ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
በስመኣብ ወወልድ ወመንፍስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ኣብ ህይወትካ ሙሉእ ጥዕና ኣብ ኣገልግሎትካ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ እግዚአብሔር የብዝሓልካ ብፍቅሪ ርኢቶይ ክህብ ኣነ ኣይድግፎን የ ውሕጅ ይውሰዶ ኢልካ ሮሜ 13 ቲቶ 3 ንሰበ ስልጣን ክንግዛ ከም ዘለና ይነግረና ዩ ንሕና መንፍሳውያን ተኮይና ሰለ ዝወረደና ብጾሎት ዘይንልምን ጽቡቅ የሎን ዓድና ትክክል ደሓር እዚ ስልጣን ዝብልዎ ኣነ ብዛዕብኡ ክዛረብ ኣይደልን የ ብዛዕባ ሰባት ክወቅስ እንበር ንሂወት ንፍቅሪ ንሓድነት ክሰብክ ኣይረኣክዎን ንሱ ኣይቀበሎ እንታይ ይጎድሎ ንሱ ዝገብሮ ከ ብመን ኣፋልጦ ዝተዋህቦ ዩ ነቦና ጸላእቱ የህዳእሉ ንሃገርና ክልልቲ ብግርማ ሕጽብቲ መንፍስ ቅዱስ ይግበረልና ንህዝብና ንሃገርና ሰላምን ቅሳነት ፍቅሪ የውርደልና ዝነጠበ ዝጎደለ ብኣፍ ትጉሃን መልኣክቱ ይኣርመለይ ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ውስብሓት ለእግዚኣቢሔር ሉኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክብር ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏❤❤❤
ጽቡቅ መልሲ ሂብካዮ ብሩክ ሓው ካበየነይቲ ቤተክርስታን ልኡክ አዩ መጺና ዘሎ ሰልጠነ ዝበሃል ውልቀ ሰብ ።
Kulu xebuki aleka egzeabhr amelaki xegue yebzehlka gini eta mengsti gele zebelkaya xebuki aykonen ብዘዓባ መንፈሳዊ እናመሃርካ መንግስት ይገምጠል ክትብልሲ ጽቡቅ ኣይኮነን ካልእ ኩሉ ስናይ እዩ ኣጃካ ኣብ ጎንካ ኣለና❤❤❤
🙏🙏🙏
Nay bhaki tsebuk tezaribka seltan kulu b ayni poletic eyu zreo hizomna ytefeu alewu😢😢😢😢
4.
Yoni wedi xbuk srah❤
Kem memnan eya zrom eyu zbela hawiy dagemka smaya eta video
Kibiret yihabelna Yoni hawey
ኢሃድግ ኮሎ ብፁዕ ወቅዱስ አበነ ጳውሎስ ነይሮም ካብኡ ምስ ዓረፉ ኣቡነ ማትያስ ተመርጾም ተዘይ ተጋጊየ
ንፉዕ ተረዲእኻዮ ኣለካ።
ሕቶካ መልሲ ዘድልዮ ጽፉፍ ሕቶ እዩ፡ንፉዕን መስተውዓልን ኢካ።ሓንትስ እታ ዓባይ Point፡ ((((ኣቡነ ባስልዮስ ንኣብነ እንጦንዮስ ብሓሶት መናፍቅ እዮም ኢሎም ዘይኮንዎ ብጸለመ ምዝራቦም እታ ዝዓበየት ጌጋ እያ)))) ብጭብጥን መርትዖን ነቲ ናይ ምንፍቅና ትምህርቶም ኢሎም ዝኣምንሉ ህዝቢ ክሰምዖ ብመልክዕ ቪድዮ ኣቅሪቦም እንተዝዛረቡ እኮ እቲ ህዝቢ'ውን ንኣቡነ ባስልዮስ ምተቀበሎም ኔሩ፡ ግን ጭብጢ ዘይብላ ኮይና እታ ናቶም ዘረባ።ብኣንጻሩ ኣቡነ እንጠንዮስ ከኣ ኣጸሊሞምኒ ኣነ መናፍቅ ዘይኮንኩ መናፍቅ ኢሎምኒ ኢሎም ቃሎም ኣመሓላሊፎም ሪኢናዮም (((((ስለዚ ከምዚ ትብላ ዘለካ እታ ናይ ድፍረት መሰረታ ካብዛ ናይ ኣቡነ ባስልዮስ ቃል ዝጀመረት ኮይና ትስመዓኒ))))
