Atv Asena Live - ብህግደፍ ተዓዲሞም ኣስመራ ዝኣተዉ 150 ሃሱሳት - ኣወል ስዒድ ኣብ ተዋህዶ ፈጢሩዎ ዘሎ ቁጥዐ - ጠንቁን ሳዕቤኑን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น •

  • @almazmokenne9705
    @almazmokenne9705 24 วันที่ผ่านมา

    Thank you for the hope-filed dedication 🩵🇺🇸🇺🇸

  • @GideyGebrehiwot-w9f
    @GideyGebrehiwot-w9f 25 วันที่ผ่านมา +1

    ዕድመ መለኽቲ እንዳሓፀረ እዩ

  • @Abadit-fq8vb
    @Abadit-fq8vb 26 วันที่ผ่านมา +1

    ይሰማዕ

  • @tesfuhat.407
    @tesfuhat.407 25 วันที่ผ่านมา +1

    Amanuel you are the best from all

  • @akliluadumer9138
    @akliluadumer9138 26 วันที่ผ่านมา +4

    ወይ ቃልሲ ኤርትራውያን🤷
    ክሪኦ ተምላስ ዝመጻኒ መታለሊ ሰብ፡ ዳኒኤል ተክላይ።
    መስከረም 2014 ዳኒኤል ዝኣላዪኡ ካብ ቦሎኛ ውጽእ ኢልካ ኣብ 5ኮኾብ ሆቴል ዝተጋብአ፡ ብዓል ዓንደብርሃን (ኣምባሳደር ዓንደ-ጸልማት) ከፍትትን መረቕትን እቲ መድረኽ ዝነበሩሉ ዘኪረ።፡ ህግደፍ ነቲ ኣብ ቦሎኛ ፈስቲቫል ገይሩ ካብ ምሉእ ዓለም መናእሰያት መጺና ሸሞንተ ሰዓት፡ ቀንዲ ጎደናታት ቦሎኛ ምዕጻውና ዘስዓቦ ናይ ከንቲባ ቦሎኛ "ድሕሪ ደጊም ናይ'ዚ ስርዓት ደገፍቲ ዝኾነ ይኹን ጉዳይ ኣየፍቅድን" ምስ በለቶም፡ ድሕሪ ቁሩብ ኣዋርሕ ኢዮም ተቓወምቲ መሲሎም ኣብ ቤንቲቮልዮ ቦሎኛ ን10 ውድባት ዓዲሞም ኣዳሊዮምዎ። ኣነስ ዕዱም ኮይነ ኢየ ከይደ። ብዓል ዶክተር ኣለነ፣ ዶክተር ሓርነት (ሚርያም)፣ ሰመረ ከሰተ፣ ኤልሳ ጭሩም፡ ሳሙኤል ዓካዓካ፡ ዮኤል ሊኖ ....ወዘተ ዝተሳተፉሉ ኢዩ ነይሩ። ሕጅስ ነዚ ሕልኩስ ዳኒኤል ሰላዪ ኮይኑ ምስ ረኣዩዎ እንታይ ይብሉ ይህልዉ? ምስኡ ዶ ዋላስ ብቕንዕና ንፍትሓዊ ቃልሲ ኢዮም ነይሮም? ልቦም እሞ መን ከፊቱ ክሪኦ።
    "ኩሉ ንምርኣይ፡ ምቕናይ ደኣ ምቕናይ"

