DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ተራ ሓንቲ ሃገራዊት እንዳ ስዋ ኣብ ግዜ ቓልሲ - መሳጢት ዛንታ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 28 พ.ย. 2024
- ተራ ሓንቲ ሃገራዊት እንዳ ስዋ (ብሰራው ባንድ ትፍለጥ) ኣብ ግዜ ቓልሲ - መሳጢት ዛንታ
To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming visit www.dendenmedi...
/ dendenmedia
To access ERi-TV Official TH-cam Chanel visit / eritveritreaofficial
To access DimTsi Hafash Official TH-cam Chanel visit / @dimtsihafash-official... www.dendenmedi...
/ eritv_official
Like & subscribe
i love tv eri 100% 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ብጣዕሚ ጽቡቅ መሳጢ ዛንታ ወዲ ክብሪ ድማ አምላክ እንቃዕ ካብዚ ኩሉ ሽግር አዉጽአካ ብሕጂ ድማ አምላክ ምሳካ እዩ መሳጢት ዛንታ ንበረልና ወዲ ኤረ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣሚ ጽቡቅ ዛንታ እዩ ቀጽሉዎ የቀነየልና
Ajokum deqi ereyyy 👍😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🇪🇷💐🇪🇷💪🇪🇷🌺🇪🇷🌺🍹🇪🇷🍹🇪🇷
መርሓባ ድምጺ ሓፋሽ ድምጺ ሓቂ።
የቐንየልና ኣዝዩ መሳጢ ዕ ላልን ዛንታን። ጽቡቕ መደብ ተዘክሮታት ሃገራዊ ስምዒታት ኣብ ጊዜ መግዛአቲ ተራ ኣብያተ መስተ ብቐሊል ኣይረአን ኢዩ። ወዲ ክብሪ ከኣ ሓያል ስነ ጥበበይና ኣጆኻ ቀጽሎ።
ርሑስ በዓል ናጽነት።
ብጥዕሚ መሳጢ ዛንታ ባንዴራ በጃኺ ውረድልና ከም ትምኒትኩም ካኣ ወሪዳ ኣምላኽ ብ☂️☂️☂️የጽልላ☂️🇪🇷☂️🇪🇷☂️🇪🇷☂️🇪🇷☂️🇪🇷☂️🇪🇷☂️🇪🇷☂️
ኣየ ጅግንነት ሕቡናት ኢና ብኣኹም ደቂ ኤረይ '!!!
beautiful story!!!have long life wedi Eriy jegna kebrn Mogosn Nswatien Awet Nehafash!!!🐯🐯🐯🐯🐯🐯
🇪🇷🇪🇷🇪🇷ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amazing 🙌🙌🙌 THANK YOU
Love 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🎄🎄 🎄 ruhus baol naxnet yegbrelna deqi erey 🇪🇷 🇪🇷 wefrina 🍏 🍏 🍏 🌱 🌱 💪 💪 NILMAOT
መደብኩም ማሃርን ኣዘናጋዕን እዩ ቀጽልዋ ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ብጣዕሚ መሳጢ ዛንታ
ጀጋኑ ዝሓለፈ ጅግነነቶም ሽግር ንድሕርት ተመልስካ ክትዕልሎ ግን ክኣ ከብዲ ኤዩ ኔሩ ዓመት ናጽነት ኮይኑ ይዝከር ኣሎ ዮሃና ደቂ ኤረይ 🇪🇷🌹🇪🇷🌹💥💥🇪❤️
ሽኮሪናታት ደቂ ኤረይ ሰብ ረዚን ታሪክ እግዝአቢሄር ይባርኩም ንአዴና ጸሀይቱ ድማ ፈጣሪ ናይ ዘልአለም ሂወት ይሀበን
This is Amazing program, Thank you.
ብጣዕሚ ጽቡቕ ዛንታ መስሓቕ ቀጽልዎ ብጃኹም
This is one of the best stories of Asmara's traditional brewing outlets.
Wedi Kebri, a gifted story teller.
I am proud to be Eritrean,zelalemawi zikiri nisematatna!
