ሰራዊት ኤርትራ ይሰምዑኻ እዮም ፥ ላንጋ ላንጋ ስለ ዝኮንካ ይብል ኣባል ብርጌድ-ንሓመዱ ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 31 ม.ค. 2025
  • Join this channel to get access to perks:
    / @meronsat7665
    @DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro #tehaguise #tedroshagos #shammedia #Eritreanmovie #Eritreanfilm #Eritreanseriesfilm #EritreanselmiMisgunabraha #Eritreanmusic #eritreancomedy #EriEthio "New eritrean music " #New #eritrean #music "Ethiopian music" #ethiopian #music
    #eritreanguayla #Tigrinamusic #ethiopianmusic #eritreanmovie #eritreancomedy #Tigrinaderfi #oldtigrinamusic #Eritreanmusic2020 #Neweritreanmusic #Eritreansong #musicoferitrea #musicoftigrina #besteritreanguayla #eritreanbahlawiderfi #eritreannewmusic #eritreanbestguayla #eritreanfilm #eritreandrama #ethiopiansong #ethiopianmusic2021 #amharicmusic #ethiopianfilm #ethiopianmovie #eritreanbestmusic #eritreanbestfilm #danielxaedu #nahomrecordsinc #minewshewatube #ebstv #kanatv #nahootv #ashamtv #tedyafroarmash #abrahamalemshewitsgem#eritreanmusic2023#ethiopianmusic2023#tigrignamusic2023#newsong2023 #Eritreanmovie #Eritreanfilm #Eritreanseriesfilm #EritreanselmiMisgunabraha #Eritreanmusic #eritreancomedy #EriEthio #Neweritrean music #New #eritrean #music "Ethiopianmusic" #ethiopian #music
    #eritreanguayla #Tigrinamusic #ethiopianmusic #eritreanmovie #eritreancomedy #Tigrinaderfi #oldtigrinamusic #Eritreanmusic2020 #Neweritreanmusic #Eritreansong #musicoferitrea #musicoftigrina #besteritreanguayla #eritreanbahlawiderfi #eritreannewmusic #eritreanbestguayla #eritreanfilm #eritreandrama #ethiopiansong #ethiopianmusic2021 #amharicmusic #ethiopianfilm #ethiopianmovie #eritreanbestmusic #eritreanbestfilm #danielxaedu #nahomrecording #minewshewatube #ebstv #kanatv #nahootv #ashamtv #teddyafro #armashkena #abrhamalem #shewitsgem #tedroshagos erurutehaguise #shammedia #FaNus NetWork#DEHAY TV #Jstudio #RED SEA MEDIA#ADMAS MUSIC #nabrana entertainment #Soyra Entertainment #Fnan App Infotech #Mara Entertainment #MEGARYA Entertainment #ERISAT,BAHGNA TV #mahder Media #BANA ERITREA #Rufta Tv #ELA TV #NESHNESH TV #hdmona tv #hdmona nebarit #star entertainment #saeyet entertainment #zena tigrigna #rbl tv entertainment #ERI-TV #DENDEN MEDIA #NATI TV #TIGRAY NEWS #SESEN ENTERTAINMENT #MESTYAT BETNA #LYE #MESOBNA ENTERTAINMENT #eritrean film@zomaychannel @erisat @eritv @meronsat #ሰለሙን ድራር #solomndrar

