ዝገርም ሳዕስዒት😍👌 ባህላዊ መርዓ ሃገርሰብ best Tigrai Wedding kalayu mebrahtu and Abeba Asefa

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 108

  • @BrhanchannelBrhanChannel
    @BrhanchannelBrhanChannel 9 หลายเดือนก่อน +34

    ነዛ ፅሕፍቲ ንብብ ዘለካ/ኪ ፈጣሪ ካብ ኩፋእ ይሓሊኩም ስድትኩም የሕፀረልኩም የሕፀረልና ገፀ ትፈትውዎም ስድራኩም የርእይኩም💓 ዓድናን ህዝብናን ሰላም ይግበረልና☘️ አሜን ፫ ተጋሩዋይ ኣብ ኘሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክብራተይ አሕዋተይ💓💓☘️

  • @tijichannal27
    @tijichannal27 9 หลายเดือนก่อน +15

    እዛ ፅሕፍ ትንብብ ዘለኪ ዘለካ ገፅ ወላዳኻ /ኪ የርአኩም ስደትና የሕፅረና ፈጣሪ ተጋርዋይ ሓላለተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቁራተይ ብታ ትፈትውዋ ወላድትኩም ሰለ እትገብሩለይ የመስግነኩም💞💞💞☕️☕️☕️☕️💖💖💝💝💝

  • @love-uw6ri
    @love-uw6ri 9 หลายเดือนก่อน +6

    ፀላእየይ ጣዕ ቆርጦም ይኩን እቲ ሙዚቃ ግን😂

  • @merimiri-em6pw
    @merimiri-em6pw 9 หลายเดือนก่อน

    ሕንቅ የብልካ ደረፋይ😏 ርሑስ ጋማ ኣቢተይ❤❤❤❤🎉

  • @hewatshewats8589
    @hewatshewats8589 9 หลายเดือนก่อน

    tay yblo tderfi abitey🤣bzkone hadarkum ybarek mkuratey💜😍

  • @ksanet-m7o
    @ksanet-m7o 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ደስይብል❤❤❤❤❤❤

  • @mmn7636
    @mmn7636 9 หลายเดือนก่อน +5

    ዋይ እቲ ደራፋይ ግን ዝበኪ ዘሎ ይመሰል ከመይ ገይሩ ወኒ ይመፅአሎም ኣሎ

  • @sdfew-dv7jc
    @sdfew-dv7jc 9 หลายเดือนก่อน

    ይበኪ ድዩ ዘሎ ይደርፍ 😮😮😮

  • @trhasss7328
    @trhasss7328 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ደስ ክብል አብ ስደት ዘለና ንዓኪ የማስለና ዝሓፍተይ ማዓረይ ❤❤❤❤ናይ ደራፊ ግን 😅😅😅

  • @mehrit9737
    @mehrit9737 9 หลายเดือนก่อน

    ናይ ደራፊ ቁፅሩ ባ☺️

  • @DyHd-hb2lm
    @DyHd-hb2lm 9 หลายเดือนก่อน

    ሃምሸይ ክራር😂😂😂❤

  • @ksanet-m7o
    @ksanet-m7o 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሳብስክራይብ እስቲ ግበሩለይ😊ፍትውትዉ እየ ዘብለኩም😍

  • @tijigaletigray3933
    @tijigaletigray3933 9 หลายเดือนก่อน

    እሰይይይ ደስ ክብሉ ኣነስ ወዲ ክስዕስዕ ኣብዝረኣክዎ ሕጉስስስስስስስስስ ደስስስስስስ ክብሉኒ ኣቦታትስ ትሓጎስለይ ደኣም እውይ

  • @Jgfkng
    @Jgfkng 9 หลายเดือนก่อน

    ሩሑስ ጋማ ደስ ኩቡሉካ እንኳዕ ደስ በለኪ ዝሓፍተይ ፅሪቲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AtsedeEyasu
    @AtsedeEyasu 9 หลายเดือนก่อน

    ደሰ በሃሊ አበ ስደት ዘለና ኦውን ናበዚይ የወቅዕና አቤየ አበ መረዓኪ አይዓደምክኒ
    አበ ክርስትናን ከይትርስዕኒ❤❤❤❤😂😂😂😂