Respect
መርሓባ ጋሻ ሎሚ ኣዝዩ ጽቡቅ መደብ ኣቅሪብኩም እዞም ሻምፕዮን ሓበን ህዝቦምን ሃገሮምን ጀጋኑ ደቂ ደበሳይ ኣዝዩ ደስ ዝብል ፍቅሪ ዝመልኦ ሕውነታዊ ሓልዮቶምን ፍቅሮምን ብጣዕሚ መሲጡና ኣብ ሂወቶም ዓወትን ኣሳልጦን ንምነየሎም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ ም
Wooo good job
Ajoka ajona erina
I love 💕 Eritreaaa. Miki+Awet+Efrem+Girmay+Tekle
እወ : እዚ : ወዲ ኽብሪ : ከዕልለና : ዝጸንሔ : ካብ ዝገርመካ : ካብቲ : ዝበሎ : ወጻኢ : ደፍረት : እዉን : ብዚያዳ : ኔሩዩ ።
ድሓር : ከአ : እቶም አብኡ : ዝአትዉ : ዝነበሩ : ንገዝኦም : ክምለሱ : ከለዉ : መብዛሕቶም : ሰኺሮም : ስለዝምለሱ ። ብስድራቤቶምን : እቲ : ገዛዉትን : ከም : ዓዋሉን : ሰታያትን : እዮም : ዝቁጸሩ ኔሮም ።
እቲ መንግስቲ : እዉን : እቲ መንእሰይ : ንበረኻ : ከይወጽእ : አብስኽራንን : መስተን : ከድህብ : ይግበር ኔሩዩ ።
አነ እታ : እንዳስዋ : ብአካል : እኳ : ተዘይአተኹዋ : እቲኸባቢ : አጸቢቀ ይፈልጦየ እቲ : ሰራዉ ዝብሀል : ከባቢ : ድሕሪ : ፖስጣ : ዕዳጋ : ዓርቢ : ኮይኑ : አብታ : ትብሀል ዘላ እንዳስዋ : ብዙሓት : ናኢትዮጵያ : ሴኩሪቲ : ወይ : ሓሰዉቲ : ወይ : ዑጡቃት : ነጭለባስ : ተጋሩ : ዝቅመጥሉ : ከባቢ : እዩ : ኔሩ ። እዚዩ ድማ : ድፍረት : ዘበለኒ : እቶም ነጭለባሳት እዉን : ምስኦም : ይሰትዩ እዮም ።
አብ አባ : ሻዉል : ግና : ወዲ ኽብሪ : ከምዝበሎ : ሪጋ መጃንን : ዝብሀል : ቦታ : አሎ : ብዓረብ ከአ مجنون/ መጅኑን : ማለት : ዕቡድዩ ።
አነ ክብሎ ደሌ : ዘለኹ ግና : አብኡ : ተዘይተጋግየ : እንዳኹመል : ዝበሀል : ሓንቲ : ካልአይታን : እንዳዲስኮ : እየን : ዝብሀላ : ብቴብ : ሙዚቃ : ተኸፊቱ : ሰምበት : ሰንበት: ሰልዲ ዘለዋ : ኒላ : አምባሳደር : ትስዕስዕ : ሰልዲ ዘይብላ ኸአ : አብኡ : ይስዕስዑ ።
አነ : ክርኢለ : ሓደ ክልተ ሰንበት ኬደ : : አብቲ ቦታ : ኸአ : ዋላ : ሰራዊት : ናኢትዮጵያ : ክዛናግዑ : አብኡ : ሰንበትሰንበት እንዳመጽኡ : የስዕሱዑ : እሞ : ኩላ : ምስ ሰኸረት : ደድላያ : ነናታ : ትዛረብ : ትደርፍ : ፍርሒ የለን ። እቶም : ወተሀደራት እዉን ገሊኦም : ዝሰልቸዎም : ስለዝነበሩ : ምስቶም : ኤርትራዉያን መናእሰይ : የገባበዙን : የዕሉሉን ኔሮም ። ዝፍራሕ : ትግራዎት ናይእዝኒ / ሓሰዉቲ ወይ : አባላት : ሴኩሪቲ : ዝሰርሑ እዮም ።
