♥ ሓፍተይ ማዓረይ
እግዚአብሔር አምለኽ ትምኒትኪ የስምረልኪን የስምረልናን።
ትምኒትኪ ይሃብኪ
ኣምላክ የስምረልኪ ምቅርቲ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እልልልልልልልልል ኣ አምላክ ከምዝተመኖንዮ ሓስብ ልብናን አስመረለኒ ንኩሉተና
Amen
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣስይይይይይይይይይ ተዋህዶ ምኻን ክንደይ ጥዕሙንይ ሰናይን እዩ ተመስገን ተመስገን ተመስን ኣምላከይ ንኩሉ ህዝቢ ክርስትያን ናትኻ ባሮት ክንከዉን ሰናይ ፍቃድካ ይኩን ❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹👏👏👏👏👏
ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩ ኣምላክ ንዓና ውን ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩ መድሃኔ ዓለም
🙏
ክርስቶስ ንቤቱ ርእሳ ከምዝኾነ ርእሰይ ከምዝኾንካ ይኣምን 'የ ኣነ፣ ዝማረ መላእኽቲ፡ ቅነ ያሬድ፡ ዝተቀበለ ዝማሬኽም ይቀበልልኩም ኣሜን
ብጣዕሚ ምስጢራዊት መዝሙር ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና ኣቦይ ቀሺ ከምኡ ዉን ሓፍትና።ምርጫይ ኢኺ።ድልየታቱ ኩሉ ጎይታ ኣርእዩኒ።ጉድለተይ ክትመልኢ ነዓኺ ሂቡኒ።ሓጎሰይ ገንፊሉ ምኽኣሉ ስኢነ ።ብዕልልታን ከበሮን ንስምካ ኣመስጊነ።ካብ ኣቦይን ኣደይን ኣብሊጸ ዘፍቅራ ካብ ዓጽመይ ዓጽሚ ስጋይ ዝገበራንዘይምርመር ጸጋ ዝኾነት ኣካለይሄዋን 'ያ በሓቂ ኣምላኽ ዘዳለወለይ ኣካለይ ኣካልካ ኮይኑ ብተዋህዶ ንስድራይ ገዲፈ መንገድኻ ክኸዶ ብፍጹም ተዋህዶ ተጣሚርና ሎሚ ኣካለይ ጌሩካ ኤልሻዳይ ፈጻሚደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም እግዚኣብሄርብል ብኸምዚ የኽብርኩም።ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም ድንግል ምስ ወዳ ትምላእ ጉድለታትኩም።እግዚኣብሄር ዓቢ ግብሪ ገበረልና ንሕና'ዉን ተሓጎስና(2) ድንግል ምስ ወዳ ኣላ ኣብ ማእከልና።ንቤተክርስትያኑ ታዖስ ከም ዘፍቀራመርዓተይ ከፍቅር ኣሎኒ ሓደራኣካሉ ጌርዋ ክሳብ ዘለዓለምዉህደትና ከምኡ'ዩ ዘይዉሰን ብማንም ክርስቶስ ንቤቱ ርእሳ ከምዝኾነ ርእሰይ ከምዝኾንካ የኣምን'የ ኣነ ተኣዛዚት እንድያ ቤተክርስትያን ንጎይታ ከምኡ ምዃን'ዩ ንመርዓት ስልማታደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም እግዚኣብሄርብል ብኸምዚ የኽብርኩም።ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም ድንግል ምስ ወዳ ትምላእ ጉድለታትኩም።እግዚኣብሄር ዓቢ ግብሪ ገበረልና ንሕና'ዉን ተሓጎስና(2) ድንግል ምስ ወዳ ኣላ ኣብ ማእከልና።ናይ'ዚ ምስጢር ዕብየት መን'ዩ ዝምርምሮተዋህዶ ናይ መርዑት ኣምላኽ'ዩ ዘኽብሮዘምሩ በዓውታ ኣልዕሉ ከበሮነዚ ዘርኣየና ብዕልልታ ነስምሮ(2)
⛪👏⛪👏⛪
ናይ ብሕቂ ዘቅንአ ምዝሙር አግዚአብሄር ኣብ ቃል ኪዳንኩም የጺንዓኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማኣልና ቃል ኪዳን ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም ብርሃንኩም እንዳ በርሄ የንብሮ ብሐቂ እግዚኣብሔርን ሰብን ዝድሰተሉ ቅዱስ መዝሙር ነዚ ከተዳልዉ ዘነቃቅሔ ሉኡል እግዚኣብሔር ለዘለኣለም ይክበር ይመስገን ኣሜን ምኽንያት ጣዕሚ ተዋህዶና ወላዲተ ኣምላኽ ቅድስተ ቅዲሳን ድንግል ማርያም ውን ካብ ማዓሙቅ ልብና ምስጋና ይብጽሐያ ኣሜንንንንንንንንንንንን እወ ደስ ኢልና ደስ ይበልኩም ድንግል ምስ ወዳ ትምላእ ጉድለታትኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንጉስ ሰማይን ምድርን ኣምላኽና እንታይ ይሰኣኖ ተመስገን-----------
Des zbl ኦርቶዶክስ ኮ መዓር እያ ለቱ ስብሃት ክርስቶስ ኣምላክ ኣባዊነ
ደስ ዝብል መዝሙር ።ግጥሚ 100%ዜማ 100 %ናይ ያሬድድምጺ 100%
