መግለፂ ካብ ትግራይ ይውሃብ ኣሎ (ዶ|ር ደብረፅዮን)/ጌታቸው ሕዚ ዘስምዕዎ መደረ/TDF ዘቐስን ዜና/ tigray news

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • #tigray #tigraynews #ethiopia #ethiopianews #tigrignamusic #ሰበር #ሰበርዜና

ความคิดเห็น • 49

  • @user-cd8wq1fw9p
    @user-cd8wq1fw9p 21 วันที่ผ่านมา +1

    ሰራዊት ትግራይ ንበረለይ❤❤❤❤

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 22 วันที่ผ่านมา +3

    አንታ ፈጣሪ ሰላምካ ሀበና ። ( ለገር ለባመይ)

  • @HamelmalKahsay
    @HamelmalKahsay 21 วันที่ผ่านมา +1

    ኦ ጎይታ አድህን ህዝበከ

  • @AliSalm-t4z
    @AliSalm-t4z 21 วันที่ผ่านมา

    ፅንዓትካ ይቀፅል ደብሪፅ ህዝቢ ናብ ጦርነት ከይኣቱ

  • @user-bp2is9de6i
    @user-bp2is9de6i 21 วันที่ผ่านมา

    ዕንክልል ፅንተት

  • @zefengorhawaria8526
    @zefengorhawaria8526 21 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @Hareg675
    @Hareg675 22 วันที่ผ่านมา +1

    ኣየ ህዝበይ ብዓድን ብበረኻን ብውሕጅ ይጠፍእ ኣሎ😢😢

  • @freweyenimehari5460
    @freweyenimehari5460 21 วันที่ผ่านมา +1

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤😊😊😊

  • @fff-g3q
    @fff-g3q 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @fff-g3q
    @fff-g3q 19 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @GebregergsGebreslasie
    @GebregergsGebreslasie 22 วันที่ผ่านมา +1

    እቶ መራሕትካ ይጣልዑ ብሰልጣን ነስካ ውሕጅ ይወሰደካ ሚሲኪን ህዝቢ ትግራይ

  • @AsdfghZxcv-jl8vk
    @AsdfghZxcv-jl8vk 22 วันที่ผ่านมา +2

    ዕንክሊል

  • @habenhabtu6214
    @habenhabtu6214 22 วันที่ผ่านมา +1

    ደብረዕንክሊል ንትግራይን ህዝባን ክትወጾ ኣብዘይትኽእል ሽግር ይሸኽላ ኣሎ።

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 22 วันที่ผ่านมา

    ሰላም እንትምነ ንትግራይ አሸላት መላምል ትግራይ ድሮን ደው ዘበሉ ዘበላ መላምል ናእዳይ ብምቕዳም እዩ ሰላም ትግራይ አደይ !!

  • @mehari1315
    @mehari1315 21 วันที่ผ่านมา

    ጨናዊ ለማኒ ደበረዕንክልል

  • @user-id9lf6ry4e
    @user-id9lf6ry4e 21 วันที่ผ่านมา

    ጓራዙ ን ዋዕሮታትን ዓድና ኣሸንዳ እንተኸብራ , ሽንቲ እኸሊ ማራሕትና ህዝቦም😭 በቲኖምን ከም ጭንቁራዕ ኣብ ኣስፊሮም ኳይኖም ቀይዲ በተኽ ፎኦኦ በሳብስ ። ኣብ ልዕሊ ህዝቦም ጆኖሳይድ ይፍፁሙ ከምዘለዉ ተረዲኤ ኣለኹ 😡😡😴

