ብደሃይ ሓውና ሓጎስ ኣይትተሃወኩ/ ሓዋ ነታ 60 ሽሕ መልሲ ሂቡ/ ከቢድ እዋን ዩ መንእሰይ ካብዚ ተመሃር

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 224

  • @RShaN-kiki
    @RShaN-kiki หลายเดือนก่อน +65

    ኣነሲ ናይ ገነት ዘረባ ክሰምዕ ከለኹ ናብ ልበይ ምልስ ይብል ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ፈጣሪ ♥️🙏

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  หลายเดือนก่อน +1

      🙏🙏🙏

    • @HawiTrhas
      @HawiTrhas หลายเดือนก่อน

      Behaqi wela ane himaq ygebir mish zerebea semia lbey ytikef 😢 amlak zzarebeni zelo ymesleni 😢

    • @Tanksgod-qz2tv
      @Tanksgod-qz2tv หลายเดือนก่อน

      ሰብ ምስ ኣምላክ ከተዋዳድርዎ ጀምርኩም ይህዝን አዩ ካብ 60 ሽሕ ዝከፍ ዘረባ ​@@HawiTrhas

    • @HawiTrhas
      @HawiTrhas หลายเดือนก่อน

      @@Tanksgod-qz2tv ane ayewadaderkun Ms amlak amlak b seb eyu zmideka zmihreka eza gal kea qal amlak gera eya tzareb kulu gze qal amlak kea amlak malet eyu so etay eka tbil zeleka

  • @RahwaYemane-o6k
    @RahwaYemane-o6k หลายเดือนก่อน +2

    ናይ በሓቂ ገነት ሓፍትና እግዚኣብሄር ይሓግዝኪ ንሓዉና ካኣ ኣምላክ ሙስእ ይኩን

  • @Africastar
    @Africastar หลายเดือนก่อน +11

    Proud to be an Eritrean , Thank you brothers and sisters

  • @YohannesMesfin-t2z
    @YohannesMesfin-t2z หลายเดือนก่อน +3

    ዋው ኣታ እዛ ገነት ዝብልዋ ቆልዓ ትሕትንኣ ምስ ንእስነታ ዘይመሳሰል።ካብ ዕድሚኣ ንላዕሊ ልቦንኣ ይዓቢ።ለካስ ሓቂ'ዩ "ሰያብ ኣይትጸውዕ ለባም ጸውዕ"ዝብሃል።ተባረኺ ክብርቲ ሓፍቲ።ቃላት የብለይን ንዓኺ ዝገልጽ።

  • @wediadamselam9199
    @wediadamselam9199 หลายเดือนก่อน +21

    Anat kendey ke yemhez eu neflto yeblenan yebel amet melu lomnomom ne sedra bet qedamay hawa kehtet alewo wedza loqmax men yefltkum boti genzeb gorkum geza serhkum tekunu ab adi 😢😢

  • @soligualagame
    @soligualagame หลายเดือนก่อน +2

    ተመስገን ኣምላከይ እንኳዕ ሓሶት ኮነ ደጊምስ ኣምላክ ኣሎ ፅቡቅ የስመዐና እምበር ኣነስ ኣፍሪሑኒ ግዜኡ እረ ዓድና ብሰላም ካምተመለስና 🙏😥

  • @samsomtewelde5766
    @samsomtewelde5766 หลายเดือนก่อน +4

    ኣቲ ሓፍትና ካብ ማዓኮር ጥዑም ጨና ኣይትጸበዪ ንሱ ኸማን ካብ ሓፍቱ ዝገደደ ሰራቒ ኢዩ ለኽባጥ ሰራቒ

  • @ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ
    @ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ หลายเดือนก่อน +12

    እዞም ገዛ ጥዑያት ኣይመስሉን ኣዛራርቡኡሲ ክደርቅ ከምኡ መንእሰይ ጠፊኡ ናተብሃለሲ ብዛዕባ ፀርፊ ሓፍቱ ይዛረብ ከመይ ዝበለ ደደብ እዩ ብዛዕባ ህላውነት እዚ ጠፊኡ ዘሎ ንቐደም ዘይፃሪ