ኣሰይ ዕልልል ዝምረ መላእኽቲ የስመዐልና ኣምላኽ ብዝሃበኩም ጽጋ ከምዚ ዓይነት መዝሙርት ክትውስኹ ፍቓዱ ይኹን ኣሜን🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክት የስምዓና እግዚአብሔር ጸጉኡ ይብዝሓኩም ኣቦና/ ሓፍትና ፡ ንይሕዋትና ከኣ ኪዳኖም ይባርክ እግዚአብሔር ።
ኣሰይይይይ ደቂ እመብርሃነይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ ኣምላኽ ቅዱሳን ኣቦታትና
ጸጋኡ የብዝሓልኩም ዘማርያን ኣቦና /ሓፍትና ንመርዓውቲ ኪዳኖም ይባርኽ እታ ኣዳምየ ትብል፡መዝሙር ከኣ እንተ ትሰዱልና ክንደይ ሰናይ ኔሩ ንጽበ ኣለና
ኣዳምየ ብንስሓ ዝሕደስ፡ ብምሕረት ዝመላለስ።ቀዳሲ ክመስል ዝቅደስ ዘይሰምሮ,ሰባኺ ክመስል ዝስበኽ ዘይገብሮ፡ዘማሪ ክመስል ዝዝመር ዘይሃቦ፡ብምሕረትካ እምበር ዩ ብግበረይሲ ዜሮ።ኣዳምየ ብንስሓ ዝሕደስ፡ ብምሕረት ኣምላኽ ዝመላለስ። ብጣዓሚ ጥዕምቲ መዝሙር እየ ቀልጢፋ ተትዝርጋሕ
@@hiskielhabte8248 myhyyt66779
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ዓስቢ ቅዱሳን ይኽፈልኩም ደስ ዘብል መርዓ ስርዓት ቤት ክርስቲያና ዘደንቅ እዩ።
Sreat betekrstyan zhalewe mezmur kemzi you bflay ab zema (Amlak zazezo hadar bSbketn mezmurun enehalekum )
ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና ኣቦይ ቐሺ ተክለሃይማኖት& ሓፍትና ሰላም፡ ብጥበብ ዝተደነድቀ መዝሙር
ኣስይ፡ ክንደይ ደስ ይብል ዕልልልልል ዝማሬ ማላእክቲ፡ የስመዐልና ኣሜንኣሜን ኣሜን
ርሑስ ጋማ ንመርዓውቲጸጋን ዕድመን የብዝሓልኩምክቡራት ዘመርቲ ኣባ ቐሽን ሓፍትናን።
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና እግዚኣብሔር ጸጋ ይብዝሕ ኣባ ቀሺ und ሓፍትና
ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ስድራ ክርስቶስ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ ቃል ኪዳን ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም ።
አሰይ ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ድሕሪ እቲ ዝመረረ ሰደት መርዓት ብካምዙይ ክኮነለይ ናይ ኩሉ ጊዜ ጾሎተይ እዩ።
ዕልልልልልልልው ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፍቅራተይ አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፀጉኡ የብዘሐልካ ዕደመን ጥዕናን ያሃብካ
ኣሰይ ዕልልል ዝማረ መላእኽቲ የስመዐልና፡፡ኣምላኽ ብዝሃበኩም ፀጋ ከምዚ ዓይነት መዝሙራት ክትውስኹ ፍቓዱ ይኹን፡፡ኣሜን፡፡
ዝሜሬ መላእክት የሰመእልና ክብር ሓውና ጸግኡ ይበዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላከ አሜን አሜን አሜን አሜን 🌷🌷🌷🌷👏👏👏👏
አሰይ ዝማሬ መልኣክት ይስማዓልና እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዝሕ
Aseyyyyyyy Ellllllllllllllll aaxtka zelemlm mezmur des elni msakum wala ane Egzabiher tsegau yebzahalkum 💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
Amlak tsgu yebzhalkum abo Keshi btsami des zebl mezmur
ዕልልልልልልልልልልል ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኹም ናብዚ ክብሪ የብቀዐና🙏❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስማዓልና ንመርዓውቲ ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረሎም
ብሓቂ ዝማረ መላእኽቲ የስማዓልና ክቡር ኣቦና♡ምስጢሩ ዝሓለወ ግሩም ዝኾነ መዝሙር ።
ኣሰይ ክንደይ ደስ ዝብል መዝሙር ልብካ ዘረስርስ ያረዳዊ መዝሙር
ደስ ዘብል ኩቡር ዝኮነ ቃል ኪዳን ብመዝሙር ዝተሰነየ ኢድመን ጠኢናን የሃብኩም ኢዚ ህጂ ዘሎ ወለዶ ኣሰርኩም ዝሲኢቡ ይግብሮም
ዕልልልልልልልልል ብጣዕሚ ደስ ትብል መዝሙር ሰሚዒካ ዘይትጽገብ አግዛቢሄር ኣምላክ ጸጉኡን ጥበቡን የብዛሃልኩም
Amen zmere melakti ysmelna amen amen
ዝማረ ቅዱን ኣቦታትና ዝተቀበለ ዝማሮኩም እግዚኣብሃር ይቀበለልኩም
ኣሰይ ዕልልልልል ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልና
ብሓቂ ዝማረ መላኢክት የስምዓልና ኣቦናን ሓብትናን ኣምለክ ዘበን ሂወትኩም ይባርክ እንተ ተካኢሉ እባ እቲ ግጥሚ ዘርኢ ጽሓፉልና እቕርታ ግን ብድፍረትይ እየ ኮሙ ዝበል ዝለኩ ኣሜን ።
ዕልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ጥዑም መዝሙር ቀጽልዎ።
Des tbl mezmur zmare melaekt yesmealna kesis tekle and haftna. Nay agelglot zebenkum ybarek
ክንደይ ድስ ክብል እዩ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 🌻🌻🌻 ኣምላክ ትምኒታትና ይሃበና 🌻🌻🌻
እልልልልልልልልል ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርክ ናይ ኣብራህም ሳራን ሓዳር ይግበረልኩም🌿🌿🌿🌿🌿🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌿🌿🌿🌿🌷🌷🌷🙏🙏🙏🤲🤲🤲❤❤❤❤
Amen 🙏🙏🙏Egzabher Amlakna hadarkum yebareken yekedesen🙏
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና🌿🌿🌿🌷🌷🌻🌻🌻
ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጽጉኡ የብዝሓልኩ
semieka deytmno mezmur egziabhier xegu yebzhalkum
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣቦና ሓፍትና
እግዚኣብሔር ዘመንኩም ይባርክ ኣቦና ብጣዕሚ ጥዑም ዝኮነ ዝማሬ
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና
ጎይታ ይባርኹም ኪዳንኩም ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበሮ።
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኩም ብሓቂ!!!አሰይይይይይ ደስስስስስ ምብልኩምለ 🌷🌷💐💐💐🌺🌺🕊🕊🕊🕊 ሰለማዊ አምላክና ምሳኹም ይኹን🕊🕊🕊
እልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መልኣክት የስመዐልና
ኣሜን፡ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ጸጋኡ የብዝሓልኩም ክቡር ኣቦና
ብሓቂ ደስስ ዝብል መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስምዐልና
Zimare meliekiti yesmaelna Amen 🙏♥️🙏
Asey Zmarer melakti yesmalna Nay zemen hiwetkum ybark
አሜን አሜን አሜን ደስ ዝብል መዝሙር ናይ እግዚአብሔር ፀጋኦ የብዘሐልና እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ቀል ኣምላክ የሰመኣና ❤ ጵቡቃት የህዋተይ
Zimare melekti yesmelna Amen Amen Amen 🙏🤲 burukat mezamurana xega bereketu yebzhalkum fetari 🙏🙏🙏
እልልልልልልልልልል ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክና
Amen Amen Amen zmarie melaekt yesmealna amlake kdusan xegeu yebzhalkum
ቃለ ሂወት የስምዓልና ጥዕምቲ መዝሙር፡ ኣምላክ ጸጋበረከቱ የብዝሓልኩም።
