ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ክቡራት ተኸታተልተይ ንእትህቡኒ ርኢቶ ብትሕትና ብኽብሪ ተቐቢለ ምስጋናይ የቕርብ 🙏🙏 ብቕፃል ኻብዚ እኒአኹምዎ ጭንቂ ምእንቲ ትርሕቑ መስሓቒ መዘናግዒ ሒዝናልኩም ክንመፅእ ኢና🥰
እሺ ሰሉዋይ ንሕና እውን ክንፅበየኩም ኢና😘😍
Seluway kitmlesi diki nab sidet weys xeqlilki eiki atiki niadi 🙏❤️❤️❤️
ምስ ስብኣይኪ ዉን ምፅና ሰሉየይ ምቅርቲ❤
እሺ ዞምሓተይ ቀፅልሉ😊❤
2
ንቴዲ ፕራንክ ትብሉ ላይክ ትብሉ🎉❤
ከምኡ ገይሩኩም አፃዉትና ከብ ጭንቀት አጋላግልና ሰሉዋይ😭🖤💔
😢ajoki🙏🏼🙏🏼🙏🏼
ምልእ ሳሓቅ ይግበረልኩም አሕዋተይ ❤❤❤ ብዝከነ ይቀረፅ 11111111😮
🙄🙄
ደስ ባሃልቲ ከይትቆርፆ ናይ ወዲ ሽልማትዩ ጨጉሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 222222222,🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ጋል ሽልማት እዩ ፀጉሪ ወዲ ፀግሪከንውሕ ኖኖ
ከምኡ ገርኩም ካብ ጨንቂ ገላግሉና ኣሕዋተይ ማዓሪይ❤❤❤❤❤👑💋💋
ከይትቆርፅሉ ብጣዕሚ እዩ ዘጥዕመሉ 🥰🥰 ደሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ምቁራተይ👏❤
❤❤
ዋእ ብምንታዩ የጥዕመሊ
@@ቅዱስሚካኤለይ ማዓረይ ኣመና ነዊሕ ኣይኮነን ኣነ ብዝኮነ ደስ እዩ ኢሉኒ🥰🥰
እሞ ንእሽተይ እንበር
@@ቅዱስሚካኤለይ እንድዕ የ ገለነይ
No No በጃኺ ከይትቆርጾ በልዮ ከምኡ ኢዩ ጽቡቅ ጸጉሩ ማራ ኢዩ ሽኮር ከምኡ ይበል ከይትቆርጽሉ 🫶🥰🥰🥰22222222
ደስ ክብል❤❤❤ወድኺ ወዲ ሓፍትናን ወዲ ሓውናን ወኻዕኻዕ ኢሉ ጅቡዕ ምግጫብ ይፈቱ እዩ ይመስል❤❤❤😂
ፍቅርኩም የብዘሐዮ❤❤ይቆረፅ 1111
ኣነ ብጣዕሚየ ፀጉሪ ዝፈቱ ሃየ ጋይስ ኣይኮረፅ ትብሉ like ርገፁ በጃኩም ድምፂ ንኩኖ ንኣፌ😅❤
ንእግሪ መንገደይ ሳይስክራይብ ገረልካ ኣለኩ ፀጉርካ ግን ቁሮፆ
ብመጸሓፍ ቅዱስ ኣይፍቀድን መዓረይ ወዲ ጨጉሩ ከንዉሕ የቡሉን እዩ ዝብል ልዕሊ ማንም ከዓ ቃል ኣምላክ እዩ ዝዓቢ።
ጽቡቅ ኣለኺ ጸጉሩ ጽቡቅ ኢዩ ዘሎ 🫶🥰
👌🤘🤘😂
@@FkriAemlakeysAelewoHelefaሓቂ ✅✅✅✅✅✅
Eway temesgen amilak enqaee bi selam adiki ateki kab kulu beti wediki tehaguse Mara u tejagusu zelo gal Eri habtki ❤❤❤
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ሙቅራት ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ቀፅልሉ መሳሓቂ ነገር ኣቅርብልና ኢኪ ሰሉየይይይ ብዛዓባ ፀጉሩ ግና ይቆረፅ 111111111111111
