Breaking News ኣብ ኣሜርካ ሎሚ ነፋሪት ተሓምሺሻ ብዙሓት ሰባት ሞይቶም፣ መወዳእታ ዓለም ከምዝቀረበ ተገሊጹ january 30 2025
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 10 ก.พ. 2025
- #eritreannews #ethiopianews #tigraynews #zenatigrigna #tigrignanews #tigrigna #kbextra
እንቃዕ ናብ ይቱይብ ቻነልና ብድሓን መጻኹም ኣብዛ ቻነል subscribe ብምግባር ወትሩ ተኸታተልቲ መድብና ንኽትኮኑ ብኽብሪ ንዕድመኩም።
ምጽኣት ጎይታ...ብጀካ እግዚኣብሄር ኣቦ ዝፈልጣ የለን...ዋላ ውን መላእክቲ ኣይፈልጥዎን እዮም brother... መጽሓፍቁዱስ ነንብብ.... ብዛዕባ ምጽኣት ጎይታ ኣብ ቡዙሕ ኣሎ... ንኣብነት ወንጌል ማቲዎስ ምዕራፍ 24 ኩሉ ነንብብ 🙏
Xbuk Aelka Bejika Faterit zafltio yalen
እወ ግን ምቅሳን ዘድልዪ ግዜ ኣይኮነን እዛ ሓወይ፡ ከመተን ሓሙሽተ ለባማት ደናግል ኮንናካ ምጽናሕ እዩ፡ምጽኣት ጌና እዩ እንዳበልና ንብስና ኣይነታልል ፡ምንሳሕ የድልየና ኣሎ እቲ ናይ ንሳሓ ግዜ ሕጂ ሰለ ዝኮነ።
ኣኺሉ እዩ ኩሉ እቲ ምልክታት መጽሓፍ ዝበሎ በጺሕናዮ እና ኩናት ዉን ብሰይጣን እዩ ዝጂነር ዝካየድ ብሓይሊ ኣምላኽ ማለት እዩ
መወዳአታ ተክኖሎጂ አዩ አንበር ምወኣአታ ዓለም ዳኣ ገና አዩ ዝፍርልጦ ፍጡር የለን ብጀካ ምልክታቱ ፈጣሪ ጥራይ ኢዩ ፈልጦ
Niana kem kirstyanat metan mexhaf kudus nenbb enta koyna Abeyenay zeman goyta zimexlu siat kem zelena yihbrena eu biflay wengel matewos goyta zibelo kulu yifxem Alo kabten terefan zelwa kia eti xara kirstos ziglexlu siat eya wela eka goyta mias kem zimexat siat tezay falatna gina kintinkakin kinakihn kal Amlak yingrena eu silazi ninikah zemena nelali mis goyta hibrat nigber bi xalot kal Amlak bimnibab ninkah Abti nay mewedata mewedata zemn ena zelena
ኢሎም ኢልካስ ዘና ምስራሕ
ፈጣሪ ጥራይ ኢዩ ዝዊስን
Haqka wedey ❤
Exactly ✅✅
ዝተባሃለ የምጽእ እምበር ዘይተባሃለ ካበይ ከምጽእ
እግዚአብሔር ምሕረት ኣውርደልና እባ🙏❤🙏❤🙏
Welcome kb extra
ጽቡቅ እንበር ሰላምና ንረክብ ክሳብ ሕጂ ዘንበረትና ድማ ነመስግን ፡
❤❤❤
ክክክክክ ክላእ በጃኻ እስከ ዓለም ዝመሃዘቶ ትዛረብ ኣለኻ
መጽሓፍ ቅዱስ ተወከስ
ካብ ፍላስፋታት ዜና ተምጽኣልና
ኣሱካ ዝተባሃለ ኣዩ ኣቅሪቡ
መወዳእታ ዓለም ኢልካ ዜና ምምጻእካ ኣይግድን፣ ዓለም ተጠፍአት እሞ እንታይ እዩ ሽግሩ ካብ ሞት ዘምልጥ የሎን። ስራሕ ምስኣን እዩ
ካብ. ዝብሎዎ. ዘለዉ. አገላልጻ. ሐሊምና. እንተዝብሉ. ዘሐሸ. እዩ. ምጾኦት. አብ. ኢድ. ጎይታንን. መድሐኒናን. ኢዮሱስ. ኩርስቶሰ. እዩ. ክብሪ. ንእዝጋአብሄር. አምላኽና. ቀጥ. በሉ. ሐብለቕለቕ. አይትበሉ. እቶም. ናዓለምና. ደቃስ. ከሊኦማ. ዘለዉ. ናትና. ተንኮልን. ስስዕቲን. እንበር. እዝጋአብሄር. ንዓለም. ጸጋታቱ. ሂቡ. ባሪኽልና. እዩ. ማሃዝነቶም. ንባዕሎም. ነታ. ሳዓቶም. እንዳ. ጠመቱ. አጉል. ዉስኽ. እንዳበሉ. ይንበሩ. ገዲፉዎ. ክብልና. ክንጺበዮም. እና....
