ኣብ ክልተ ተገሚዑ ዝጸንሐ ህወሓት ናብ ዕርቂ ኣቲዩ ኣሎ። ይሰልጥ ዶ ይኸውን?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ก.พ. 2025
  • ኣብ ክልተ ተገሚዑ ዝጸንሐ ህወሓት ናብ ዕርቂ ኣቲዩ ኣሎ። ይሰልጥ ዶ ይኸውን?

ความคิดเห็น • 13

  • @nahusenay6106
    @nahusenay6106 39 นาทีที่ผ่านมา

    መርዞ ትዘርእ ኣለካ ። ዓገብ ጉዳይ ተጋሩ ንተጋሩ ግደፈሎም ። ሰላም የውርደሎም።

  • @gualtigray4684
    @gualtigray4684 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Thanks to TDF.

  • @BabuurTafla
    @BabuurTafla ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣንታ ሓውና ትግራይ ብዕላቶም ኣለዋ ናትካ ዝጸነተት ሃገር ዘይትሓስብ።

  • @asmarah3174
    @asmarah3174 35 นาทีที่ผ่านมา

    ኣብ ኤርትራ ዘሓጉስን ዘሓብንን ዓቢ በዓል
    ፈንቅል ተኸቢሩ። ንኤርትራ ዝኣተወ ስዊሳዊ
    ብናይ ኤርትራ ሰላምን ብሩህ መጻኢ ኤርትራን
    ዘተስፉ መርኣያ ኣፍሪቃ ኢልዋ። መጻኢና ብሩህዩ! ነቶም ጽሩያት ኤርትራውያን ሒዝና።
    ኤርትራ ንኤርትራውያን ብኤርትራውያን!🇪🇷

  • @hagostesfay192
    @hagostesfay192 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ብርሃነ.ምዕራብ ትግራይ ናብ ትግራይ እንተ ተመሊሳ እህግደፍ ባሀዶ ይብሎ ይመስለካ?

  • @ابراهيم-ك2ف
    @ابراهيم-ك2ف ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሓሳዊ፡ሎቅማጽ፡ዓላማኻ፡ፍልጥናያ፡ኣምሱሉናጂስኢንታይሃገርኣሊካ፡ኤርትራ፡በሕልሚውን፡ኣይተረኽባን፡ወዲሻርሙጣ፡ወዲጸራግፍርናሽ፡ዓዲዛይብሉ፡ዕንዚራ፡ማልሓስካተቆርጽ፡ጋሕኢልካሒደር፡ግጽጋውናደሕር፡ሕጂ፡ኤርትራካይትልዕል፡ኣይመልክተካን፡ኣሚንዚራ፡ጉዲና።

  • @asmarah3174
    @asmarah3174 30 นาทีที่ผ่านมา

    ኣታ ሕሱር ዉርደት ቀለቡ። ንስኻ ሕሱር
    ኣሰና መራሒ ሕሱራት፡ የሴፍ ፈልሲ እሞ
    ርእሰ ሕሱራት፡ኩሉኹም ዉርደተኛታት ተጋሩ
    ፈንፊኖሙኹም። "ክራባታ የለን ብሞት ተጋሩ!"

  • @MikialeGeremaryam
    @MikialeGeremaryam ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣንታ ለክባጥ ሓሳዊ መንግስቲ አሎ አብ ትግራይ ግዝያዊ ምምሕዳር እዩ ዘሎ ግን ንሱ እውን ዳርጋ ዘየለ እዩ ግዝያዊ በታኒ ኢና ንብሎ ንስኻ ግን ልርደኣኻ አሎ ተኾይኑ ደጋፊ ግምት ምኻንኻ ኢኻ ተረጋግፀልና አለኻ ተመዊልኻ ኢኻ

  • @hagostesfay192
    @hagostesfay192 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ምናልባሽ መንግስቲ ኢትዮዽያ ናብ ትግራይ ኩናት እንተኣዉጂ ኢሳያስ እንታይ ክገብር ይኽአል?

  • @mercurymedia4692
    @mercurymedia4692 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Waeg hasawi

  • @mebratukidane2597
    @mebratukidane2597 19 นาทีที่ผ่านมา

    ብርሃነ ዝብልዎ እምበር ዶ ኤርትራዊ ዩ? ሰብ ብኸመይ ንሃገሩ የሕሊፉ ይህብ? ኣፈላላይ ንቡር ዩ ሃገር ኣሕሊፍካ እሞ ክኣ ንኢትዮጵያ

  • @mercurymedia4692
    @mercurymedia4692 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Waeg

  • @mercurymedia4692
    @mercurymedia4692 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Tekal gexka feshkal