ความคิดเห็น • 178

  • @matyas9926
    @matyas9926 16 วันที่ผ่านมา +21

    ሜሪ ምስ ሓሳብ ዘለዎም ግዜኻ ተጠቐመሉ።

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 16 วันที่ผ่านมา +14

    መሮን ሓያል ፖሎትከኛ ሰለ ዝኮነ ውሑዳትዮም ዝረድኡዎ❤❤❤

  • @alayeesami
    @alayeesami 16 วันที่ผ่านมา +10

    ሕጂ ተረዲኡኒ ብዓል ውፍይ ዝመርሕዋ ሃገር ንባዓል እዚ ሃላይ ምኒስተር ደናቁር ክገብርዎ ስለዝሓስብ ኣብ ሓመድ ይንገርግር ምስ ኣድጊ ንሓመዱ ኮይኑ። ምሽክናይ ሓወይ ኣዴኻ ኣይትርእይ። ሜሮን ናይ ባሓቂ ነዞም የዱግ ናይ በረኻ መልክዖም ንሕዝቢ ገሊጽኻሎም። ነዚኦም ሪኢና ኢና ተቃወምቲ የለውን ንብል።

    • @mf4244
      @mf4244 16 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂😂😂

  • @efremyemane205
    @efremyemane205 16 วันที่ผ่านมา +13

    ንኣብነት ንኣብነት ንኣብነት ኢሉስ ኣብነት ስኢኑ😅😅😅😅

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 16 วันที่ผ่านมา +6

    መሮን ላንጋ ላንጋ ዘይኮነ ማእከላይ መርገጺዩ ዘለዎ❤❤❤

  • @myself27ify
    @myself27ify 16 วันที่ผ่านมา +5

    Meron, I give you a huge credit for inviting him and listening to him respectfully. Like many other youths, he’s young and inexperienced. Some people's comments are disappointing. Instead of judging and insulting him, we should educate and encourage him to express his thoughts!

  • @IsmailRomodan
    @IsmailRomodan 16 วันที่ผ่านมา +4

    Meron Aqal❤❤
    Mis Mendeq tizareb Alaka

  • @tslatsoony6869
    @tslatsoony6869 16 วันที่ผ่านมา +8

    ካብ ኣፍልጦ ነጻ ዝኾነ ቆልዓ ባዓል እዝስ ክረአ ኢሉ ድዩ ሙጽዩ ዋላስ ክትንትን እዋይ ውርደት ተማሃራይ 2ይ ክፍሊ ይሓይሽ ካብዚ ሱብ እዚ ክመኽሮ ምደለኹ ኮፍ ኢልካ ተማሃር ተዘይ ኣለ ካኣ ስድራኻንገሓዳርካን እለ

  • @عليمحمد-ز4ع8ص
    @عليمحمد-ز4ع8ص 15 วันที่ผ่านมา

    ትክክለኛ መልሢ ሂዉካዮ🎉🎉🎉🎉

  • @adonaydimartini6130
    @adonaydimartini6130 16 วันที่ผ่านมา +5

    ባዶ ዝኮነ ሓሳብ ሜሮን ወላ ተቋዋሚ ይኩን ግን ምስ ኣፍልጦ ዘለዎ ግዜካ ወዳኣዮ እዚ ግን ጸብሕካ ጥራይ ስራሕ በሎ

  • @SamuelBrhane-m7o
    @SamuelBrhane-m7o 16 วันที่ผ่านมา +2

    ሜሪ ከም ሎሚ ኣይሰሓቅኩን ኣብ ናትካ ቻነል።ወዲ ኣስመራ ደይኮንካን ዘይትርድኦ ኣዋጢርካዮ እኮ።time is gold.ፊሊ ቅድም ምስ ሓለፍትካ ተዛረብ ጉዳይ ኣዘራርባ ቃላት ከመይ ትረዳዳእ

  • @WediyataWediyata
    @WediyataWediyata 17 วันที่ผ่านมา +4

    ባኣካሉ ብዕራይ ኣምጺካ ሎሚ

  • @iwilldo9770
    @iwilldo9770 16 วันที่ผ่านมา +7

    ፊሊ መትዓቢይቲ ትም ኢልካ ዘይትጨርም ኣብ ዘይ ባልቦላኻ ትኣቱ ኣብ (ዓዲ ኮላ )ተኸኽ ዘበልካና ከይኣክል ክክክክክክክ

    • @debshdebsh-n8s
      @debshdebsh-n8s 16 วันที่ผ่านมา

      ዘይትምዕድዎ

  • @doitnowstudio7867
    @doitnowstudio7867 16 วันที่ผ่านมา +4

    ሜሪ ዓርከይ ከም ወትሩ ጽንዓት ይሃብ😂
    ጥራሕ ርእሳ ከተሕምመካ ያ
    ተካል ትርኢቱ ዑዑዑዑ ክብል ወዲኢዋ ዛ ቢድዮ
    Demokratie ከምጹልና ዮሜ ባል እክሊ ኣይመኑ 😂

