ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ኣቦና🙏🙏🙏❤❤❤
ቃል ህይወት የስመዐልና ብፁእ አቦና
ቃል ሂወት የሰመዐልና ክብር ኣቦና ናዓመታ ገና ብመዝሙር ክውዕል ተሰፋ ንግበር ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ አለም
Think twice before u write once !!!
እታ ሓቂ ናብ ህዝቢ ክበፅሕ ብምፅዓርኩም የቐንየልና ሰዋስው ሚድያ ❤❤❤ እንተ ብፅእ አቦና መልሲ ግና ቕጭ እዩ ዘምፀኣልካ ከም ሓደ ጳጵስ እይትረፍ እሞ ከም ሓደ ተራ ምእመን እውን ዝወረደ አመክንዮ እዮም ዘመኽንዩ ዘለዉ
Think twice before you write once!!!
Egziabher. yemasgen. beraketkum. yedarena. Kubur. Abona. ⛪🙏🙏🙏🤔
🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ክቡር መጋቤ ምስጢር ሃፍቶም !ኩሉ ምስጢር ክሕባእ ከም ዘይብሉ፣ ኩሉ ምስጢር ከከም ምስጢሩ ጋህዲ ክኸውን ሊቃውንት አቦታት ብምዕዳም ትገብርዎ ዘለኹም ሐዋርያዊ ተልእኮ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩሞ ንዓኹም፦ዕድመ፣ጥዕና፣ሰላም፣ ፍቅርን ሓድነትን ንምነየልኩም።ገና ዘመን ብዝተቆፀረ ብዙሕ ክተስተኻኽሉ ኢኹም፣ዘጠራጥር ዝነበረ ጋህዲ ክኸውን እዩ።እምነትና ክጥንክር እዩ።ተፈራሕትን ተብሃግትን ክንከውን ተስፋ አለናሞ ዕድመኹም ይንዋሕ።
አቦና ብትሕትና መፅዮም ንሕቶና ክምልሱ ስለ ዝመፁ ዓብዪ አኽብሮትን ምስጋናን አለና አነ ግን እዚ ሕቶ ተሸፊኑ ተዘይኮይኑ ተመሊሱ ኢለ አይአምንይ ከም ዝተረዳእኽዎ ናይ አቦታትና ዝብል ቃል ብምድግጋማ ሕጊ አቦታትኩም ክትሕልዩ ሕገይ ጠሓስኩም ዝብል ፅሑፍ አሎ አብ መፅሓፍ ቅዱስ ይፍፀም ድማ አሎ ከም አነ
ከዝውን አይረፈደን ካብ ከዚ ሃይማነታዊ በዓላት ክግበር አለዎ
በረከቱኩም ይሕደረና ቡፁእ አቦና ብምቅፃል ተልዑሉ ዘሎ ሓሳብ ፅቡቅ እዩ ግን ናተይ ሕቶይ ደርፈን መዝሙርን ታይ የራክቦም አቦታትና እኩም ነቲ ህዝቢ ሰዲ ትሰዱና ዘለኩም ደርፍ ሓደ ግዜ ፅድቅ ሓደ ግዜ ሓጥያት ሰብ ግራ ክአትዎ አትግበርዎ አቦታትና ሓደራኩም እሞ ትዝረኤናዮ ደርፍን ዳንከራን ትልህትን ሰዕሲዒትን ብፍፁም ከውግዝዎ አለዎም 😊
ብሓቂ❤❤❤❤
✍✝#ስለ_ሁራ_ሰለስተን_ደርፍን_12ተ #መሰረታዊ_ነጥብታት‼ °~✝✞~°1)ሁራ ሰልስተ ምስ በዓላት ተጎዛጊዞም ካብ ዝኽበሩ ጨና ሃይማኖት ዘይብሎም ብደረፊ ካብ ዝኽበሩ ባህልታት ሓደ ስለዝኾነ እዙይ ባህሊ ክተረፍ ኣለዎ።ምኽንያቱ እግዚኣብሔር ''ኢትኩኑ ዘፋንያን አላዘማርያን'' ደርፍቲ ኣይትኹኑ እንታይ ደኣ ዘመርቲ ኩኑ" ስለ ዝብል።2)ሁራ ሰልስተ ባህሊ ወለድና ዋላ እንተበልናዮ እንተኾነ ግን 'ባህሊ'ኢልና ክንዕቅቦን ፡ክነኽብሮን ዝግበኣና ነቲ ምስ ቃል ኣምላኽ ተመዓራርዩን ተሰማሚዑን ዝኸይድ ጥራሕ እዩ።ባህሊ ብቃል ኣምላኽ ይምዘን እምበር ቃል ኣምላኽ ብባህሊ ኣይምዘንን።ሁራ ሰልስተ ድማ ኣንጻር ቃል ኣምላኽ ስልዝኾነ ፍጹም ክልክል'ዩ።(ገላ.5፡19-21።) ••• 3)ገለ ገለ ሰባት ኣበይ ክፍሊ መጽሓፍቅዱስ ከም ዘንበብዎ ዘይፍለጥ፡ ኣፎም መሊኦም ኣብ በዓላት ተኾይኑ ሁራ ሰልስተ ሳዕሲዕት ጥራሕ ይፍቀድ'ዩ ይብሉ እዮም።ገሊኣቶምስ ከዓ ንኣምላኽ ዘገልግሉ ዘለዉ መሲልዎም፡ኣብ ቀጽሪ ቤተ ክርስቲያን ኣትዮም ፡ቴፕ ከፊቶም ሁራ ሰልስተ እናሳዕስዑ፡ሲስ እናበሉ ዊዒሎም ዘምስዩ ኣለው።ሁራ ሰልስተ ኮነ ካልኦት ድርፍታት ኣብ በዓላት ኮነ ኣብ ዝኾነ ይኹን ጊዜ ብቅዱሳት መጽሓፍቲ ዝተወገዘ'ዩ።(1 ጴጥ 4:3።)•••4)ሓደ ደርፊ ሓጢኣት ዘብሎ ዘመናዊ መሳርሕታት ሙዚቋ ብምጥቃሙ ኣይኮነን።እቲ ደርፊ ብፒያኖ ወይ ብጊታር እንተደሪፉ ሓጢኣት ዲቕ ብዝበለ ጭራዋጣወይ ብከበሮ እንተኾይኑ ግን ሓጢኣት ኣይኮነን ዝብል ሕጊ የለን።