  • @aedf4837
    @aedf4837 9 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይ ክንደይ ደስስስ ክብሉ ዓይኒ ፀላእኹም ይደፈን ኣብየይ ሓዳርኹም ይባረክ ❤❤❤❤❤❤

  • @sabiyasook9655
    @sabiyasook9655 9 หลายเดือนก่อน

    ❤እዚ ደራፍስ ገዛ ገዛ ዝጻወት ዘሎ መሲሉ ይመዓኒ ሩሑሥስስ gamaaaaa ዘሓፍተይይይይይ 🤍🤍🤍🤍🤍❤️❤️❤️

  • @ሃገረይክብረተይ-መ2ቸ
    @ሃገረይክብረተይ-መ2ቸ 9 หลายเดือนก่อน

    ወናማት ሰሚዐየ ክፃወት መፅየየ ከኣ ለጃይ😅😂ሩሕስ ጋማ ኣብይ❤❤

  • @letush465
    @letush465 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @mekdistube
    @mekdistube 9 หลายเดือนก่อน

    እንኳን ደስ አለሽ ቆንጆ እኛም ከስደት መልስ እግዚአብሔር የተባረከ ትዳር ይስጠን

  • @Temechk
    @Temechk 9 หลายเดือนก่อน

    ሳብሶክራብ ተሓበበሩና ተጋሩዋይ እንዳ ዓረብ ኢና እንየና ዋ

  • @alemeyimewdatazeyebela6428
    @alemeyimewdatazeyebela6428 9 หลายเดือนก่อน

    Aseyii adime yihabkum fetari🙏🙏🙏

  • @ቲጂጓልውቅሮ
    @ቲጂጓልውቅሮ 9 หลายเดือนก่อน

    ክክክክክ ፅቡቅ ዋ ቲ ደራፊ ዝበኪ ዘሎ መሲሉ ከምዚ ዓባይ ሰበይቲ ይጥዕም ድምፁ😂😂😂😂

  • @yewhin21
    @yewhin21 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣነስ በልዮ በልዮ መፂኒ ዝዳራፋይ 😂😂😂ግን ይቅርታ ሩሑስ ጋማ❤

  • @HjgtHjgtg
    @HjgtHjgtg 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selmalovefiseha3679
    @selmalovefiseha3679 9 หลายเดือนก่อน +1

    እሰይ እንኳዕ ደስ በለኪ ዝሓፍተይ❤❤❤❤

  • @rakiyoutub22214
    @rakiyoutub22214 9 หลายเดือนก่อน +4

    ደስ በሃልቲ❤❤❤ ወቃዒ ኽራር ገዲፍኻ ድምፁ ዘይስሕብ መጀመርያኡ እዩ ዝመስል😂 ምስ ይቅርታ

  • @ZeydeGmedhenn
    @ZeydeGmedhenn 9 หลายเดือนก่อน

    ደሰ ክብሉ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ttbrehan4562
    @ttbrehan4562 9 หลายเดือนก่อน +2

    ብሓቂ ደስስስስ ክብሉኻ ማዓት❤❤❤❤

  • @zinbfjh7267
    @zinbfjh7267 9 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ክነውሕ ድራቡ 😂❤❤

  • @tigest164
    @tigest164 9 หลายเดือนก่อน

    እንኳን ደስ አለሽ አበባ

  • @kidan5256
    @kidan5256 9 หลายเดือนก่อน

    😍😍😍😍

  • @gualabaytigray
    @gualabaytigray 9 หลายเดือนก่อน +29

    ዙ ደራፊ ግን 🤣🤣🤣

    • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
      @ጋልትግራይ-ዐ2ገ 9 หลายเดือนก่อน +1

      ኣነስ ዓባይ ሰብይትይ ይመስላኒ ነይረን ለካስ ወዲ😅😅🤣

    • @gualabaytigray
      @gualabaytigray 9 หลายเดือนก่อน +1

      @@ጋልትግራይ-ዐ2ገ ኣነ ከዓስ ብድምጹ ዓብዪ ሰብኣይ መሲሉኒ ኔሩ ለካስ መንእሰይ ዝበክሎ ይመስል 🤣

    • @ابوعبده-ر2و2ط
      @ابوعبده-ر2و2ط 9 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂

    • @abahaabaha2032
      @abahaabaha2032 9 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂

    • @akberettsegay7712
      @akberettsegay7712 9 หลายเดือนก่อน

      ከብድካ ይበልዐካ ጋለይ☹️😂😂😂😂😂😂

  • @brhanbrhan7225
    @brhanbrhan7225 9 หลายเดือนก่อน

    ኣይ ትግራይ 2ተ ዓለም

  • @soltube4581
    @soltube4581 9 หลายเดือนก่อน

    ኣቢ ፅቡቅ ገይሪኪ ወንኪ ኣውፅእ እስከ ክንዲ ኩላትና😊

  • @ehyyyfnfnf2451
    @ehyyyfnfnf2451 9 หลายเดือนก่อน

    ብነውሰም ወናማት ኾይኖምምበይ ናደራፍስ ፅዋ የውሉይ ኣብየ😂😂

  • @fidleytube
    @fidleytube 9 หลายเดือนก่อน

    አቤ እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ደስ ባኋሎ ተላሃይቲ ❤❤❤

  • @haileandebrhan11
    @haileandebrhan11 9 หลายเดือนก่อน

    ውውውውው ባዓል ክራር ብጣዕሚ ንፉዕ ኢዩ እንታይ ዳኣሞ ንጥዕናይ ክብል

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HappyFlyingSaucer-nw8mj
    @HappyFlyingSaucer-nw8mj 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ 9 หลายเดือนก่อน

    ደስ ክብሉ🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @Kanal0809
    @Kanal0809 9 หลายเดือนก่อน

    ዛናተይ መኩርዒተይ ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ ውለዱ ክበዱ 💓💓💓💓💓💓💓

  • @MesiLedeaha8156
    @MesiLedeaha8156 9 หลายเดือนก่อน

    ደስ ክብል🥰🥰

  • @tedroszeru-xc1xc
    @tedroszeru-xc1xc 9 หลายเดือนก่อน

    Waaaaaaaá bmesenger knrekbeki melslna

  • @Ksuhabeshawit-q7k
    @Ksuhabeshawit-q7k 9 หลายเดือนก่อน

    ኣስይይይ ደስ ምባልኩም❤😊

  • @TsritiMadrid
    @TsritiMadrid 9 หลายเดือนก่อน

    ውይይይይ ድምፂ🎉🎉

  • @AtsedeHaile-x9i
    @AtsedeHaile-x9i 9 หลายเดือนก่อน

    Golde belssss

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
    @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 9 หลายเดือนก่อน

    ክንደይ ደስ ይብልኻ💗😍

  • @ጎልራያኩኩፉቶ
    @ጎልራያኩኩፉቶ 9 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂❤❤ዋይ እዝ ደራፍ ካብ ኣነ ዘይሓሽ ኡዩ

  • @berhan1239
    @berhan1239 9 หลายเดือนก่อน

    አዋይ ድሕር በል ኣቦጎይላ 😮😮😂ሩሑስ ጋማ

  • @ተመስገን-ሸ2ቐ
    @ተመስገን-ሸ2ቐ 9 หลายเดือนก่อน

    ልቡኩም ከየሕመኩም ፈሪሐ ዙደራፊ ዋ ርሑስ ጋማ

  • @ytub8615
    @ytub8615 9 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ኣቤ ሓፍተይ ክልተ ጥዑያት እስቭከር ምግባር ምሐሽ
    ታይ እዩ እዚደራፊ ይቅርታ ስምዕኻ ስቑ ምባል ኣይኽእልን

  • @chth1777
    @chth1777 9 หลายเดือนก่อน

    Eza derfa gane😂😂😂

  • @allaakbar-y6b
    @allaakbar-y6b 9 หลายเดือนก่อน

    ትደራፊ ታይ እዩ😂😂😂😂😂 ርሑስ ጋማ❤

  • @ርችጋልትግራይ
    @ርችጋልትግራይ 9 หลายเดือนก่อน +2

    ደራፊይ ግን ከፍቲ ሓላይ እዩ 😂😂😂❤ ቅርሺ ዲኪ ሂብኩሉ

  • @ማዓሩጓልቓሺጓልቶምቀደምቀ
    @ማዓሩጓልቓሺጓልቶምቀደምቀ 9 หลายเดือนก่อน

    ንሞር ገይርኩም ስስ ዘይ ምበልኩም ጓለይ ዙደሪፊ😁🤭

  • @yiitui5517
    @yiitui5517 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @cutemashoo2174
    @cutemashoo2174 9 หลายเดือนก่อน