  • @williamEritrawi
    @williamEritrawi 17 วันที่ผ่านมา +5

    ወላ ሓደ ሓሳብ የብሉን ኣብ ትግራይ ሓሳብ ዝተመርኮሰ አዩ ዝዛረብ ናይ አሪትራውያን ሙሁራት ተከታተል በሎ መሮን ድማ ዓቅሊ ይሃብካ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Merrih
    @Merrih 16 วันที่ผ่านมา +3

    😂😂😂😂😂ክንደይ ጽሉል ሰብ እዩ ዘሎ፡ኤርትራ ንኤርትራውያን ስለ ዝበልካ ህግደፍ እካ ኢልካ ኣሎ፡ሜሪ ምስዚኦም እካ ትቃለስዘለካ ጽንዓት ይሃብካ😂😂😂

  • @RedwanSeladin
    @RedwanSeladin 16 วันที่ผ่านมา +4

    ሜሪ ሓወይ አነ ክሓተካ መጀመርታ ካብ ዓዱ ዝወጸ ኩሉ ደላዩ ፍትሒ ኢዩ ሓደ ውድብ እሞ ግበሩ ክንስዕበኩም እንታይ ዝገበረ ህዝቢ ሰንፈላል ትገብርዎ ወይ ተቃወምቲ መሰሉ ፍታሕ ከነምጽእ ወይ ድማ ግደፍዎ

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 16 วันที่ผ่านมา +3

    ሜሪ ትዕግስቲ ኣቤትከ🎉

  • @anderbrhanabraham2828
    @anderbrhanabraham2828 15 วันที่ผ่านมา

    ሜሮን ንፉዕ እዩ ክተባባዕ ዘለዎ ሰብ እዩ።እዚ ሓውና ካኣ ርእሰ ተኣማምነቱ ኣጥፊኡ ኣሎ ክንጸርፎ ክንዕቆ ዘይኮነ ክንምህሮን ከነፍልጦን ኣለና።ምክንያቱ
    መብዛሕተና መናእሰይ ፍቕርን ስምዒትን እዩ ዘለና እምበር ኣፍልጦ ፖለቲካ እኹል የብልናን።

  • @Merrih
    @Merrih 16 วันที่ผ่านมา +1

    እዋይ ላንጋ ላንጋ ማዓልቲ😂😂😂

  • @Loveme-dq7wg
    @Loveme-dq7wg 16 วันที่ผ่านมา +2

    ኤርትራ ኩሉ ዓደይ እንዳበለ እም ኽኣ ዓዲ ኻላ ዝዓበየ በትሪ ዘይፈልጥ መጺና ኣመሪካ ተወሊዱ ዝዓበየ ከማን በትሪ ይፈልጦ 😂😂😂😂😂

    • @Seretchanel
      @Seretchanel 13 วันที่ผ่านมา

      Mehremi keman ytqemelu felitu eyu enber

  • @freweiniyemane6679
    @freweiniyemane6679 17 วันที่ผ่านมา +4

    ሓላይ ዘይበሰለ ዱባ 😂😂😂ብርጌድ ንሓመዱ ዓዋን

  • @NatnaeilHabtom
    @NatnaeilHabtom 14 วันที่ผ่านมา

    Eza wedi harimaya atya mesleni.