ብሳክስፎን ዝተዓጀበ ናይ ማይክል ጃክሰን ደርፊ ሓጢኣት ብጭራዋጣ ዝተዓጀበ ናይ ወዲ ኹሙር ደርፊ ግን ሓጢኣት ኣይኮነን ኣይበሃልን።(ዘፍ 4፡21) ካልእ ሓደ ደርፊ ብነጋሪት ወይ ብፀናፅል ስለዝተደረፈ መዝሙር ክኸውን ኣይኽእልን።5)ሓደ ደርፊ ሓጢኣት ዘብሎ ትሕዝቶኡ ወይ መልእኽቱ ኣይኮነን።ኣብ ሓደ ደርፊ ዘሎ ግጥሚ ብዛዕባ ጽልኢ፣ጎንጺ ወይ'ውን ዝሙት እንተኾይኑ ሓጢኣት ናይ ሃይማኖት ናይ ሃገር ፡ናይ ተጋድሎ ናይ ኣቦን ኣደን ናይ ሓውን ሓፍትን ፍቕሪ ወይ ታሪኽ ዝገልጽ እንተኾይኑ ግን ሓጢኣት ኣይኮነን ዝብል ሕጊ የለን።(ማቴ 14፡6-12)•••6)ሓደ ደርፊ ሓጢኣት ዘብሎ ከባቢ ወይ'ውን ስፍራ ኣይኮነን።ደርፊ ኣብ ናይት ክለብ ወይ'ውን ኣብ ሆቴል እንተተደሪፉ ሓጢኣት ኣብ መርዓ፣ኣብ ሓጎስ፣ኣብ ውራይ ወይ ኣብ ቤተ ክርስቲያንን ኣብ እግሪ መስቀልን እንተተደሪፉ ግን ሓጢኣት ኣይኮነን ዝብል ሕጊ የለን።(ያዕ.5፡13)7)ሓደ ደርፊ ሓጢኣት ዘብሎ ግዘ ወይ እዋን ኣይኮነን።ሓደ ነገር ሓጢኣት'ዩ እንተተባሂሉ ጊዜያዊ ገደብ ክህልዎ ኣይኽእልን። ደርፊ ኣብ ጾም እንተኾይኑ ሓጢኣት ኣብ በዓላት እንተኾይኑ ጽድቂ ክኸውን ኣይኽእልን።ደርፊ ኣብ ጾመ ኣርብዓ ይኹን በዓለ ሓምሳ ብዘየግድስ ኩል ጊዜ ዝተኸልከለ'ዩ።(ዘጸ 17፡35።)8)ሓደ ደርፊ ሓጢኣት ዘብሎ ናይቲ ሰብ ዓሌት ኣይኮነን።ፈረንጂ እንተደሪፍዎ ሓጢኣት ትግራዋይ እንተደሪፍዎ ግን ሓጢኣት ኣይኮነን ዝብል ሕጊ የለን።ኪሮስ ኣለማዮ ዝደረፎ ደርፊ ምስ ናይ ቦብ ማርሌ ናይ ረጌ ደርፊ ሓደ'ዩ። ኣብርሃም ኣፈወርቂ ይድረፎ ክሪስ ብሮውን ትርሓስ ታረቀ ትድረፎ ሪሃና ብዘየግድስ ናይ ኩሉ ሰብ ደርፊ ሓጢኣት'ዩ።ኢንግልዛዊ ሊድ ጊታሪስስት ይኹን ኢትዮጵያዊ ኪቦርዲስት ኩሎም ናይ ደርፍቲ ተሓባበርቲ እዮም። •••9)ሓደ ደርፊ ሓጢኣት ዘብሎ ናይቲ ደርፊ ቋንቋ ኣይኮነን።እቲ ደርፊ ኢንግሊሽ እንተኾይኑ ሓጢኣት፣ግእዝ እንተኾይኑ ጽድቂ ፣ ትግርኛ እንተኾይኑ ድማ ሓጢኣት ኣይኮነን ዝብል ሕጊ የለን።ቢዮንሴ ብእንግሊዝኛ "I'm single Lady" ኢላ ስለዝደረፈት ሓጢኣት ማህሌት ገብረገርግስ ግን ብትግርኛ "በይነይ ተሪፈ" ስለዝበለት ሓጢኣት ኣይኮነን ኣይበሃልን።(ኤፌ 5÷20)10)ሓደ ደርፊ ሓጢኣት ዘብሎ ናይቲ ሰብ ጾታ ወይ ጸጋ ኣይኮነን።መኖክሴ ወይ ቀሺ እንተደሪፉ ሓጢኣት ምእመን እንተደሪፉ ግን ሓጢኣት ኣይኮነን ዝብል ሕጊ የለን።ሕጊ ኣምላኽ ንኹሉ ተሰርዐ እምበር ንቀሺ ወይ ንሞኖክሴ ጥራሕ ኣይኮነን።ደርፊ ንቀሺ ይኹን ንምእመን፣ንሊቅ ይኹን ንደቂቅ ንመንእሰይ ይኹን ንሽማግለ ብዘይ ኣፈላላይ ጾታ፣ዕድመ፣ደረጃ ትምህርቲ፣ስራሕ፣ዓሌት ንኹሉ ክልክል እዩ። (ሮሜ 13:13)•••11) ሓደ ደርፊ ሓጢኣት ዘብሎ ናይቲ ደርፊ ንውሓት ዕድመ ኣይኮነን።እቲ ደርፊ ቅድሚ 100 ዓመት እንተደሪፉ ዝጸንሐ ደርፊ ስለዝኾነ ሓጢኣት ኣይኮነን 2ተ ዓመት ተገይሩ ግን ሓዱሽ ስለዝኾነ ሓጢኣት'ዩ ዝብል ሕጊ የለን።ባህላውን ኮነ ዘመናውን ደርፊ ኹሉ ሓጢኣት'ዩ።እዙይ ናይ ሎሚ ሕጊ እቲ ቅድሚ 100 ዓመት ዝነበረ ሕጊ ዓርሱ'ዩ።12) "ደርፊ ኣብ ደስታ ጊዘ እንታይ ጸገም ኣለዎ?፣ መዝሙር ዘይንፈልጥኸ እንተደረፍና እንታይ ሓጢኣት ኣለና?፣ኣምላኽ ተሓጎሱ'ዩ ዝብል፣ኣኽረርቲ ኣይትኹኑ ብዙሕ ሰብ ይደርፍ'ዩ "ዝብል ዒባራ ምኽንያት ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ተቐባልነት የብሎምን። መመዘኒና ብዙሓት እንታይ ይገብሩ ዘይኮነስ «ቃል ኣምላኽ እንታይ ይብል »ዝብል ክኸውን ይግባእ።ይትባረክ እግዚአብሔር አምላከ አበዊነ።© Welday Meresa Ze Tewahdo ጥር 1/2017 ዓም መቐለ
Think twice before you write once !!!