ዋይ ንባዕሉ ንጥዒንኡ ፅቡቕ ስለ ለይኾነ ይቆረፅ ማዓረይ 1 ደስ ምባልኹም ኸዓ የሕዋተይ ዘኪረ😢❤
እንኳዓ ብሰላም መፃአኩም ደስ ትብሉ አምላክ አብ ስደት ዘለናለ ከማኩም ይራክብና እና 1
ferku yeqmqemo seluyey konjoti❤❤️❤️❤️
አነስ ፀጉሪ ዘይብሉ ወዲ ደስ ኣይብለንን ዋ ክልተ ከም ናተይ ሓሳብ ዘለክን ሓራሙ👍👍👍ግበራ❤❤❤❤
ኣሰይይይ ደሰ ከቡሉ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኹም 111 ኹሉ ደይኾነሰ ንኡሺተይ ሰሉየ 💕💕💕💕❤❤❤❤
ከትቆርፅ ብጂኪ ጮግርይ እዩ ሓርፍ ከምእ ገርክም እቢ ኪብ ጭንቀት ኣጋሊግልኒ ብጃኩም😔❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Hawiki sengil deyu afikrayo eya wayyy❤
ሰሉየ ብጣዕሚ ኣኸም ደስ ትብሉ ምቅራተይ እና ሰሉየ እንድሕር ፀግሩ ቅርፅክዮ ምክትታል ክገድፎ እየ 😂😂ስሉይ ብዛጋጣሚ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ምስ ወድኺ ❤❤እና ቅፅልሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🙏
ሰሉዋይ ደስ ትብሉ ስድራ ኢኩም🥰🥰🥰🥰🥰የቀንየልና ስለ ዘዘናጋዕኩምና🥰🙏🥰🙏ፀጉሩ ግን ከይተቁርፅዮ😁
ሰሉዋይ ዝያዳይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓላላተይ ብዝተረፈ ፀጉሩ ንእሽተይ ይቀንስሉ እምበር ፅቡቅ እዩ ❤️❤️❤️❤️❤️🙏
Des ktblu ሙሉእ ስሓቅ ይግበረልና 😂😂😂 ፅሩያተይ ስሉዋይ ዝፎትወኪ ፀጉሩ ኣይቆረፅ የምሕረሉ እዩ እና ቀፅሉሉ
❤❤❤❤ኣሰይ ኣነስ ኣሕዋተይ ክፈቱ ማዓት እየ ኣነ ዝፃወት ዘለኩ መሲሉኒ ሰልየ ጎበዝ ፈጣሪ ፍቅሩኩም የብዛሓዮ
ከይትቆርፅሉ ብጣዕሚዩ ቆንጆ😍
ዕድመ ይሃብኹም ምቁራተይ❤ ይቆረፅ 1
ሰሉዋይ ደስስስ ክትብሉ ተዘናጊዕና እና ከይትቆርፅዬ ፀጉሩ😢❤❤❤😊😊
ሰሉዋይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ኣሕዋትኪ እና ግደፊዬ ከይቆርፆ ፅቡቅ እዩ ዘሎ❤❤
😮
Yes🫶🥰
222222222222❤
ዋው ደሰ ክትብሉ 2 ከይትቀርፆ
ከምኡ ገርኩም ካብ ጨንቂ ገላግሉና ❤❤
😂😂😂😂😂😂😂Ane gn msti hxan sehaq moyte😅😅😅😅 uff sukar adka tium😊😊😊
ሰላም ሓፍተይ ሓደራ ስደት ከይትምለሲ ምስ ሓዳርክን የሕዋትክን you tube ኣጣናኪርኪ እንዳሰራሕኪ ሞያ እውን ኣለኪ እንዳ መሻጢት ክፈቲ ሰናይ ትምኒተይ እዩ ሕልፈት የብሉን ስደት ዓድኪ ጠንክሪ💓
2ቀይትቀረፆ❤❤
ኣሰይይ ፅሩያት ምስብኣይኪእውንኣምፅእዮ ኣቡዋይ ተሓጊሱ ኣሰይይይ ምጭው ይመችውኩም👌💓