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣቦይ ቀሺ።
እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና🙏🙏🌿🌿🌿🌿🌷🌷🌷🌻🌻🌻🌻🌻🌻🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️
አሜን አሜን አሜን ይኹነለይ እንተበልኹስ ሓጥያት ዶ ክኮነኒ ይኸውን ምክንያቱ ብሓጥያት ዝረሳሕኹ ሰብ ምኻነይ ስለ ዝፈልጥ እየ ክንደይ ግዜ አምላከይ ከምዘቀየምክዎ ነዚ ክብሪ ዝግበአኹም አምላክ ሓሳብ ልብኹም የስምረልኹም
ፍጹም ጥራይ ተነሳሕ
aseyyy des zebel mezumurr xegu yebezhalekummm fetari
ደስ ዝብል ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሓልኹም ❤❤❤
Zamre melakt yesmalna nay malti texenbelti kalkidankum ybark egziabhier
ኣሜን(3) እልልልልልልልል ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ኩቡራተይ😍😍😍🙏🙏🙏🙏
ደሰ ዘብል መዝሙር ጸጋኦ የብዝሕ
እልልልልልልልልልልልል አሰይይይይይይይይይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐልኩም ስደትና አሕፂሩ ናብዚ ቅድስ ቅሩባን የብቀዐና 👏 አሜን፫
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት ኣሕዋትና
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልናእልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልል
amen amen amen zmare melaekti yesmalna
amen zmare melakty yesmalna Egzabiher xgu yebzhalkum
Amen Amen Amen Zmare meleakti yesmalna yhwat egzabiher xegeu yebzhalkum
እልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ብሓቂ
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብራተይ ዕልልልልልልል❤❤❤❤😂
Elllll elllllll zemare melakte yesmealna ❤️✝️✝️✝️🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬየ መላኣክት የስኣማልና እግዚኣብሔር ጸጋ የብዝሓልኩም
Amen amen amen zmarie melaekt yesmealna abona egziabhier edmen tenan yhabkum
Amen amen amen zmare melaekti yesmealna sdra egziabiher
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna
Zemare milakti yesmalna fquratey
Fliyti mezmur amlak xegu ybzhalkum dmxi kulu 100%
Asey ellllllllll elllllllllll ellllllllll ruhus gama yhwatey kalkidan abrhamn saran zbareke ezgabher ybark kem mayn tseban ytsebrkum abebakum yereyena❤️🌹🥰💒🇪🇷🇳🇴🙏🙏🙏
Zemare melakt yesmealna aboy qeshi xegue yebzeh
ኣሜን ዝመረ መልእክተ ይሰማዓልና
Naybehaki zmare melakti yesmealna abotatna gal dngl maryam mkaney des andabeleni
ዝማሬ መላእክት! 😍❤️
Zimari melakiti yesmialna
Zmare melaekti yesmealna
Amen Amen Amen kal hiwet ysmealna Abena
Betami dasi tebeli mazemur
Kal hiwet yesmaalan
ናብዚ ክብሪ እትምነዩ ኣምላኽ ከምቸርነቱ የብቀዐና😍
Amen Amen Amen
Amen 🙏
ምርጫይ ኢኺ
ድልየታቱ ኩሉ ጎይታ ኣርእዩኒ
ጉድለተይ ክትመልእ ነዓኺ ሂቡኒ(ነዓኻ ሂቡኒ)
