ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ካልኤቲ ባዕለይ❤ከይትሓልፉኒ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤
😍😍😍😍😍😍😍🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏
@@tigrayhagar5787ደምርኒ ማዓረይ❤
ንዓይ ውን ደምሩኒ ደቂ ዓበይቲ👆 😅
ኣነለ ገይረልኪ ምዓረይ
@@ngstihylemaryam7540 ደምርኒ ማዓረይ ገይረልኪ አየ
እታ ሙዚቃ ደስ ክትብል😢 ኮሊልና ኮሊልና ምምላስና ኣይተርፍን ናብ ዓድና ትግራይ😢ኣብ ዝሃለና ሃሊና ብሰላም መሬት ዓድና የርግጸና ገጽ ወለድና የርእየና 🥹🤲🙏🏻
ኣሚን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን✝️🙏🙏🙏
amen amen amen👏
ኣሜን❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏💖🥺🤔
ሳሚዬ ማዓረይ ማራ ኢካ ተሐጉሰኒ ሓቦኻ ስራሕኻ ጅግና ቀፅለሉ ዝሓወይ ሰብአውነት ዘተላበስካ ❤🎉 ሕልፍ ክብል እየ ረኪበያ ዩቱብካ እና ገቡዝ ❤
ዘን ካልኦት ብፆተይዉን ከማኪ ናብ ሰሓቅ ይግበረለን ብፂተይ 🌷🌷🌷🌷🍀🍀🍀🍀🍀💋💋💋💋💋
ሳም ሓወይ ልባም ዓዉይ ሰብ እንኮዕ ብሰላም ኣተይኻ ድብ ዓድኻ ብጣም የአ ዳድንቀካ ለለ ሓዚ ብዛዓበይ ፍቅርኹም ብዚሕ ይበል ጀጋኑ ኣሕዋተይ 🎉🎉🎉🎉
*_ንወሃብቲ ኣብዚሑ ይሃብኩም ምሕዝነትኩም ይባርኸልኩም ❤️_**_ንሰኣላይ ኣለም ካሕሳይ ግን ቃላት የብለይን ኢድካ ይባረክ ተስፋ ይገብር ሓደ መዓልቲ ከስእለሉ ብሩኸይ 🤌🥰_*
ደምርኒ ♥️🙏
ፍጣሪ ኣብዚሑ ይሃብኩም ምሕዝነትኩም ይባርኸልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብሬ ግን ኣበይ ከይዱ 😊ብሬ ዝናፈቅኩም ❤
ደምርኒ@@Awet355
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣረ ፅሩያተይ❤❤❤
ውቅሮ ዓደይ መሐንቐቒተይ የቐንየልና ሳሚየ ❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሳሙዋይ ምስቶም ንፈትዎም ወለድናን ደቅናን ፈጣሪ ብስላም የራክበና🙏🙏🙏❤❤❤❤
ኣሜን 👏👏👏👏👏🙏🙏
Aseyyyyyy zom yehwatey Amlak fqrin Selamin qsanetin Nmelae Hzbi Tigray❤❤❤❤
ሳሚ ጎይታ ርያድ saudi እንኳዓብሰላም አተኻ ዝሓወይ🙏🙏🙏
ኣስስይ ኣንካዕ ብሰላም ኣተኻ ሳሚ ሓወይ ከምኡ ኢልኩም ሓቢርኩም ስርሑ ተጋሩዋይ ❤️❤️❤️❤️
ተጋሩዋይ ማዓረይ ይመችኩም❤❤❤🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ደስ ይብል እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቅርኩም ይባዛሕ❤️🙏ጀጋኑና
ዕርክነትኩም የብዛሓዮ frezer and sami
