ወገናዊ ፖለቲካ ኣብ ኤርትራ ? ኣየናይ ሕብረተሰብ'ዩ ወገናዊ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 69

  • @M.pet.
    @M.pet. หลายเดือนก่อน +2

    Leon great discussion as always.

  • @hagosberhe
    @hagosberhe หลายเดือนก่อน

    ሜሮን፡በዳህቲ ሕቶታትካ ብጣዕሚ ኣድኒቐዮም

  • @hayelomwelday8023
    @hayelomwelday8023 หลายเดือนก่อน +1

    This guy is very smart meri I subscribed for you as well

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 หลายเดือนก่อน +1

    ወገናዊ ድኣሞ ብቑጽሪ ሓደ ዝጽዉዑን ዝትግብሩዎን ኣከሎጉዝይ ምዃኖም ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ኢንድዩ ዝፈልጦም። ዝተረፉ ድማ ከምዚ እንተኮይኑ ክይንግዳዕ ኢናበሉ ዝፍትኑ ኣይስኣኑን።

  • @alemghebremedhn2191
    @alemghebremedhn2191 หลายเดือนก่อน

    Great job Meron!!!

  • @DrarGebrai
    @DrarGebrai หลายเดือนก่อน

    Yea great idea

  • @BUZZZ157
    @BUZZZ157 หลายเดือนก่อน

    Who is this guy? So smart!

  • @Anbesa_Tv
    @Anbesa_Tv หลายเดือนก่อน +1

    Tarik Eritrea 1940-60tat ayfeltn u ezi wedi. Sahsah hasawi

  • @doitnowstudio7867
    @doitnowstudio7867 หลายเดือนก่อน +2

    ሜሮን ፖለቲካን ጸርፍን ትሓዋውሶ ኣለካ ኣብ TikTok እንዳ ዋዓልካ ዕረፍቲ ውሰድ ንሱ ናዓካ ከረድእ ዩ ታ ሕቶ ገምጢሉ ሓቲትካ ስለምታይ Detail ክትኣቱ ከምዘይትክእል ስለ ተረደእ ናይ ብሓቂ በሊሕዩ ንስካ ግን Detail እና በልካ ኢካ ጸቅጢ ጌርካሉ ሙሁርስ ሙሁር ዳኣ ብጥበብ ኣረዲኡካ በሊሕ ዩ. Detail Detail ሕቶ ዓያሹ ጌርካዮ ዘይኣመልካ ሜሪ
    ንፈትወካ ነድንቀካ ኢና ሜሪ ጌጋካ ምእራም ካኣ ናይለባማት ዩ ተማሂርካላ ክትከውን ተስፋ ይገብር ካልእ መደብ ቀጽል ጽቡቕ ኣሎ።
    ከምዚኦም ሙሁራን ካኣ ኣምጻልና.