@@BGFx-d4h And you too think twice before you write once !!!
Ecclesiastes 3 ትግ - መክብብ1: ንዅሉ ጊዜ ኣለዎ፤ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንዘሎ ዅሉ ኸዓ ጊዜ ኣለዎ።❤❤❤❤🎉 ናዓመታ ብመዝሙር ብምሰጋና ክሓለፍ ተሰፋ ንግበር መንእሰየና እውን ናብ መዝሙር ናብ ምስጋና ተዘመለሰ😢😢😢❤❤
ኣብዚ ናይ መስሊም ዘለውዎ ኣብ ኻሊእ ቦታ እዩ ። ኣብ ኣፅቢ እንዳስላሴ ኣባ ናትናኤል ኣብ ዝነበርዎ ፕሮግራም ኣይኮነን።
🙏🙏🙏🙏🙏🤍
ዓብይ ሓውና መጋቤ ሚስጢራት ጠቃሚ ላበልካ ብሕቶ መለልክዕ ላምሰልካ ሀዚ ይኩን እዚ ሚድያ ካብ ትፈጥሮ ልትዝርግሐልና ናይ መጋቤ ሰይጣናት ሚስጥራዊ ኣተሓሳስባ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን።ነገር ግን መጀመርያ ልባዕልካ ዓሰርተ ግዜ ሕሰብ !!!ኣምላክና ዓለም ላብ ሓደ ትመፀሉ ተይኮነ ልበለናስ ካብ ዓለም ርሒቅኩም ንዓይ ተከተሉ እዩ ዝበለ።ዓለም ሓሻዊት እያ ኣይትፍተውዋ እዩ ኢሉና። ግን ዓለም በባይ ኣቦኩም ግዝእዋ እዩ ኢሉና።ልህዝቢ ኣብ ዘይሓሰቦ ኣብ ዘይፈልጦ ነገር ላኣተካ ናይ ሰይጣን ተንኮላት ኣይትዝራእ ሰብ ብኣካ ስለዝስሕት።ከማካ ዝበለ ሰነፍ ናይ ሰይጣን ኣገልጋሊ እዩ ደም ሚልየን ኣሕዋትና ከም ውሕጅ ኣፍሲስዎ ዘሎ።የራስህ ህይወት ኑር ለረከሰ ኣላማ ሰው ባታደራጅ .... ለራስህ ኣስበልቶ ለሌላም ምህረት የማይሰጥ ድርጊት ከማድረግ ተቆጠብ !!!ልማንኛው ተንረክበካ ፅቡቅ ነይሩ። ልባዕልካ ትብል ነዘን ኣደ ስምዐየን።ኣቱም ኮሜንት ትህቡ ሰባት እውን መጀመርያ ኩሉ ፅቡቅ መሲሉ ልመፅእ ተይመርመርኩም ኩሉ ፅቡቅ ላመሰለኩም ላብ ኔትወርኩ ኣእትዩ ብሓጥያት ክሳብ ስጋኩምን ነፍስኩምን ኣርኪሱ ደጊሙ ካብ ፈጣሪ ልሰቀሉ ኣይሁዳውያን ልላዕሊ ካብ ባዕሉ ኮነ ካብ ቅዱስ መፅሓፍ ኮነ ካብ ካልእ ላምፅአ ታይ ከምዝብሎ ብዘይምስትውዓል ካብዚ ብቻ ተይኮነስ ካብ ካሊእ ካምዚ መሰል ፍጥረታት ቆጠቡ።ስራሕ ትሰርሕዎ ዓለም ትቅይርዎ ኮነ ልጠቅመኩም ሰብ ኣብ ከባቢኩም ዘሎ ምሳኩም ልውዕል ሓቀኛ ድዩ የኮነይ ስርሑ ላረአኩም ምስኡ ፅቡቅ ስራሕ ትሰርሑ እዩ ፅቡቅ።እዚ ርኩስ እዙይ ግን ልባዕሉ ኣስሒቱስ ልመድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ ክውለድ ዝረኣዩ ህዝቢ ባህሎም ክትንትን ጀሚሩ ኣብ ለይውዓልዎ እውን ልኣቦና ይፍትኖምሎth-cam.com/video/QfKkSQ8GDEg/w-d-xo.htmlsi=iXFdkaRbpGorkzqy
ታይ እዩ ማእኸል ዓዲ ማእኸል ዓዲ ማእኸል ዓዲ ኣብዚሕኻ ልአናኮ የዓድናይ ኣይትርአዩኒ ዲኻ ትብለኻ ተደሊኽስ ኢትዮጵያ ልይትብል
ዋይ ኧረ ልቢ በል ሓወይ
James 4 ትግ - ያእቆብ7: እምበኣርከስ ንእግዚኣብሄር ተገዝእዎ፤ ንዲያብሎስ ግና ተቓወምዎ፤ ንሱ ኸዓ ኻባኻትኩም ክሃድም እዩ።
@@Samira-it6jh ልቢ ስለ ልገበርኹኮ እየ ባዕዲ ዓዲማ ጀኖሳይድ ልፈፀመትለይ ዓዲ የናየይ ልብለኹ
@@Samira-it6jh ዲያብሎስ ገዛኢ ኢትዮጵያ ምኻኑ ጳጳስ ኢኦተቤ መሪፆም
ብጹእ ኣቦና እቲ ናይ ኣዲስ ኣበባ ዓው ዓው ምድናቖም ጌጋ እዩ።