_ውቅሮዋይ ናፍቆተይይ😢ዓድና ብሰላም ክመልሰና ዶ ይኸውን ኣምላክ ህይወት ከተፍርሕ ኮይና ዘላ ሎሚ ነይሩ ምሳና ጽባቅ ሞቱ እትሰምዐሉ ዘመን በጺሕና ዘመና ቃይረልና ኣምላኸይ_
ዓዳኻ ጥዑም ምሽ ሳምቾ ብነፃነት እኳ ንፋስ ዓድኻ ትቅበል😮ይመቸኹም❤❤❤❤
እንኳዕ ናብዚ ኣብቅዐካ ሳሚቾ ልወሃቢ ይሃቦ ይብሉ ወለድና❤waw ኣሌ ሓዉና ይበል ጥበብ❤ ቀፅለሉ ክቡር ሓዉ
ዓደይ መረበተይ ፪ ኣውላዕሎ ምድራዊት ገነት ናፍቆት ኣይካኣልኩን😢❤ሳሚ ሓወይ ብዝወፀ ይተከአልካ ደስ ዝብል ውህብቶ❤❤
ፅባቃተይ ሳሚተይ ማዓርግ ገዛና ይብል ውህብቶ ❤
❤❤❤❤ሳሚ ከተማ ኣፅቢ ከ ማኣዝ እካ video ትቀረፀለና😢
ሳምየ ጅግና❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣሜን 👏❤💛
ኣሜን ሳሚ ሓውና አንኳአ ደስ በለካ🎉 ታባ እስሪቤት ኣቲካ ባዕልካ የኮንኳይ ድኻ ኬድካ
ምሕዝነት ማለት ከምዙይ ክከውን ኣለዎ ኣሰይ ደስ ክትብሉ🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤
ናይ ሳሚ ቤተሰብ ቅኑዕ ልቢ ዝወነንኩም ሳብስክራይብ ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ
ገይረልኪ ኣለኩ መዓረይ
@@ngstihylemaryam7540 ❤🙏❤
❤ገይረልኪ❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ጀጋኒና❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ግርማ ተከደኑ ዳ ሳሚ ሙቁራት ❤ዳ ፍሬዘር ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ 🌹❤
ዋው ውቅሮ ዓደይ እንካዕ ሰላም ኣቲካ ሳሚ ትግረይ
❤🎉❤ዋውው ሶሚዋይ ናይ ብሓቂ ለባም ስብ ግርማ ትክድን ይቀንእ
ዋው ዉቅሮ ዓደይ 🥰🥰🥰🥰thank ሳሚ 🙏🥰🥰
ዋው ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ሳሚ ዓብይይ ሰብ ፍቅርኹም ይብዛሕ
ክቡራት ኣሕዋተይ ሳሚን ፍሬን ብሚድያ እየ ዝፈልጠኩም ብጣዕሚ ንፉዓት ኢኩም ትግራዎት ምኳና ከዓ ብጣዕሚ ኩርዓት ይስመዐኒ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤ ንፍሬ እኳ ብኣካል እዉን ይፈልጦ እየ ግና ንሱ ኣይፈልጠንን ዝከዉን። ሓቂ ክዛረብ ግና ኣብ ሚድያ ክርኦ ከለኩ እቲ ኣነ ዝፈልጦ ፍሬዘር ኣይመስለንን ኔሩ ምክንያቱ ቅድሚ ኩነታት እየ ዝፈልጦ። ብሓፈሻ ግና ብጣዕሚ ብጣዕሚ ንፉዓት ኢኩም እሞ ቀጽልሉ፣ ክብርቲ ሓፍትና እዉን እኳ ደስ በለኪ💖💖💖💖💖💖💖💖 እዚ ኩናት እወ ብዙሓት ኣሕዋትና ኢና ስእናሉ ግና ከዓ ብዙሓት ኣሕዋትን መሓዙትን ከም በዓል ፍሬን ሳሚን እዩ ኣፍርዩ ኣብ ስደት ዓለም💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖ንሰማእታትና ክብሪን ሞጎሲን ይግበኦም💔
ውቅሮይ ወለሎ☺🥰 welcome ሳሚየ tankew🥰ብሩኸይ❤🎉
