DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ደርፍታት ቀደም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ก.พ. 2025
  • DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ደርፍታት ቀደም

ความคิดเห็น • 31

  • @ghideghebremichael1669
    @ghideghebremichael1669 5 ปีที่แล้ว +8

    ተዘክሮታት ኣያም ዘማን ናይብሓቂ ጽቡቅ መደብ እዩ ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ ደቂ እዛ ሓላል መሬት።

  • @teaghes7654
    @teaghes7654 5 ปีที่แล้ว +5

    ነዳለውቲ ' ዚ መደብ ኣዝዩ ልዑል ምስጋናይን ፍቕረይን ምስ ሕቋፍ ዕምባባ ይብጻሕኩም፡፡ እሞ በርትዑ ቀጽልዎ እብል። ኣብ ሃገርና live ክንሰምዖ የብቅዓና። ሰላም ንኹላትና ኤርትራውያን ኣብ ዘዘሎናዮ።

  • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
    @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይ ጡዑም ሰንበት ይግበረልና ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኤረይይይይ

  • @libonasiten4725
    @libonasiten4725 5 ปีที่แล้ว +6

    ናይ በሓቂ ጽቡቅ መደብ እዩ ቀጽሎ ናይ ቀደም ደርፊ ኣይምኖውን

  • @musietemelso2396
    @musietemelso2396 5 ปีที่แล้ว +8

    🇪🇷❤️👍🏽ደሴት ሰላም ኤርትራ ህገረይ

  • @hdebesai3033
    @hdebesai3033 3 ปีที่แล้ว

    ጽብቕ ጣዕሚ ዜማታት ቀጽልዎ።

  • @amanielkesete5944
    @amanielkesete5944 4 ปีที่แล้ว

    Thaks Eri.Radio...💝💝💝

  • @biniam5667
    @biniam5667 5 ปีที่แล้ว +3

    #መርሓባ
    ድምጺ
    ሓፋሽ
    ዕድምን ጥዕናን ይሃብልና።
    ከምዚ ዓይነት
    ኣዛናጊዒ መድብ ኣብ ቀጻሊ ከምትምጽእልና ንላበውክም።

  • @dlyvera8188
    @dlyvera8188 5 ปีที่แล้ว +1

    Derftat kedem kulu gthye hadesti 🎼👍

  • @viteryosalh8306
    @viteryosalh8306 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ድምጺ-ሓፋሽ ። ጽቡቅ መደብ ኢዩ ግን ድምጺ ብጣዕሚ ሕማቅ ኣሎ ። ኩሉ መደብ ትዝርግሕዎ ድምጺ ጽቡቅ የለን ።

  • @dawittekleab9118
    @dawittekleab9118 5 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቅ ምጅማር ናይ ቀደም ደርፍታት ኣዝዩ ዘይምኖ ብምኳኑ ይትረፍ ናይቀደም ወለዶ ወላ እዞም ናይ ሒጂ ወለዶ ኣዚዩ ተፈታዊ እዩ እሞ ኣይተቃርጹልና ደኣ

  • @iahesthabte1143
    @iahesthabte1143 5 ปีที่แล้ว +4

    ተዘክሮታት፡ አያም ዘማን

  • @aruaki4454
    @aruaki4454 3 ปีที่แล้ว

    ልምስ ትልቡሙ ኣለኩም ናብ ልቡኩም ትምለሱ ኣለኩም ፈቲኩም ጸሊእኩም ኣብ ሰደት ውን ንሃሉ እንበር ንሃገርና ካብ ዝኮነ ይኩን ወራሪ ክንከላለለላ ግድን ሓላፍነት ስለዘለን መሰልና ኣይትክእሉኡና ብ መንገዲ ኢንተርነት መደባትኩም ኣብ ስደት ዘለና ክበጽሐና ከምዘለዎ ግበሩ ፈቲና ወይ ከምቲ ገለ ገለ ዝብልዎ ጸጊብና ኣይኮናን ማማናን ዓድናን እሃዱናን ገዲፈና ዝተሰደና

  • @andiesteweldeberhan1299
    @andiesteweldeberhan1299 5 ปีที่แล้ว +1

    Kemey hadirkum or Kemey hadiratkum ?
    Please ask your colleagues ( Co-workers ) & discuss.
    It is my personal comment.
    Thanks

