እንታይ ይበሃል ኣሎ ኣገኣዝያን ቅያር ናይ ህግደፍ ኣብ ደገ ኢዩ 2) ብኣውራጃ ፕለቲካ ጀሚረ ኣለኩም ይብል ሲዒድ ተወከል🙌

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 43

  • @user-vq4jz4uz7n
    @user-vq4jz4uz7n 3 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you ስዒድ
    እዚ ሓታታይ ጥዕና የብሉን ንሕና ተጋሩ ኢና እንደሉና እንታይ ግንገብር ክንሕወሶ እስላም ደቀባት ኤርትራውያን ንስኹም ተጋሩ ሓሲብኩም ሕተቱ ደቂ ጾሟቂት።

  • @salmanabdalla217
    @salmanabdalla217 3 หลายเดือนก่อน

    ኤረትሪን ቢመጀመርታ ሳላምኩም ዪብዛሕ! ቃጽለ ዲማ ኤረትሪን ቢኣውራጃን. ቢሃይማኖቲን. ቢዓለቲን. ዝመጽ ላውጥ ስለ ዘይየለ መንሰይ ኤረትራ ግዳይ ከይቲኸዊን ተጥንቀቅ ❤❤❤❤❤❤

  • @Eriboy744
    @Eriboy744 3 หลายเดือนก่อน

    ስዒድ ❤ 100% ሃገር ክቲመርሕ ብቅዓት ኣለካ በዓል ውፉይ ካ ዘለው ብዓሌቲነት እንተ ዘይጠሚቶሞ ግን 😂

  • @semerechimar6365
    @semerechimar6365 3 หลายเดือนก่อน

    Again T.P.L.F comes back in a different way. I think 😂.

  • @samnatu3828
    @samnatu3828 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ተወከል ንስኻ በሊሕ ኢኻ ብልቢ ተቸበጊስካ ካብ በርጌድ ንሓመዱ

  • @GermayBahta
    @GermayBahta 3 หลายเดือนก่อน

    አታ ኢንታይ ዓይነት አናፁ ኡኩሙ ወዳኢቱኩሙ ትምጻኢ44።

    • @GermayBahta
      @GermayBahta 3 หลายเดือนก่อน

      ኢዚን ዘይቢሉኩሙ ጸመማት ዓይኒ ዘይቡሉኩሙ ዕዉራት ኦኩሙ44።

  • @samnatu3828
    @samnatu3828 3 หลายเดือนก่อน

    ብዓዱ ዘይኮርዕ ገበን ዝገበረ ወይ ሰብ ዝቀተለ ኢዩ ክጥርነፍ ዘይደሊ ሽፍታ

  • @berhanemeskeltewelde4301
    @berhanemeskeltewelde4301 3 หลายเดือนก่อน

    ከምዚ ስነስርዓትኩም ንስሽካትኩም ሕብረተ ሰብ ትፍርሱ እምበር ሕብረተ ሰብ ክትጃንጹ ኣይትበቕዑን ኢኹም።
    ስነስርዓት ኣድላይ እዩ ክቡራት ተዛረብቲ።

  • @samnatu3828
    @samnatu3828 3 หลายเดือนก่อน

    ኢሰያስ ናጻ ካብ ኣዉራጃ እዩ ወዲ ዓድዋ ስለዝኾነ ንኹልና ይለዉሰና ኣሎ ሓማሴን ስልጣን የብሎምን ኣገልገልቲ ድኣምበር እንታይ ገይሮምሉ ንህዝቦም ኢሰያስ ምስዘይፈልጥ እዩ ዳማ ዝጻወት

  • @jamalhashalla5602
    @jamalhashalla5602 2 หลายเดือนก่อน

    ጣሃ ሓሳቡ ክውድእ ነርዎ አፍወርቂ ሕማቅ ገርካ ምስ ወዲ ሓጂ ሐደ ኢኹም ርኹሳት

  • @smilesmile2096
    @smilesmile2096 3 หลายเดือนก่อน

    Hateftef ieyoubel because please brother and sister ❤ 🙏. 🙏 .