  • @abrahakidane8668
    @abrahakidane8668 27 วันที่ผ่านมา +5

    አየገርመናን ባህርያት ናይ ከዳዓት ብምኻኑ ክዳዕ ኩሉ ግዜ ግዳይ እዩ ዝኸውን

    • @mosesamluck1013
      @mosesamluck1013 26 วันที่ผ่านมา +3

      ከዳዓት ኣይኮኑን ሰላይቲ ዮም ኔሮም።

    • @abrahakidane8668
      @abrahakidane8668 25 วันที่ผ่านมา +1

      @ ሐቅኻ ኩሉ እዮም

  • @THEVOICEOFTHEVOICE-pk2px
    @THEVOICEOFTHEVOICE-pk2px 26 วันที่ผ่านมา +3

    To our fellow Eritrean justice seekers, we stand strong and united in our pursuit of freedom and democracy. We will not be swayed by the actions of traitors who have joined the regime, nor will we make them a topic of discussion. Their betrayal only serves as a reminder that the regime is desperate and nearing defeat.
    The regime will likely try to use these traitors as propaganda tools, claiming that opposition groups are giving up. But we know the truth - their attempts to discredit us only reveal their own weakness. We will continue to fight for our rights, for justice, and for the freedom of our nation.
    We draw inspiration from the bravery and resilience of Eritreans who have suffered under the regime's brutal rule, including those who have been imprisoned, tortured, and forced into indefinite national service.¹ We honor the memories of those who have lost their lives in the struggle for freedom and democracy.
    To those who have joined the regime, we say: you may have abandoned our cause, but we will not abandon our principles. We will not be deterred by your betrayal, and we will continue to work towards a brighter future for Eritrea.
    Let us stand together, united in our pursuit of justice and freedom. Let us show the regime that we will not be silenced, that we will not be defeated. We are the future of Eritrea, and we will not be ignored.
    The Voice
    IMA

    • @DMA-f1z
      @DMA-f1z 26 วันที่ผ่านมา

      Ajew gidef! Unless you do things differently, don't expect a different result. I hope you know the definition of "Insanity" by Albert Einstein.

    • @k.M.1997
      @k.M.1997 25 วันที่ผ่านมา

      Love it

    • @habtezekarias6109
      @habtezekarias6109 24 วันที่ผ่านมา

      Well said, brother 🎉🎉🎉

  • @mussieabraha2014
    @mussieabraha2014 27 วันที่ผ่านมา +9

    "ስዒድ ኣወል ኣንጻር ተዋህዶ ቤ/ ክርስትያን" ዝብል ተቓውሞ ምዝርግሑ ክወዓዋዕ ይስማዕ ኣሎ።
    ኮይኑ ግን እንታይ ፍሉዩነት ስለዘለዎ እዪ? ህግደፍ ኣንጻር ኩሉ እምነታት፡ ክብርታት፡ ባህልታት ሕ/ሰብ ምኻኑ ካብ ዝረጋግጽ መዋእል ኮይኑ እዪ፡ ፍሉይ ዝገብሮ፡ ብሓደ ኣስላማይ እየ ዝብል "በጋሚዶ" ስለዝተሓላለፈ እዩ።
    ስለዚ ህዝበይ! ኣይትገረሚ! !

  • @mosesamluck1013
    @mosesamluck1013 26 วันที่ผ่านมา +2

    እታ ሓንቲ ኢሰያስ ዝጥቀመላ ኤርትራዊ ኣብ ሓደ ከይሰምር ብቐጻሊ ምስራሕ።

  • @حقوسوديقشي
    @حقوسوديقشي 26 วันที่ผ่านมา +1

    💪💪💪

  • @nsiebhotube8255
    @nsiebhotube8255 26 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 26 วันที่ผ่านมา +1

      ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉💙💙💙💙💙💙🎉🎉😢😢😢🎉🎉🎉

  • @mesghinnatedla6766
    @mesghinnatedla6766 26 วันที่ผ่านมา +3

    Good information and analyse thank you assena

  • @TenseaBerhe
    @TenseaBerhe 26 วันที่ผ่านมา +2

    TEWAHDO SEMIEN TEGHARU NEFSOM ANEEIKOM N KULU AN IEKOMO AB ETHIOPIA KONE AB TEGHRAY.

  • @kaleb.t.w.a
    @kaleb.t.w.a 27 วันที่ผ่านมา +5

    ዩኤል ንባዕሉ ፕረሲደንት እናበለ ዝጽውዕ ሰብ እንታይ ማለት እዩ.