አብዚኣ : ሓንቲ : ከዕልለኩም : አብ ዓዲ - ቀይሕዩ : እንዳ አስካለ ዝብሀል : ፍሉጥ : እንዳሜስ ኔሩ ። ሓያልን : ብርትዑን : ሜስ : ዝሽየጦ : ቦታ ። እቲ ሜስ : ሓንቲ : ምስ ሰተኻ : አፍንጫኻ : ከምዚ : ክናኸስ ዝደለየ ከልቢ : ይንቀሳኸስ : ክልተ ምስ ሰተኻ : ምድራፍ : ትጅምር : አብሳልሰይቲ : ተሰኒፍካ : ርእስኻ : ከምጠበቅ : ትንቅንቅ ። ሽዑ : አብቲ እንዳሜስ ዝአትዉ : አብቲ ኸባቢ : ዝነበሮ : ጦር : ሰራዊት : ኢትዮጵያን : ካብቲ ኸባቢ : ክኽሊ : ክሸጡ : ከጥሕኑ : ክሽምቱ : ዝመጹ ሓረስቶትን እዮም ። መቀመጢ : እንዳሜስ : ሓደ ተገዳም : ነዊሕ : ጣዉላ ስለ ዝኾነ : እቶም ወታደር : አብሓደ ጣዉላ ኮፍ ይብሉ : ብአጋጣሚ ከአ : እቶም : ኤርትራዉያን ሓረስቶት : አብቲ ፊቶም : ኮፍ : ይብሉ ። ሽዑ : እቲ ሓረስታይ ሰለስተ : ምሰተየ : ርእሱ : ምንቅናቅ ይጅምር : እቲ ጦር እዉን : ከምኡ ። ይሕንሕነልናሎ : ሽዓብያ : ፈዳይን ከይከዉን : ኢሊ : እቲ ጦር : ምሉቅ ኢሉ ይወጽ ። ሓንሳብ : ሓንሳብ ከአ : እቲሓረስታይ : ዎዎ : ይሕንሕኑለይ አለዉ : ከይቀተሉኒ ኢሉ : ዝሸይን አምሲሉ : ምሉቅ ኢሉ ይጠፍእ ።
ታይ ክብል ደሌ እየ : እቶም ወትሀደራት እዉን : አብቲ እንዳስዋታት : ክአትዉ : ኸለዉ : እዚኦም : ኤርትራዉያን : መንእሰያት : ገሊኦም ዓዋሉ : ገሊኦም እዉን : ፈዳይን ክኾኑ ይኽእሉ እዮም : ኢሎም : ይፈርሑ ኔሮምእዮም ።
"Kemey Geyire Krekbeka ykel?"
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🙏
✋✋💪💪💪💪💪
Sebkti tarikawit zanta Eritrawan jeganu ahwatnan jegna adena Tsehaytu
👍👍👍🇪🇷
ምርሐባ ድምጺ ሐፍሽ ድምጺ ሐቂ ጽቡቅ ምድብ ክም ፍሊም ይርኣይካ ባአል ውዲ ሶራ ውዲ ርሶም ገብል ክሎም ዝኪሪውም ባል ወድ መገሻ አያሱ ቶማስ ኩሎም አዚቶም ምስ ውትሀደራት ድዋአዋ አዮም ዝብሀሉ ንርም ዮናስ ሐውይ ጽቡቅ ምድብ ኣዝናጋአ ይቀኒይልና አድምን ጥናን ይሀኩም ኣውት ንሐፋሽ ።
fnan hawey asmaen alo
አዚ ናይ ድምጺ ሓፋሽ ድምጺ ኣብ ኢርፎን ብሓንቲ ጥራይ አዩ ዝሰርሕ ዘሎ አንታይ ዩ አቲ ጸገም?