  • @BisratGaulGezu
    @BisratGaulGezu หลายเดือนก่อน +23

    ገነት ለባም ሰብ ተባረክ ዛሓፍተይ❤

  • @freweynihailemichael3385
    @freweynihailemichael3385 หลายเดือนก่อน

    ሓወይ ናተይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ሙሳካ ይኲን ወገነይ🙏🏻💒

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
    @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት หลายเดือนก่อน

    ክቡር ሓዉና ነሹየ ምስትዉዓል ይሃቦም እንበር ደሃይ ዘይፈለጠ ሰብ እንዳተጨነቀስ
    ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ሓወይ ናተይ ምስ ህልዋት ይግበርኻ እመ ኣምላኽ ብጸሎታ ኣብ ዘለኻዮ ፅላል ተንብረልኻ🙏
    ለባም ሓፍትና ገነተይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ከምናትኺ ልቦና ይዓድለና✝️✝️✝️

  • @MleteKbrab
    @MleteKbrab หลายเดือนก่อน +7

    ገደፉና አስከ ብሂወት ክንመልሶ ኣይንኽእልን ኢና ምስዞም ስድራ ካኣ ክንታሓሳሰብ ኢና

  • @feventkue2060
    @feventkue2060 หลายเดือนก่อน +7

    Neshu shekor nezi gizie amlak mhretu yewrdelna ❤❤

  • @ህዝቢ
    @ህዝቢ หลายเดือนก่อน +13

    ነሹ በጃኻ ክትተሓዝ ኣለዋ እታ ጓል ዝገበርኩም ጌርኩም ናብታ ዝነበረታ ክትምለስ ኣለዋ

    • @yes6292
      @yes6292 หลายเดือนก่อน +1

      ጽብቅቲ ሓሳብ ክትምልሰ ኣለዊ 😢

  • @ghenettedla3742
    @ghenettedla3742 หลายเดือนก่อน +1

    Good on you genet for beautiful word you saying I'm prodded of you 🙏🙏🙏

  • @danielgebrehiwet6316
    @danielgebrehiwet6316 หลายเดือนก่อน +6

    እዛ ጓል ወይ ናብታ ነበረታ ክትምለስ ኣለዋ: ወይ ናብ ሕጊ ክትቀርብ ኣለዋ: ኣብ መዳእታ እዚ ሓውኑ ኣብ ሂወቱ ዝኾነ ጉድኣት እንተ ወሪድዎ ክትቅተል ኣለዋ። እዚ ድሑር ኣባሃህላ ሕማቅ ዝገበረ ንነብሱ ዝብሃል ዘረባ ክተርፍ ኣለዎ።

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd หลายเดือนก่อน +5

    ዌልካም ነሹየ ♥️
    ክቡር ሓዉና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣብ ዙርያኡ ይኹን ገንየ ለባመይ 🙏🙏🙏♥️

  • @yes6292
    @yes6292 หลายเดือนก่อน +8

    እዛ ጓል ናብታ ዝነበረታ ክትምለሰ ኣለዋ ነሹ ዘገበርክም ገረክም ናይ መን ሂውት ኣጥፈኣ ክትነብር ክትመልሰ ኣለዋ ናብዛ ዝነበረታ ነሹዋኒ ተጉየዩ ክልካ ክተት ኣትም ህዝቢ 😢😢😢😢ገንዘቡ ሂወት ኣብ ሓደጋ እእትያ ሂውታ ክተጣጥሕ ጓልመን ከና እያ ያላ ክልካ ክተትት ህዝቢ ትግርኛ እኮ ተርግምካ እንድካ ግን ብሸለል ክንደይ ሰብ ይጠፍእ ኣሎ 😢