ብመፈለምታ እዚ መድረኽ ኣዳሊኻ ብብፁእ ኣቦና ብኣካል ተረኺቦም ዝተዓዘብዎ ነገር ግልፂ መብራህርሂ ንክህቡ ስለ ዝገበርካ የመስግን። ዝኾነ ዝረኣኻዮን ዝሰማዕኻዮን ነገር ስለምንታይ ከም ዝተገበረ ከየፃረካ ናብማሕበራዊ ሚድያ ምውዛዕ ካብ ጥቅሙ ጉድኣቱ የመዝን።1,ልደት ደቂ ልደት (ጓሶት) ናብ ቤተክርስትያን እንትትኣትው ሁራ 3 እናተፃወቱ ኣይኣትውን እዚ ኣረጊፀ እየ ዝናገረኩም ዘለኩ። እዚ ዘይወሓጠልኩም ሰባት ሁራ 1ን ሁራ 2 ( ሰብስብ)ን ሁራ 3ን ፈሊኹም ዘይትፈልጡን ዘይተረዳእኹምን ኣሕዋት ኢኹም። ይቅርታ ትንታነ ሁራታት ክገልፅ ደልየ ኣይኮንኩን ግልፂ ንምግባር እምበር።2,ናብ ቤተክርስትያን እንትትኣትው ዝደርፍዎ ባህላዊ ደርፊ ድማ ምስ ፈጣሪ ኣምልኮ ዝተተሓሓዘ እዩ። ዓመት ዝዓቆርካና ጎይታ ተመስገን፣ ዓመት ንዓመት ይድገመና፣ እዙይ ዳምንታይ እንዳ ጎይታይ( ጌታ) ወዘተ. እናበሉ 3 ጊዜ እታ ቤተከርስቲያን ዘይሮም ይኸዱ።3, እሺ ንበልሞ ዋላ ብጌጋ ከም ዝተረዳእኽምዎ ኣብ ውሽጢ ቤተክርስቲያን ብጭፈራን ብሳዕስዒትን ዝተኸበረ እንተትኸውን ኣብ ውሽጢ ዓድን ኣብ ወፃኢን ዘለካ "ወቃሲ ትውልዲ " ከምቲ ትብልዎ ዘለኹም ንኸይፍጠር እንታይ ኣበርክቶ ጌርኩም።4, ብወገነይ እቲ በዓል ዓመት ካብ ዓመት እናደመቀን እናገነነን ከም ዝኸይድ ዝዕዘቦም ነገራት ኣለው፤ እዚ ናይ ቤተክርስትያን በዓል ካብ ኮነ ንቤተክርሰቲያን ዝምጥን መድረኽ ኣብ ኩለን በዓላትና ንክህሉ ጠንኪርና ንስራሕ። የቀንየለይ!
እዙይ ሓጥያት የኮነይዋ ዋንኣ ልምንታይ ቀኒእኩም ትብል ብቻ መልሱልና ላብ ቤተክርስትያን ኣይተፀጋግዑ ምስጢሩውን ንገሩና ኣይተበሉና!!!th-cam.com/video/KWxRK9J0CCQ/w-d-xo.html
ግርም እባ ደርፊ ዘጽድቕ እንተ ኮይኑ ደኣ
😢😢😢😢ጌጋEcclesiastes 7 ት80 - መክብብ5: ካብ ደርፊ ዓያሱ ምስማዕስ መግናሕቲ ጥበበኛታት ምስማዕ ይሓይሽ።Matthew 24 ት80 - ማቴዎስ15: እቲ ብነብዪ ዳንኤል እተባህለ ናይ ጥፍኣት ርኽሰት ኣብታ ቅድስቲ ስፍራ ቘይሙ እንተ ርኤኹም፡ - እቲ ዜንብብ የስተውዕል፡ -
ኣቦና ቱ ዝሓተትክምዎ ሕቶ እኮ ሰባት ብልመሰሎም ኣብ ኮሜንት የቅምጥዎ ኣለው::ላብ ብዙሕ ሰብ ፈተና ዝዕድም ሕቶ ኢኩም ኣምፂእኩም:: በሉ ካም ለምፃእክምዋ መልሳውን ትዘርጋሕ ብዛዕባ ናይቲ ከባቢ ባህሊ ኮነ ስም ስለዘልዓልኩም ድማ ንስሃ እተዩ ምክንያቱ ሓምየት ሓደ ዓርሱ ዝከኣለ ከቢድ ሓጥያት ስለዝኮነ ብስሩውን ናይቱ ኣከባቢ ባህሊ ምስጢር ልፈልጦ ተፈለጦ እውን ክነግረኩም ዘይደሊ ልክእል ወይ ክንገር ለይድለ ስለዝክእል እውን ሱቅ ኢልኩም ልመሰለኩም ላምፃእኩም ቃንጠብጠብ ካብ ምባል ተቆጠቡ። ስምኩምን ተልዕልዎ ሕቶ ትህብዎ መልሳ መልሲ ልሳንኩምን ልልሰምዖ መጋቤ ምስጢራት እምበይ መጋቤ ሰይጣናት ክኮን ስለዘይብሉ ።
ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ኣቦና🙏🙏🙏❤❤❤
ቃል ህይወት የስመዐልና ብፁእ አቦና
ቃል ሂወት የሰመዐልና ክብር ኣቦና ናዓመታ ገና ብመዝሙር ክውዕል ተሰፋ ንግበር ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ አለም
Think twice before u write once !!!