  • @eritrea4ever1
    @eritrea4ever1 หลายเดือนก่อน

    Leon nay bhaki lion 🦁

  • @habenbrhane5852
    @habenbrhane5852 หลายเดือนก่อน

    Merona❤🎉🎉

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 หลายเดือนก่อน

    ሜሪ ሓውና ናትና ትካላት ዝነበረና ኮነ ኢሎም እንድዮም ህግደፍ ዝነበረና ኣዕንዮሞ፡

  • @arestocr747
    @arestocr747 หลายเดือนก่อน +2

    Meron, I like the way you ask questions,ente zi gasha gin hade asha u

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 หลายเดือนก่อน

    ብዶርክተ ወልድኣብ ይሳቕዮም ዝስጎጉ ነይሮም።

  • @kibram6805
    @kibram6805 หลายเดือนก่อน

    Slemntay dea gexu zeykefete?Hgi nay gezaka aytefris Meron hawna.❤

    • @doitnowstudio7867
      @doitnowstudio7867 หลายเดือนก่อน

      በሊሕን ህዱኡን ኔሩ ሓሳብ ዩ ወሳኒ ገጹ ንሓፍትካ ዲካ ከተመርዕዎ 😮

  • @hagosberhe
    @hagosberhe หลายเดือนก่อน

    ባዕሎም መራሕቲ ህግደፍ እዮም ምምቕቓል ፈጢሮሞ

  • @yonastsegay7340
    @yonastsegay7340 หลายเดือนก่อน

    ሊዮን ቀምሽ ሰበይቲ ብጽልኢ ዝተላዕጠጠ

  • @zaidtekleab6412
    @zaidtekleab6412 หลายเดือนก่อน

    Leon great job. Meron trying to to pretend he doesn't know. 😂😂😂😂

  • @IbrahimMohammed-cm6ur
    @IbrahimMohammed-cm6ur หลายเดือนก่อน +1

    Hhhhhhhhhhhhhhh Meron hawey haqi Kini zarab tokhona cusubat kinibahal ina hasot zizareb jegnatebahilu zexewallu gezeye eyuo kkkkkkkkkk zigerem eyuo 😅😅😅😅😅😅

  • @comment-00291
    @comment-00291 หลายเดือนก่อน +1

    Gexu eba tehababereni

    • @akiyor3615
      @akiyor3615 หลายเดือนก่อน +1

      ኣዝማሪኖ ክብል ዝውዕል ኢዩ ግደፎ ናይ ኣዝማሪኖ ኢሉ ኢዩ ሸለል ኢሉዎ።

  • @mihrethayelom7979
    @mihrethayelom7979 หลายเดือนก่อน

    Meron ab Haki nber xlie Hgdef n eti Hakin felalyo twie'i aleka Lion eti kulu Haki ynegr alo💯✅️🔥

  • @btberhan
    @btberhan หลายเดือนก่อน

    Aytkhlofo ezie gines wedi

  • @fekarwedifekarat
    @fekarwedifekarat หลายเดือนก่อน

    Ab hagerna si klu hmam eawraja ealewo ezi hji n eakeleguzay eyu zweka zelo Etom Akele guzay kea n Hamasian yharmu pow
    Bzkone gn etom b menkao bzbl ztefeu kemeu wun G15 kem kbul giaru eyu wesidwo zelo 😢

  • @mihrethayelom7979
    @mihrethayelom7979 หลายเดือนก่อน

    Meron b esle konka b dengola seb mchfchaf emo kea delaiyi hgi eye endabelka ab Adi Hgi konka ,, eti tenki Hgdef eyu ktbl Hfer 10 gize glbt glbt aytbel: Balom eko xada nexela ztekedena TDF ena elomka eyom: Fedeyti Hne wn tebahilom, so tblo zeleka Astewel Meron😔

  • @TesfayDone
    @TesfayDone หลายเดือนก่อน

    ሰዋሱ ትግርኛ ኣብ ፖሎቲካዊ ትንታነ ተጠቀመሉ ወገናዊ ማለት ንህዝቢ ኤርትራ ኣይንታዩን እዩ ምናልባት ግን እዚ ምሳኻ ዞሎ ሜሮን ንባዕሉ ካብቶም ምዉጋን ዘድልዮም ተወልጀ ከይከዉን

  • @brahaneandemariam7154
    @brahaneandemariam7154 หลายเดือนก่อน

    Nmen eyu Hadas hager zblena zelo

  • @berhanbeyan1274
    @berhanbeyan1274 หลายเดือนก่อน +1

    Meron, this guy has wrong understanding of democracy

  • @zaidtekleab6412
    @zaidtekleab6412 หลายเดือนก่อน

    One question most eritrean opposition has tigray origin or support tigaru and tigray Who are these people said eritrea committed Genocide in tigray. Those people are from akologuza::

  • @As22611
    @As22611 หลายเดือนก่อน

    Wegenawyan eyom kab mibal zey kenie ayweled hawey haftey sdrabetey zeybele ntfat imber medirka tezaribka temxewo lewtin yelen. Hawey haftey slezbelou sdrabetom mekribon zemedom awxion axlilom alewu.
    hawika kirebih zeytfetou wegenawyan eyom mbal halay seb tray eyu.