    😘😘😘😘😘😘😘😘💖💖

  • @selmmohammad-bi3mt
    @selmmohammad-bi3mt 9 หลายเดือนก่อน

    Away derafi 0000😅😅😅
    KaliA❤❤

  • @breyAlemu
    @breyAlemu 9 หลายเดือนก่อน

    ወይ ደራፊ😂😂😂

  • @tsegshTube5kk3g
    @tsegshTube5kk3g 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤👍👍👍👍

  • @tigraytigray7066
    @tigraytigray7066 9 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ደስስስስ ክብል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ليلى-ص9و
    @ليلى-ص9و 9 หลายเดือนก่อน

    ሕንቅ በል ታይ ዓነት ደርፊ እዩ ዝደርፍ ዘሎ😅😅

  • @selamukbazgi1854
    @selamukbazgi1854 9 หลายเดือนก่อน

    እውይ ድርፊ ስ ሞይታቶ እያ 😂😂😂

  • @Askaltube
    @Askaltube 9 หลายเดือนก่อน

    ኣቢየ ኣሰይ ደስ ክትብሉ ግን ዙምዝቃ ግን ኣይመረፂኹም መራዓ ኣብራሃ ሰራ ይግበረልኹም ናይ ኣቢየ ቤተሰብ ሳብክራይብ በሉለይ ቻናለይ ሰለ ልታዓፀየቲ ሓቦ በሉ ታጋሩዋይ❤❤❤

  • @GalTegray8047
    @GalTegray8047 9 หลายเดือนก่อน

    ኣኮርክማ ድኩም ዝደራፊ ግን 😂😂😂

  • @ሜሪሓፍቲTDF
    @ሜሪሓፍቲTDF 9 หลายเดือนก่อน

    ይደርፍ ድዩዘሎ😅😅😅😅😅

  • @natanimnatanim5497
    @natanimnatanim5497 9 หลายเดือนก่อน

    ተወነስስስስ

  • @ርችጋልትግራይ
    @ርችጋልትግራይ 9 หลายเดือนก่อน

    ቶም ተላሄቲ ይገድ ካብቲ ደራፊይስ😂😂

  • @betimodel6712
    @betimodel6712 9 หลายเดือนก่อน +1

    ደራፉ ድዩ😂 ቤቲ ሃይላይ ምሐሸት

  • @GenetChannel-uo3rv
    @GenetChannel-uo3rv 9 หลายเดือนก่อน

    ሳብስክራብ ግበርለይ ተጋሩዋይ ማዓረይ

  • @TmnitTesfay-df2yx
    @TmnitTesfay-df2yx 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣበ ከመዚ ዘበለ ጓይላ ቀጨ እዪ ዘመፀለይ ኣብየ ኣይተሓዚለይ መዓርይ 😂😂😂

    • @a.g751
      @a.g751 9 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂

  • @love-uw6ri
    @love-uw6ri 9 หลายเดือนก่อน

    ታይ ዓይነት ደራፊ እዩ ግን😅 ጓለይ

  • @AaAa-co1op
    @AaAa-co1op 9 หลายเดือนก่อน

    ታይ ዓይነት ደራፊ እዩ ግን 😂😂😂
    ምስ ናትና ናይ ዓጋመ ሓደ ዘይኮነ ሰማይን ምድርን

  • @Temechk
    @Temechk 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @محمدمحمد-ق1ه8ض
    @محمدمحمد-ق1ه8ض 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FwetFwet-cm6pu
    @FwetFwet-cm6pu 9 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉❤❤

  • @kidanfkrr6580
    @kidanfkrr6580 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @GfGg-fw1fu
    @GfGg-fw1fu 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samrihappyfamily9886
    @samrihappyfamily9886 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @vardamariyam7992
    @vardamariyam7992 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @kalayumebrhatu7704
    @kalayumebrhatu7704 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @mamithagos4325
    @mamithagos4325 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @rtgh9245
    @rtgh9245 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሂወትታደሰ0531
    @ሂወትታደሰ0531 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @alemeyimewdatazeyebela6428
    @alemeyimewdatazeyebela6428 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @MmMm-rp7qr
    @MmMm-rp7qr 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @AtsedeHaile-x9i
    @AtsedeHaile-x9i 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @EdYg-d4g
    @EdYg-d4g 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