  • @tesfayehagos8943
    @tesfayehagos8943 26 วันที่ผ่านมา +2

    Entay gedeseka

  • @afeworkigebreamlack370
    @afeworkigebreamlack370 26 วันที่ผ่านมา +1

    1111

  • @berechetberachi6319
    @berechetberachi6319 26 วันที่ผ่านมา +2

    one ነሽን ህግደፍ ምዃኖም አይትፈልጡን ነርኹም ማለት ድዩ ቀደም ነጊርናኹም

  • @afewerkemha2894
    @afewerkemha2894 25 วันที่ผ่านมา

    ምንጻር ናይቶም 150 ዝኾኑ መጋበርያ ጸላኢ ብኣወንታ ክርኤ ይግባእ ከመይ: ኣብ ውሽጥኻ ኮይኖም ዝሕሙስኻ ዝነበሩ ባዕሎም ተቃልዖም። ምናልባት ንሳቶም ዝጸልውዎ ናይ ወድቦም ማለት ውደባ እንተነበሮም ሓሓልፍካ መንነቶም ምቅላዕ ኣይሓምቅን፣ ብዝተረፈ ብዛዕባ ወለኛታት ግላታት ምውሳእ ድኻም ኢዩ። ኩሉ ሓቂ ዝዝምር ሓቐኛ ኣይኮነን!!
    ካልእ ኣወል ስዒድ ናይ ግሉ ዋኒን ኣለዎ ኢልካ ምትንባህ ጌጋ ይመስለኒ ከመይ: ስርዓት ጉጅለ ሽፍታ እንትርፎ ዋኒኑ ዋኒን ውልቀ-ሰባት ዘእንግድ ኣይኮነን። ብዛዕባ ሃይማኖት ምዝራበስ ንዓይስ እቲ ሂወቱ ዝሰኣነ ከይሕሰበካ ብዛዕባ ክዳኑ/ልብሱ ምዝራብ ኢዩ። ኣነስ ሓርነት ዘይብሉ ሃይማኖት የብሉን፣ ማለት እምነት ምሕሳብ ካብ ሓርነት/ነጻነት ይቦቕል።
    ግዜና ኣይነባኽን በዞም ወለኛታት ግሎት !! ጸላኢኡ ስርዓት ጉጅለ ሽፍታ ሙዃኑ ዘየነጸረ ጸላኢ ህዝቢ ኢዩ።

  • @danieldebesai9260
    @danieldebesai9260 26 วันที่ผ่านมา +1

    Ata wedi aregit shermuta nimeselka zeytitabeka kab ab nay hasot alem tinebr

  • @teweldenegusse1345
    @teweldenegusse1345 25 วันที่ผ่านมา

    ሃይለ መንግስትኣብ( ሃይለ ሳርቆ)፡ ዳንኤል ተክላይ፡ዩኤል ሓደ እዮም ። ሰረቅቲ፡ መደናገርቲ እዮም።

  • @yoseftewelde4319
    @yoseftewelde4319 26 วันที่ผ่านมา +1

    Aba teklehaymanoten
    Abune Teklehaymanoten nenebeynu ayerakeben yu.

  • @fiorimengestab4252
    @fiorimengestab4252 26 วันที่ผ่านมา +1

    ሀለዉለዉ በዚሑ😮

  • @owlwatchingu8956
    @owlwatchingu8956 26 วันที่ผ่านมา +2

    He is absolutely 💯 iright. Amanuel what is your problem that ? Please share this information with that fanatical Abokha Tesfamaryam:

  • @Woddighebarit
    @Woddighebarit 26 วันที่ผ่านมา +1

    "ደሮን ሲያታልልዋት በመጫኛ ጣልዋት!" ይብሉ ኣምሓራ! ኢሳያስ ንደቂ ገርሂ-ልባ ከታልል ስለ ዝደለየ'ዩ'ምበር ካብ መኣስ ሃይማኖታዊ ኮይኑ ይፈልጥ?