ሃሃሃ ሰብ ዝሰርሖ ስዓት ገሮም ሲ ምጾታት ቀሪቡ ኢሎም ዋየይ😂😂
አበይ እሞ ድድድድድምምምምምስስስ ተዘብላ እዛ ተካል ,ዓለም😢😢😢😢
😂😂tesfa korexe
R.i.p
Well Come KB
ዋአአአ በጃካ ዘረባ ቀይር
🙏🙏🙏
Welcome KB
ኣቱም ሕማቅ እትሓስቡ ብዝተፋላለየ ፍልሊያት እትሓስቡ ሰባት ብሳዓት እንታይ ንኾዉን ኣንፈልጥ ስለዚ ሰላማዊይ ኣተሓሳስባ ያሃሉወና
😢😢😢😢😢😢😢😮😮😮😮😮
ኣምላኽ በጃኻ ንዓባይ ኤርትራን ንኤርትራውያንን ሓሉን ባርኽን
እንቃዕ ደሓን መጻካ ኪ ቢ ምጾታት መውዳእት ዓለም ደኣ ካብ ፈጣሪ እንደይ ኮን ዝመጽእ ኣታ ከተለኩሙና ኢኩም
ዝድሐኑ ዘለው አይመስለንን 28 ሬሳ ረኪቦም አለው
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
2025 ሓደገኛ ወሳኒት ዓመት እያ
Ezi nay fetari guday.. Yu. Entekielkum nfetari zqote aynsrah..
ዶ ትብል ነታ ሰዓት መን አዩ ሰሪሕዋ ነቢ ሰዓት ከኣ መጺኣ ሎኡስ በዚ ዝድርበሽ ሰብ ከይህሉ ምጸኣት ደሓን ናይ ፈጣሪና እዩ እንተ እቲ ኒኩለር ዝበልካዮ ግን ኣጆካ ከምቲ ዝብልዎ ኣይኮነን ከም ዕንጨይቲ ጥራይ አዩ ክጥቀመሉ ሰብ
Welcome KB 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amelak amelak eyou etay afeletewoum mewedaata alem nesum eyou alem tewedeatoum seytawenete nealem i wedeawan eyoum
🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷
ክላ ትምበል ምጾታት ብዘይካ ኣቦ ካልእ ዝፈልጦ የለን ::ከጥፋ እንተደሎዮም ድማ ድፍን የብሉዋ :: ንሳቶም ኣብ ደቂሰባት ፍርሒ ምዝራእ እዩ ዕላምኦሞ ::ንስኻ ድማ መቃላጠፊ ዕላምኦም ትኸውን ኣለኻ ::
Mesta keza eyu
🤣🤣 so funny
ኣብ ናይ ፈጣሪ ጉዳይ ወላሓደ ዝፈልጥ የለን ኣይ ትጋጋ ኣብዚኣስ ሱቅ ማሓሸትካ
ኤርትራ ንዘልኣለም ትንበር
Amelakene deytakes eyou nefaker terah ezeatom amelak Dey amenu Mewedaata alem feletoum
Ayfgdun eyom hig kea.mes Amlak yebasu alwo.
Kisb amlak zemxena nixba enber eziom elomuna aynamnn.
Bealom nikuler kidrbyu sle zedlayu eyo
Ata kemey zibele hasawi eyu ezi seb
Baelom do kketkuna koynom enber ab sirah amlak aytew
Qoxera aleka dyu mis amlak mxota alem tbil wela mis zehwuttu thewutit mxota alem ente akilu qdmi zena key habka mtekharejna