ሓጎሰይ ገንፊሉ ምኽኣሉ ስኢነ
ብዕልልታን ከበሮ ንስምካ ኣመስጊነ
ካብ ኣቦይን ኣደይን ኣብሊጸ ዘፍቅራ
ካብ ዓጽ መይ ዓድሚ ስጋይ ዝገበራ
ብዘይምርምር ጸጋ ዝኾነት ኣካለይ
ሄዋን 'ያ በሓቂ ኣምላኽ ዝዳለወለይ
ኣካለይ ኣካልካ ኮይኑ ብተዋህዶ
ንስድራይ ገዲፈ መንገድካ ክኸዶ
ብፍጹም ሓድነት ተጣሚርና ሎሚ
ኣዳመይ ጌሩካ ኤልሻዳይ ፈጻሚ
(ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም እግዚኣብሔር ብኸምዚ የኽብርኩም)
(ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም ድንግል ምስ ወዳ ትምላእ ጉድለታትኩም)
እግዚኣብሔር ዓቢ ግብሪ ገበረልና'ውን ተሓጎስና ድንግል ምስ ወዳ ኣላ ኣብ ማእክልና(2)
ንቤተ ክርስትያኑ ታያስ ከምዘፍቅራ
መርዓተይ ከፍቅር ኣሎኢ ሓደራ
ኣካሉ ጌርዋ ክሳብ ዘለዓለም
ውህደትና ከምኡ'ዩ ዘይምሰል ብማንም
ክርስቶስ ንቤቱ ርእሳ ከዝኾነ
ርእሰይ ከምዝኾንካ ይኣምን'የ ኣነ
ተኣዛዚት እንዲ'ያ ቤተክርስትያን ንጎይታ
ከምኡ ምኻን ኢዩ ንመርዓት ስልማታ
(ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም እግዚኣብሔር ብኸምዚ የኽብርኩም)
(ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም ድንግል ምስ ወዳ ትምላእ ጉድለታትኩም)
እግዚኣብሔር ዓቢ ግብሪ ገበረልና'ውን ተሓገስና ድንግል ምስ ወዳ ኣላ ኣብ ማእክልና(2)
ናይ'ዚ ምስጢር ዕቤት መን'ዩ ዝምርምሮ
ተዋህዶ ናይ መርዑት ኣምላኽ'ዩ ዘኽብሮ
ዘምሩ ብዓውታ ኣልዕሉ ከበሮ
ነዚ ዘርኣየና ብዕልልታ ነስምሮ
Zemar melakti ysmalna amlak xega yebzhalkum
በአማርኛም ይፃፍልን 😁😘👏👏👏ትግረኛ ለማንችለዉ
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰማዐልና
ዝማሬ መልአኽቲ የስምዓልና 🇪🇷❤️🙏
ዕልልልልልልል ኣሰይ ክንደይ ደስ ይብሉ ምቁራተይ ንአየይ ሓፍትኩም ትምንተይ ካምዚ ክከነለይ ኩሉ ግዜ ሕልመይ እዩ ኣሕዋተይ ኣምላክ ይስመርልኪ በልኒ ♥♥♥
ክሰምረልኪ እዩ ብፍቃድ እግዚአብሔር ዝያዳይ ኣጀኪ ኣብ መርዓኪ ዘምሪት ይግበረኒ ጋል እመብርሃን ሓፍተይ
@@ሰብክቡርእዩ ኣሰይይይ ዕልልልልል ኣምላክ ንመን ኢሊዎ ክብረተይ ♥♥♥ ሓፍተይ ማዓረይ
እግዚአብሔር አምለኽ ትምኒትኪ የስምረልኪን የስምረልናን።
ትምኒትኪ ይሃብኪ
ኣምላክ የስምረልኪ ምቅርቲ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እልልልልልልልልል ኣ አምላክ ከምዝተመኖንዮ ሓስብ ልብናን አስመረለኒ ንኩሉተና
Amen
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣስይይይይይይይይይ ተዋህዶ ምኻን ክንደይ ጥዕሙንይ ሰናይን እዩ ተመስገን ተመስገን ተመስን ኣምላከይ ንኩሉ ህዝቢ ክርስትያን ናትኻ ባሮት ክንከዉን ሰናይ ፍቃድካ ይኩን ❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹👏👏👏👏👏
ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩ ኣምላክ ንዓና ውን ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩ መድሃኔ ዓለም
🙏
ክርስቶስ ንቤቱ ርእሳ ከምዝኾነ
ርእሰይ ከምዝኾንካ ይኣምን 'የ ኣነ፣ ዝማረ መላእኽቲ፡ ቅነ ያሬድ፡ ዝተቀበለ ዝማሬኽም ይቀበልልኩም ኣሜን
ብጣዕሚ ምስጢራዊት መዝሙር ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና ኣቦይ ቀሺ ከምኡ ዉን ሓፍትና።
ምርጫይ ኢኺ።
ድልየታቱ ኩሉ ጎይታ ኣርእዩኒ።
ጉድለተይ ክትመልኢ ነዓኺ ሂቡኒ።
ሓጎሰይ ገንፊሉ ምኽኣሉ ስኢነ ።
ብዕልልታን ከበሮን ንስምካ ኣመስጊነ።
ካብ ኣቦይን ኣደይን ኣብሊጸ ዘፍቅራ
ካብ ዓጽመይ ዓጽሚ ስጋይ ዝገበራ
ንዘይምርመር ጸጋ ዝኾነት ኣካለይ
ሄዋን 'ያ በሓቂ ኣምላኽ ዘዳለወለይ
ኣካለይ ኣካልካ ኮይኑ ብተዋህዶ
ንስድራይ ገዲፈ መንገድኻ ክኸዶ
ብፍጹም ተዋህዶ ተጣሚርና ሎሚ
