`ወዲ ዓሊ ፍትሓዊ አዩ ኔሩ` ኮ.ኪዳነ ሃብተ። መደብ ክፉት ዘተ 21 ጥሪ 2021 ዝኽሪ ስርሒት ፎርቶ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น •

  • @teklemariamkidane7804
    @teklemariamkidane7804 4 ปีที่แล้ว +1

    Abrham gebremichal tesfamariam ybhal abiyadi eyu zebadebub eyu
    Akoy eyu sgab hji dhay yeblnan

  • @berbere4478
    @berbere4478 4 ปีที่แล้ว

    እዚኦም ዝጠቐስካዮም ሓለፍቲ ዋላ ናይ ሓይልታት ከምኦም ዝኣመሰሉ ላዕለዎት ሓለፍትን ብላዕለዎት ሓለፍቲ ዝመጸና ትእዛዝ ኢዩ እንዳበሉ ካብቲ ቁጠባ ዝደኸመሉ ካብ ከባቢ 2005 ጀሚሩ ክሳብ ሕጂ ሰብ ዘሳቕዩ ዝነበሩን ዘለውን ኢዮም

  • @helentekle2822
    @helentekle2822 4 ปีที่แล้ว

    ጅግና ኮለኔል ትባዕ ስቡክ ስቡክ ዘረባ አጆና ክንወት ኢና አድመን ትናን ይሃብካ

  • @sirakyemane7160
    @sirakyemane7160 4 ปีที่แล้ว

    Konreal Hadami ab zetemka kof elka seni Abeu zelwa Adedat kemtelka kkk

  • @mihretabangesom4487
    @mihretabangesom4487 4 ปีที่แล้ว

    ጋዜጠኛ ሓረጉ ኩናት ሕድሕድ ዳኣ ይዉሓድ ይብዛሕ ግድን ሰብኣይ ደሊኽን ጭሕሚ ጸሊኽን ይብሃል

  • @solomonaraya612
    @solomonaraya612 4 ปีที่แล้ว

    Wed qeshi habte aba tereg

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 4 ปีที่แล้ว

    ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን እንታይነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ
    ክፈርህ ዘለዎ።

  • @biniamafewerki7399
    @biniamafewerki7399 4 ปีที่แล้ว

    ABRHAM GEBRMICHAEL ( geluwo)

  • @tsegayastbha9624
    @tsegayastbha9624 4 ปีที่แล้ว

    ጊዘ ባዕሉ ክምልሶ ኢዩ ምጥፋዕ ናይ ህግደፍ

  • @ሓኾተወዲገርየ
    @ሓኾተወዲገርየ 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣብ ግዜኹም ዓቕሚ ዝነበረኩም ንኢሰያስ ክትኣልዩ ዘይካልኩምስ ሕጂ ሰለማዊ ህዝቢ ዘይትስእ ትብሉ ነቲ ህዝቢ ካኣ ባዕልኹም ኢኹም ከምዝዳሃል ጌርኩሞ

  • @habtesushabte6330
    @habtesushabte6330 4 ปีที่แล้ว

    Haregu jigna ncolenel sekftaki
    Had,he'd zebelkio tekula isaias kabeu nlaeli sleztkem amaratsi
    Zelo ameslen eyu

  • @berbere4478
    @berbere4478 4 ปีที่แล้ว

    ቅድሚ ናጽነት 1980-85 ኢኻ ትፈልጦም ኣብዚ እዋን ድኣ ኢሰያስ ሲ ካሊእ ሰብ እንድዩ ኔሩ ካብትፈልጦም ክሳብ 2003 ክንደይ ዓመት ኮይኑ ኣሎ, መብዛሕትኡ ሰብ ኣብ ነዊሕ ዓመታት በህርያቱ ይቕየር ኢዩ

  • @lubsugebrekidan5091
    @lubsugebrekidan5091 4 ปีที่แล้ว

    አብርሃም ( ግላዋ) ማለት አብርሃም ገብረሚካኤል ተስፋማሪያም እዩ ስሙ።

  • @debesay6707
    @debesay6707 4 ปีที่แล้ว

    ሓረጉ ቀለታ የቀኒየልና ግን 8 ዓመት ከይኑ 2013 ክሳብ 2021 7 ዓመት ትብሊ ኣለኪ

  • @aminsaid3383
    @aminsaid3383 4 ปีที่แล้ว

    8 ዓመት ኢዩ ጌሩ ....ሓረጉ

  • @newyear1949
    @newyear1949 4 ปีที่แล้ว +1

    ትግራዋይ ኢሰያስ ክመሪሕ ኣሎዎ ምስ ደቁ ካለኦት ሓሰዉት እኹም።

  • @newyear1949
    @newyear1949 4 ปีที่แล้ว

    ሕማቅ ገሩ ምኽንያቱ ደላይ ፍትሕ ዝበሃል ሓሳዊ እዩ ኡንቃዕ ዘይተዓወተ