  • @abelselomon1589
    @abelselomon1589 หลายเดือนก่อน +8

    ግዜ ግዜ ትብሉ ግዜ ከም ቀደሙ ኢዩ ዘሎ ሰብ ኢዩ ከፊኡ ዘሎ ሰይጣናዊ ሓሳብ መሊኡ እቲ ርኡሱ

  • @ChUc-tx2oh
    @ChUc-tx2oh หลายเดือนก่อน

    ገነት ልባመይ ❤ አረኤያና እክ

  • @hamassien323
    @hamassien323 หลายเดือนก่อน +11

    ገንዘቡ ጠሊማቶ ሂወቱ ከኣ ሕጂ፡ቁሩብ ሕልና ደይብሎም ስድራ ምኳኖም ይረኣየካ

  • @AndaregeAbera
    @AndaregeAbera หลายเดือนก่อน +1

    Egizeabiher hoy eritira&Tigray kefeuna yikir belena!!!!!

  • @ebre677
    @ebre677 หลายเดือนก่อน

    Queen Genet appreciate you so much my sis,

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  หลายเดือนก่อน

      ❤️❤️❤️

  • @AbelelEqube
    @AbelelEqube หลายเดือนก่อน

    ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ሓጎስ ሓወይ

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
    @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ หลายเดือนก่อน +4

    እት ሓዋ ዘይሓፍረ ደኡ እሳ ኣብ ስራሕ እያ ዘላ ያ እሱ ጠፍኡ ሰብ ይጨነቅ ኣሎ ሰ ኣብ ስራሕ እያ ዘላ ክብል ደንቆሮ 😥😥😥

  • @RezeneTeklemariam-c9f
    @RezeneTeklemariam-c9f หลายเดือนก่อน

    Xbk alki hafty take,s

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea หลายเดือนก่อน

    አምላኽ ይሐልኻ እዚ ወደይ ገንዘብ ይትካእ እዩ ሂወት ግን መማዝንቲ የብላን ጸሎት ቅዱሳን አይግደፍካ🙏

  • @AronHabte-j4w
    @AronHabte-j4w หลายเดือนก่อน

    Thanks nesneshe keep going ❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  หลายเดือนก่อน

      ❤️❤️❤️

  • @NaNa-mq6eo
    @NaNa-mq6eo หลายเดือนก่อน

    Amen. Amen Amen

  • @samuelteame7210
    @samuelteame7210 หลายเดือนก่อน

    Genet Abay Seb Eki ❤❤❤

  • @senutesfai4150
    @senutesfai4150 หลายเดือนก่อน +3

    ኣታ እዚ ወዲ ጥዕና የብሉን እዚ ሰብ ኣገዳሲ እንተ ኾይኑ ይብል ጥዑያት ገዛ ኣይ ኮኑን !

  • @ገኒ.ጓል.ተዋህዶ
    @ገኒ.ጓል.ተዋህዶ หลายเดือนก่อน

    ፈጣሪ ይሓልኻ ኣብ ዘለኻዮ😢❤

  • @Abel-k1l6l
    @Abel-k1l6l หลายเดือนก่อน

    Eza mote qltifa ttemxalna

  • @LuwamAfewerki
    @LuwamAfewerki หลายเดือนก่อน +1

    Kalie ytref 6 amet men du aliwa ane ab 🇪🇹 kelena nusu kem zialiya eye zfelit gin hagos aymeslenin niru sdraa yfelitu eyom mis ahwata 2 misa ynebri netom ab ethiopia hasawu

    • @dcshikor
      @dcshikor หลายเดือนก่อน

      Luwam haftey xbuq gerki ti ab Ethiopia znebereto tfeltyo diki please info delye bhaki ngerni?