ኣካለይ ጌሩካ ኤልሻዳይ ፈጻሚ
ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም እግዚኣብሄርብል ብኸምዚ የኽብርኩም።
ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም ድንግል ምስ ወዳ ትምላእ ጉድለታትኩም።
እግዚኣብሄር ዓቢ ግብሪ ገበረልና ንሕና'ዉን ተሓጎስና(2) ድንግል ምስ ወዳ ኣላ ኣብ ማእከልና።
ንቤተክርስትያኑ ታዖስ ከም ዘፍቀራ
መርዓተይ ከፍቅር ኣሎኒ ሓደራ
ኣካሉ ጌርዋ ክሳብ ዘለዓለም
ዉህደትና ከምኡ'ዩ ዘይዉሰን ብማንም
ክርስቶስ ንቤቱ ርእሳ ከምዝኾነ
ርእሰይ ከምዝኾንካ የኣምን'የ ኣነ
ተኣዛዚት እንድያ ቤተክርስትያን ንጎይታ
ከምኡ ምዃን'ዩ ንመርዓት ስልማታ
ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም እግዚኣብሄርብል ብኸምዚ የኽብርኩም።
ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም ድንግል ምስ ወዳ ትምላእ ጉድለታትኩም።
እግዚኣብሄር ዓቢ ግብሪ ገበረልና ንሕና'ዉን ተሓጎስና(2) ድንግል ምስ ወዳ ኣላ ኣብ ማእከልና።
ናይ'ዚ ምስጢር ዕብየት መን'ዩ ዝምርምሮ
ተዋህዶ ናይ መርዑት ኣምላኽ'ዩ ዘኽብሮ
ዘምሩ በዓውታ ኣልዕሉ ከበሮ
ነዚ ዘርኣየና ብዕልልታ ነስምሮ(2)
⛪👏⛪👏⛪
ናይ ብሕቂ ዘቅንአ ምዝሙር አግዚአብሄር ኣብ ቃል ኪዳንኩም የጺንዓኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማኣልና ቃል ኪዳን ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም ብርሃንኩም እንዳ በርሄ የንብሮ ብሐቂ እግዚኣብሔርን ሰብን ዝድሰተሉ ቅዱስ መዝሙር ነዚ ከተዳልዉ ዘነቃቅሔ ሉኡል እግዚኣብሔር ለዘለኣለም ይክበር ይመስገን ኣሜን ምኽንያት ጣዕሚ ተዋህዶና ወላዲተ ኣምላኽ ቅድስተ ቅዲሳን ድንግል ማርያም ውን ካብ ማዓሙቅ ልብና ምስጋና ይብጽሐያ ኣሜንንንንንንንንንንንን እወ ደስ ኢልና ደስ ይበልኩም ድንግል ምስ ወዳ ትምላእ ጉድለታትኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንጉስ ሰማይን ምድርን ኣምላኽና እንታይ ይሰኣኖ ተመስገን-----------
Des zbl ኦርቶዶክስ ኮ መዓር እያ ለቱ ስብሃት ክርስቶስ ኣምላክ ኣባዊነ
ደስ ዝብል መዝሙር ።
ግጥሚ 100%
ዜማ 100 %ናይ ያሬድ
ድምጺ 100%
ኣሰይ ዕልልል ዝምረ መላእኽቲ የስመዐልና ኣምላኽ ብዝሃበኩም ጽጋ ከምዚ ዓይነት መዝሙርት ክትውስኹ ፍቓዱ ይኹን ኣሜን🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክት የስምዓና እግዚአብሔር ጸጉኡ ይብዝሓኩም ኣቦና/ ሓፍትና ፡ ንይሕዋትና ከኣ ኪዳኖም ይባርክ እግዚአብሔር ።
ኣሰይይይይ ደቂ እመብርሃነይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ ኣምላኽ ቅዱሳን ኣቦታትና
ጸጋኡ የብዝሓልኩም ዘማርያን ኣቦና /ሓፍትና ንመርዓውቲ ኪዳኖም ይባርኽ
እታ ኣዳምየ ትብል፡መዝሙር ከኣ እንተ ትሰዱልና ክንደይ ሰናይ ኔሩ ንጽበ ኣለና
ኣዳምየ ብንስሓ ዝሕደስ፡ ብምሕረት ዝመላለስ።
ቀዳሲ ክመስል ዝቅደስ ዘይሰምሮ,
ሰባኺ ክመስል ዝስበኽ ዘይገብሮ፡
ዘማሪ ክመስል ዝዝመር ዘይሃቦ፡
ብምሕረትካ እምበር ዩ ብግበረይሲ ዜሮ።
ኣዳምየ ብንስሓ ዝሕደስ፡ ብምሕረት ኣምላኽ ዝመላለስ።
ብጣዓሚ ጥዕምቲ መዝሙር እየ ቀልጢፋ ተትዝርጋሕ
@@hiskielhabte8248 myhyyt66779
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ዓስቢ ቅዱሳን ይኽፈልኩም ደስ ዘብል መርዓ ስርዓት ቤት ክርስቲያና ዘደንቅ እዩ።
Sreat betekrstyan zhalewe mezmur kemzi you bflay ab zema
(Amlak zazezo hadar bSbketn mezmurun enehalekum )
ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና ኣቦይ ቐሺ ተክለሃይማኖት& ሓፍትና ሰላም፡ ብጥበብ ዝተደነድቀ መዝሙር