Zanta wedi kbri kbur you yekenyelna dmxi hafash
ወዲ- ኽብሪ : ትኪኤ : ሽንጋንጋ / ተኪኤ ዑቅባስላሴ : ዓርክንናን : መዋዕልትናን እዩ : ኔሩ : ብዛዕባ : እዛ ደርፊ እዉን ንሱ እዩ ነጊሩኒ : ኢልካ ። አነዉን : አብታ ንፍሉጣት : ደቅስመራ : እተደርፈት : ንተኪኤ : ዘይሰመዩ : ኢለ ይገርመኒ : ኔሩ ።
ገለ ብዛዕባ : ስዉእ : ነፍሲሄር ተኪኤ : ዑቕባስላሴ / ሽንጋንጋ : ምንችቢዮ በሊሕን : ተባዕን : ወዲ- አሰመራ'ዩ ኔሩ ።
ብዛዕባ : እዚ : ዜተላዕለ ዕላል ብዝምልከት : ገዛዉቱ : መጀመርያ : ገዛ- ኸንሻ : አቀጺሉ ከባቢ ጨዓ : ሓድሽዓዲ : እዩ ኔሩ ።
ፖሊስ : ቀበሌ : ነጭለባስ : ናይትኸባቢ : በስገዳድ : ናብ : ዉትህድርና : ናኢትዮጵያ : / National service : ክሰድዎ : እሱ: ግን ይደልይዎ : ስለዝነበሩ : ካብገዝኡ ኮበርታ ሒዙ : ወጺኡ : ምሰዕርኽቱ : አብከባቢ : ማደሽቶ አኽርያ : እታ : ግፋ : ስጋዕ ትሓልፍ : አብኡ : ይድቅሱሞ : ሐደለይ : ብሓሰዉቲ ተፈሊጦም ።
አብቲ : እዋን : 4 ስለዝነበሩ : ሐደ : ዋርድያ : እንዳገበሩ እዮም ዝድቅሱ : ኔሮም : እቲ ዋርድያ ዝመደብዎ : ብጻዮም : ደቂሱ : ዕጡቃት ነጭለባስ : ቀበሌ / ምምሕዳር : መጺኦም : ብድቁሶም : ይሕዝዎም ።
ሽዑ ሓሓዲኦም ከነዉ : አቢሎም ሒዞም : ናብ ቀበሌ : እናተጎዕዙ : ጸልማትዩ : ተኪኤ ተዓንቀፈ አምሲሉ : ክልተ : ሰለስተግዜ : ክፍንጽግ : ፈቲኑ ። እንተኾነ : እቲ ንዕኡ : ሒዝዎ ዝነበረ : ነጭለባስ : ነዊሕን : ድልዱልን : ስለዝነበረ : አይፈንጰጎን : መሊሹ : ቀጠዉ ድአበሎ ። አብ መጨረሻ ግን : አብታ : ቀበሌ ክበጽሑ : ገለ 30 ሜትሮ ምስተረፎም : አብጺሕናዮም ኢሎ : እናሓሰቡ ፤ ተኪኤ : ገለ ብልሓት ፈጠረ : ነቲ ጸጋመይቲ ኢዱ ሒዝዎ ዝነበረ : ነጭለባሽ : አላንየላን : በየማነይቲ ኢዱ : በየን መጸኤ ዘይተባህለ : ሓያል : ጽፍዒት : ከምበርቂ : ሸይጣን : ስጋዕ ዝርአዮ : ገሰሞ ። ሽዑ ሓድሽዓዲ : ሸጓሹግዩ : ኤቶም ካልኦት : ክላሽንም አዕሚሮም : እንዳተኮሱ : ንዕኡ : ክጎዩ : ስኢኖሞ : ሓሪቆም : ይምለሱሞ : ነቶም : ካልኦት : ይሰድዎም : 4 ኮቦርታ : ናቱ ኔረን : እቶም ነጭለባሽ : ወሲዶመን ። ንጽባሒቱ : ፖሊስ : ገዙኡ መጺኦም ይስእንዎሞ : ንዓባይ ሰበይቲ አዲኡ : የፈራርሕወን ። ዳሕራይ : አብሓድሽዓዲ : እቲ ዜተጸፍዔ ነጭለባሽ : ዝሰትየሉ : አዕርኽቱ : ሰዲዱ : መሳኻ : ጽልኢየብሉን ደይ ከምልጥ ኢሉዩ : ኢሎም ጋቢዞም : አቸዓሪቆሞ ። ድሕሪኡ ግን : አብ ብላክ ሊስት : አእቲም : ዓመት ዓመት : ክሓፌሱ ኸለዉ : ገዝኡ ይመጹሞ : የስእንዎ ።
ንሱ : ኸአ : ምስሸገሮም : ወታደር : ከይሕፈሱ : ክብሉ : ነጭለባስ : ዝተከተቡ ደቂገዛዉቱ : ኔሮም ። አብ አኼባ : ሎሚ ምሸት : ግፋላ ተጠንቀቅ ኢሎም ይነግርዎሞ ። ምሸት : ንሳቶም ንሓለዋ : ክዞሩ ኸለዉ : ምስኦም ከምዝዘዉር : ይገብርዎ ። ሮንዳ ዝብሀሉ : ፖሊስ : ብማኪና : ክኸዱ ከኸለዉ : ታይዝኾነዩ : ይብልዎም እሞ : እሱርዩ : ናብ ማእሰርቲ ንወስዶ : አለና : ይብልዎም ። ምስኦም : ክዘዉር ሓዲሩ : ንጉሆ : ይኸይድ ።