Neshity kortlo enbar kameo eyo zatemlo
ፍቅሩኽም ይብዛሕ ዞም ኣሕዋተይ ደስ ባሃልቲ❤❤❤ ሰሉየይ ፀጉሪ ፅብቅ የኾነይ ኣሕፅር ኣቦሉሉ ቁሩብ❤
ኤፉየይ ፀጉሩ እዩ ዘጥዕመሉ❤❤
ደስ ባሃሉ ኢኩም ❤❤❤111 ቁርፅ የብሎ ምእንቲ ክካናከኖ ካሊኡ ውን የመና ተነዊሑ አየጥመሉ መልክዕካ እዩ ክሽፍነካ ቅንስ አብለሉ አስተካኪልካ ይብለኩም ከም ሓፍትኩም መጠን
Keytkortso maarey btaemi eyu zetemelka wkro metsye kmreyeka eye wa2
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምቁራት 🙏ኢፊ ሓውና ክኣምስ የቅርታ ጸጉርካ ተትቆርጾ ደስ ይብል ምክንያቱ ጸጉሪ ንወዲ ውቃብኡ የሕስሶ እዩ
Eway kef zelekum btaimi des tbelu ekum qexlwo ekum
ተዓዲልኹም ጽሩያት ኣሕዋት ፍቕርኹም ቅርርብኹም ደስክብል❤
Aykorets yitiemelu eyu des behalo adena ahwatna Nafikena😢
ኣሰይይይ ሰሉየ ዛምበይተይ ኣብ ስደት ዘለና ንዓኹም የማስለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ምቅራተይ ፀጉርኻውን ሞሉእ ብምሉእ ዘይኮነ ንእሽተን ቀንሰሉ ዝሓወይ❤🙏
ደስ ክትቡሉ 👌👌👌 (2 )
ካሙዙይ ገርክም አሰኪ ካብ ጭንቀት ካብ ብክያት አሰሕቅና 😢😢ደሰ ክትብሉ ኣብ ሰደት ዘለና ለ ሰደትና የሕፅረና ብሰላም ገፅ ዞም ዝተረፉ አሕዋትና ወለደና የርአና 😢😢😢😢😢❤
ይቆረፅ ንእሹተይ 😂👍
22222 ኣይቆረፅ ኣነ ፀጉሪ ብጣዕሚ እየ ዝፈቱ እና ይመቸኩም❤❤❤❤
Selu haftey nsdet keytkedi dhri kezi
_የቐንየልና ሰሉዋ ኣስሕቕኹምና ሳሓቅኹም የብዝሓዮ ሰላምን ቅሳነትን ንትግራይና ይግበረልና_
ከይትቆርፁሉ ያጥዕሞሉ ኡዩዋ❤❤❤❤
ዕድመ ይሃብኹም ምቁራተይ ❤❤❤ይቆረፅ 1😅😅😅❤❤❤❤❤
ዋይ ከይትቆርፅ222222❤
ኣስይ ደስ ክትብሉ ኣስሕቁኩምን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሰሉየይ ሽኮር❤❤❤
አረ ይመችኩም ፍቅርኹም የብዘሐዮ ❤❤❤❤❤
ሰሊተይ ጊዜ ተሊክም ኹሉሻዕ ምፅና ሰብ ሕማቅ እዩ ዘሎ ብሓዘን ተዊሕጡም ንእሽተይ ኣብዚ መፂኡ ንፍስ ተበለሉስ 😢❤
እዚ መደባትኩም ብታሚ ደስ በሃሊ ኢዪ ግን ሓደ ሓደ ካላት ኣለዋ (ብደንቢ) (ኢና)(ያዉ)ዝብላ ናይ ኣምሓሪና ካላት ክእረም ኣለዎ ርኢቶ ናይ ሕዝቢ ተቐበሉ ?ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልቶን ይምነየልኩም ኣፈወርቂ ካብ ኣስመራ
222 don’t cut it he’s cute with the hair
ክቅረፅ የብልን።ፀግሪ ሰለወ መንእሰይ እዩኬፍ ዝህበካ ከት ቀርፅዎ