እታ ሓቂ ናብ ህዝቢ ክበፅሕ ብምፅዓርኩም የቐንየልና ሰዋስው ሚድያ ❤❤❤ እንተ ብፅእ አቦና መልሲ ግና ቕጭ እዩ ዘምፀኣልካ ከም ሓደ ጳጵስ እይትረፍ እሞ ከም ሓደ ተራ ምእመን እውን ዝወረደ አመክንዮ እዮም ዘመኽንዩ ዘለዉ
Think twice before you write once!!!
Think twice before you write once!!!
Egziabher. yemasgen. beraketkum. yedarena. Kubur. Abona. ⛪🙏🙏🙏🤔
🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ክቡር መጋቤ ምስጢር ሃፍቶም !
ኩሉ ምስጢር ክሕባእ ከም ዘይብሉ፣ ኩሉ ምስጢር ከከም ምስጢሩ ጋህዲ ክኸውን ሊቃውንት አቦታት ብምዕዳም ትገብርዎ ዘለኹም ሐዋርያዊ ተልእኮ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩሞ ንዓኹም፦
ዕድመ፣ጥዕና፣ሰላም፣ ፍቅርን ሓድነትን ንምነየልኩም።
ገና ዘመን ብዝተቆፀረ ብዙሕ ክተስተኻኽሉ ኢኹም፣
ዘጠራጥር ዝነበረ ጋህዲ ክኸውን እዩ።
እምነትና ክጥንክር እዩ።
ተፈራሕትን ተብሃግትን ክንከውን ተስፋ አለናሞ ዕድመኹም ይንዋሕ።
አቦና ብትሕትና መፅዮም ንሕቶና ክምልሱ ስለ ዝመፁ ዓብዪ አኽብሮትን ምስጋናን አለና
አነ ግን እዚ ሕቶ ተሸፊኑ ተዘይኮይኑ ተመሊሱ ኢለ አይአምንይ
ከም ዝተረዳእኽዎ ናይ አቦታትና ዝብል ቃል ብምድግጋማ
ሕጊ አቦታትኩም ክትሕልዩ ሕገይ ጠሓስኩም ዝብል ፅሑፍ አሎ አብ መፅሓፍ ቅዱስ ይፍፀም ድማ አሎ ከም አነ
ከዝውን አይረፈደን ካብ ከዚ ሃይማነታዊ በዓላት ክግበር አለዎ
በረከቱኩም ይሕደረና ቡፁእ አቦና ብምቅፃል ተልዑሉ ዘሎ ሓሳብ ፅቡቅ እዩ
ግን ናተይ ሕቶይ ደርፈን መዝሙርን ታይ የራክቦም አቦታትና እኩም ነቲ ህዝቢ ሰዲ ትሰዱና ዘለኩም ደርፍ ሓደ ግዜ ፅድቅ ሓደ ግዜ ሓጥያት ሰብ ግራ ክአትዎ አትግበርዎ አቦታትና ሓደራኩም እሞ ትዝረኤናዮ ደርፍን ዳንከራን ትልህትን ሰዕሲዒትን ብፍፁም ከውግዝዎ አለዎም 😊
ብሓቂ❤❤❤❤
✍✝#ስለ_ሁራ_ሰለስተን_ደርፍን_12ተ #መሰረታዊ_ነጥብታት‼
°~✝✞~°
1)ሁራ ሰልስተ ምስ በዓላት ተጎዛጊዞም ካብ ዝኽበሩ ጨና ሃይማኖት ዘይብሎም ብደረፊ ካብ ዝኽበሩ ባህልታት ሓደ ስለዝኾነ እዙይ ባህሊ ክተረፍ ኣለዎ።ምኽንያቱ እግዚኣብሔር ''ኢትኩኑ ዘፋንያን አላዘማርያን'' ደርፍቲ ኣይትኹኑ እንታይ ደኣ ዘመርቲ ኩኑ" ስለ ዝብል።
2)ሁራ ሰልስተ ባህሊ ወለድና ዋላ እንተበልናዮ እንተኾነ ግን 'ባህሊ'ኢልና ክንዕቅቦን ፡ክነኽብሮን ዝግበኣና ነቲ ምስ ቃል ኣምላኽ ተመዓራርዩን ተሰማሚዑን ዝኸይድ ጥራሕ እዩ።ባህሊ ብቃል ኣምላኽ ይምዘን እምበር ቃል ኣምላኽ ብባህሊ ኣይምዘንን።ሁራ ሰልስተ ድማ ኣንጻር ቃል ኣምላኽ ስልዝኾነ ፍጹም ክልክል'ዩ።(ገላ.5፡19-21።)
•••
3)ገለ ገለ ሰባት ኣበይ ክፍሊ መጽሓፍ
ቅዱስ ከም ዘንበብዎ ዘይፍለጥ፡ ኣፎም መሊኦም ኣብ በዓላት ተኾይኑ ሁራ ሰልስተ ሳዕሲዕት ጥራሕ ይፍቀድ'ዩ ይብሉ እዮም።ገሊኣቶምስ ከዓ ንኣምላኽ ዘገልግሉ ዘለዉ መሲልዎም፡ኣብ ቀጽሪ ቤተ ክርስቲያን ኣትዮም ፡ቴፕ ከፊቶም ሁራ ሰልስተ እናሳዕስዑ፡ሲስ እናበሉ ዊዒሎም ዘምስዩ ኣለው።ሁራ ሰልስተ ኮነ ካልኦት ድርፍታት ኣብ በዓላት ኮነ ኣብ ዝኾነ ይኹን ጊዜ ብቅዱሳት መጽሓፍቲ ዝተወገዘ'ዩ።(1 ጴጥ 4:3።)
•••
4)ሓደ ደርፊ ሓጢኣት ዘብሎ ዘመናዊ መሳርሕታት ሙዚቋ ብምጥቃሙ ኣይኮነን።እቲ ደርፊ ብፒያኖ ወይ ብጊታር እንተደሪፉ ሓጢኣት ዲቕ ብዝበለ ጭራዋጣ
ወይ ብከበሮ እንተኾይኑ ግን ሓጢኣት ኣይኮነን ዝብል ሕጊ የለን።ብሳክስፎን ዝተዓጀበ ናይ ማይክል ጃክሰን ደርፊ ሓጢኣት ብጭራዋጣ ዝተዓጀበ ናይ ወዲ ኹሙር ደርፊ ግን ሓጢኣት ኣይኮነን ኣይበሃልን።