  • @binyam5783
    @binyam5783 16 วันที่ผ่านมา

    አየ ብርጌድ ንሐመዱ😢😢😢

  • @foziamahmmud3838
    @foziamahmmud3838 16 วันที่ผ่านมา +2

    Wexeit nay Botswana eyo ezy

  • @selamteklehaymanot9786
    @selamteklehaymanot9786 16 วันที่ผ่านมา

    Meron weday akeley 100000%❤❤❤

  • @SumSergo
    @SumSergo 16 วันที่ผ่านมา

    Meron is speaking clearly

  • @DejenTeshome-r8j
    @DejenTeshome-r8j 15 วันที่ผ่านมา

    ልዕሌካ ተቃዋማይ የለን ሜሪ ። እትሽግር ዝበልናዮ ዘይበለ ካባና ይፈለ ኢዩ።

  • @binyam5783
    @binyam5783 16 วันที่ผ่านมา

    ሜሮን እዞም ትግራይ ትዕወት ከየቅረብካልና ንፈልጦም ኢና አተሐሳስበኦም ምቅራብ አየድልየካን እዬ.

  • @BrhinMotivotion
    @BrhinMotivotion 16 วันที่ผ่านมา

    Bravo mery abkema ykmet entekoynu betri kifelt neyrow fara

  • @freweiniyemane6679
    @freweiniyemane6679 17 วันที่ผ่านมา +3

    እዚ ሓላይ ፍጥረት ባንዴራ ኣብ ክሳድካ ጌርካ ክብለካ እዩ 😂😂😂😂😂

  • @hagoshaile6112
    @hagoshaile6112 16 วันที่ผ่านมา

    ክክክክ ሜሪ ሓወይ ኩሉ ቪድዮታትካ ኩሉ ግዜ እየ ደጋጊመ ዝሰምዖ እሞ ብጣዕሚ ከኣ ደስ ዝብል ምስ መናእሰያት ዓዲና ጽብቅ ዝኮነ ምዝርራብ ትገብር ኢካ ብጣዕሚ እዛ ቪድዮ ሕጂ ሼር ኢልካያ ዘለኻ ግን ዳምስሳ በጃካ ኢለጃ ምስ ካልእ ቪዶታትካ ሼር ኢልካዮ ዘለካ ደጊመ ከይሰም 🙏🙏🙏😅😅

  • @dinuparti164
    @dinuparti164 16 วันที่ผ่านมา +2

    Temezen elwo zeyster wedey ata nashtey rasu hizu

  • @ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ
    @ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ 16 วันที่ผ่านมา +3

    ኣብ ኢዱ መይታቶ 😴 ናቱ ሓሳብ ዘይብሉ ወለዶ ይበዝሕ ኣሎ 😢

  • @abebaderar8298
    @abebaderar8298 16 วันที่ผ่านมา

    አታ በጃኹም በጃኹም ምእንቲ ኤርትራ ኢና ንቃለስ ዘለና አይትበሉ አብ ሶፋ ኮፍ ኢልካ ሃምበርገር እናበላዕካ ቃልሲ የለን ንኤርትራ ዝቃለሱላ ዘለዉ አብ ውሽጢ ኤርትራ እዮም ዘለዉ

  • @TemesgenKidane-x1i
    @TemesgenKidane-x1i 16 วันที่ผ่านมา +1

    Kedngska😢

  • @Redseafish-x4u
    @Redseafish-x4u 16 วันที่ผ่านมา

    ክላእ እዚኦም ሃገር ኣይኮነን ጸጉሮም ኣየዕርዩንንን 😂😂😂😂 ንኣብነት ንኣብነት ንኣብነት ንኣብነት ...