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ንእሸተይ ቀንሱሉ 2👌👌👌
ደስ በሃሎ ዕድመይሃብኩም ❤🎉ንሓዉኪ ዶሞ ፀጉሩ ከይትቆልፅዮ❤😂
ኣሰይይ ደስስ ክትብሉ ኣስሕቁኹምን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ ❤❤ 22222 ጨጉሪ ክቁረፅ የቡሉን ብጣዕም እዩ ዘጥዕመሉ ግን ከሪና ከይታንዊሕ
ይቆረፅ😂😂
ናሰሓቅኩም ንበርለይ ምቁራት❤❤❤ብወገነይ 2222222222 ግደፉዮ ከይትቀርፁሉ ሰሉዋይ❤❤❤❤❤
እሰይ ቆናጅ ሳሓቅኩም የብዛሓዬ❤
ዕድመን ጥዕናይ ይሃብኩም ፈጣሪአሰይ ደስክትቡሉ ዕድመን ጥዕናይ ይሃብኩም ይቆረፅ1
Are btami eyu letbkelu ktkortyo seliwa😂😂
ቅረፅሉ
Ere men kemakum fkrkum yebzahayo hahwat ❤❤❤leytmeslu ❤❤❤ymecekum men kem dekneka❤❤❤❤ymecekum
ከይቆርፆ ትብሉ ያላ👍👈😁
ከትቆርፅሉ ሰሉ ዋኝኝኝ❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ተጋሩዋኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤
ሱሉየ ንስባኣይኪ እባ ኣምፅእዮ
ንእሽተይ ቅረፅሉ እና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤
ፅሩያት ኣይፈላሊኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሄር ኣምላክ ፅጉሩ ግን ይቆረፅ ፅቡቅ ገይርኪ ምልጥልጥ አብልሉ ኢኪ ሰሉ ሓፍተይ
ቁረፅሉ ሰሊተይ ዶሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
ሙቁራተይ❤❤❤❤❤
ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሕዋተይ ❤❤❤❤ ፀጉርካ ደማ ንእሽተይ ኣሕፅሮ ዝሓወይ🙏
ላ ጨጉሩ ኣይቆርፅ❤
እሰይ ሙቁራተይ ደስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ 1 ቅሮፆ ዝሓወይ ❤❤
2 ኣይቆረፅ😁
ሞይተ 😂😂 ሙቁራት😍😍😍😍😍😍😍😍
Ata ans keftewki from 🇪🇷
የቐንየልና ሰሉዋ ኣስሕቕኹምና ሳሓቅኹም የብዝሓዮ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ከይትቆርፅሉ ሰሉየ
222 ኣሰይ ደስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ💝💝💝💝💝💝
keytkorstlu namestaei sebayey😂😂😂
222 እሰይ ደስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤
ኣይቆረፅ😁ካብኡ ከኣስ ኣይፈላሊኩም ፅቡቃተይ