  • @TedeyTbrhan
    @TedeyTbrhan 21 วันที่ผ่านมา

    Tebhilu znebere malet entay malet eyu

  • @tesfamichael
    @tesfamichael 21 วันที่ผ่านมา

    ተባሃሎም ዝበል አሰተካክል ማለት ናይ ህወሓት አበወበር እልካ ግለፅ ወይም ግደፎ

  • @user-wb6wd5ts7v
    @user-wb6wd5ts7v 21 วันที่ผ่านมา

    ጥኡይ የብልካን

  • @bibatigray4002
    @bibatigray4002 22 วันที่ผ่านมา

    Please ghiziawi menghisti bel Hager 🙏

  • @hamelmalkahsay1535
    @hamelmalkahsay1535 21 วันที่ผ่านมา

    ሐዚ ሐምሳ ጊዜ መግለጺ አያድልይን ደብረ ፅዮን መፍተሒ ክህብ አለዎ ። ስቅ እሉዘሎ ህዝቢ ጠፊእዎ አይኮነይ ሀ
    ህዝቢ ትግራይ ካብ ገጠር ክሻዕ ከተማ ፖለቲካዊ አካይዳ ቀርኒ አፍሪካ አንዳድዑ ይፈልጥ ስለዚ መሰሐቂ ፀላኢ ኮይኑ አሎ ህዝቢ ትግራይ ሐዚ ሕወሓት አብ ሐጺር መዓልታት መፍተሒ ንሕዝቢ ትግራይ ካምጽእ ናይ ግድን እዩ መግለጺ ንህዝቢ ዋላ ሐንቲ መፍተሒ አይኮነይ አብ ሱዳን ዘሎ ህዝቢና መፍተሒ የሀቦ ልዑል እግዚአብሔር እንበር ካብሊ ጉጅለ ኔትወርክ ናይ ሐደ ጣብያ ዓርሱን ንሰዓብቱን ተመራሪፁ ኮፍ እሉ አሎ አነ እየ ዝልእከልኻ መራሒ እሉ ንህዝቢ ያሕዝን ።

  • @YitbarekTesfayeHailemariam
    @YitbarekTesfayeHailemariam 21 วันที่ผ่านมา

    አንቱም ሰባት ናዚ ጌታቸው ዝበሀል ሰብአይ ከም አብይ ዘረባ ጥራይ ኮኑ ከምዚይ አተፀበኩዎን ነረ

  • @fitsumasgedom9658
    @fitsumasgedom9658 22 วันที่ผ่านมา +1

    Selam selam!!

    • @haderagidey8183
      @haderagidey8183 22 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 🎉

  • @user-rf8sz3bz8l
    @user-rf8sz3bz8l 22 วันที่ผ่านมา

    Weya gode

  • @kiros1655
    @kiros1655 22 วันที่ผ่านมา +1

    አታ ጋዕጋዕ ከመይ ገሪካ ተቅሪቦ አለኻ ተባህሎ ዝተመረፁ ትብ ቀደሙ አቦወንበር ኢድዮ ነይሮም ዘረባኩ አተካክልኩም ተዛረቡ

    • @user-ge1le5hv2s
      @user-ge1le5hv2s 22 วันที่ผ่านมา

      መጀመርያ አስተኻኺልካ ፅሓፍ ካብ ትፃረፍ ደንቆሮ ምሃይም ካድረ ሕዋሓት ጋሓፍ

  • @HamelmalKahsay
    @HamelmalKahsay 21 วันที่ผ่านมา

    ያህዝን ህዝቢ ዶ የአቢ ውድብ ?

  • @ገብረመድህንታደለ
    @ገብረመድህንታደለ 22 วันที่ผ่านมา

    ዶክተርደብረፂዮንህዝቢነቒሑእዩስብይዕዘበካሎ ከምቀደምካ እታሐቂእያትሐሸካ

  • @user-vh6ho6pl7d
    @user-vh6ho6pl7d 21 วันที่ผ่านมา

    ዘይሩኩም ዘይሩኩም ቱ ፀገምኩም ናይ ህዝቢ አይተምስሉዎ ህዝብና ናትካቱም ደርፊ ክንሰምዕ ከለና የስታውኸና አሎ ግደፉ ሰላም ሓብና

  • @tesfayguolay6562
    @tesfayguolay6562 21 วันที่ผ่านมา

    The only one መድሕ ህዝቢ ትግራይ TPLF ጥራሕ እዩ። you don’t like go hell. ,,,,,,,ኣቶ ገታቾው ቀስ ገይሮም ፋሽሽነት ኣብ ገዛና የእቲዮምልና። ኣይትትኣከቡ ኣይትዛረቡ ዝብል ተቐባልነት የብሉን

