እዋይ ማዓንጣቃ ዘቁስል ሳሓቅ ምስ ዝፈትወን አሕዋተይ ኣቲኩም ተዛናጉዑ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 43

  • @mikiweditesfaliyagalhafto-326
    @mikiweditesfaliyagalhafto-326 ปีที่แล้ว +1

    እህ ኣሕዋተይ ስደት ስድት ብሓፂሩ ጉድኣት እምበር ጥቅሚ የብሉን ሓፍተይ ማዓረይ ስደት ተዘይህሉ ነይሩ ትግራይ ምማዖበለት ነይራ ጭካነ ኣይማሃለወን ጉቦ ኣይመሃለወን እህህህ ሱዑዲ ርእስና ኣፅቢቡልና ዓድና ሰሪሕና ክነብር ዘይመስለና ክንደይ ሞ ክጠቅሶ ጉድኣቱ በፍፁም ጥቅሚ የብሉን ሱዑዲ ዕፅዋን ክባን ሰብ ኣውፂእና ዳኣ ንብል ብሰንኪ ስደት ዩ ኣማራራሓ ጠፊኡ ጉቦ ለሚዶም መራሕትና ብሰንክና ልዕሊ ዓቀን ቅርሺ ኣልሚድናዮም ካብ ንእሽቶን ካብ ቁሸት ጀሚርካ እስካብ ጣብያ ወረዳ መታውቅያ ክነውፅእ ቅርሺ ንህቦም ዝኾነ ምስ ንደሊ ቅርሺ ጉቦ ንህቦም ሕማቅ ትምህርቲ ኣምሂርናዮም ለሚዶም ተወራሪሶም በቃ ኣለና እስካብ ኩናት ውን በፂሕና ኩሉ ብሰንኪ ስደት ዩ ስለዚ ዝሓፍተይ ስድትስ ንፅላኣዮ ዳኣ ዋላ ሓንቲ ዘፍቲ የብሉን

    • @YsHd-ei6ws
      @YsHd-ei6ws ปีที่แล้ว

      😢😢😢

    • @ጓልውቅሮGalWekro
      @ጓልውቅሮGalWekro  11 หลายเดือนก่อน

      𝐴𝑧𝑜𝑘. 𝑍ℎ𝑓𝑡𝑒𝑦 𝑚𝑎𝑟𝑒𝑦😢❤

  • @Q-lyrics
    @Q-lyrics ปีที่แล้ว +1

    Wowww❤❤❤bertu

  • @KhanKhan-kh4im
    @KhanKhan-kh4im ปีที่แล้ว

    ዋውውውውው❤❤❤❤❤ ዘን ናተይ ጥዑማት ድምፂ ፅቡቅ ስሒቅና ብጣዕሚ ንበራለይ ናትክን ፍሽክታ ናዓይ ሓይሊ እዩ ወይዘራዝር

  • @ነፂጓልውቅሮ
    @ነፂጓልውቅሮ ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ደስ ባሃልቲ ደቂ ዓደይ ቆናጁ ናሳሓቅኺን ንበራለይ ♥️❤️♥️

  • @DiEg-f9y
    @DiEg-f9y ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤ ፅሩያት ኢኽን ጭዋታኽን ክጥዕም