  • @dawitandu7719
    @dawitandu7719 16 วันที่ผ่านมา +2

    እዚ ወዲ ጥዕና የብሉን

  • @aminekidane9003
    @aminekidane9003 16 วันที่ผ่านมา +3

    ኣነ ዝገርመኒ ስኪ ካብዞም በርገር ንኸብዶም ሓደ ጥዑይ ዝሓስብ ክሳኣኖም
    እዚስ እንታይ ኢዩ ዝብል ዘሎ ሜሪ ኸ ቁሩብ ከይሓምም ኢልካስ ኣይትሓስብን ብትሕትናኻን ብዓቕልኻን የድንቐካ ኢየ

  • @yonasyonas9076
    @yonasyonas9076 16 วันที่ผ่านมา +1

    Ewy meron tenatyehabeka

  • @ናዝሬትሸው
    @ናዝሬትሸው 16 วันที่ผ่านมา +1

    Ember majunal konto xeguru zeyearey zereba keri❤

  • @SirakYohannes
    @SirakYohannes 16 วันที่ผ่านมา +5

    ዓዲ ዃላ ደኣ መን ከተማ ጌርዋ ዓዲ ዃላ ዝዓበየስ በትሪ ኣይፈልጦን ኢየ ከኣ ይብል😂😂😂😂😂😂

    • @Lagana-p9q
      @Lagana-p9q 16 วันที่ผ่านมา

      Ni seb xelika adi ayitenanaes adi quala ketema ember entay dia misten nisika ziabekalen village dia mesilatika dia 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @kahsaygebreamlak6908
    @kahsaygebreamlak6908 16 วันที่ผ่านมา +2

    ምንያ ኮለል

  • @tesfayokubamaryam4422
    @tesfayokubamaryam4422 16 วันที่ผ่านมา

    እዋይ ሜሪ ዓቅሊ ናትካ ቀዲሕኻ ኣይውዳእን እዩ ነዚ ክንድዚ ግዜ ምሃብካ ኣየ ንሓመዱ ኣየ ርእሲ 😂😂😂😂😂😂

  • @habtemichaelgebreab267
    @habtemichaelgebreab267 16 วันที่ผ่านมา +1

    ሜሮን ዕድመንጥዕና ይሃብካ እዝምሳኻ ዝዛረብ ዘሎስ እንታይ ኢዩ ኽብልደልዩ ዘይፈልጦ ብሐጽሩ ዝሐተትካዮ ዘይምልስ ነብሱ ከም ፖለትከኛ ሐስብዋ ኢዩ መጽኡ ምሳኻ ክዛረብ ንምስምዑ የጽልአካ ንግዜኻ ምስ ሐሳብ ዘለዎም ተትጥቀመሉ ጽቡቚ ነሩ ነዞም ንሰምዓካውን ሕሰበልና

  • @Meritey
    @Meritey 16 วันที่ผ่านมา

    Ezoma fara ykonulka eyom meri beyen eyom zmexuka😂😂😂

  • @meni691
    @meni691 16 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😅😅😅very funny

  • @foziamahmmud3838
    @foziamahmmud3838 16 วันที่ผ่านมา +1

    Akhhhh ezeom eyom birged nikhebduo methazy yebluo mechebety axerarbuo teray eta chogry menwah eyo temahiruo bejakh kid temahar koleeeel tebel donqoro

  • @andemariam1763
    @andemariam1763 16 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you Meron, allow them to speak. They don't know what they are doing. Very sad

  • @MeseretJohn
    @MeseretJohn 16 วันที่ผ่านมา +1

    Meron Metkel zeyblu seb

  • @freweiniyemane6679
    @freweiniyemane6679 17 วันที่ผ่านมา +2

    ሜሮን ሰብ ኢልካ ምስ ብዕራይ ተዕልል ኣለካ

  • @Eritrean4life
    @Eritrean4life 16 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታ ሜሮን ቅሩብ ምስ ኣእምሮ ዘለዎም ግዜኻ ኣሕልፎ. እዚ ትዛረቦ ዘለኻ ሰብ ትግርኛ ስለ ዝዛረብ ሰለ ዝኾነ አዩ ሰብ ክበሃል እምበር, ካብቶም ከብቲን ጠለ-በጊዕን ዝፍለ ኣይኮነን.