  • @memhrandegideykahsay3906
    @memhrandegideykahsay3906 26 วันที่ผ่านมา +1

    ኣቡነ ተክለሃይማኖት መንበረ ጵጵስና ኣብ ኢትዮጵያ መስራቲ ዝነበሩን ናይ ኢትዮጵያ ኣብ ግዜኦም ጰጰስ ከምዝነበሩ ይፍለጥ።
    ኣቡነ ሰላማ ፈለማ ናይ ኣክሱማይት ጳጳስ ብምንባሮም ህዝቢ ትግራይ ንኣቡነ ተክለሃይማኖት ነጺጎም ናይ ባዕሎም መንበረ ጵጵስና ንኣቡነ ሰላማ ከምዝግባእ ኣሚኖም ምስቲ ዝነበረ ኩናት ኣቢይ ኣሕመድ ብሕርቃን ካብ ኢትዮጵያ መንበረ ጵጵስና ተፈንጭሎም ትግራይ ብባዕላ መንበረ ጵጵስና ከምዝህልዋ ገይሮማ።
    እቲ ዘገርም ኢስያስ ዓቕሉ ምስጸበቦ ኣብዚ እዋን ናብ ወያነ ምቅርራብ ጀሚሩሎ ፖለቲካዊ መኽሰብ ንምርካብውን ኣብ ሞንጎ ኣቡነ ተክለሃይማኖትን ኣቡነሰላማ መንበረ ፓትሪያርክ ንኢትዮጵያ ኣከፋፊኡ ንትግራይ መንበረ ፓትሪያርክ ወዲሱ ንወያኔ ንምሕጓስ ኢሳያስ ዝገበሮ ፖለቲካዊ መኽሰብ ንምርካብን ኣብ ሞንጎ ትግራይን ኢትዮጵያን ሓዊ ንምዝራእ ዝሓለነ ኢዩ።

  • @danielteclehaimanot2538
    @danielteclehaimanot2538 26 วันที่ผ่านมา +1

    Good

  • @Eritrea-r5w
    @Eritrea-r5w 26 วันที่ผ่านมา +2

    Ema, the whole world knows that you had a financial benefit from the TPLF. Therefore, no matter who you accuse it does not make any sense!

    • @owlwatchingu8956
      @owlwatchingu8956 26 วันที่ผ่านมา +1

      He is an instigator - Nobody trust him.

  • @BerhaneWelde
    @BerhaneWelde 26 วันที่ผ่านมา +1

    Hgdef haymanot ab mmrsah tewafiru kemzelo zereyena nay kereba gize kaliay chbti eyu

    • @DMA-f1z
      @DMA-f1z 26 วันที่ผ่านมา

      Ajew gidef.

    • @BerhaneWelde
      @BerhaneWelde 25 วันที่ผ่านมา

      Gilya hgdef​@@DMA-f1z

  • @fikiriade1460
    @fikiriade1460 26 วันที่ผ่านมา +1

    Awel mealti zikerebet eya timesil kindizi difret ni mehammed zixehafo mexihaf eka zeytexerefe xiruf mexihaf

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey 26 วันที่ผ่านมา +1

    🩵🩵🩵🩵🩵

  • @freweinighebresadick8260
    @freweinighebresadick8260 25 วันที่ผ่านมา

    እዚ ዳኒኤል ተኽለይ ዝብልዎ ሰብኣይ እሙን ተቓዋማይ ከምዘይኮነ ቀደም ተገንዚበዮን ፈሊጠዮን:: ኣብ ሓደ ሚድያ ጋሻ ዝተዛረበሉ ግዜ ኣነ ህግደፍ ኢኻ ኢለ ርኢቶ ጽሒፈ ኔረ:: ከምኣቶም ዝኣመሰሉ ሰባት ኣብታ ሓጹር እዮም ደው ዝብሉ:: ቋንቋ ተቓውም ተዛሪቦም ሓተንሳብ ሓንሳብ ነታ ሓጹር ስግር እብሉዋ ድሓር ምልስ ይብሉ:: ከምዚ ጠበቕ ክሳዱ ኣቐልቅል ስሕብ ዘብላ እዮም::