እግዚኣብሔር ኣምላክ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ሳሚተይ ፍርቱዋይ ፅሪቲ ጎቢዛ ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ዋዕሮና ብጣዕሚ ኢና ንኾርዐልኪ❤ሳሚየ &ፍሬ ኣሕዋተይ 🥰
አሰይይ ተጋሩዋይ ፅሩያት ፍቅሩኩም ይብዛሕ❤❤❤ አብ ሰደት ዘለና እዉን ንዕኩም ይመሰለና አሕዋተይ ናፍቆት ግን😢
❤❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ❤❤❤
ሳሚ ሓወይ በርቲዕኻ ስራሕ ዓድኻ እዩ ዋና ❤❤❤❤❤❤
ብምርኻብኹም ደስ ኢሉኒ ሳሚ ሓወይ እንኳዓ ደስ በለካ❤
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዘም አሕዋተይ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤ፅሩያት መን ከም ተጋሩ ሕብረት🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ፍቅርኹም ይብዛሕ መክሰባት❤
ደምርኒ❤ ማዓረይ
ብሓቂ ደስ ባሃሊ ምሕዝነት ፍቅርኩም የብዛሓዮ ዘም ኣሕዋተይ❤
ኣስይይይ ሳሚ ሓውና ግርማ ተኸደኑ ምስ ክብርቲ ባዓልቲ ቤትካን🙏💖💖💖❤❤❤❤
እንካዕ ብሰላም መሬት ዓድካ ኣርገፀካ ዶሞ ፍቅርኩም የብዘሓዮ ፈጣሪ ለባማት❤❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር አምላክ ፍቅርኩም የብዘሐልኩም ፍቁራተይ❤❤❤
እንካዕ ብሰላም ተራከብኩም ሰሚየይ ፍረየይ❤❤ትርጉም ዕርክነት አባትኩም ሪእዮ ብጥዓሚ ኢኩም ደስትብሉ ዕርክነትኩም ይቃፅል❤❤
ኣብዚ ግዘ እዚ እሙን ዓርኪ ምርካብ ትዕድልቲ እዩ❤
ተጋሩዋይ ብሉፃት❤❤🎉🎉
ኣሰይ ደስክብሉ ተጋርዋይ ምቅራት ንበርና❤❤❤❤❤
MashAllha you are so great people 👏👏💕👏💕
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፅሩያተይ❤❤❤❤❤❤
ኣሰይይይ ደቅ ትግራይ ሽኮራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ ❤❤❤❤
😮እንካዕ ብሰላም ኣራከበኩም ብሩካት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
መረበተይ ውቅሮየይ ናፊቀኪ ❤❤❤አሰይይይይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ደቂ ማህጸን ትግራይ❤🥰አሜን አሜን አሜን ሳሚየይ ሓላል🥰🙏
ዋውው ብጣዕሚ ደስ ይብል❤❤🎉🎉
ፍቅርኩም ይብዛሕ 💚😘😘😊
ዋውውው ሳምየይ ደስ ዝብል ውህብቶ እዪ ማዓረይ ❤❤❤❤❤
ፊቅሪኹምይባሪከልኹምፈጣሪ ❤❤❤❤❤
ተዓድልካ ሳሚየ ትግራይ ኣትካ ትዕድልቲ ❤🎉🌌🌌🌌🌌🌌⚪️⚪️⚪️⚪️⚪️⚪️💙💙💙💙💙💙💙💙🌄🌄🌄🌄🌄🔴🔴🔴🔴🔴🔴🔴🔴🔴
እተዊ እንዶ ሞ😂 ክንደይ ሰብ ካብ ትግራይ ክወፅእ ላፃዓረስ😂😂
ውቅሮ ዓደይ❤ፍቅረኩም ይብዛሕ ዞም ኣሕዋተይ❤
ሰይ ለባመይ 🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️
እንኮዕ ብሰላም አተካ መሬት ዓድካ 🎉🎉🎉🎉መርዑ ከዓ ፍጻሜኩም የጸብቆ