ኣስይ፡ ክንደይ ደስ ይብል ዕልልልልል ዝማሬ ማላእክቲ፡ የስመዐልና ኣሜንኣሜን ኣሜን
ርሑስ ጋማ ንመርዓውቲ
ጸጋን ዕድመን የብዝሓልኩም
ክቡራት ዘመርቲ ኣባ ቐሽን ሓፍትናን።
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና እግዚኣብሔር ጸጋ ይብዝሕ ኣባ ቀሺ und ሓፍትና
ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ስድራ ክርስቶስ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ ቃል ኪዳን ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም ።
አሰይ ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና
ድሕሪ እቲ ዝመረረ ሰደት መርዓት ብካምዙይ ክኮነለይ ናይ ኩሉ ጊዜ ጾሎተይ እዩ።
ዕልልልልልልልው ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፍቅራተይ አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፀጉኡ የብዘሐልካ ዕደመን ጥዕናን ያሃብካ
ኣሰይ ዕልልል ዝማረ መላእኽቲ የስመዐልና፡፡ኣምላኽ ብዝሃበኩም ፀጋ ከምዚ ዓይነት መዝሙራት ክትውስኹ ፍቓዱ ይኹን፡፡ኣሜን፡፡
ዝሜሬ መላእክት የሰመእልና ክብር ሓውና ጸግኡ ይበዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላከ አሜን አሜን አሜን አሜን 🌷🌷🌷🌷👏👏👏👏
አሰይ ዝማሬ መልኣክት ይስማዓልና እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዝሕ
Aseyyyyyyy Ellllllllllllllll aaxtka zelemlm mezmur des elni msakum wala ane Egzabiher tsegau yebzahalkum 💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
Amlak tsgu yebzhalkum abo Keshi btsami des zebl mezmur
ዕልልልልልልልልልልል ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኹም ናብዚ ክብሪ የብቀዐና🙏❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስማዓልና ንመርዓውቲ ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረሎም
ብሓቂ ዝማረ መላእኽቲ የስማዓልና ክቡር ኣቦና♡
ምስጢሩ ዝሓለወ ግሩም ዝኾነ መዝሙር ።
ኣሰይ ክንደይ ደስ ዝብል መዝሙር ልብካ ዘረስርስ ያረዳዊ መዝሙር
ደስ ዘብል ኩቡር ዝኮነ ቃል ኪዳን ብመዝሙር ዝተሰነየ ኢድመን ጠኢናን የሃብኩም ኢዚ ህጂ ዘሎ ወለዶ ኣሰርኩም ዝሲኢቡ ይግብሮም
ዕልልልልልልልልል ብጣዕሚ ደስ ትብል መዝሙር ሰሚዒካ ዘይትጽገብ አግዛቢሄር ኣምላክ ጸጉኡን ጥበቡን የብዛሃልኩም
Amen zmere melakti ysmelna amen amen
ዝማረ ቅዱን ኣቦታትና ዝተቀበለ ዝማሮኩም እግዚኣብሃር ይቀበለልኩም
ኣሰይ ዕልልልልል ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልና
ብሓቂ ዝማረ መላኢክት የስምዓልና ኣቦናን ሓብትናን ኣምለክ ዘበን ሂወትኩም ይባርክ እንተ ተካኢሉ እባ እቲ ግጥሚ ዘርኢ ጽሓፉልና እቕርታ ግን ብድፍረትይ እየ ኮሙ ዝበል ዝለኩ ኣሜን ።
ዕልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ጥዑም መዝሙር ቀጽልዎ።
Des tbl mezmur zmare melaekt yesmealna kesis tekle and haftna. Nay agelglot zebenkum ybarek
ክንደይ ድስ ክብል እዩ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 🌻🌻🌻 ኣምላክ ትምኒታትና ይሃበና 🌻🌻🌻
እልልልልልልልልል ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርክ ናይ ኣብራህም ሳራን ሓዳር ይግበረልኩም🌿🌿🌿🌿🌿🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌿🌿🌿🌿🌷🌷🌷🙏🙏🙏🤲🤲🤲❤❤❤❤