(ዘፍ 4፡21) ካልእ ሓደ ደርፊ ብነጋሪት ወይ ብፀናፅል ስለዝተደረፈ መዝሙር ክኸውን ኣይኽእልን።
5)ሓደ ደርፊ ሓጢኣት ዘብሎ ትሕዝቶኡ ወይ መልእኽቱ ኣይኮነን።ኣብ ሓደ ደርፊ ዘሎ ግጥሚ ብዛዕባ ጽልኢ፣ጎንጺ ወይ'ውን ዝሙት እንተኾይኑ ሓጢኣት ናይ ሃይማኖት ናይ ሃገር ፡ናይ ተጋድሎ ናይ ኣቦን ኣደን ናይ ሓውን ሓፍትን ፍቕሪ ወይ ታሪኽ ዝገልጽ እንተኾይኑ ግን ሓጢኣት ኣይኮነን ዝብል ሕጊ የለን።(ማቴ 14፡6-12)
•••
6)ሓደ ደርፊ ሓጢኣት ዘብሎ ከባቢ ወይ'ውን ስፍራ ኣይኮነን።ደርፊ ኣብ ናይት ክለብ ወይ'ውን ኣብ ሆቴል እንተተደሪፉ ሓጢኣት ኣብ መርዓ፣ኣብ ሓጎስ፣ኣብ ውራይ ወይ ኣብ ቤተ ክርስቲያንን ኣብ እግሪ መስቀልን እንተተደሪፉ ግን ሓጢኣት ኣይኮነን ዝብል ሕጊ የለን።(ያዕ.5፡13)
7)ሓደ ደርፊ ሓጢኣት ዘብሎ ግዘ ወይ እዋን ኣይኮነን።
ሓደ ነገር ሓጢኣት'ዩ እንተተባሂሉ ጊዜያዊ ገደብ ክህልዎ ኣይኽእልን። ደርፊ ኣብ ጾም እንተኾይኑ ሓጢኣት ኣብ በዓላት እንተኾይኑ ጽድቂ ክኸውን ኣይኽእልን።ደርፊ ኣብ ጾመ ኣርብዓ ይኹን በዓለ ሓምሳ ብዘየግድስ ኩል ጊዜ ዝተኸልከለ'ዩ።(ዘጸ 17፡35።)
8)ሓደ ደርፊ ሓጢኣት ዘብሎ ናይቲ ሰብ ዓሌት ኣይኮነን።
ፈረንጂ እንተደሪፍዎ ሓጢኣት ትግራዋይ እንተደሪፍዎ ግን ሓጢኣት ኣይኮነን ዝብል ሕጊ የለን።ኪሮስ ኣለማዮ ዝደረፎ ደርፊ ምስ ናይ ቦብ ማርሌ ናይ ረጌ ደርፊ ሓደ'ዩ። ኣብርሃም ኣፈወርቂ ይድረፎ ክሪስ ብሮውን ትርሓስ ታረቀ ትድረፎ ሪሃና ብዘየግድስ ናይ ኩሉ ሰብ ደርፊ ሓጢኣት'ዩ።ኢንግልዛዊ ሊድ ጊታሪስስት ይኹን ኢትዮጵያዊ ኪቦርዲስት ኩሎም ናይ ደርፍቲ ተሓባበርቲ እዮም።
•••
9)ሓደ ደርፊ ሓጢኣት ዘብሎ ናይቲ ደርፊ ቋንቋ ኣይኮነን።
እቲ ደርፊ ኢንግሊሽ እንተኾይኑ ሓጢኣት፣ግእዝ እንተኾይኑ ጽድቂ ፣ ትግርኛ እንተኾይኑ ድማ ሓጢኣት ኣይኮነን ዝብል ሕጊ የለን።ቢዮንሴ ብእንግሊዝኛ "I'm single Lady" ኢላ ስለዝደረፈት ሓጢኣት ማህሌት ገብረገርግስ ግን ብትግርኛ "በይነይ ተሪፈ" ስለዝበለት ሓጢኣት ኣይኮነን ኣይበሃልን።(ኤፌ 5÷20)
10)ሓደ ደርፊ ሓጢኣት ዘብሎ ናይቲ ሰብ ጾታ ወይ ጸጋ ኣይኮነን።መኖክሴ ወይ ቀሺ እንተደሪፉ ሓጢኣት ምእመን እንተደሪፉ ግን ሓጢኣት ኣይኮነን ዝብል ሕጊ የለን።ሕጊ ኣምላኽ ንኹሉ ተሰርዐ እምበር ንቀሺ ወይ ንሞኖክሴ ጥራሕ ኣይኮነን።ደርፊ ንቀሺ ይኹን ንምእመን፣ንሊቅ ይኹን ንደቂቅ ንመንእሰይ ይኹን ንሽማግለ ብዘይ ኣፈላላይ ጾታ፣ዕድመ፣ደረጃ ትምህርቲ፣ስራሕ፣ዓሌት ንኹሉ ክልክል እዩ። (ሮሜ 13:13)
•••
11) ሓደ ደርፊ ሓጢኣት ዘብሎ ናይቲ ደርፊ ንውሓት ዕድመ ኣይኮነን።እቲ ደርፊ ቅድሚ 100 ዓመት እንተደሪፉ ዝጸንሐ ደርፊ ስለዝኾነ ሓጢኣት ኣይኮነን 2ተ ዓመት ተገይሩ ግን ሓዱሽ ስለዝኾነ ሓጢኣት'ዩ ዝብል ሕጊ የለን።ባህላውን ኮነ ዘመናውን ደርፊ ኹሉ ሓጢኣት'ዩ።እዙይ ናይ ሎሚ ሕጊ እቲ ቅድሚ 100 ዓመት ዝነበረ ሕጊ ዓርሱ'ዩ።
12) "ደርፊ ኣብ ደስታ ጊዘ እንታይ ጸገም ኣለዎ?፣ መዝሙር ዘይንፈልጥኸ እንተደረፍና እንታይ ሓጢኣት ኣለና?፣ኣምላኽ ተሓጎሱ'ዩ ዝብል፣ኣኽረርቲ ኣይትኹኑ ብዙሕ ሰብ ይደርፍ'ዩ "ዝብል ዒባራ ምኽንያት ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ተቐባልነት የብሎምን። መመዘኒና ብዙሓት እንታይ ይገብሩ ዘይኮነስ «ቃል ኣምላኽ እንታይ ይብል »ዝብል ክኸውን ይግባእ።
ይትባረክ እግዚአብሔር አምላከ አበዊነ።
© Welday Meresa Ze Tewahdo
ጥር 1/2017 ዓም መቐለ
Think twice before you write once !!!