222222 ክቆረፅ ኣይደልን ብወገነይ ነዊሕ ፀግሩ ደስ እዩ ዝብልኒ ካብኡ ዉን ተመገብዮ ድዩ ትሰርሕዮ ድዩ ተኽደንዮ ሰኺ ትጥቀምሎም ነገራት ሰብኣይኪ ዶ ብደንቢ ይፈልጠኪ ሓዉኪ ዝብል መደብ ሒዝክልና ቅረቢ ካብ ቁሙነገር ዘለወ ቁሙነገር ዘይብሉ ኮይኑ ዘሰሕቀነና ካብቲ ዘለናዮ ጨንቂ ዘዉፀአናን ነገራት ሒዝክልና ቅረቢ ሳሓቅና ሃሲሲ ብጨንቀት ሞይትና ዋ
ይቆረፅ😊😊😊
ሰለዋይ ከምኡ ገርኹም አሰኪ ካብ ጨንቂ ገላግሉና❤❤
2 ከይትቆርፆ❤❤❤
እክሊ ተሰጢሑስ ማይ ተፍስሱ ክክክ ሰሉየ ታዓዲሌኪ ምስ ኣሕዋትኪ ናዓኪ ዠምስለና ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ቤተሰብ ኩኑ ደቂ ዓበይቲ😍😍😍
አሕዝነናኒ እተን ሰበይቲ ሰቀቀት ሞይተ
@@mashoaxusumawit2349 ኣብ ፕሮፊይለይ ኣቲኬ ቤተሰብ ኩኑ ዝያዲይ ናተይ😍
@@mashoaxusumawit2349eine eimbeyta eiyen😂 ❤❤❤
ምቅራት❤❤❤🙏🙏🙏
ኣሰይ ምቁራተይ ደስ ክትብሉ ኣረ ሰላመይ ኩሉ ግዜ ምጹ ዋላ ምዓልቲ ምዓልቲ ክፈትወኩም ምዓት 🥰🥰🥰🥰❤️
ኣይ ቁረፅይ 2
ሙቁራተይ እስኪ ይመቸኩም ብጣዕሚ ኢኩም ኣሲሕቁኩምና ሰሉየይ ግን ሲንግል ዶ ይኮን ዝሓዉኪ ኣሕፂናይዶ ክንባዛሕ😍❤❤❤❤❤❤❤❤
7:44
ዋእ ሰሉየ ናይ ቴዲ ፀጉሪ ይፈትወን እየ ብፀጉሩ እየ ዘፍቅሮ ሲግል ዶ ይከዉን
ክቡራት ተኸታተልተይ ንእትህቡኒ ርኢቶ ብትሕትና ብኽብሪ ተቐቢለ ምስጋናይ የቕርብ 🙏🙏 ብቕፃል ኻብዚ እኒአኹምዎ ጭንቂ ምእንቲ ትርሕቑ መስሓቒ መዘናግዒ ሒዝናልኩም ክንመፅእ ኢና🥰
እሺ ሰሉዋይ ንሕና እውን ክንፅበየኩም ኢና😘😍
Seluway kitmlesi diki nab sidet weys xeqlilki eiki atiki niadi 🙏❤️❤️❤️
ምስ ስብኣይኪ ዉን ምፅና ሰሉየይ ምቅርቲ❤
እሺ ዞምሓተይ ቀፅልሉ😊❤
2
ንቴዲ ፕራንክ ትብሉ ላይክ ትብሉ🎉❤
ከምኡ ገይሩኩም አፃዉትና ከብ ጭንቀት አጋላግልና ሰሉዋይ😭🖤💔
😢ajoki🙏🏼🙏🏼🙏🏼
ምልእ ሳሓቅ ይግበረልኩም አሕዋተይ ❤❤❤ ብዝከነ ይቀረፅ 11111111😮
🙄🙄
ደስ ባሃልቲ ከይትቆርፆ ናይ ወዲ ሽልማትዩ ጨጉሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 222222222,🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ጋል ሽልማት እዩ ፀጉሪ ወዲ ፀግሪከንውሕ ኖኖ
ከምኡ ገርኩም ካብ ጨንቂ ገላግሉና ኣሕዋተይ ማዓሪይ❤❤❤❤❤👑💋💋
ከይትቆርፅሉ ብጣዕሚ እዩ ዘጥዕመሉ 🥰🥰 ደሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ምቁራተይ👏❤
❤❤
ዋእ ብምንታዩ የጥዕመሊ
@@ቅዱስሚካኤለይ ማዓረይ ኣመና ነዊሕ ኣይኮነን ኣነ ብዝኮነ ደስ እዩ ኢሉኒ🥰🥰
እሞ ንእሽተይ እንበር
@@ቅዱስሚካኤለይ እንድዕ የ ገለነይ