  • @MeashoTesfayTesfay
    @MeashoTesfayTesfay หลายเดือนก่อน

    Kemza nay sebayn sebeytn u negeru begie nay awdamet kgeze ye ,abey ktasro ab dhri methan u😂😂😂

  • @GEO.16
    @GEO.16 หลายเดือนก่อน +1

    ሊዮን ሓሳዊ፡ ኣብ ሳዋ ምሳይ ኔሩ ማሕዮ ናይ መራሕቲ ጋንታ፡ ኣብ ወርሑ ድማ ንስግረዶብ ከይዱ

  • @alemghebremedhn2191
    @alemghebremedhn2191 หลายเดือนก่อน

    ኢሰይያስ ክገዝኣና ይሕሸና ለሚድናዮ ኢና ኢኻ ትብል ዘሎኻ ምኽንያቱ ዘገምታ እናበሉ ኢዮም ልዕሊ 30 ዓመታት ንሰብ ረጊጸሞን ኣጽኒተሞን። ሕጊ ምግባር ወዓል ሕደር ዘየድልዮ ናይ ቀዳምነታት ቀዳምነት ኢዩ። እዚ ጨለ መልሓስ ኢዩ ሰብ ኣጥፊኡ ዘሎ።

  • @sambr9018
    @sambr9018 หลายเดือนก่อน

    Is he saying Ethiopia is in this shit because of construction? Non sense. The issue is the type of constitution and most notably ethnic based federalism. Ask him, where would Ethiopia be now if they didn’t have constitution?

  • @IbrahimMohammed-cm6ur
    @IbrahimMohammed-cm6ur หลายเดือนก่อน

    Ethiopia zebexehu dihri miti amet ay bexhun eyuom higdef gin qin sellezollowu mixilam sirhom eyuo

  • @alemghebremedhn2191
    @alemghebremedhn2191 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ሓውና እታ ኤርትራ'ኮ ነይርናያ ኢና ንበይንኻ ኣይነበርካያን። ሰብ ብዝተወደበ ይወደብ ብኣውራጃ: ብዓሌት: ሃይማኖት...ወዘተ ሕጊ ገይርካ ኢኻ ትሕዞ። ሕጊ ከኣ ቅድሚ ዝኾነ ይዂን ነገር'ዩ ክመጽእን ክቕመጥን ዘሎዎ። እታ ሕጊ'ኮ ሓጺር ኣይሰትኳ ነዊሕ ኣይነጥራ ኢሎም ወለድና ይምስሉዋ ኢዮም። ኣብዚ ትነብረሉ ዘሎኻ ዓለም ዘንብረካ ዘሎ'ኮ: ሕጊ ኢዩ መንግስታት ዝተኸልዎ: ባዕሉ ዝበቖለ ኣይኮነን። እዚ ሕጊ እንተዘይህኩ ንስኻ፥ ንሕና... ወዘተ ዘይኮነ እቶም ደቂ ዓዲ ባዕሎም ምተበላልዑ ነይሮም። ንስኻ ኮለል ካብ ትብል ኣነን ኤርትራን ሞትናን ህላወናን ምስ ኢሰይያስ'ዩ ዘይትብለና ኣግሂድካ። እንታይ ኮንካ ደኣ እታ ኤርትራ ዘይትነብራ ንድሕሪት ገዲፍካያ መጺእካ፥ ህግደፍ ዝመሃርኹም ናይ 30 ዓመታት ሓሶት ሓቂ መሲሉ ኣስኪርኩም ኣሎ።