  • @Lima-mj6ie
    @Lima-mj6ie หลายเดือนก่อน

    ኣብክልተ ፍቅራን ጓንፂ ከጋጥም ይክእል እዩ ክዕረቁ ስለዝክእሉ ተናዱድ ዘውፆኦም ነገራት ንካልኣይ ግዜ ወፅኡ እተዘይ ደግምዎ እቲ ነገር ሓርቁ ተናዱዱ ዘዘውፆኣ ይመስል ስለዚ ኣሕዋት ብሓደ ጫፍ ሕዝካ ነገራት ዘይምስፍሕፋሕ እዛ ቆልዓም ነይ ክልትኦም ነገር ክተውፆኦ ዘይደለየት ትኮውን ጓል እኳ ፀዋር እያ ተዓርቆም ሓዳሮም ክገብሩ ክወልድን ክዝምድን ይምነየሎም ሰለዚ ኣብ ናይ ሩሑቅ ፈቅሪ ብዝሕ ፈተና ኣሎ ነቲ ፈተና ብከመይ ክትሰግሮ እተክልካ ዕውት ኢካ ትኮን ወዳሓንኩም.

  • @Sanirey777
    @Sanirey777 หลายเดือนก่อน

    Hasawi azerarbu ymskr eti hawa sdi u foo egziabher xlalu yenbrelu

  • @RussomGhebremicael
    @RussomGhebremicael หลายเดือนก่อน +1

    እዛ ሽም ዘይብላ ኩላ ርእሰ ተአማምነት ዘይብላ ዘይትፈልጥ ፈላጥ

  • @Dasna_tube
    @Dasna_tube หลายเดือนก่อน

    Neshu alo du temesgen 🙏🏽

  • @zmoney828
    @zmoney828 หลายเดือนก่อน +5

    ኣታ ክንደይከ ይጭክንዩ ,,, ሃጎስ ሃውኻ ዲዩ ኣይኮነን ??? ኣብ ክንዲ ብሽሙ ሃጎስ ሓወይ ኣብ ክንዲ ምባልስ ,,, እዚ ሰብዚ ,,, እዚ ሰብዚ ,,, ኢልካ ዘንጢልካዮ እዚ ድማ ገበን ሓፍትኻ ክትሽፍን ስለዝደለኻ ጥራይ እዩ 😭

  • @werkelulwerka
    @werkelulwerka หลายเดือนก่อน +2

    Ya zewedi kedengeseka ere dingle maryam tehalewo lewehat sebat eyu shgeir zgtemomom egzabher ka mewdta yegelagelom eyu kemna da nanan eka tiferhalna netom zelena zmeslena

  • @maryamey99
    @maryamey99 หลายเดือนก่อน

    Eway ezi hawna lebamat sdra ayrekeben foo😢😢

  • @LuaulaTemelso
    @LuaulaTemelso หลายเดือนก่อน +16

    ምሽ ሓፍትኻ ንስኻ ከማን ተሓታቲ ኪኻ ደፉራት ዝምጉተና የለን ኢሎም ድዮም😢እዉይ እዚ ሓዉና ክልተ ወጽዓ ከይትዉጻዕ ሓደራ😢😢ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን እዋይ ዝብሎ ተፊኡኒ😢😢

  • @Selugaltigray
    @Selugaltigray หลายเดือนก่อน

    እግዝአብሄር ዘስተውዕል ልቦና ይሃበና😢❤❤ነሹ ሓወይ ጀማሪት እየ ዋ አስከ ንተመልከትካ ሳብ ግበሩላ በሎም 🎉ሳብስክራይብ ግበሩለይ አሕዋተዮ❤❤

  • @yours7026
    @yours7026 หลายเดือนก่อน +1

    Neshu hwy kmy kenika dhan dikea. Kexile ane kbleka zdeli ane abzi adi iyea tkmet izi hwa bgeygiea iu zzareb zelo xubuk geyre zfelta 60 keman Awhidu tzaribu nsea bzhu awxley ilea iyea tellenia neyrea shmey ytakebley 10q indeablku.