ብኸምዚ ከአ ነዊሕ : ምስ ጸንሔ : ምንችብዮ : ስለ ዝተኸተበ : እቲ ነገር : ፈኹስሉ ። አብ መጨረሻ ኸአ : አብ : ምክልኻል ወራር ወያኔ : ምስ ብጾቱ : ዋርሳይ : ግቡኡ : ፈጺሙ ። አብ ስራሕ : ምንችብዮ : ከሎ ኸአ ብሓደጋ : ተሰዊኡ ።
ክብርን መጎስን ንስዉአትና !
መንግስተሰማይ : የዋርሶ !
Kullu dhri Eritrana, weylhu kedah
You should let him finish talking after he got out of jail . I was eager to know what happened when he said 8 months left to freedom. Anyway great story !!! 🇪🇷👍
merheba.wedtkul
Geganu hzbey selam neakum ykun ankaa kabakum tefeterku 'Beal wedi kbri Anda saraw seraw bkrar zesagru deki arey
Yonnas nice❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺❤️❤️❤️
btami zehgus zanta eyu wedi kbri nbal tekie shngaga bmzkarka btami yemesgneka ayewe lomi ktzkro bal gal kahsay shkorr halifu tum
What a lovely story
ENTAY EYOU XEGEMKIY SHARMUTA GALA SEREQTIY HZBOM BANDATAT SHAFATU RESHAT HASADAT WEYANE WXIY EZIY NAY ERITRAWYAN ERITREA 🇪🇷 Media EYOU
ርእሶም ወዲ ክብሪ ዘድንቖ ተዋሳኣይ ኢዩ።
teawett
ብታአሚ ንፋኣት ከስልዎ
Nay behaqi des zbil zanta.bflay fluy zantatat bzuh u zelona emo ketsali ketesmiona ntsbeyekum
Eyob chanu resiwo do hakey
ክክክ ኤረይ ኩሉ ዘጸብቐላ።
😍😍😍😍
Eway yohdego Ayayido zekiriwo Fisum hawu ke Rip both Asmarino shkor beal Janbo markato
dmtsi hafash nay bahaqi mehari zanta eyu qetslwo
Jeganu Endikum Men Keme Deqi Eritra Xebuq Mezekerta Bakum Qxelwo Yeqnalena
Kkkkkkkkkkkkkkkkkk🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹
ዲምጺ ሓፋሽ ያሆሆሆ ቾንቲኑ
Kulu giza kemizi nayi eru adeyii nigeruna mara eyu desi zibleni
Entay emo hji dma kabato gedidna wedi medhn berad ember jeganu nerkum bzkone xubuk zata eu amlak edmen tanan yahabkum yoni ka kemey aleka
WXAE ATA GUHAF RESAH WEDI TEREF MEREF DERGI WEDI WOLDEGEBA MELMEXI SHAHANI TEREF MEREF WEYANE SUQ ELIKA TEMEHAR ENTEKIELIKA ENTEDEYKOYNU AB SDETKA KONKA ZTEKOBLIKA AKOMSE DRBAY mushemushe DENQORO
አዚ ናይ ድምጺ ሓፋሽ ድምጺ ኣብ ኢርፎን ብሓንቲ ጥራይ አዩ ዝሰርሕ ዘሎ አንታይ ዩ አቲ ጸገም?