  • @nuruadam9117
    @nuruadam9117 3 หลายเดือนก่อน

    Michael anday
    Tesfaxion
    Kufe gebreee tesfamaryam
    Tesfom
    Zaweletay
    Wedi hagos denbyaaaa hamaseeen stop genocide

  • @ShamShamkitu
    @ShamShamkitu 3 หลายเดือนก่อน

    Kkkkkkkkkkkk

  • @FevenHabtom-x6o
    @FevenHabtom-x6o 3 หลายเดือนก่อน

    Abiet chaqchaq

  • @user-vq4jz4uz7n
    @user-vq4jz4uz7n 3 หลายเดือนก่อน +2

    እዚኦም ኣህባይ ጥዑይ ሕቶ ዘይብሎም ።ድሓር ክኣ ተጋሩ ኢና ኢሎም ኣብ ትግራይ ግብሪ ከፊሎም ኣብ ኤርትራ ጥርዓንን መረረን የቅርቡ ሓንገሎም ተበልሽዩ እዩ።

  • @Welsher-r5o
    @Welsher-r5o 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሕ ዋይ ኤረትራ

  • @tsegayZeru-ig1tq
    @tsegayZeru-ig1tq 3 หลายเดือนก่อน +1

    አይይይይይይይይይይይ እዚ ኹሉ ስግረዶብን ብባሕሪ ፈጥፈጥ እንዳበልኩም ሰጊርኩም,ሲ መጃንን ደቂ እራይምራይ ዎሎዶኹም ዘይፍለጥ ደቂ እኸብካብ ረሰሓት

  • @user-vq4jz4uz7n
    @user-vq4jz4uz7n 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ስዒድ ጅግና ኢኻ ሊቅ ኢኻ።
    ንውፉይ ኣጽዲፍና ንዓኻ ክሰቅለካ ኢና
    ንስኻ ሃገራዊ ኤርትራዊ ኢኻ።

  • @bestemusic2480
    @bestemusic2480 2 หลายเดือนก่อน +1

    Tewkel gegna❤❤💪💪💪⛪❤🕌❤⛪❤🕌🙏❤🤲❤💪💪

  • @حواءمحمد-ز7ح
    @حواءمحمد-ز7ح 3 หลายเดือนก่อน

    አድጊንሐመዱእንታሽፍታእዚፍትሒአይኮነንፍትሒሃገሩዘክብርሃገሩዝፍቱእንበርእዚኦምፀረሃገሮምስትግራይኮይንካንሃገርምጥፍእአይተድልዩናንመንግስትናይሕሽናካብፀላኢዝከላከልአብሃገርዘሎእዩ

  • @samnatu3828
    @samnatu3828 3 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ኣፈወርቂ ርእሲ ተኖ
    ኣየ ሕቶ ኣየ ወኖ
    በጃኻ ዕጾ ዘረባ መልሓስካ ቁነኖ
    ዓዲ ተካፈሎ ዓዲ ትዉንኖ
    ኣታ ርእሲ ዓካት ሕሩጭ ፊኖ
    ብመጀመርያ ሕጊ ኣስፍኖ
    ናይጽባሕ ዕድላት ህዝቢ ይወስኖ

  • @KubsulSul
    @KubsulSul 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣየ ስዒድ ሓሳድ፣ እዚ መንእሰይ ኣውራጃ ንጎድኒ ገዲፉ፡ ብሃገር ደረጃ ተጠርኒፉ ክቃለስ ይርእዮ ስለ ዘሎ እኮዩ፡ ሕጂ ነዚ ናይ ኣውራጃ ከም ጽቡቅ ተቀቢሉ፡ ነቲ ተኣኪቡ ዘሎ መንእሰይ ንክበታተን ጥራዩ ሓሳቡ። ኣብዚ ናይ ብርጌድ ንሓመዱ ይኩን ቡሩህ መጻኢ ዝኮነ ኢድ ስለ ዘይብሉ፡ ክረዲት ዘይረክበሉ ስራሕ ስለ ዝኮኖ ክብትኖ ይደልይ ኣሎ😂😂