  • @yoseftesfamichael9515
    @yoseftesfamichael9515 16 วันที่ผ่านมา +1

    Meron klaar eiyu gdeo zzarebo aarden eiyu

  • @WediMazu
    @WediMazu 16 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ራኣዩለይ እንታይ ዩ ዝብል ዘሎ 2025 🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @edentsegai5801
    @edentsegai5801 16 วันที่ผ่านมา +1

    ንገድሊ ንታሪክካን ባደራካን ዘይጸላአካ ዶ ይከውን ካብ ባዶ ዝብገስ ኣሎ ኢሎም ዘኣምኑ ኣለው ጉድ ሪአ 😂

  • @tesfitcamera1213
    @tesfitcamera1213 16 วันที่ผ่านมา

    ኣየ ሜሮን እዚ ርእሲ ሒዝካ ኢኻ ፍትሒ ትብል ኣእምሮኻ ፍልጠት መግቦ ካብ መልሓስካ ክትዝልዝል ትውዕል !!!

  • @merygualkeren
    @merygualkeren 15 วันที่ผ่านมา +1

    😂😂 ezi filimon zibehal moytato entay kem zibil tefiwo. Bizikone hade kabti des zibleni nay meron akli geru silezisemi eiu.

  • @tedrosmiciel4010
    @tedrosmiciel4010 17 วันที่ผ่านมา +1

    ሜሮን ተስፋ ዘይትቆርጽ ንፉዕ ዓንጃላት ንዓደምካ መላገጺ ጊርካዩ ፖለቲካ ሃግርን እስካውን ከም ጤል ኢካ ሚሮን

  • @abdousalah2923
    @abdousalah2923 16 วันที่ผ่านมา

    ኢዚ ቆልዓ ከተማ ረጊጹዋ ዊን ኣይፍልጥን ካብ ፍልጠት ናጻ ኢዩ ኤርትራዊያን ብኤርትራዊያን ትብል እንታይ ዳኣ ክብል ገርወኛ ጀሪካን

  • @yusufabdu6881
    @yusufabdu6881 17 วันที่ผ่านมา +1

    Extra estres wahid neyw bolo gexu trhaq

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 16 วันที่ผ่านมา

    ወይለይ 😂😂😂

  • @TheMakas89
    @TheMakas89 16 วันที่ผ่านมา +2

    ንሓማቱ ልክዕ ከምዛ ፍላሽ ተመሊኦም download ኮይኖም ሓሳባቶም ዘይፈልጡ 😢

  • @noahhaddish608
    @noahhaddish608 16 วันที่ผ่านมา

    ኣሕ ሜሮን ኣብ ገለ ሃለውሳ ኣእቲኻዮ ኮ ነዚ ወዲ ብ ሕቶታት 😂

  • @JosiYosief-b7v
    @JosiYosief-b7v 16 วันที่ผ่านมา

    ማጋ ሓንጎል 😂😂😂😂😂😂😂

  • @selamteklehaymanot9786
    @selamteklehaymanot9786 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @biniamGhiorghis-m5z
    @biniamGhiorghis-m5z 16 วันที่ผ่านมา

    ሜሪ ትግራይ ኽትብል ኔርካ😂😂😂😂

  • @kidanenemaryam4019
    @kidanenemaryam4019 16 วันที่ผ่านมา +1

    Way meri xunue eka

  • @johnaraya3870
    @johnaraya3870 16 วันที่ผ่านมา +1

    Kkkkkk Meron fara zeimebaletka euom

  • @iwilldo9770
    @iwilldo9770 16 วันที่ผ่านมา +1

    ሜሪ መትዓቢይትና ዩ ሰኪሩ ዩ ዘሎ ሸለል በሎ

  • @MulugetaGirmay-dl3sr
    @MulugetaGirmay-dl3sr 15 วันที่ผ่านมา

    ፕሮቲን ገዚእካ ኣብላዓዮ ርእሱ ፕሮቲን ኢዩ መሊኡ ዘሎ ጀልጋፍ።

  • @tesfaslassie7011
    @tesfaslassie7011 16 วันที่ผ่านมา +1

    tera zerba brged nhmedu denkro hgdef is better than adgi nhameda mtkel zeyblu weynay