  • @samtikokesete180
    @samtikokesete180 หลายเดือนก่อน +2

    Nbalka wegenawi

  • @akiyor3615
    @akiyor3615 หลายเดือนก่อน

    ክክክክ ኣከለጉዛይ ዮ ተኣኪቡም ነይሮም ምባል በርቲዓትካ ኣንታ ሓሳዊ ስቅ ኢልካ ኣይትሓሱ ንስካ በይንካ ትፈልጦ ታሪክ የብካ ሰባት ከተተዓሻሹ ኣይትፈን ኤርትራውያን ዓድታትና ሓሊፍና ኣስማትና ኢና ንፋለጥ ስቅ ኢልካ ግሩሃት ክተደናግር ደሊካ እንበር ፍጹም ኣብ ኤርትራ ኣይተፈጸመን ስቅ ኢልካ ስቃይ ህዝቢ ደኣ ክተናውሕ ደሊካ እንበር ኣይነበረን ኣይክህሉን ኢዩከኣ።
    እቶም ተሓምዮም ዘሎካ ወገናውያን ትብሎም ዘሎካ ኮ ኣቦታቶም ኤርትራ ን ኤርትራውያን ኢሎም ዝመስረቱ ኢዮም። ንስካ ግን ሓምየን ኢካ።

  • @mtslalewmichael707
    @mtslalewmichael707 หลายเดือนก่อน +1

    Emo nabta kirxi zelewa etiopia deytkeyd

  • @danielgebrai4912
    @danielgebrai4912 หลายเดือนก่อน +1

    Ata Mary hawey entay aynet seb eyu ezi lomi zeademkayo. lebam felat yemesil ajewjew eyu zbl

  • @YonasSemere-o4z
    @YonasSemere-o4z หลายเดือนก่อน

    You don't know nothing this person l

  • @alemghebremedhn2191
    @alemghebremedhn2191 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ሓውና ለባም-ለባም ኣይትጻወት እዚ ናይ እንዳሻሂ ተዕልልዎ ኣይተምጽኣዮ ናይ ኤርትራ ጉዳይ ካልኣይ የብሉን። ጠቕሊላ ኮላፕስ ዝገበረት ሃገር እኮ ኢያ ሃገር ኢልካ'ን ኣይትዛረበላን ኢኻ።
    Shame on you bro. Do not hide reality and don't search reasons to say no instead say yes to truth.

  • @tkentertainment6307
    @tkentertainment6307 หลายเดือนก่อน +3

    ኩሉ ደላዪ ፍትሒ ከስተውዕለሉ ዘለዎ እዚ ልዮን ብዝብል ቅጽል ስም ኣብ ቲክቶክ ዝነጥፍ ሰብ ዕሱብ ናይቲ ስርዓት ምኳኑ ኢዩ። ኣይትገራህ ዎሎዶይ።

    • @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
      @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ หลายเดือนก่อน +2

      ኩሉ ህዝቢ ዓለም ደላይ ፍትሒ እዩ ዋላውን ኢሳያስ ከምኡውን ዕቡዳት ኣኽላብ ብርጌድ ንኸብዱ. ከመይ ትሰርሖ እዩ እቲ ሕቶ.

    • @akiyor3615
      @akiyor3615 หลายเดือนก่อน

      ሕንሳል ልደ ህግደፊ ኢዩ ግደፎ ምስ ንፋስ እንድዩ ዝጎዪ ዘሎ ኣዝማሪኑ እንዳ በለ ኢዩ ሕቂቅ ክብል ዝውዕል።

    • @doitnowstudio7867
      @doitnowstudio7867 หลายเดือนก่อน

      ደላዩ ፍትፍት ማለት ካ ድዩ ወዲ ምሳሕ

    • @mihrethayelom7979
      @mihrethayelom7979 หลายเดือนก่อน

      💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯✅️eyu::