No No በጃኺ ከይትቆርጾ በልዮ ከምኡ ኢዩ ጽቡቅ ጸጉሩ ማራ ኢዩ ሽኮር ከምኡ ይበል ከይትቆርጽሉ 🫶🥰🥰🥰22222222
ደስ ክብል❤❤❤ወድኺ ወዲ ሓፍትናን ወዲ ሓውናን ወኻዕኻዕ ኢሉ ጅቡዕ ምግጫብ ይፈቱ እዩ ይመስል❤❤❤😂
ፍቅርኩም የብዘሐዮ❤❤
ይቆረፅ 1111
ኣነ ብጣዕሚየ ፀጉሪ ዝፈቱ ሃየ ጋይስ ኣይኮረፅ ትብሉ like ርገፁ በጃኩም ድምፂ ንኩኖ ንኣፌ😅❤
ንእግሪ መንገደይ ሳይስክራይብ ገረልካ ኣለኩ ፀጉርካ ግን ቁሮፆ
ብመጸሓፍ ቅዱስ ኣይፍቀድን መዓረይ ወዲ ጨጉሩ ከንዉሕ የቡሉን እዩ ዝብል ልዕሊ ማንም ከዓ ቃል ኣምላክ እዩ ዝዓቢ።
ጽቡቅ ኣለኺ ጸጉሩ ጽቡቅ ኢዩ ዘሎ 🫶🥰
👌🤘🤘😂
@@FkriAemlakeysAelewoHelefaሓቂ ✅✅✅✅✅✅
Eway temesgen amilak enqaee bi selam adiki ateki kab kulu beti wediki tehaguse Mara u tejagusu zelo gal Eri habtki ❤❤❤
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ሙቅራት ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ቀፅልሉ መሳሓቂ ነገር ኣቅርብልና ኢኪ ሰሉየይይይ ብዛዓባ ፀጉሩ ግና ይቆረፅ 111111111111111
ዋይ ንባዕሉ ንጥዒንኡ ፅቡቕ ስለ ለይኾነ ይቆረፅ ማዓረይ 1 ደስ ምባልኹም ኸዓ የሕዋተይ ዘኪረ😢❤
እንኳዓ ብሰላም መፃአኩም ደስ ትብሉ አምላክ አብ ስደት ዘለናለ ከማኩም ይራክብና እና 1
ferku yeqmqemo seluyey konjoti❤❤️❤️❤️
አነስ ፀጉሪ ዘይብሉ ወዲ ደስ ኣይብለንን ዋ ክልተ ከም ናተይ ሓሳብ ዘለክን ሓራሙ👍👍👍ግበራ❤❤❤❤
❤❤
ኣሰይይይ ደሰ ከቡሉ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኹም 111 ኹሉ ደይኾነሰ ንኡሺተይ ሰሉየ 💕💕💕💕❤❤❤❤
ከትቆርፅ ብጂኪ ጮግርይ እዩ ሓርፍ ከምእ ገርክም እቢ ኪብ ጭንቀት ኣጋሊግልኒ ብጃኩም😔❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Hawiki sengil deyu afikrayo eya wayyy❤
ሰሉየ ብጣዕሚ ኣኸም ደስ ትብሉ ምቅራተይ እና ሰሉየ እንድሕር ፀግሩ ቅርፅክዮ ምክትታል ክገድፎ እየ 😂😂ስሉይ ብዛጋጣሚ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ምስ ወድኺ ❤❤እና ቅፅልሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🙏
ሰሉዋይ ደስ ትብሉ ስድራ ኢኩም🥰🥰🥰🥰🥰የቀንየልና ስለ ዘዘናጋዕኩምና🥰🙏🥰🙏ፀጉሩ ግን ከይተቁርፅዮ😁
ሰሉዋይ ዝያዳይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓላላተይ ብዝተረፈ ፀጉሩ ንእሽተይ ይቀንስሉ እምበር ፅቡቅ እዩ ❤️❤️❤️❤️❤️🙏