ደቃ ዉቅሮ እንካዕ ደስ በለኩም ሳሚ ካሜራ ቀሪፁ ኣብ ዉቅሮ😂
አሜን ዲና ንብል😁😘😊
😂ክንደይ ዓዱ ዝናፉቅ አል እኮ ስለዚህ ብነጻ ቀሪጽልኩም ማ አሜን በሉ አነ ደስ ዝብለኒ ዓደይ ክሪኣ ተለኩ አድያቦ እየ❤
ደስ ዝብል ስራሐት ቀትልዎ ኣድመን ጥኣናን yhebkm 🙏🙏❤❤
ዋውውው ሳሚ ትግራይ አቲካ ደስ ክብትብሉ❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤❤
ዋውውውውውውው ደሰትብል ምቅራት🤲🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Interesting, well done!. This is really role model I am a MM so glad
ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤
Wawww bitam des zibel deki adey ❤❤🎉🎉🎉
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ብጣዕሚ ደስ ዝብል
ሳሜ ዓብዪ ሰብ❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ውቅሮ ዓደይ ናፊቆተይ❤🎉❤🎉❤ ሳሚ ሓወይ ዶሞ አንካዕ ብሰላም ኣተወ ዝሓወይ❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ንዓኻ ይምስለና ዝተረፍናለ ሳሚ ሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
በርትዕ ተሳፍ ይገብር ንባዕልካ ዓቢኻ ቡዙሓት ዩቱበራት ክትፈጥር ኣብዓድኻ ❤
ዋው ስኣላይ ኢድ ይባርክ😘😘ሳሚ ሓወይ ጎይታ ጠባይ 😘😘😘💖💖💖
Asey desktblu amlak edmen tsena yhabkum♥️♥️♥️🎉🎉🎉🎉
12:12 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሕዋተይ ማዓረይ ተጋርየይ ፅርያት❤❤❤❤❤😘😘😘👏👏👏
ሳሚ ዓቢይ ስብ❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋት❤❤❤❤❤❤❤
ሳሚ ጎይታ ጠብይ አባ ኩሉ እንኳዕ መሬት ዓድካ ብሰላም አተካ ዛሐወይ
ዋው ደስ ዝብል ዓድካ ዘናፍቀካ😢❤❤
2 TDF 😘😘😘😘❤️💛❤️💛❤️💛
ሳምየ ዝፈትየካ ሓወይ ኣብ ጎደናታት ሕቶ ሕተተልና ፈታ ንብል ♥️ፍሬዘር & ሰሊና ምቁታተይ ፍቅርኩም ሓዳርኩም ይባረክ ዞም ናተይ 🙏♥️
ኣሰይይይይይይይ ደስ ክብሉ😘😘😘ተጋሩወይ ፁሩያት❤❤❤❤🎉🎉🎉
እሜን እሜን እሜን ሳሚ ሓወይ🤲🥰
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
እሰይ ደስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ንኩልኩም ተመንየ💚🥰🥰🥰
ተመሰግን ዓደይ ሙሉአ ሰላም ይግብረልና ፍጣር💞🙏
ለባማት የሕዋተይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ♥♥♥🙏🙏🙏💜💜💜🔥🔥🔥🌬🌬🌬💦💦💦😍😍😍
ኣሰይ ፍቅርኩም ይብዛሕ❤
ንሓደ ስእሊ እባ ክንደይ እዮም ዝስእልዎ ዘሰአልክን ተሊክን መልሳለይ
ሳብሰክራይብ ግበርለይ ♥️🙏