  • @TeameGebreyohans
    @TeameGebreyohans 26 วันที่ผ่านมา

    ‼️Gallery of St Tekle ‼️ Part 2⃣
    📌ሐዚ ድማ ካብ 17 ክ/ዘ - 18 ክ/ዘ ኣብ ዘመነ ጎንደር (Gonderian Icons) ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተስኣሉ ናይ አቡነ ተክለ ሃይማኖት ሥዕላት ምስ 6 አክናፍን፣ ምስ 2 ኣእጋሮምን ዝተስኣሉ ንርአ።
    ጠቅላላ ናይ አቡነ ተ/ሃይማኖት ሥዕላት ኣብ 3 ይኽፈሉ።
    1⃣ ካብ 15-16 ክ/ዘ የተስኣሉ ቅድመ ጎንደር (Pre-Gondorian) ሥዕላት:- እዞም ሥዕላት ብዋናነት ናይ አቡነ ተክለሃይማኖት ናይ መጀመርታ ሂወት ማዕከል ገይሮም ዝተስኣሉ እዮም። በዚ ድማ እንትስእሉዎም 6 ክንፍ እንተይገበሩ፣ እግሮም እንተይተሰበረ የርእዩ።
    2⃣ ካብ 17 ክ/ዘ - 18 ክ/ዘ ዝተስኣሉ ሥዕላት:- እዞም ሥዕላት ብዋናነት ናይ አቦና ቕድሚ በዓቲ ዓፅዮም ምጽላዮም ዘርፍ ዝነበሩ ናይ ስብከተ ወንጌል ህይወት ማእከል ገይሮም ዝተስኣሉ እዮም። ስለዚ ድማ እንትሰኣሉ 6 አክናፍ ሒዞም (ምስ 2 እግሮም፣ እግሮም ቅድሚ ምስባሩ) ዘርእዩ እዮም።
    3⃣ ድሕሪ 18ኛው ክ/ዘ ዝተስኣሉ ሥዕላት:- እዞም ሥዕላት ሎሚ ብኣብዝሓ እንጥቀመሎም ዓይነት እንትኾኑ፣ ናይ ብጹዕ አቦና ካብ መጀመርያ ክሳብ ዕረፍቶም ዘሎ ሕይወት ጠቕሊሉ ዝሓዘ እዩ። እዞም ሥዕላት እንትሰኣሉ 6 አክናፍ ሒዞም፣ 1 እግሮም ተሰይሩ ዘርእዩ እዮም።
    #ልደት_አቡነ_ተክለሃይማኖት
    @Binyam ZeChristos ታሕሳስ 24 - 2017

  • @GoodTimes-sx1yz
    @GoodTimes-sx1yz 26 วันที่ผ่านมา +1

    አይትሃወኽ ዳኒኤሏ ባዶ ሸውዓተ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ኮይኑ ይሰርሕ ከይህሉ

    • @DMA-f1z
      @DMA-f1z 26 วันที่ผ่านมา

      Don't undermine Shaebia!