Des ktblu ሙሉእ ስሓቅ ይግበረልና 😂😂😂 ፅሩያተይ ስሉዋይ ዝፎትወኪ
ፀጉሩ ኣይቆረፅ የምሕረሉ እዩ እና ቀፅሉሉ
❤❤❤❤ኣሰይ ኣነስ ኣሕዋተይ ክፈቱ ማዓት እየ ኣነ ዝፃወት ዘለኩ መሲሉኒ ሰልየ ጎበዝ ፈጣሪ ፍቅሩኩም የብዛሓዮ
ከይትቆርፅሉ ብጣዕሚዩ ቆንጆ😍
ዕድመ ይሃብኹም ምቁራተይ❤ ይቆረፅ 1
ሰሉዋይ ደስስስ ክትብሉ ተዘናጊዕና እና ከይትቆርፅዬ ፀጉሩ😢❤❤❤😊😊
ሰሉዋይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ኣሕዋትኪ እና ግደፊዬ ከይቆርፆ ፅቡቅ እዩ ዘሎ❤❤
😮
Yes🫶🥰
222222222222❤
ዋው ደሰ ክትብሉ 2 ከይትቀርፆ
ከምኡ ገርኩም ካብ ጨንቂ ገላግሉና ❤❤
😂😂😂😂😂😂😂Ane gn msti hxan sehaq moyte😅😅😅😅 uff sukar adka tium😊😊😊
ሰላም ሓፍተይ ሓደራ ስደት ከይትምለሲ ምስ ሓዳርክን የሕዋትክን you tube ኣጣናኪርኪ እንዳሰራሕኪ ሞያ እውን ኣለኪ እንዳ መሻጢት ክፈቲ ሰናይ ትምኒተይ እዩ ሕልፈት የብሉን ስደት ዓድኪ ጠንክሪ💓
2ቀይትቀረፆ❤❤
ኣሰይይ ፅሩያት ምስብኣይኪእውንኣምፅእዮ ኣቡዋይ ተሓጊሱ ኣሰይይይ ምጭው ይመችውኩም👌💓
Neshity kortlo enbar kameo eyo zatemlo
ፍቅሩኽም ይብዛሕ ዞም ኣሕዋተይ ደስ ባሃልቲ❤❤❤ ሰሉየይ ፀጉሪ ፅብቅ የኾነይ ኣሕፅር ኣቦሉሉ ቁሩብ❤
ኤፉየይ ፀጉሩ እዩ ዘጥዕመሉ❤❤
ደስ ባሃሉ ኢኩም ❤❤❤
111 ቁርፅ የብሎ ምእንቲ ክካናከኖ ካሊኡ ውን የመና ተነዊሑ አየጥመሉ መልክዕካ እዩ ክሽፍነካ ቅንስ አብለሉ አስተካኪልካ ይብለኩም ከም ሓፍትኩም መጠን
Keytkortso maarey btaemi eyu zetemelka wkro metsye kmreyeka eye wa2
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምቁራት 🙏ኢፊ ሓውና ክኣምስ የቅርታ ጸጉርካ ተትቆርጾ ደስ ይብል ምክንያቱ ጸጉሪ ንወዲ ውቃብኡ የሕስሶ እዩ
Eway kef zelekum btaimi des tbelu ekum qexlwo ekum
ተዓዲልኹም ጽሩያት ኣሕዋት ፍቕርኹም ቅርርብኹም ደስክብል❤
Aykorets yitiemelu eyu des behalo adena ahwatna Nafikena😢
ኣሰይይይ ሰሉየ ዛምበይተይ ኣብ ስደት ዘለና ንዓኹም የማስለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ምቅራተይ ፀጉርኻውን ሞሉእ ብምሉእ ዘይኮነ ንእሽተን ቀንሰሉ ዝሓወይ❤🙏
ደስ ክትቡሉ 👌👌👌 (2 )
ካሙዙይ ገርክም አሰኪ ካብ ጭንቀት ካብ ብክያት አሰሕቅና 😢😢ደሰ ክትብሉ ኣብ ሰደት ዘለና ለ ሰደትና የሕፅረና ብሰላም ገፅ ዞም ዝተረፉ አሕዋትና ወለደና የርአና 😢😢😢😢😢❤
ይቆረፅ ንእሹተይ 😂👍