  • @AngesomAnde-n6i
    @AngesomAnde-n6i 16 วันที่ผ่านมา

    እዚ ወዲ ከደንግጸካ ርእሲ ዘይብሉ ንምንታይ አቱ ዘይስተር ግዳ መጉሃይቲ ዘመዱ 🤣🤣🤣

  • @hberi2489
    @hberi2489 16 วันที่ผ่านมา +4

    Dongola keynblo dongola kea tkmi alewo.kem lomi sihike ayfeltn 😂😂😂😂😂😂😂

    • @mf4244
      @mf4244 16 วันที่ผ่านมา +1

      😂😂😂😂😂

  • @iambelovedbyjesus8521
    @iambelovedbyjesus8521 16 วันที่ผ่านมา +1

    Walahade point yeblune

  • @henokhaile3535
    @henokhaile3535 16 วันที่ผ่านมา +1

    Anta meron ezom aytkbxomn dika.way akli

  • @johnaraya3870
    @johnaraya3870 16 วันที่ผ่านมา +1

    Entay kemzedalay zeyfaleta fara

  • @SalehYaseen-tv3zk
    @SalehYaseen-tv3zk 16 วันที่ผ่านมา +1

    ውይ ጉድ ኢንታይ ዓይነት ሃውተታ ክምዚዮም ዓይነት ስባት አስጊሮም ጠራይ😂😂😂😂😂

  • @Samiberhe67
    @Samiberhe67 17 วันที่ผ่านมา +2

    አዚ ሓውና ካብ ኣብ ና ማሲ ሜድያ ዚውዕል ምምሃር ማሓሾ ሚስኪናይ ።

  • @asefawasmeromtekli8017
    @asefawasmeromtekli8017 16 วันที่ผ่านมา +1

    እንታይ ኢየ ኢለ እንታይ ኢየ ጌረ እስከ ኣረድኣኒ። ነዞም ዕዉር ነቕፈታ ከቕርቡ ዝፍትኑ ግርም መስተምሃሪት ምብህሃል። ከምዚ ናትኩም ምብህሃል እንተዝበዝሕ ጽቡቕ ኔሩ። መን ብሑቕ መን ሃንዛ ምተፈልጠ።

  • @rahwaweldetensae3972
    @rahwaweldetensae3972 16 วันที่ผ่านมา

    Meron clever boy

  • @Bee-c9d1j
    @Bee-c9d1j 16 วันที่ผ่านมา +1

    Sirah yeblkan diu tifu qolaa

  • @Tk-yw1ym
    @Tk-yw1ym 16 วันที่ผ่านมา +1

    chila wa haha

  • @wawii8067
    @wawii8067 15 วันที่ผ่านมา

    Nay deki Asmera resi kem miri eu

  • @binyamgerezgiher6047
    @binyamgerezgiher6047 16 วันที่ผ่านมา +1

    Anta za wedi entay ya til zela

  • @NasserDrar
    @NasserDrar 16 วันที่ผ่านมา +1

    Meron xeyqi nezi seb albabu ekua atfiekalu zmlso tefiewo bejaka seb hizka mxae ember enssatat kem beal ezi sii aytdgema

  • @MehariAkele
    @MehariAkele 14 วันที่ผ่านมา

    Meskinay b hashish denzizuyu meri hawey ezis halay

  • @YohannesAmanuel-z4j
    @YohannesAmanuel-z4j 16 วันที่ผ่านมา +1

    ብርጌድ ንሓመዱ ኣየወረዱን ዲዬም

  • @IsraelTadese-k6z
    @IsraelTadese-k6z 15 วันที่ผ่านมา

    Nfue kkkkkkk Mieron Ika gebenena entay ktgebr tqedho😂😅😂 naylryti iye zserh ilwa😂😂😂