ሳሚ ብዘይ ቆቢዕ ደስ በሃሊ
ትፍለዩ እኩም ዋው ❤❤❤❤❤❤👌👌👌👌😘
አረ ይመቸኩም❤❤
Samiway enkae bselam terakbkum
እስኪ ምድያታትናነዕቢ ተጋሩዋኒ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ካልኤቲ ባዕለይ❤ከይትሓልፉኒ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤
😍😍😍😍😍😍😍🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏
@@tigrayhagar5787ደምርኒ ማዓረይ❤
ንዓይ ውን ደምሩኒ ደቂ ዓበይቲ👆 😅
ኣነለ ገይረልኪ ምዓረይ
@@ngstihylemaryam7540 ደምርኒ ማዓረይ ገይረልኪ አየ
እታ ሙዚቃ ደስ ክትብል😢 ኮሊልና ኮሊልና ምምላስና ኣይተርፍን ናብ ዓድና ትግራይ😢ኣብ ዝሃለና ሃሊና ብሰላም መሬት ዓድና የርግጸና ገጽ ወለድና የርእየና 🥹🤲🙏🏻
ኣሚን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን✝️🙏🙏🙏
amen amen amen👏
ኣሜን❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏💖🥺🤔
ሳሚዬ ማዓረይ ማራ ኢካ ተሐጉሰኒ ሓቦኻ ስራሕኻ ጅግና ቀፅለሉ ዝሓወይ ሰብአውነት ዘተላበስካ ❤🎉 ሕልፍ ክብል እየ ረኪበያ ዩቱብካ እና ገቡዝ ❤
ዘን ካልኦት ብፆተይዉን ከማኪ ናብ ሰሓቅ ይግበረለን ብፂተይ 🌷🌷🌷🌷🍀🍀🍀🍀🍀💋💋💋💋💋
ሳም ሓወይ ልባም ዓዉይ ሰብ እንኮዕ ብሰላም ኣተይኻ ድብ ዓድኻ ብጣም የአ ዳድንቀካ ለለ ሓዚ ብዛዓበይ ፍቅርኹም ብዚሕ ይበል ጀጋኑ ኣሕዋተይ 🎉🎉🎉🎉
*_ንወሃብቲ ኣብዚሑ ይሃብኩም ምሕዝነትኩም ይባርኸልኩም ❤️_*
*_ንሰኣላይ ኣለም ካሕሳይ ግን ቃላት የብለይን ኢድካ ይባረክ ተስፋ ይገብር ሓደ መዓልቲ ከስእለሉ ብሩኸይ 🤌🥰_*
ደምርኒ ♥️🙏
ፍጣሪ ኣብዚሑ ይሃብኩም ምሕዝነትኩም ይባርኸልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብሬ ግን ኣበይ ከይዱ 😊ብሬ ዝናፈቅኩም ❤
ደምርኒ ♥️🙏
ደምርኒ@@Awet355
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣረ ፅሩያተይ❤❤❤
ውቅሮ ዓደይ መሐንቐቒተይ የቐንየልና ሳሚየ ❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሳሙዋይ ምስቶም ንፈትዎም ወለድናን ደቅናን ፈጣሪ ብስላም የራክበና🙏🙏🙏❤❤❤❤
ኣሜን 👏👏👏👏👏🙏🙏
Aseyyyyyy zom yehwatey Amlak fqrin Selamin qsanetin Nmelae Hzbi Tigray❤❤❤❤
ሳሚ ጎይታ ርያድ saudi እንኳዓብሰላም አተኻ ዝሓወይ🙏🙏🙏
ኣስስይ ኣንካዕ ብሰላም ኣተኻ ሳሚ ሓወይ ከምኡ ኢልኩም ሓቢርኩም ስርሑ ተጋሩዋይ ❤️❤️❤️❤️
ተጋሩዋይ ማዓረይ ይመችኩም❤❤❤🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ደስ ይብል እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቅርኩም ይባዛሕ❤️🙏ጀጋኑና