22222 ኣይቆረፅ ኣነ ፀጉሪ ብጣዕሚ እየ ዝፈቱ እና ይመቸኩም❤❤❤❤
Selu haftey nsdet keytkedi dhri kezi
_የቐንየልና ሰሉዋ ኣስሕቕኹምና ሳሓቅኹም የብዝሓዮ ሰላምን ቅሳነትን ንትግራይና ይግበረልና_
ከይትቆርፁሉ ያጥዕሞሉ ኡዩዋ❤❤❤❤
ዕድመ ይሃብኹም ምቁራተይ ❤❤❤ይቆረፅ 1😅😅😅❤❤❤❤❤
ዋይ ከይትቆርፅ222222❤
ኣስይ ደስ ክትብሉ ኣስሕቁኩምን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሰሉየይ ሽኮር❤❤❤
አረ ይመችኩም ፍቅርኹም የብዘሐዮ ❤❤❤❤❤
ሰሊተይ ጊዜ ተሊክም ኹሉሻዕ ምፅና ሰብ ሕማቅ እዩ ዘሎ ብሓዘን ተዊሕጡም ንእሽተይ ኣብዚ መፂኡ ንፍስ ተበለሉስ 😢❤
እዚ መደባትኩም ብታሚ ደስ በሃሊ ኢዪ
ግን ሓደ ሓደ ካላት ኣለዋ (ብደንቢ) (ኢና)
(ያዉ)ዝብላ ናይ ኣምሓሪና ካላት ክእረም ኣለዎ ርኢቶ ናይ ሕዝቢ ተቐበሉ ?ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልቶን ይምነየልኩም ኣፈወርቂ ካብ ኣስመራ
222 don’t cut it he’s cute with the hair
ክቅረፅ የብልን።
ፀግሪ ሰለወ መንእሰይ እዩ
ኬፍ ዝህበካ ከት ቀርፅዎ
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ንእሸተይ ቀንሱሉ 2👌👌👌
ደስ በሃሎ ዕድመይሃብኩም ❤🎉
ንሓዉኪ ዶሞ ፀጉሩ ከይትቆልፅዮ❤😂
ኣሰይይ ደስስ ክትብሉ ኣስሕቁኹምን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ ❤❤ 22222 ጨጉሪ ክቁረፅ የቡሉን ብጣዕም እዩ ዘጥዕመሉ ግን ከሪና ከይታንዊሕ
ይቆረፅ😂😂
ናሰሓቅኩም ንበርለይ ምቁራት❤❤❤ብወገነይ 2222222222 ግደፉዮ ከይትቀርፁሉ ሰሉዋይ❤❤❤❤❤
እሰይ ቆናጅ ሳሓቅኩም የብዛሓዬ❤
ዕድመን ጥዕናይ ይሃብኩም ፈጣሪአሰይ ደስክትቡሉ ዕድመን ጥዕናይ ይሃብኩም ይቆረፅ1
Are btami eyu letbkelu ktkortyo seliwa😂😂
ቅረፅሉ
Ere men kemakum fkrkum yebzahayo hahwat ❤❤❤leytmeslu ❤❤❤ymecekum men kem dekneka❤❤❤❤ymecekum
ከይቆርፆ ትብሉ ያላ👍👈😁
ከትቆርፅሉ ሰሉ ዋኝኝኝ❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ተጋሩዋኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤
ሱሉየ ንስባኣይኪ እባ ኣምፅእዮ
ንእሽተይ ቅረፅሉ እና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤
ፅሩያት ኣይፈላሊኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሄር ኣምላክ
ፅጉሩ ግን ይቆረፅ ፅቡቅ ገይርኪ ምልጥልጥ አብልሉ ኢኪ ሰሉ ሓፍተይ