    • @Kidani12
      @Kidani12 3 หลายเดือนก่อน

      😊

  • @ኤርትራዊየ
    @ኤርትራዊየ 3 หลายเดือนก่อน

    ቁምጡዕ ብኣውራጃን ሸሪዓን ተበኪልካ ፖለቲካ ከተምሓድር 😂😂😂

  • @BrhanYasin
    @BrhanYasin 2 หลายเดือนก่อน

    Kulu bimaere yisatef alo hizbi eritrea niskum teqamerti gin nizimotet weyin keberabir zidigif zelo eyu

  • @FekreWeldeslasie-cf1ig
    @FekreWeldeslasie-cf1ig 3 หลายเดือนก่อน

    Mslimun eritra Hager kabtselai waga ykefl Alo nska gn kab hagerkan hzbkan naka nab ztemeka kedka eritrawyan abotatkan adetatkan yehwatkan ahatkan Ms tegaru koynka tharmn tqetln aleka hzbka ketilka absltan knbetsh Ina tbl entehalika kthafr trah eyu zeleka brgts hji wn arhq abilka mhsab yedlyeka ymesleni

  • @haqieyu
    @haqieyu 3 หลายเดือนก่อน

    Tewekel you have potential in politics. Empower your knowledge. But I am not fan of awrajawinet. Analyze carefully it's pros and cons.

  • @redaehaile7849
    @redaehaile7849 3 หลายเดือนก่อน

    አሰከ ቁሩብ ብዛእባ, SEX ንአፍልጦ መብሪሂ ሃቡና አቶ ሲዒድ ተወከል

  • @hewantesfamichael5800
    @hewantesfamichael5800 2 หลายเดือนก่อน

    Very sad all of u ignorances learn or save yr money.don’t waist yr time if u are real Eritreans.

  • @IbrahimMohammed-cm6ur
    @IbrahimMohammed-cm6ur 3 หลายเดือนก่อน +2

    Hhhhhhhhhhhhhhh heferoo bejakhum kkkkkkkkkk 51:39

  • @SelteneTeweldebrhan-ff6qq
    @SelteneTeweldebrhan-ff6qq 3 หลายเดือนก่อน

    ብታእሚ ዩ ዝገረም እቶም ታሓቱ ኢኩም ጸማማት

  • @kflezionzerazion3369
    @kflezionzerazion3369 2 หลายเดือนก่อน

    ቀቢላ,ክምህሮም ኣምስዩ😅😅😅😅.
    እዋይ ውርደት

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 3 หลายเดือนก่อน

    እንታይ ዓ ይነት ሓመድ?

  • @bestemusic2480
    @bestemusic2480 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤💪💪💪

  • @yobel-lh2rj
    @yobel-lh2rj 3 หลายเดือนก่อน

    Aye Menalebat Hager Ketemerehu Keytehasebu Alewu Iseyas Zemeharom Kabu Zegedu N Eritrea Keteatewu Dikum K😂😂😂

  • @nuruadam9117
    @nuruadam9117 3 หลายเดือนก่อน

    Denbyaàaaa hamaseeen higdef ketelteee eyom

  • @YacobHaile-nm4sj
    @YacobHaile-nm4sj 3 หลายเดือนก่อน

    Guhaffat ekhum.
    TEDENGTSU.

  • @habtamumanchesterawi1833
    @habtamumanchesterawi1833 3 หลายเดือนก่อน +2

    ስዒድ ተወከል💙💙👌

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane7301 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሓመድ ብልዑ እስኹም ኢኹም ክትእለዩ ህግደፍ ኣብ ዓዱ እዩ ዘሎ እንዳ መንነት ዘይብሎም ።

  • @redaehaile7849
    @redaehaile7849 3 หลายเดือนก่อน

    ስዒድተወከል በጃኩም ክዳንኩም ቅደዱ ክዳንኩም ቅደዱ ክዳንኩም ቅደዱ ክዳንኩም ቅደዱ

  • @samnatu3828
    @samnatu3828 3 หลายเดือนก่อน

    ሕማቅ ዝዛረብ ኣዉርድዎም መአከቢ ጎሓፍ ኣይትግበርዎ መድያ