ዕርክነትኩም የብዛሓዮ frezer and sami
_ውቅሮዋይ ናፍቆተይይ😢ዓድና ብሰላም ክመልሰና ዶ ይኸውን ኣምላክ ህይወት ከተፍርሕ ኮይና ዘላ ሎሚ ነይሩ ምሳና ጽባቅ ሞቱ እትሰምዐሉ ዘመን በጺሕና ዘመና ቃይረልና ኣምላኸይ_
ዓዳኻ ጥዑም ምሽ ሳምቾ ብነፃነት እኳ ንፋስ ዓድኻ ትቅበል😮ይመቸኹም❤❤❤❤
እንኳዕ ናብዚ ኣብቅዐካ ሳሚቾ ልወሃቢ ይሃቦ ይብሉ ወለድና❤
waw ኣሌ ሓዉና ይበል ጥበብ❤ ቀፅለሉ ክቡር ሓዉ
ዓደይ መረበተይ ፪ ኣውላዕሎ ምድራዊት ገነት ናፍቆት ኣይካኣልኩን😢❤ሳሚ ሓወይ ብዝወፀ ይተከአልካ ደስ ዝብል ውህብቶ❤❤
ፅባቃተይ ሳሚተይ ማዓርግ ገዛና ይብል ውህብቶ ❤
❤❤❤❤ሳሚ ከተማ ኣፅቢ ከ ማኣዝ እካ video ትቀረፀለና😢
ሳምየ ጅግና❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣሜን 👏❤💛
ኣሜን ሳሚ ሓውና አንኳአ ደስ በለካ🎉 ታባ እስሪቤት ኣቲካ ባዕልካ የኮንኳይ ድኻ ኬድካ
ምሕዝነት ማለት ከምዙይ ክከውን ኣለዎ ኣሰይ ደስ ክትብሉ🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤
ናይ ሳሚ ቤተሰብ ቅኑዕ ልቢ ዝወነንኩም ሳብስክራይብ ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ
ገይረልኪ ኣለኩ መዓረይ
@@ngstihylemaryam7540 ❤🙏❤
❤ገይረልኪ❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ጀጋኒና❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ግርማ ተከደኑ ዳ ሳሚ ሙቁራት ❤
ዳ ፍሬዘር ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ 🌹❤
ዋው ውቅሮ ዓደይ እንካዕ ሰላም ኣቲካ ሳሚ ትግረይ
❤🎉❤ዋውው ሶሚዋይ ናይ ብሓቂ ለባም ስብ ግርማ ትክድን ይቀንእ
ዋው ዉቅሮ ዓደይ 🥰🥰🥰🥰thank ሳሚ 🙏🥰🥰
ዋው ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ሳሚ ዓብይይ ሰብ ፍቅርኹም ይብዛሕ
ክቡራት ኣሕዋተይ ሳሚን ፍሬን ብሚድያ እየ ዝፈልጠኩም ብጣዕሚ ንፉዓት ኢኩም ትግራዎት ምኳና ከዓ ብጣዕሚ ኩርዓት ይስመዐኒ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤ ንፍሬ እኳ ብኣካል እዉን ይፈልጦ እየ ግና ንሱ ኣይፈልጠንን ዝከዉን። ሓቂ ክዛረብ ግና ኣብ ሚድያ ክርኦ ከለኩ እቲ ኣነ ዝፈልጦ ፍሬዘር ኣይመስለንን ኔሩ ምክንያቱ ቅድሚ ኩነታት እየ ዝፈልጦ። ብሓፈሻ ግና ብጣዕሚ ብጣዕሚ ንፉዓት ኢኩም እሞ ቀጽልሉ፣ ክብርቲ ሓፍትና እዉን እኳ ደስ በለኪ💖💖💖💖💖💖💖💖 እዚ ኩናት እወ ብዙሓት ኣሕዋትና ኢና ስእናሉ ግና ከዓ ብዙሓት ኣሕዋትን መሓዙትን ከም በዓል ፍሬን ሳሚን እዩ ኣፍርዩ ኣብ ስደት ዓለም💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
