ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዕና አግዛእብሂር ናይ እጎልግለትካ ዩባሩኮ ፈታሪ
ኣሜንንን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኻ ክቡር ሓወይ 🙏💒❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና
❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen amen amen kal hiwet yesmalna ❤❤❤
ቃለ ሂወት የስማኣልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤
Amen amen amen kali hiwet yasemalena
❤❤❤
👏👏👏💐
❤❤❤haki eu
ቃል ሂወት የስመዐልና ኽቡር ሓዉና ቀፅለሉ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ሰማዓቲ ጥራይ ዘይኮናስ ኣብ ግብሪ ፈፀምቲ ይግበረና ወስብሐት ለእግዚኣብሄር ወለ ወላዲቱ ድንግል ወለ መስቀሉ ኽቡር Amen((3))🙏🙏🙏👏👏👏🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