  • @mami4135
    @mami4135 หลายเดือนก่อน +3

    እዞም ስድራ ግን ድልየቶም ዪ ይመስለኒ

  • @kulunxsebukeu2919
    @kulunxsebukeu2919 หลายเดือนก่อน +1

    Ewayy hawey abey kone thlu😢ata ane bezi wedi dkas sine bkedamay kzareb eye nmejemerta gzie rieyo gn kab ayney mflay abu, tesfa ygeber bhiwet ktrkebelna, bflay mskneyti weladitka 😢 ente eta gual gn amlak nay edki yfdeki entay emo knbleki.😢

  • @Masho-xzb
    @Masho-xzb หลายเดือนก่อน

    Geni lebam haftey natey❤❤

  • @Africastar
    @Africastar หลายเดือนก่อน +3

    Wedi feger…. Atti shikorigna Thank you sister

  • @zetamful
    @zetamful หลายเดือนก่อน +4

    Ne Haftek Amesaya

  • @teresaaraiaberhe2842
    @teresaaraiaberhe2842 หลายเดือนก่อน

    ለባም ሰብ ሓቅኺ ምሳኺ ኣለና🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @luwamnega6042
    @luwamnega6042 หลายเดือนก่อน

    Hsawi. Sebay entekonka 600. Kefelo loqmaxat. Wedemen zetewelka. Dea haftey ketebel

  • @هفءعق
    @هفءعق หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤😢😢

  • @SaniSani-v9f
    @SaniSani-v9f หลายเดือนก่อน +1

    😢ስለምንታይ ባዕላ መልሲ ዘይትህብ

  • @medimedi8251
    @medimedi8251 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢

  • @Daily-coin-e7y
    @Daily-coin-e7y หลายเดือนก่อน +3

    ሰላም ክቡራት የሕዋት ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም እባ ጥውቅ ኣብልዋ ❤❤❤ ❤❤❤❤ ❤

  • @Nataniya22
    @Nataniya22 หลายเดือนก่อน +2

    Semiekum ke entay ekum ktgebru.habesha werena.meliskum dea ketenaqutu enber.

  • @venusaronvenusaron3859
    @venusaronvenusaron3859 หลายเดือนก่อน

    አዛ ጋልን ሓዋን ሓሰውቲ አዮም, ሓበሻ ዳኣ ኣኽላባት ሰማይ መዓረሲን አንድዮም

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
    @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሰላም ነሹ ሓውና ከመይ ኣለኻ 🙏💙

  • @luwamnega6042
    @luwamnega6042 หลายเดือนก่อน

    Foooo. Hras temesel gexatrhaq

  • @teamrzeray1683
    @teamrzeray1683 หลายเดือนก่อน

    higher court ab media koynu beqa.

  • @militetesfatzion2418
    @militetesfatzion2418 หลายเดือนก่อน

    Serah tebele Hasawe serakety

  • @danudanu6730
    @danudanu6730 หลายเดือนก่อน +1

    Hawna atfyki aytdksn eki ata goalta shrmuta hawna mengste semay yewarso gen dhan kesynki aytdksi

  • @Sky-qt7fi
    @Sky-qt7fi หลายเดือนก่อน +2

    Wedi kelbi kemey adiu u ke snesriat zeyblu nefat.

  • @hamassien323
    @hamassien323 หลายเดือนก่อน +10

    ኣይሓፍርን ኢዩ ከኣ ሓፍተይ ተሓታቲት ኣይኮነትን ይብል።እዋእ ብሂወቶም እምበር ይሕተቱ ገንዘቡን ሂወትን እኮ ኢያ ኣትፊኣቶ

  • @trhasgdey1235
    @trhasgdey1235 หลายเดือนก่อน

    Ezi wedi gn tuy Aykonen telaeiku diu welas nay bhaqi hawa u Ab hawi yeto haqi telewo Vidio zeykeft and Entay koynu ke wetaetae ybl Alo kabti genzeb temaqilu ykewn

  • @liveraweyynwa1010
    @liveraweyynwa1010 หลายเดือนก่อน +4

    እዚ ቀሊል ነገር ኣይኮን በዓል ጉዳይ ብስድራ እዳ ጓል ዓቅሉ ምስ ጸንቀቀ ኢዩ populic ኣዉጽኦዎ ናይዚ ወዲ ኦሞ ዝገደደ ወታታእ እዳ በለ ክሃዲም ጥራይ ኢዩ ዝደሊ ዘሎ