Amen 🙏🙏🙏
Egzabher Amlakna hadarkum yebareken yekedesen🙏
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና🌿🌿🌿🌷🌷🌻🌻🌻
ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጽጉኡ የብዝሓልኩ
semieka deytmno mezmur egziabhier xegu yebzhalkum
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣቦና ሓፍትና
እግዚኣብሔር ዘመንኩም ይባርክ ኣቦና ብጣዕሚ ጥዑም ዝኮነ ዝማሬ
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና
ጎይታ ይባርኹም ኪዳንኩም ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበሮ።
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኩም ብሓቂ!!!
አሰይይይይይ ደስስስስስ ምብልኩምለ 🌷🌷💐💐💐🌺🌺🕊🕊🕊🕊 ሰለማዊ አምላክና ምሳኹም ይኹን🕊🕊🕊
እልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መልኣክት የስመዐልና
ኣሜን፡ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ጸጋኡ የብዝሓልኩም ክቡር ኣቦና
ብሓቂ ደስስ ዝብል መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስምዐልና
Zimare meliekiti yesmaelna Amen 🙏♥️🙏
Asey Zmarer melakti yesmalna Nay zemen hiwetkum ybark
አሜን አሜን አሜን ደስ ዝብል መዝሙር ናይ እግዚአብሔር ፀጋኦ የብዘሐልና እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ቀል ኣምላክ የሰመኣና ❤ ጵቡቃት የህዋተይ
Zimare melekti yesmelna Amen Amen Amen 🙏🤲 burukat mezamurana xega bereketu yebzhalkum fetari 🙏🙏🙏
እልልልልልልልልልል ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክና
Amen Amen Amen zmarie melaekt yesmealna amlake kdusan xegeu yebzhalkum
ቃለ ሂወት የስምዓልና ጥዕምቲ መዝሙር፡ ኣምላክ ጸጋበረከቱ የብዝሓልኩም።
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣቦይ ቀሺ።
እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና🙏🙏🌿🌿🌿🌿🌷🌷🌷🌻🌻🌻🌻🌻🌻🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️
አሜን አሜን አሜን ይኹነለይ እንተበልኹስ ሓጥያት ዶ ክኮነኒ ይኸውን ምክንያቱ ብሓጥያት ዝረሳሕኹ ሰብ ምኻነይ ስለ ዝፈልጥ እየ ክንደይ ግዜ አምላከይ ከምዘቀየምክዎ ነዚ ክብሪ ዝግበአኹም አምላክ ሓሳብ ልብኹም የስምረልኹም
ፍጹም ጥራይ ተነሳሕ
aseyyy des zebel mezumurr xegu yebezhalekummm fetari
ደስ ዝብል ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሓልኹም ❤❤❤
Zamre melakt yesmalna nay malti texenbelti kalkidankum ybark egziabhier
ኣሜን(3) እልልልልልልልል ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ኩቡራተይ😍😍😍🙏🙏🙏🙏
ደሰ ዘብል መዝሙር ጸጋኦ የብዝሕ
እልልልልልልልልልልልል አሰይይይይይይይይይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐልኩም ስደትና አሕፂሩ ናብዚ ቅድስ ቅሩባን የብቀዐና 👏 አሜን፫
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት ኣሕዋትና
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና
እልልልልልልልልልልልልል
እልልልልልልልልልልልልል
እልልልልልልልልልልል