  • @habtutrfu6454
    @habtutrfu6454 หลายเดือนก่อน +1

    ሜሮን ሓወይ ሎሚሎምስ ትጎድለኒ ኣለኻ እዚ ልዮን ዝብለካ ዝነበረ ምርዳእ ድዩ ኣብዩካ ባሓቂ
    ወላስ ልዮን ህግደፍ ኮይኑ ይስምዓካ ኣሎ
    ብዝኾነ ካብ ሰውራ ዝጀመረ ወገናውን ዓሌታውን ፖሎቲካ ሃገርና ሳዕቤናቱ ክሳብ ሕጂ ይቕጽል ኣሎ እዚ ካኣ ኣንሕና ብኣዱሊስ ቁሩብ ባሕሪ ስለንትንክፍ ወላ ካብ ኤርትራውናይ ተፈሊና ምስ ተጋሩ ክንድመር ንኽእል ኢና ዝብል ዘዝንቡዕን ዘይብሱል ኣተሓሳስባን ኣብ ነውስወከፍ ዋንጭልን መንካዕን ኔሩን ኣሎን
    መንካዕ ዝበልዎም እኮ ኣልዕል ኣቢሎም ከም ተራ ጸርፊ ኣይኮኑን ብዙሕ ግዜ ተዓዚቦሞምን ተጸሚሞሞምን እዮም ዓቕሎም ምስ ኣወድእዎም ካኣ ምሾት ምሸት ንበይኖም ተሓቢኦም ክእከቡን ክፍለዩን ይሓስቡ ስለዝነበሩ እዮም መንካዕ ኢሎሞም
    ካብ ሃገረዊ ኣተሓሳስባ ዝወረዱ ካኣ ንኣቦታትና ከምዘየዕውቶም ተረዲኦም ንመንካዕን ብድሕሪኡ ዝተወለዳ ፈላለይቲ ቐንጺለሞም
    እዚ እንተ ዘይገብሩ ካኣ ሰውራ ኤርትራ በብሓሙሽተ ሰባት ተፈናጭሎም ከም ሓርጭ ኣብ በረኻታት ሳሕል ነበረያነበረ ምኾነ እዚ ወድሓንካ🇪🇷 ✌️

    • @henokmengsteab1907
      @henokmengsteab1907 หลายเดือนก่อน

      የሚን ከ፧

    • @habtutrfu6454
      @habtutrfu6454 หลายเดือนก่อน

      @@henokmengsteab1907 የሚን ሓወቦተተይ እዮም ኣብ ቃልሲን ዕላማን ግን ዕንቅፋት ስለዝኾኑ እንዳ ሓዘንኩ ወላ ኣነ ምረሸንክዎም 😥

  • @ErnestuChecvera
    @ErnestuChecvera หลายเดือนก่อน +1

    Wegenawi polotika ab Eritrea ab mongo .hamasenn akelen zelo. Polotika. Eyu. Ab gze. Qalsi. Eseyas. B Ed deqki. Hamasen. Geru ntewelado. Deqki. Akele guzay yqkrezeybahalo geben .fetsimu. Eyu. Meret. Eritrea. Afu. Kefitu. Ente. Zzareb. Zehzn tarik. Eyu. Tefetsimu. Slezi. Hzbi hamasen abzi. Guday mexaweti. Wey ede. Beyza. Nay polotikengnata eyu. Koynu. Hzbi akele dma genshel ab mewedaeta. B waga nay kltiom hzbitat eseyas terebihu

    • @eriblood803
      @eriblood803 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂 ignorance is bliss 😊....kondaf agame cenawi funfun fitret