  • @tesfaeyusnqey9462
    @tesfaeyusnqey9462 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ ወረ ክንፈቱ, በጃኹም ኣብ መንጎ ስድራ ቤት ኣይንእቶ.
    ምኽንያቱ በዓዕሎም ስድራ ቤት ኣለውዎ

  • @samsomtewelde5766
    @samsomtewelde5766 หลายเดือนก่อน

    እዞም ስድራ ኩሎም ሰረቕቲ ኢዮም ኣነ ይፈልጦም ኢየ

  • @natsamulue1246
    @natsamulue1246 หลายเดือนก่อน

    Neshu kemey wilka ❤❤❤

  • @QusmuMedia
    @QusmuMedia หลายเดือนก่อน +1

    Entay resah zikone wdi you Ayifeltin ye kibl ,niaka kemu yifdeka ,Amlak nay edika Ayisenka dunzuz

  • @Alemgodolo123
    @Alemgodolo123 หลายเดือนก่อน

    ነሹ ኣይተጽልእ ናታ ካ መደብ ሒዝካ ምጻእ

  • @ruftalbey8635
    @ruftalbey8635 หลายเดือนก่อน

    ካብ ተሓታትነት ከተምጡ ኣይትሕሰብዎ😢😢

  • @aexum1597
    @aexum1597 หลายเดือนก่อน

    Selam neshu hawey 🙏🏾 ❤❤❤

  • @luwamgirmay4662
    @luwamgirmay4662 หลายเดือนก่อน

    Hakki genet hawey,kemzi hawena wedi Adiena koynu ysmana nkulatna achnikna😂😂😂

  • @ALIAli-w7d1d
    @ALIAli-w7d1d หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @dawithaile-vx5ks
    @dawithaile-vx5ks หลายเดือนก่อน

    እዚ ሓዋ ክደፍር ንዓኻ ከምታ ናቱ ይፍጠረልካ።ሰብኣያ ጠፊኡስ ንሳ ስራሕ ተራእዩዋ 👇👇👇

  • @teresaaraiaberhe2842
    @teresaaraiaberhe2842 หลายเดือนก่อน

    ስቕ ኢልካ ኣይተጨበርብር ኣውጻኣዮ ቲ ሓቂ በሉዎ ከይትገድፉዎ

  • @NatsnetEyob-n8n
    @NatsnetEyob-n8n หลายเดือนก่อน

    Ewey ftari nay edkum yahbkum endher haki takynu endher wasdtlu ka telmet tsbuk aykonen genzebu temlsalu

    • @maryamey99
      @maryamey99 หลายเดือนก่อน

      Wesidatlu tray kulom fetewtu nea eba hagos lebm xbah ngho hiwetka bsenka keytsn enda belwo eyu ezi kulu gierula even natu prosos besenka ahriruwo nea kgebr kbl 😢😢

  • @MahariteMebrahtom
    @MahariteMebrahtom หลายเดือนก่อน

    Haqki aleki Genetey lebam lomi dea seb nhmak tray yu zgoyu eigiziabher amlak bayni mhretu ytemtena n hawuna dma dmtsu yesmeana

  • @ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ
    @ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ หลายเดือนก่อน

    ኢሱ ሓፍተይ ተጸሪፋ ኢሉ ኣሕሚምካ ሓጎስ ግን ገንዘቡ ጊዚኡ ኣብ ጭንቀት ኣእትያቶ ይገርም ኢዩ ናይ ጽርፊ ኣሕምምካ ሰራቂ

  • @danudanu6730
    @danudanu6730 หลายเดือนก่อน

    Wedy kelbi beli abaka eyna mjmerta knmlso hewt hawna

  • @yemameghebrehiwet2767
    @yemameghebrehiwet2767 หลายเดือนก่อน

    Neshu hawey ❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  หลายเดือนก่อน

      ❤️❤️❤️

  • @TekleAbraham-e8e
    @TekleAbraham-e8e หลายเดือนก่อน

    wela ezi hawa eye zbl zele nhaftu hziwa zeymexe entay koynu

  • @AndaregeAbera
    @AndaregeAbera หลายเดือนก่อน

    Anes libey hazenu!!!!!!