@@BGFx-d4h And you too think twice before you write once !!!
Ecclesiastes 3 ትግ - መክብብ
1: ንዅሉ ጊዜ ኣለዎ፤
ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንዘሎ ዅሉ ኸዓ ጊዜ ኣለዎ።❤❤❤❤🎉 ናዓመታ ብመዝሙር ብምሰጋና ክሓለፍ ተሰፋ ንግበር መንእሰየና እውን ናብ መዝሙር ናብ ምስጋና ተዘመለሰ😢😢😢❤❤
Think twice before you write once!!!
ኣብዚ ናይ መስሊም ዘለውዎ ኣብ ኻሊእ ቦታ እዩ ። ኣብ ኣፅቢ እንዳስላሴ ኣባ ናትናኤል ኣብ ዝነበርዎ ፕሮግራም ኣይኮነን።
🙏🙏🙏🙏🙏🤍
ዓብይ ሓውና መጋቤ ሚስጢራት ጠቃሚ ላበልካ ብሕቶ መለልክዕ ላምሰልካ ሀዚ ይኩን እዚ ሚድያ ካብ ትፈጥሮ ልትዝርግሐልና ናይ መጋቤ ሰይጣናት ሚስጥራዊ ኣተሓሳስባ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን።
ነገር ግን መጀመርያ ልባዕልካ ዓሰርተ ግዜ ሕሰብ !!!
ኣምላክና ዓለም ላብ ሓደ ትመፀሉ ተይኮነ ልበለናስ ካብ ዓለም ርሒቅኩም ንዓይ ተከተሉ እዩ ዝበለ።
ዓለም ሓሻዊት እያ ኣይትፍተውዋ እዩ ኢሉና። ግን ዓለም በባይ ኣቦኩም ግዝእዋ እዩ ኢሉና።
ልህዝቢ ኣብ ዘይሓሰቦ ኣብ ዘይፈልጦ ነገር ላኣተካ ናይ ሰይጣን ተንኮላት ኣይትዝራእ ሰብ ብኣካ ስለዝስሕት።
ከማካ ዝበለ ሰነፍ ናይ ሰይጣን ኣገልጋሊ እዩ ደም ሚልየን ኣሕዋትና ከም ውሕጅ ኣፍሲስዎ ዘሎ።
የራስህ ህይወት ኑር ለረከሰ ኣላማ ሰው ባታደራጅ .... ለራስህ ኣስበልቶ ለሌላም ምህረት የማይሰጥ ድርጊት ከማድረግ ተቆጠብ !!!
ልማንኛው ተንረክበካ ፅቡቅ ነይሩ። ልባዕልካ ትብል ነዘን ኣደ ስምዐየን።
ኣቱም ኮሜንት ትህቡ ሰባት እውን መጀመርያ ኩሉ ፅቡቅ መሲሉ ልመፅእ ተይመርመርኩም ኩሉ ፅቡቅ ላመሰለኩም ላብ ኔትወርኩ ኣእትዩ ብሓጥያት ክሳብ ስጋኩምን ነፍስኩምን ኣርኪሱ ደጊሙ ካብ ፈጣሪ ልሰቀሉ ኣይሁዳውያን ልላዕሊ ካብ ባዕሉ ኮነ ካብ ቅዱስ መፅሓፍ ኮነ ካብ ካልእ ላምፅአ ታይ ከምዝብሎ ብዘይምስትውዓል ካብዚ ብቻ ተይኮነስ ካብ ካሊእ ካምዚ መሰል ፍጥረታት ቆጠቡ።
ስራሕ ትሰርሕዎ ዓለም ትቅይርዎ ኮነ ልጠቅመኩም ሰብ ኣብ ከባቢኩም ዘሎ ምሳኩም ልውዕል ሓቀኛ ድዩ የኮነይ ስርሑ ላረአኩም ምስኡ ፅቡቅ ስራሕ ትሰርሑ እዩ ፅቡቅ።
እዚ ርኩስ እዙይ ግን ልባዕሉ ኣስሒቱስ ልመድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ ክውለድ ዝረኣዩ ህዝቢ ባህሎም ክትንትን ጀሚሩ ኣብ ለይውዓልዎ እውን ልኣቦና ይፍትኖምሎ
th-cam.com/video/QfKkSQ8GDEg/w-d-xo.htmlsi=iXFdkaRbpGorkzqy
ታይ እዩ ማእኸል ዓዲ ማእኸል ዓዲ ማእኸል ዓዲ ኣብዚሕኻ ልአናኮ የዓድናይ ኣይትርአዩኒ ዲኻ ትብለኻ ተደሊኽስ ኢትዮጵያ ልይትብል
ዋይ ኧረ ልቢ በል ሓወይ
James 4 ትግ - ያእቆብ
7: እምበኣርከስ ንእግዚኣብሄር ተገዝእዎ፤ ንዲያብሎስ ግና ተቓወምዎ፤ ንሱ ኸዓ ኻባኻትኩም ክሃድም እዩ።
@@Samira-it6jh ልቢ ስለ ልገበርኹኮ እየ ባዕዲ ዓዲማ ጀኖሳይድ ልፈፀመትለይ ዓዲ የናየይ ልብለኹ
@@Samira-it6jh ዲያብሎስ ገዛኢ ኢትዮጵያ ምኻኑ ጳጳስ ኢኦተቤ መሪፆም