  • @TeameGebreyohans
    @TeameGebreyohans 26 วันที่ผ่านมา

    ‼️Gallery of St Tekle‼️ Part 1⃣
    (ብምኽንያት ልደት አቦና ናይ ሥዕሎም ጋለሪ እንሆ ንብለና)
    📌 ኣብ ቤተክርስቲያንና ዝነበሩን ዘለውን ናይ አቡነ ተክለሃይማኖት ቅዱሳት ሥዕላት እንትነፅንዕ ብ3 መልክዑ ተስኢሎም ንረኽቦ።
    1⃣ ካብ 15-16 ክ/ዘ የተስኣሉ ቅድመ ጎንደር (Pre-Gondorian) ሥዕላት:- እዞም ሥዕላት ብዋናነት ናይ አቡነ ተክለሃይማኖት ናይ መጀመርታ ሂወት ማዕከል ገይሮም ዝተስኣሉ እዮም። በዚ ድማ እንትስእሉዎም 6 ክንፍ እንተይገበሩ፣ እግሮም እንተይተሰበረ የርእዩ።
    2⃣ ካብ 17 ክ/ዘ - 18 ክ/ዘ ዝተስኣሉ ሥዕላት:- እዞም ሥዕላት ብዋናነት ናይ አቦና ቕድሚ በዓቲ ዓፅዮም ምጽላዮም ዘርፍ ዝነበሩ ናይ ስብከተ ወንጌል ህይወት ማእከል ገይሮም ዝተስኣሉ እዮም። ስለዚ ድማ እንትሰኣሉ 6 አክናፍ ሒዞም (ምስ 2 እግሮም፣ እግሮም ቅድሚ ምስባሩ) ዘርእዩ እዮም።
    3⃣ ድሕሪ 18ኛው ክ/ዘ ዝተስኣሉ ሥዕላት:- እዞም ሥዕላት ሎሚ ብኣብዝሓ እንጥቀመሎም ዓይነት እንትኾኑ፣ ናይ ብጹዕ አቦና ካብ መጀመርያ ክሳብ ዕረፍቶም ዘሎ ሕይወት ጠቕሊሉ ዝሓዘ እዩ። እዞም ሥዕላት እንትሰኣሉ 6 አክናፍ ሒዞም፣ 1 እግሮም ተሰይሩ ዘርእዩ እዮም።
    ✅ ንሎሚ ካብቶም አክናፍን ስብረት እግርን ዘየርእዩ ናይ ጥንቲ ሥዕላት ( የ15-16 ክ/ሥዕላት) ከሀውፀኩም። እዞም ሥዕላት ኣብ ሙሉእ ኢ/ያ ካብ ዘለው ገዳማትን አድባራትን ብራናታትን ዝተኣከቡ እዮም።
    #ልደት_አቡነ_ተክለሃይማኖት
    ©Binyam ZeChristos ታሕሳስ 24 - 2017

  • @Dawit24Sd
    @Dawit24Sd 27 วันที่ผ่านมา +1

    111

  • @senayhasab3379
    @senayhasab3379 27 วันที่ผ่านมา +1

    11

  • @FoziaAgency
    @FoziaAgency 27 วันที่ผ่านมา +1

    Bravo Esayas
    temewali asena

  • @MulugetaGirmay-dl3sr
    @MulugetaGirmay-dl3sr 26 วันที่ผ่านมา +1

    ቃሕማም

  • @tradefordadventures8443
    @tradefordadventures8443 27 วันที่ผ่านมา +3

    Emanuel, you need to be educated about "abune teklehaimanot" and Ethiopian history, especially how Debtera teklehaimanot brought Fitha negest and kibre negest from Egypt and how the Egyptians and North Shewa Amharas changed the seat of menbere Abune Selama of Axum to fake Abune Teklehaimanot of Amhara. Please research and educate yourself in this matter. I don't support Awel Seed but in this case he is 100 % right regarding debt era Teklehaimant.

    • @danieldebesai9260
      @danieldebesai9260 26 วันที่ผ่านมา +1

      Suk bel lekbat

    • @mesghinnatedla6766
      @mesghinnatedla6766 26 วันที่ผ่านมา +1

      Don.t say nonsence words about relgion and peaples right what to believe dude

    • @DMA-f1z
      @DMA-f1z 26 วันที่ผ่านมา

      @@danieldebesai9260 Dirbay gohaf emut!

    • @owlwatchingu8956
      @owlwatchingu8956 26 วันที่ผ่านมา

      @daniel suk bel anta rekhus: znegse ngusna !

    • @DMA-f1z
      @DMA-f1z 25 วันที่ผ่านมา

      @@danieldebesai9260 Go and read history!