  • @TesfaalemTesfaalem
    @TesfaalemTesfaalem หลายเดือนก่อน +1

    Keadi hasawit leakemax

  • @luwam6122
    @luwam6122 หลายเดือนก่อน +2

    ነሹ ሓወይ ❤❤ ከመይ ዊልካ

  • @Yors123
    @Yors123 หลายเดือนก่อน

    Bzaeba ztefe seb zey gedeso si nhaftka mtbaq azerarbaka keman aytayen

  • @Tanksgod-qz2tv
    @Tanksgod-qz2tv หลายเดือนก่อน

    ያ ህጂ ጠፍኡ ምስ ተባሃለ መጽዮም ካብ መጀመርታ ሸር ምስ በላ ክምልሱሉ ናርዎም ምክንያቱ ተጋግካ ኣለካ ኢሎም አንተ ዝምሉሱሉ ኑሱ ከላይ ምስ መለሰሎም ኔሩ ሕጂ ጠፍኡ መይቱ ምስ ተባሃለ ኣብ ሾሻል መይዳ መጽዮም ይዛረቡ ብከመይ ከ ኣይ ጥዕመንን አዩ አልዋ ብውሽጢ ክረክበኪ ይጥዕመኒ አዩ ኢልዋ ኣብ ሾሻል መይዳ ኣይ ጥዕመንን አንዳ በላ ብውሽጢ ክረክበኪ ይጥዕመኒ አዩ አልዋ ጹቡቅ ጋርካ ስምዓያ ነሽነሽ ሃወይ።

  • @Michaelrussom-n3z
    @Michaelrussom-n3z หลายเดือนก่อน

    Neshu ezom zidelu zelewu baelka sebeyti zeytemxialom

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
    @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ หลายเดือนก่อน +1

    ኣየ ኤርትራውያን ጥልምተ 😭😭😭😭

  • @umamier3318
    @umamier3318 หลายเดือนก่อน +2

    እዚ ሓዋ ድብል ደሎ ክንደይ ዓመት ለይትን ቀትሪን ዝሰርሖ በልዓ ደርብያቶ ኹሉ ሓፍቱ ትኖግሮ እያ ኩቡር ሰብ ጠፍኡ ኩሉ ተሻቕሉ ንሱ ኮለል ይብል ክሽፍነላ

  • @brottekle5301
    @brottekle5301 หลายเดือนก่อน

    You tube shouldn't Accept them

  • @Lovelove-ip7tp
    @Lovelove-ip7tp หลายเดือนก่อน +1

    Monika kthlu nerwa haka ktewutsa 😂

  • @fithawitmehari4850
    @fithawitmehari4850 หลายเดือนก่อน

    Amlak mhret yewrdelkum /yewrdelkn etom hmaq tgebru/tgebra

  • @senutesfai4150
    @senutesfai4150 หลายเดือนก่อน

    ብኣፉ ተታሒዙ ከምዚ ከምዚ ክብልዎ ይኽእሉ ዮም ይብል ኣሎ ንሱ ውን ኢድ ኣለዎ !

  • @YoyoMna-p7m
    @YoyoMna-p7m หลายเดือนก่อน

    kulu seb feradi koynu 😢

  • @NomorehgdefEzgharya
    @NomorehgdefEzgharya หลายเดือนก่อน +1

    Ezi hawa hasawi eyu zmesl aaaaeee ilu mzrab sinu alo mesarkta ykewun

  • @habtofaten9490
    @habtofaten9490 หลายเดือนก่อน

    Tahtati eka niska ewn bulsht

  • @SenaitGebrat
    @SenaitGebrat หลายเดือนก่อน

    አቲ ሓዋ ኖርማል ኣይኾነን ሀለውለው አዩ ዝብል ዘሎ ሓዋ ውን ኣይመስለንን

  • @devidtube-1227
    @devidtube-1227 หลายเดือนก่อน +7

    ሽኮራተይ ፕሊስ ሳብስክራይብ ብወላዲትኩም❤❤❤🎉