  • @biniamtesfazghi8181
    @biniamtesfazghi8181 5 ปีที่แล้ว

    gezay ab asmara tezekiruni

  • @yoon8556
    @yoon8556 5 ปีที่แล้ว

    ኣነ ወለሓንቲ ክሰምዕ ኣይከኣልኩን ሽሽሽ ጥራይ ኢየ ዝሰምዕ ዘለኹ እንታይ ኢዩ እቲ ጽገም መን ኣሎ ክተሓባበረኒ ዝክእል በጃኹም ናይ ቀደም ደርፊ ከጸልለኒ ኢዩ ዝደሊ

    • @teaghes7654
      @teaghes7654 5 ปีที่แล้ว +1

      ንዓይ ውን ኣብ እዝኒ ዚኣቱ መስምዒ/ headset ገይረ 'የ ዝሰምዖ፡ ግን ኣብ ሓንቲ ብወገን የማን ጥራሕ ክሰምዕ ክኢለ ኣለኹ።

    • @teclenegash2750
      @teclenegash2750 9 หลายเดือนก่อน

      ኣኔ ውን ከማኻ ብ ጼጋሜይቲ Headset ጽቡቕ ይጼምዖሌኹ ብ ኣጋጣሚ🇪🇷🇪🇷👍🏿👍🏿

  • @ዓሰብባጽዕኤርትራ
    @ዓሰብባጽዕኤርትራ 5 ปีที่แล้ว +1

    nay kedrm derfis kexlwo kali hasot gin gidefwo

  • @tesfalemgoitom8362
    @tesfalemgoitom8362 5 ปีที่แล้ว +1

    Wedi shermuta hgdef

    • @berihuhadish2729
      @berihuhadish2729 5 ปีที่แล้ว +1

      ዛመልሓስካስ ክትምቅር።

    • @ርሑቅቀረባ
      @ርሑቅቀረባ 5 ปีที่แล้ว +3

      "Ms meibeyka tfae ybl rusum regami" meglexi ateababyaka eka anxebarikka

    • @maitemenai7307
      @maitemenai7307 5 ปีที่แล้ว +4

      Eway miskinay dijital weyane bqinie riesika zeyruka. GAME OVER tibehal kenina wised kihsheka eyu.

    • @tesfalemgoitom8362
      @tesfalemgoitom8362 5 ปีที่แล้ว +1

      @@maitemenai7307 wedi shermuta resah atsmi naka ygdef da menedeka kkenalka bedan .

    • @tesfalemgoitom8362
      @tesfalemgoitom8362 5 ปีที่แล้ว +1

      @@ርሑቅቀረባ naymedeka meabey wedi abdi besbax haraei.

  • @aruaki4454
    @aruaki4454 3 ปีที่แล้ว

    ልምስ ትልቡሙ ኣለኩም ናብ ልቡኩም ትምለሱ ኣለኩም ፈቲኩም ጸሊእኩም ኣብ ሰደት ውን ንሃሉ እንበር ንሃገርና ካብ ዝኮነ ይኩን ወራሪ ክንከላለለላ ግድን ሓላፍነት ስለዘለን መሰልና ኣይትክእሉኡና ብ መንገዲ ኢንተርነት መደባትኩም ኣብ ስደት ዘለና ክበጽሐና ከምዘለዎ ግበሩ ፈቲና ወይ ከምቲ ገለ ገለ ዝብልዎ ጸጊብና ኣይኮናን ማማናን ዓድናን እሃዱናን ገዲፈና ዝተሰደና

  • @aruaki4454
    @aruaki4454 3 ปีที่แล้ว

    ልምስ ትልቡሙ ኣለኩም ናብ ልቡኩም ትምለሱ ኣለኩም ፈቲኩም ጸሊእኩም ኣብ ሰደት ውን ንሃሉ እንበር ንሃገርና ካብ ዝኮነ ይኩን ወራሪ ክንከላለለላ ግድን ሓላፍነት ስለዘለን መሰልና ኣይትክእሉኡና ብ መንገዲ ኢንተርነት መደባትኩም ኣብ ስደት ዘለና ክበጽሐና ከምዘለዎ ግበሩ ፈቲና ወይ ከምቲ ገለ ገለ ዝብልዎ ጸጊብና ኣይኮናን ማማናን ዓድናን እሃዱናን ገዲፈና ዝተሰደና