  • @iyfu8262
    @iyfu8262 ปีที่แล้ว

    ዋው

  • @iphone9904
    @iphone9904 ปีที่แล้ว

    ዋው ምጩዋት

  • @samerhaa7965
    @samerhaa7965 9 หลายเดือนก่อน

    ዋው ኣስመላሽ😂❤

  • @fitsumabedefisseha4889
    @fitsumabedefisseha4889 ปีที่แล้ว +3

    ቲቲ'ኸ ደኣ ኣይትሕተትን ድያ 😂

    • @ጓልውቅሮGalWekro
      @ጓልውቅሮGalWekro  ปีที่แล้ว

      ታሓዚት ካሜራ ገይርናያ😂😂

    • @fitsumabedefisseha4889
      @fitsumabedefisseha4889 ปีที่แล้ว

      @@ጓልውቅሮGalWekro
      ኣይይይ ካሜራስ ባዕልኽን ኢኽን ትጠዋውያኣ ዝነበርክን🤣🤣

    • @KhanKhan-kh4im
      @KhanKhan-kh4im ปีที่แล้ว

      ፍፁምዋይ ፅሩይ ከሊአናኒ ምቅራብ ሰብ ከይሪአኪ መልክዕኪ ሕማቅ ስለ ዝኮንኪ ኢለን 😂😂😂😂😂ረኪበዮ ዝቀነኹ ባዕለይ እየ ዝፈልጦ

    • @fitsumabedefisseha4889
      @fitsumabedefisseha4889 ปีที่แล้ว

      @@KhanKhan-kh4im
      ወይዘን ወንጫራት ፥ ሓብተይ ካብኣተን ከም ትጽብቒ ኢና ንፈልጥ።

    • @ምዕራፍዩቱብሚሊ
      @ምዕራፍዩቱብሚሊ ปีที่แล้ว +1

      ​@@fitsumabedefisseha4889ወይ ክንገፍ ከለናስ ዝኩሉስ ቲቲየ ትሓሽ ኢልካ አይተዳሉ አነከ ዝኩሉ😃

  • @ፅዮንፅዮን-ኘ4ኸ
    @ፅዮንፅዮን-ኘ4ኸ ปีที่แล้ว

    ዋውውው ደስ በሃሊ ዕላል 😁😁😁

  • @iphone9904
    @iphone9904 ปีที่แล้ว

    Des ብህለት waww🥰❤️🥰

  • @adug-nj3gp
    @adug-nj3gp ปีที่แล้ว

    ምቅራትይ❤❤❤❤❤❤

  • @HiwiHiwi-w6j
    @HiwiHiwi-w6j ปีที่แล้ว

    Wooow wudochee 🥰🥰🥰

  • @FeruzeAdem
    @FeruzeAdem 8 หลายเดือนก่อน

    stamru

  • @Mota-xr8hd
    @Mota-xr8hd ปีที่แล้ว

    ሽኮራት ኢኽን

  • @HammerTube-kg9cs
    @HammerTube-kg9cs ปีที่แล้ว

    ሚሊ ጆኮር ኮይና ምሽ ባዕላ

  • @iphone9904
    @iphone9904 ปีที่แล้ว

    . Wawwww🥰🥰🥰🥰🥰

  • @hghgftg1708
    @hghgftg1708 8 หลายเดือนก่อน

    ደስ በሃልቲ

  • @ፅዮንፅዮን-ኘ4ኸ
    @ፅዮንፅዮን-ኘ4ኸ ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @ahadubrhan
    @ahadubrhan ปีที่แล้ว

    አሰይይይይ ዘን ናተይ ድሙቃት ካም ፃሓይ ላሳሓቅክን ንበራለይ❤🙏

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ምዕራፍዩቱብሚሊ
    @ምዕራፍዩቱብሚሊ ปีที่แล้ว

    አዙዩ ምቁር እዋን ነይሩ😂😂

  • @በእምነትዩቱብ
    @በእምነትዩቱብ ปีที่แล้ว

    አስይይይ ዘን ናተይ ቆናጁ ናሳሓቅኪን ንበራለይ

  • @selaminahailu8560
    @selaminahailu8560 ปีที่แล้ว

    ደስስስስስ ክትብላኒ ምጭዋት እተው ሳብስክራይብ ግበርለን አሕዋተይ አይክፈሎን ነተባበዐየን ፍቅርኽን ይባረኽ ምጭዋተይ ሓደር ከ ተትሒዝክን ዶ ትኾና ገና አሕዋተይ ነይረሙኒ መልሲ እስኪ

    • @ምዕራፍዩቱብሚሊ
      @ምዕራፍዩቱብሚሊ ปีที่แล้ว

      ክሳዕ ሽሕ ሳብስክራይብ ንመልእ ስንጊላት ኢና ምስ መላእና ግን ዋእ ዋላ😃

  • @zewdichannel27
    @zewdichannel27 ปีที่แล้ว

    ❤አብዚ ዘለኪን ክቡራተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ

  • @ጓልውቅሮGalWekro
    @ጓልውቅሮGalWekro  ปีที่แล้ว

    th-cam.com/video/p7KvTwzLGfo/w-d-xo.html ኣብዚኣ ዘለኩም አሕዋተይ ሳብስክራይብ በልዋ

  • @FeruzeAdem
    @FeruzeAdem 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @YsHd-ei6ws
    @YsHd-ei6ws ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤

  • @FeruzeAdem
    @FeruzeAdem 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @KhanKhan-kh4im
    @KhanKhan-kh4im ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