  • @FishaBerhe-jd9wj
    @FishaBerhe-jd9wj 22 วันที่ผ่านมา

    ተባሂሎም አይትበል አታ ጸረ ህዝቢኢኻ

  • @hfdhdr7675
    @hfdhdr7675 22 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏💔💔💔

  • @user-kx4dz3sk3c
    @user-kx4dz3sk3c 21 วันที่ผ่านมา

    ተባህለም ወገተኛ ሐሳዊ

  • @akberetplaisant3199
    @akberetplaisant3199 22 วันที่ผ่านมา

    ኢዮብ ገ. ዮ.ትግራዋይ??
    ለመናገር ብለህ የማይሆን አትናገር ትግራዎት የሚሆናቸው ያውቃሉና።

  • @AliSalm-t4z
    @AliSalm-t4z 22 วันที่ผ่านมา +1

    ዶኩተር ደብረፅየን ዳግም ናብ ጦርነት ከይኣቱ ህዝቢ ተጠንቀቅ ዉዳበታትካ ኣጠናኽር ፅንዓትካ ቀፅለሉ

  • @jamalgaberut1654
    @jamalgaberut1654 21 วันที่ผ่านมา

    እንታእኻ ኣታ ተባሂሎም ትብል ወገነኛ ኢኻ

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  21 วันที่ผ่านมา

      እወ ከምኡ እዩ ዝፅብፀብ፣2 ህወሓት ኢና በሃልቲ ስለዘለው

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 22 วันที่ผ่านมา

    Why is getachew Reda every where, does he have anything to do in the office, can plan to do something. Populist narcissistic paranoid no confidence, confused. 😂😂😂😂😂

  • @GRHSfkrgeher-wp5cx
    @GRHSfkrgeher-wp5cx 22 วันที่ผ่านมา

    ሀገር ፍትው

  • @user-lf4zn5ux3j
    @user-lf4zn5ux3j 22 วันที่ผ่านมา +1

    እተቕርቦ ፀብፃብ ምስ ሙሉእ ሓበሬታቱ ኢኻ እተቕርብ ካብዚ ብምብካስ ሰማዒኻ እናበዝሐ እዩ ዘሎ ቐፅለሉ።
    መሪሕነት ህወሓት ንስልጣን ካብ ምርጋሕ ኣፈላላዮም ኣፅኒሖም ፀገም ህዝቢ ክፈትሑ ይግበኦም።
    ሃገር ተኽለብርሃን ካብ ህዝቢ እንታይ ከምዝበሃል ከም ዘሎ መሰረት ገይርካ ዝጀመርካዮ ሓተታ ቀፅለሉ ብዙሕ ሰማዒ ኢዩ ዘለካ ብተወሳኺ ተፅዕኖ ፈጠርቲ ዝበሃሉ እናጋበዝካ ኣቕርብ። በተለይ ህዝብና ኣብ TDF ዓብይ እምነት እዩ ዘለዎ ስግኣት ከይሕዝ ካብ ሰራዊት ጋብዝ በዛኻ።

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  22 วันที่ผ่านมา +1

      ክብረት ይሃበልና

  • @shket12
    @shket12 22 วันที่ผ่านมา +1

    ታባህሎም ማለትካ ፀማም ኢኻ

  • @EyobGebreyohannes
    @EyobGebreyohannes 22 วันที่ผ่านมา +2

    ደብረጽዮን የሻብያ ሰላይ ነው። የትግራይን ህዝብ ለዚህ ሁሉ መከራ ያበቃው የመሪነት ብቃት የሌለው ሰው ነው።
    ለትግራይ ህዝብ የሚመጥን ወጣት የተማረ መሪ ያስፈልገዋል ።

    • @RasTeferian-m6s
      @RasTeferian-m6s 22 วันที่ผ่านมา

      ወጣት ሌባ ማለትህ ነዉ??

  • @hfdhdr7675
    @hfdhdr7675 22 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🇻🇳💪🇻🇳💪♥️♥️♥️🥰🥰🥰

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 22 วันที่ผ่านมา

    ጌቾ ዕንክሊል
    ስልጣን ሕዝ ኣቢሉ
    ሓንፍሽዋ

  • @user-bp2is9de6i
    @user-bp2is9de6i 21 วันที่ผ่านมา

    ዕንክልል ፅንተት