ኣብ ሕጽረታትካ ዘይኮነ ኣብ ዘለካ ብርታዐ ኣተኩር (ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024
  • ከብድ ስንክልና በድሃ ንሕልማ ናብ ጋህዲ ዝቐየረ ተባዕ ጓል ኣንስተይቲ - Turn Scars into Stars (ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation) #lbonamedia
    ብቐዳምነት ግና ነቶም ሳብስክራይብ ዘይገበርኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቀጻልነት ናይዛ ቻነል ክራጋገጽ ኣበርክቶኹም ከተዕዝዙ ብትሕትና ይሓተኩም። ነቶም ሳብስክራይብ ብምግባር ሃናጺ ርእቶን ምብርታዕን ትገብርሎይ ዘሎኹም ተኻታተልቲ ኻኣ ካብ ልቢ የመስግነኩም ክብረት ይሃበለይ።
    እዛ ቭድዮ ማለት ከብድ ስንክልና በድሃ ንሕልማ ናብ ጋህዲ ዝቐየረ ተባዕ ጓል ኣንስተይቲ - Turn Scars into Stars ( Tigrigna Motivational) ኣብ ህይወትኩም ገለ ኣበርክቶ ክህልዋ ድማ ተስፋ ይገብር።
    ልቦና መድያ (lbona media) ቐዳምነት ህባ ትሰርሓሉ ዕላማ ንሰባት ኣናቓቕሕኻን ኣባራትዕኻን ህይወቶም ክቕይሩሉ ዝኽእሉ ዕድላት ምፍጣርን ምሕጋዝን እዩ። መቸም ኩላትና ዘዘለናዮ ገጻት ህይወት ውጽእት ኣብ ልዕሊ ገዛእ ርእስና፡ነገራትን ሰባትን ዘለና ኣመላኻኽታ እዩ። እንተዳኣ ኣብ ገዛእ ርእስና፡ ሰባትን ነገራት ኣወንታዊ ኣመላኻኽታ ኣማዕብልና ነቲ ንሓልሞን እንምነዮን ክንረኽቦ ቀረባ እዩ። ቁኑዕ ኣታሓሳስባ እንተ ወንና ዓወትን፡ሓጎስን ጥዕናን ድማ ባዕላቶም ናብ ህይወትና ክሳሓቡ እዮም። እንተዳኣ ብኣልታዊ ኣታሓሳስባ ተዓብልልና ግና ውድቀት፣ ሕማም፣ ተስፋ ምቑራጽ፣ ድኽነት፣ ኮታስ ሐሕማቕ ጥራሕ እዩ ኣብ ህይወትና ዘጋጥመና።
    ሰለዚ ልቦና መዲያ(lbona) ንሰባት ኣነቓቕሕኻን ኣባራትዕኻን ህይወቶም ንምቕያር እዩ። ኣነ እምነተይ ናይ ሓባር ዕብየት፣ ናይ ሓባር ዓወት ፣ ናይ ሓባር ሓጎስ እዩ ። ሰለዚ ተታሓሕዝና ክንዓቢ ፣ክንሕጎስ፣ ክንዕወት እዩ ድልየተይ እሞ ኩላትና ተማላልእና ንቕድምት ንጓዓዝ። ኣነ ብወገነይ ናይ በይነይ ሓጎስ ሙሉእ ሓጎስ ኣይኮነን፣ ናይበይነይ ዓወት፣ ሙሉእ ዓወት ኣይኮነን፣ ናይ በይነይ ዕብየት፣ ሙሉእ ዕብየይ ኣይኮነን ዝብል ርድእት እዩ ዘለኒ። ሰለዚ ዕላማይን ድልየተይን በቲ ዘለኒ ዓቕሚ ንየሕዋተይን ሕብረተሰበይን ገለ ኣበርክቶ ክገብር ኣለኒ ዝብል እምነት እዩ ነዛ ቻነል ክጅምራ ዝደረኸኒ። ከም ሰብ ኣብ ስርሐይ ገለ ገለ ጌጋታት ክፍጽም ይኽእል እየ እሞ ክትርድእሎይ ኣቐድመ ክሕብረኩም ይፈቱ። ንትገብርሎይ ኩሉ ዓይነት ደገፍን ርእቶን ምኽርን ካኣ ካብ ልቢ የመስግን የቐንየለይ ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን።
    ተስፉ ክንፍ ( ወዲ ክንፈ)

ความคิดเห็น • 17

  • @lbonamedia
    @lbonamedia  2 ปีที่แล้ว

    ንኹልኹም ሳብስክራይብ ዝገበርኩምን ብቐጻሊ ተባራትዑኒ ዘለኹም ተኻታተልተይ ካብ ልቢ እንዳኣመስገንኩ፡እግዝኣብሄር ካኣ ኣብ ህይወትኩም ሰሰናዩ ክህበኩም ካብ ልቢ ይምነ። ክብረት ይሃበለይ።
    I would like to thank you all my supporters and subscribers and I wish you all the best in the name of God. ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @efratatech6672
    @efratatech6672 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽቡቅ please ቀጽሎ ኢካ ሓወይ

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  2 ปีที่แล้ว

      ስለተገዳስነትክን ሃናጺ ርእቶኽን ካብ ልቢ የመስግን፡ የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ❤️❤️❤️🌹🌹🌹👍👍👍

  • @merhawihabte2762
    @merhawihabte2762 2 ปีที่แล้ว

    good advice

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  2 ปีที่แล้ว

      👍👍👍👍👍👍❤️❤️❤️

  • @mengsandebrhan6987
    @mengsandebrhan6987 2 ปีที่แล้ว

    Thanks

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  2 ปีที่แล้ว

      👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️

  • @samuelhagos2945
    @samuelhagos2945 2 ปีที่แล้ว

    ኩሉ ስራሓትካ ጠቃሚ አዩ ቀጽል ጥራይ ንፉዕ።

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  2 ปีที่แล้ว

      ሐራይ ሓወይ ናተይ ክብረት ይሃበለይ። ስለተሳትፎኻን ምትብባዕኻን ኣዝየ የመስግን ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 2 ปีที่แล้ว +1

    Wedi Knfe Kubur Seb Yeqenyelna

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  2 ปีที่แล้ว

      ክቡር ማዕረ ነብሱ የኽብረካ ።የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ሰመረ ሓወይ

  • @yacobtekle1052
    @yacobtekle1052 2 ปีที่แล้ว

    Beteami xbuk eber yekeniyelina

  • @solomontinsu5629
    @solomontinsu5629 2 ปีที่แล้ว

    Keep going good lecture

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  2 ปีที่แล้ว +1

      Thank you for encouragement Solomon ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯💯💯👍👍👍👍👍👍👍

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 ปีที่แล้ว

    ከም ወትሩ ጽቡቕ ሓሳብን ምኽርን

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you 100000000❤️❤️❤️❤️❤️❤️