  • @tkentertainment6307
    @tkentertainment6307 หลายเดือนก่อน +1

    ሜሮን ከይትህመል እዚ ወዲ ተመን ኢዩ፡ ጽቡቅ እንድዩ ሕቶካ ንሱ ግን ኮለል ጥራይ ኢዩ ከምቲ ጋውና ዓዲ ሃሎ።

  • @akiyor3615
    @akiyor3615 หลายเดือนก่อน

    Kkkk Ezi ለካት ዘይ ትከፍቶ ደኣ ጃጃዊ ኣብ ኣውራጃ ተወቲፍካ ንባዕልካ ነዛ ገጽካ ከፊትካ ከማን ክትዛረብ ዘይ ትክእል ወዲ ሓማሴን የ ኢልካ ንባልዕካ ንሓማሴን ዝጸርፉ ጥራይ ሸር ክትብል ትውዕል ዘሎካ ለካት😢
    ዝቃለስ ኢዩ ስልጣን ዝሕዝ እንበር ከም በዓል ንስካ ተከዊልኩም ትዛረቡደኣ እንታይ ኢልና ክንህበኩ ንስካ ሕንሳስ ልደ ህግደፍ ኢካ።
    ሜሮን ከኣ ደንዳኒ ኢካ ናያዝማሪኖ ገርካያ ገጹ ከዊሉ ክዛረብ ኣፍቂድካሉ ኣንታ ፈኩስ😮

  • @YonasSemere-o4z
    @YonasSemere-o4z หลายเดือนก่อน

    This Crazy person
    Meron way bring like interview

  • @ghebreyesushaile680
    @ghebreyesushaile680 หลายเดือนก่อน

    እዚ ኸኣ ሓዲሽ ዝጠፈሸ ፍላስፋ መጺኡና።ሱቕ በል ሓንቲ ኡንዶ የብልካን።

    • @eriblood803
      @eriblood803 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂 aye midre fara fera cenewuti donkoro haghereseb tewelige...ghena kitsilelu ikum...degalat duhurat duhulat funfunat

    • @akiyor3615
      @akiyor3615 หลายเดือนก่อน

      @@eriblood803
      ድኑስ ሃገረሰብ ምውላድ መዓስ ኢዩ ገበን ኮይኑ።

  • @Ae91scd
    @Ae91scd หลายเดือนก่อน

    ስማዕ ሜሮን :
    እዛ ዘምጻኻያ አርእስቲ እንታይ ትጠቅም ? ብሱላትን ምኹራትን ዓዲምካን አምጺኻን መንእሰይ ከምዝነቅሑ እንተዝግብር ዶ አይምሐሽን::

  • @tkentertainment6307
    @tkentertainment6307 หลายเดือนก่อน

    ሓሳዊ ኢዩ እዚ ወዲ ከተዋጥሮ ይግበኣካ ኔሩ ኢዩ ሜሮን ፈሪሕካዮ ኢካ።

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 หลายเดือนก่อน

    Omg nmntay testemaslu nkubur hbreteseb tewardu nmeseley kkales slezbeli neal ayserhu ayasrhu👎👎👎👎👎

    • @eriblood803
      @eriblood803 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂 freweyni ghembi cenawit bitnih kondaf agame...ghena kinkustirekum ina....agameguzai funfunat fitret

    • @Jani-b8b
      @Jani-b8b หลายเดือนก่อน

      What 😮😮

    • @Jani-b8b
      @Jani-b8b หลายเดือนก่อน

      Gerimuni

  • @TesfayDone
    @TesfayDone หลายเดือนก่อน

    ሰዋሱ ትግርኛ ኣብ ፖሎቲካዊ ትንታነ ተጠቀመሉ ወገናዊ ማለት ንህዝቢ ኤርትራ ኣይንታዩን እዩ ምናልባት ግን እዚ ምሳኻ ዞሎ ሜሮን ንባዕሉ ካብቶም ምዉጋን ዘድልዮም ተወልጀ ከይከዉን

  • @TesfayDone
    @TesfayDone หลายเดือนก่อน

    ሰዋሱ ትግርኛ ኣብ ፖሎቲካዊ ትንታነ ተጠቀመሉ ወገናዊ ማለት ንህዝቢ ኤርትራ ኣይንታዩን እዩ ምናልባት ግን እዚ ምሳኻ ዞሎ ሜሮን ንባዕሉ ካብቶም ምዉጋን ዘድልዮም ተወልጀ ከይከዉን