  • @mytekela8576
    @mytekela8576 16 วันที่ผ่านมา +1

    ሓቁ ዩ ፊሊ
    ንኽሊቱኡ ኢኻ ትንእድ
    መርገጺስ የብልካን ሰባት ከተብልዕ ትኽእል ኢኻ ኣሚንካ ምስ በዓል ንስኻ ገቢድ ዩ ምስራሕ በቃ ለባም ለባም ጨለ መልሓስ።

  • @nahinahi7468
    @nahinahi7468 15 วันที่ผ่านมา

    Kkkkk😂😂😂 cohogri teray zehaze resie 😂😂😂😂😂😂
    (

  • @MisgnaKesete
    @MisgnaKesete 16 วันที่ผ่านมา

    Ewayyy ata entay ybl alo mrda abini😂😂😂

  • @MehariAndemikael
    @MehariAndemikael 16 วันที่ผ่านมา

    Nayzi risi betemezekr tray eya trkeb nsu keman ab bel egypt.

  • @tecleabgebrehiwet8664
    @tecleabgebrehiwet8664 16 วันที่ผ่านมา

    ዘይብሉ መጺኡ ኮለል የብለካ።ተቓዋሚ ኮይኑ ግን ደምበ ፍትሒ ክንቀፍ ዘይቅበል ኢዩ።

  • @Erey-o9b
    @Erey-o9b 16 วันที่ผ่านมา +1

    Meron loqmax nay Adbrhan kurkur nay one nation kurkur men kisemaka hasawi konka tm Elka Anderbrhan zihabeka hasot gber

  • @herihero4255
    @herihero4255 17 วันที่ผ่านมา +2

    Ata meri bgizena aba aytlagex

  • @Weini-y3r
    @Weini-y3r 10 วันที่ผ่านมา

    Meri xnat yhabka😂😂😂😂😂

  • @yaruFinan
    @yaruFinan 16 วันที่ผ่านมา

    Ok ኑፉዕ

  • @nahom1628
    @nahom1628 16 วันที่ผ่านมา +1

    Ehie brigid ne hamedu si zekitumu beka tigray tisier abelekan semiyawit bandera aygberikan zybelo ... meron esa eyu zygbere

  • @freweiniyemane6679
    @freweiniyemane6679 17 วันที่ผ่านมา +1

    😂😂😂😂😂😂 ኤርትራ ንኢ ትዮፕያውያን

  • @merateyjohn7209
    @merateyjohn7209 16 วันที่ผ่านมา

    ፖለቲካ ኣብ እዚ ተካል ጮግሩ ምስ በጽሕት ኢኻ እኮ ዓለም 9 ትብሃል ዝነበረት 10 ኮይና ዝተብህለ ፡እዚ ኩኒሊ 3 ክፍሊ ግዳም ሓደር ሰራቂ ኣንስቲ ዓዲኻላ ብስርቂ ዘዋረደን ፡ቀጺሉ ከኣ ዕዳጋ ሓሙስ ሰራቂ ናይ ጁባ ዝነበረ ኢዩ እዚ ቆልዓ፡ ኤርትራ ኣይፈልጣን ኢዩ ከም ሰብ ዝገበረላ ክንዲ ፍረ ጣፍ የብሉን ፡ሃመማ ኢዩ ብሓፈሻ ፡ፊሊሞን ጮግሪ ኣለዎ እንበር ርእሲ የብሉን 3ይ ክፍሊ ኢዩ ብዘይ ምግናን ኢዩ ዝዛረበኩም ዘለኹ ፡ክትኣምኑኒ ደቂ ዓዲካላ ሕተቱ ።