ብጹእ ኣቦና እቲ ናይ ኣዲስ ኣበባ ዓው ዓው ምድናቖም ጌጋ እዩ።
ብመፈለምታ እዚ መድረኽ ኣዳሊኻ ብብፁእ ኣቦና ብኣካል ተረኺቦም ዝተዓዘብዎ ነገር ግልፂ መብራህርሂ ንክህቡ ስለ ዝገበርካ የመስግን። ዝኾነ ዝረኣኻዮን ዝሰማዕኻዮን ነገር ስለምንታይ ከም ዝተገበረ ከየፃረካ ናብማሕበራዊ ሚድያ ምውዛዕ ካብ ጥቅሙ ጉድኣቱ የመዝን።
1,ልደት ደቂ ልደት (ጓሶት) ናብ ቤተክርስትያን እንትትኣትው ሁራ 3 እናተፃወቱ ኣይኣትውን እዚ ኣረጊፀ እየ ዝናገረኩም ዘለኩ። እዚ ዘይወሓጠልኩም ሰባት ሁራ 1ን ሁራ 2 ( ሰብስብ)ን ሁራ 3ን ፈሊኹም ዘይትፈልጡን ዘይተረዳእኹምን ኣሕዋት ኢኹም። ይቅርታ ትንታነ ሁራታት ክገልፅ ደልየ ኣይኮንኩን ግልፂ ንምግባር እምበር።
2,ናብ ቤተክርስትያን እንትትኣትው ዝደርፍዎ ባህላዊ ደርፊ ድማ ምስ ፈጣሪ ኣምልኮ ዝተተሓሓዘ እዩ።
ዓመት ዝዓቆርካና ጎይታ ተመስገን፣ ዓመት ንዓመት ይድገመና፣ እዙይ ዳምንታይ እንዳ ጎይታይ( ጌታ) ወዘተ. እናበሉ 3 ጊዜ እታ ቤተከርስቲያን ዘይሮም ይኸዱ።
3, እሺ ንበልሞ ዋላ ብጌጋ ከም ዝተረዳእኽምዎ ኣብ ውሽጢ ቤተክርስቲያን ብጭፈራን ብሳዕስዒትን ዝተኸበረ እንተትኸውን ኣብ ውሽጢ ዓድን ኣብ ወፃኢን ዘለካ "ወቃሲ ትውልዲ " ከምቲ ትብልዎ ዘለኹም ንኸይፍጠር እንታይ ኣበርክቶ ጌርኩም።
4, ብወገነይ እቲ በዓል ዓመት ካብ ዓመት እናደመቀን እናገነነን ከም ዝኸይድ ዝዕዘቦም ነገራት ኣለው፤ እዚ ናይ ቤተክርስትያን በዓል ካብ ኮነ ንቤተክርሰቲያን ዝምጥን መድረኽ ኣብ ኩለን በዓላትና ንክህሉ ጠንኪርና ንስራሕ። የቀንየለይ!
እዙይ ሓጥያት የኮነይዋ ዋንኣ ልምንታይ ቀኒእኩም ትብል ብቻ መልሱልና ላብ ቤተክርስትያን ኣይተፀጋግዑ ምስጢሩውን ንገሩና ኣይተበሉና!!!
th-cam.com/video/KWxRK9J0CCQ/w-d-xo.html
ግርም እባ ደርፊ ዘጽድቕ እንተ ኮይኑ ደኣ
😢😢😢😢ጌጋ
Ecclesiastes 7 ት80 - መክብብ
5: ካብ ደርፊ ዓያሱ ምስማዕስ መግናሕቲ ጥበበኛታት ምስማዕ ይሓይሽ።
Matthew 24 ት80 - ማቴዎስ
15: እቲ ብነብዪ ዳንኤል እተባህለ ናይ ጥፍኣት ርኽሰት ኣብታ ቅድስቲ ስፍራ ቘይሙ እንተ ርኤኹም፡ - እቲ ዜንብብ የስተውዕል፡ -
ኣቦና ቱ ዝሓተትክምዎ ሕቶ እኮ ሰባት ብልመሰሎም ኣብ ኮሜንት የቅምጥዎ ኣለው::
ላብ ብዙሕ ሰብ ፈተና ዝዕድም ሕቶ ኢኩም ኣምፂእኩም::
በሉ ካም ለምፃእክምዋ መልሳውን ትዘርጋሕ ብዛዕባ ናይቲ ከባቢ ባህሊ ኮነ ስም ስለዘልዓልኩም ድማ ንስሃ እተዩ ምክንያቱ ሓምየት ሓደ ዓርሱ ዝከኣለ ከቢድ ሓጥያት ስለዝኮነ ብስሩውን ናይቱ ኣከባቢ ባህሊ ምስጢር ልፈልጦ ተፈለጦ እውን ክነግረኩም ዘይደሊ ልክእል ወይ ክንገር ለይድለ ስለዝክእል እውን ሱቅ ኢልኩም ልመሰለኩም ላምፃእኩም ቃንጠብጠብ ካብ ምባል ተቆጠቡ።
ስምኩምን ተልዕልዎ ሕቶ ትህብዎ መልሳ መልሲ ልሳንኩምን ልልሰምዖ መጋቤ ምስጢራት እምበይ መጋቤ ሰይጣናት ክኮን ስለዘይብሉ ።
እዙይ ሓጥያት የኮነይዋ ዋንኣ ልምንታይ ቀኒእኩም ትብል ብቻ መልሱልና ላብ ቤተክርስትያን ኣይተፀጋግዑ ምስጢሩውን ንገሩና ኣይተበሉና!!!
th-cam.com/video/KWxRK9J0CCQ/w-d-xo.html