ንሰማእታትና ክብሪን ሞጎሲን ይግበኦም💔
ውቅሮይ ወለሎ☺🥰 welcome ሳሚየ tankew🥰ብሩኸይ❤🎉
እግዚኣብሔር ኣምላክ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ሳሚተይ ፍርቱዋይ ፅሪቲ ጎቢዛ ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ዋዕሮና ብጣዕሚ ኢና ንኾርዐልኪ❤ሳሚየ &ፍሬ ኣሕዋተይ 🥰
አሰይይ ተጋሩዋይ ፅሩያት ፍቅሩኩም ይብዛሕ❤❤❤ አብ ሰደት ዘለና እዉን ንዕኩም ይመሰለና አሕዋተይ ናፍቆት ግን😢
❤❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ❤❤❤
ሳሚ ሓወይ በርቲዕኻ ስራሕ ዓድኻ እዩ ዋና ❤❤❤❤❤❤
ብምርኻብኹም ደስ ኢሉኒ ሳሚ ሓወይ እንኳዓ ደስ በለካ❤
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዘም አሕዋተይ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤ፅሩያት መን ከም ተጋሩ ሕብረት🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ፍቅርኹም ይብዛሕ መክሰባት❤
ደምርኒ❤ ማዓረይ
ብሓቂ ደስ ባሃሊ ምሕዝነት ፍቅርኩም የብዛሓዮ ዘም ኣሕዋተይ❤
ኣስይይይ ሳሚ ሓውና ግርማ ተኸደኑ ምስ ክብርቲ ባዓልቲ ቤትካን🙏💖💖💖❤❤❤❤
እንካዕ ብሰላም መሬት ዓድካ ኣርገፀካ ዶሞ ፍቅርኩም የብዘሓዮ ፈጣሪ ለባማት❤❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር አምላክ ፍቅርኩም የብዘሐልኩም ፍቁራተይ❤❤❤
እንካዕ ብሰላም ተራከብኩም ሰሚየይ ፍረየይ❤❤ትርጉም ዕርክነት አባትኩም ሪእዮ ብጥዓሚ ኢኩም ደስትብሉ ዕርክነትኩም ይቃፅል❤❤
ኣብዚ ግዘ እዚ እሙን ዓርኪ ምርካብ ትዕድልቲ እዩ❤
ተጋሩዋይ ብሉፃት❤❤🎉🎉
ኣሰይ ደስክብሉ ተጋርዋይ ምቅራት ንበርና❤❤❤❤❤
MashAllha you are so great people 👏👏💕👏💕
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፅሩያተይ❤❤❤❤❤❤
ኣሰይይይ ደቅ ትግራይ ሽኮራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ ❤❤❤❤
😮እንካዕ ብሰላም ኣራከበኩም ብሩካት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
መረበተይ ውቅሮየይ ናፊቀኪ ❤❤❤
አሰይይይይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ደቂ ማህጸን ትግራይ❤🥰
አሜን አሜን አሜን ሳሚየይ ሓላል🥰🙏
ዋውው ብጣዕሚ ደስ ይብል❤❤🎉🎉
ፍቅርኩም ይብዛሕ 💚😘😘😊
ዋውውው ሳምየይ ደስ ዝብል ውህብቶ እዪ ማዓረይ ❤❤❤❤❤
ፊቅሪኹምይባሪከልኹምፈጣሪ ❤❤❤❤❤
ተዓድልካ ሳሚየ ትግራይ ኣትካ ትዕድልቲ ❤🎉🌌🌌🌌🌌🌌⚪️⚪️⚪️⚪️⚪️⚪️💙💙💙💙💙💙💙💙🌄🌄🌄🌄🌄🔴🔴🔴🔴🔴🔴🔴🔴🔴
እተዊ እንዶ ሞ😂 ክንደይ ሰብ ካብ ትግራይ ክወፅእ ላፃዓረስ😂😂
ውቅሮ ዓደይ❤
ፍቅረኩም ይብዛሕ ዞም ኣሕዋተይ❤