  • @MM32506
    @MM32506 26 วันที่ผ่านมา +1

    ጽባሕ ኣስመራ መን ከም ዝኸይድ ፈጺምካ ኣይትፈልጥን ኢኻ። ምናልባት በየነ ወይ ኣሰና ይኸውን።

  • @tesfayehagos8943
    @tesfayehagos8943 26 วันที่ผ่านมา +1

    Kkkkk mehaska eska tehatu

  • @ogbamicheal
    @ogbamicheal 26 วันที่ผ่านมา +1

    Suk bel hadami

  • @MulugetaGirmay-dl3sr
    @MulugetaGirmay-dl3sr 26 วันที่ผ่านมา +1

    ድንቁርናኩም ሰማይ ዓሪጉ ።ከዳዕ ዝባሃል ምስ ኣንጻር ህዝባካን ሰራዊትካን መንግስትካ ምስ ዝኮኑ ኣካላት ዝማጻደቅ ኢዩ ሓዉካ ክንሱ። እዚ ኢዩ ከዳዕ ዝባሃል። ናብ ወልዱ ናብ ዓዱ ናብ ሃገሩ ናብ መዳሕንቱ ዝተቀብረላ ክንዲ ዝከደስ ከዳዕ እዋይ ሕስረት

  • @kakamhari1433
    @kakamhari1433 27 วันที่ผ่านมา +1

    Ezi akar aslamai tsegubu endiu zelo

    • @Higuain1995
      @Higuain1995 26 วันที่ผ่านมา +3

      ጸርፊ ግደፍ ብሰንኪ ውሑዳት ኣይትለክም.

    • @Higuain1995
      @Higuain1995 26 วันที่ผ่านมา +1

      እዛ aan media ትብሃል ካብ ቀደም ኣሰራርሓ እጥርጥራ ነረ. አብ ድሕሪ መጋረጃ ትሰርሕ

    • @DMA-f1z
      @DMA-f1z 26 วันที่ผ่านมา +1

      @kakamhari1433 Why are insulting the whole Muslim community? Beham dirbay.

    • @kakamhari1433
      @kakamhari1433 26 วันที่ผ่านมา

      @@Higuain1995 akar kulukum hade

    • @owlwatchingu8956
      @owlwatchingu8956 26 วันที่ผ่านมา

      Kab qomal agame intay tixebe:

  • @ayeleraberra4338
    @ayeleraberra4338 27 วันที่ผ่านมา

    You Eritreans need to wake up and look at the situation Ethiopia and Eritrea are heading to. We were one country for hundreds of years. 120million people with the same tribal connection has been locked from accessing their historical coastline. If Abi was in place of Meles, you would have thought twice before taking the whole coastline. Don’t force Ethiopians to use force to claim back the coastline it once owned.

    • @mussieabraha2014
      @mussieabraha2014 27 วันที่ผ่านมา +2

      Ethiopia had never had and will never have coastal borders.

    • @woldaislassie2930
      @woldaislassie2930 27 วันที่ผ่านมา

      ኑና በደምብ ልንቀበላቹ ነው።

    • @DMA-f1z
      @DMA-f1z 26 วันที่ผ่านมา

      @ayeleraberra4338 GOHAF !

  • @GonderKara
    @GonderKara 26 วันที่ผ่านมา +1

    1111

  • @kashaygebre-meskel8532
    @kashaygebre-meskel8532 26 วันที่ผ่านมา +1

    11

  • @fikiriade1460
    @fikiriade1460 26 วันที่ผ่านมา +1

    Awel mealti zikerebet eya timesil kindizi difret ni mehammed zixehafo mexihaf eka zeytexerefe xiruf mexihaf

    • @DMA-f1z
      @DMA-f1z 26 วันที่ผ่านมา

      ????????????????????????

  • @tecleabraham5322
    @tecleabraham5322 25 วันที่ผ่านมา

    1111