ናህቱ ተኸታሊ እየ እንዶ ክትብል አይጸንሓኻን ሓሳዊ
ባሲሎስ ሰራቂ ተረዊኢ ብ ኢሰያስ እንድዩ
ዓገብ!!! ኣቱም ሰባት ግደፉ ነውሪ ዘረባ ካብ ኣፍኩም ኣይውጻእ፡ ሽሕ ግዜ ዋላ ተቃወምቲ ንኩን ከምዚ ዓይነት ነውሪ ጽያፍ፡ብዕሉግ ዝኮነ ጸርፊ ግን ኣይግባእን ኧረ በፍጹም ኣይግባእን፡ኣነ ሕጂ ኣባል ብርጌድ ንሓመዱ እየ፡ግን ብጹፉፍ ሓሳበይ ክገልጽ እናከኣልኩ ንምንታይ ርክሰት ዝተመልኦ ጸርፊ ምጽራፍ ኣድለየኒ።ኧረ ነውሪ እዩ፡ንዑ ኣሕዋተይ ከምዚ ኢልና እንዳተጸረፍና ውን እታ ብማዕዶ ተቃሊስና ካብ መራሕቲ ህግደፍ ሓራ ክነውጽኣ ንሓስብ ዘለና ሃገርና ኤርትራ ብሰንኪ ከምዚይን ከምዚታትን ሓጥያትና እግዚኣብሔር ኣየዕውተናን እዩ ሓራ ክነውጽኣ'ውን ኣይንክእልን ኢና፡እኳ ደኣ ከም እስራኤላውያን ናብ ምድረ ርስቲ ከይኣተው 40 ዓመት ሙሉእ ብሰንኪ ሓጥያቶም ኣብ ምድረበዳ ኮለል ዝበሉ፡ንሕና'ውን ናብታ ምድረርስትና ዝኮነት ሃገርና ከይንኣቱ ሓጢኣትና ዓንቂጹና መዋእልና ኣብ ስደት ክነብር ኣምላክ ከይፈርደና ካብ ጽያፍን ነውርን ዝኮነ ጸርፊ ንቆጠብ። ዋ በጃኩም ኣሕዋተይ፡ቃልስና ዕውት ክከውን ፈጣሪና ንለምን፡ብዘይ በኣይ ዋላሓንቲ ክትገብሩ ኣይትክሉን ኢኩም ኢሉና'ዩ ኣብ ወንጌሉ፡ስለዚ ሓደራ ሓደራ ካብዚ ነገር'ዚ ንስሓ ኣቲና ንተኣረም።
ካብ ሕማቅ ሰብ ሕማቅ ቃል ዩ ዝወጽእ ምሕረት የውርደሉ
ትም በል ኣበይ ሞ እዛ ብረት ንሕዛ ምስኦም ክጠፍኣ ኢኽን
Denkoro Seb Hasab Yebelun Enterfo Xerfi@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
ሱር መሰረቱ ክዳን ኣጸቢቕካ ዘይኮነ ልቢ ኣንጺህካ ምጻእ።ሕጂ ንስኻ ብስም ስልጣን ዝርእዩልካ ሰሓብነት ንምርካብ መጺኻ።ገጽካ ተኸወል ቅድስት ቤተክርስትያን ሕጋን ስርዓታን ፈሪሱ እዚ ዘይሕጋዊ ጳጳስ ሓሳዊ ብደም ኣቡነ እንጦንዮስ ዝሕተት እዩ ሎቕመጽመጽ ኣይትበል ትርጉም ቅድስት ቤትክርስትያን ኣይትፈልጦን ኢኻ።ዘይሕጋዊ ደመኛን ዘማውን ሓሳውን ክሽየም ሕጊ ቤትክርስትያን ኣየፍቅድን እዩ።
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
በስመኣብ ወወልድ ወመንፍስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን
ኣብ ህይወትካ ሙሉእ ጥዕና ኣብ ኣገልግሎትካ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ እግዚአብሔር የብዝሓልካ ብፍቅሪ ርኢቶይ ክህብ ኣነ ኣይድግፎን የ ውሕጅ ይውሰዶ ኢልካ ሮሜ 13 ቲቶ 3 ንሰበ ስልጣን ክንግዛ ከም ዘለና ይነግረና ዩ ንሕና መንፍሳውያን ተኮይና ሰለ ዝወረደና ብጾሎት ዘይንልምን ጽቡቅ የሎን ዓድና ትክክል ደሓር እዚ ስልጣን ዝብልዎ ኣነ ብዛዕብኡ ክዛረብ ኣይደልን የ ብዛዕባ ሰባት ክወቅስ እንበር ንሂወት ንፍቅሪ ንሓድነት ክሰብክ ኣይረኣክዎን ንሱ ኣይቀበሎ እንታይ ይጎድሎ ንሱ ዝገብሮ ከ ብመን ኣፋልጦ ዝተዋህቦ ዩ ነቦና ጸላእቱ የህዳእሉ ንሃገርና ክልልቲ ብግርማ ሕጽብቲ መንፍስ ቅዱስ ይግበረልና ንህዝብና ንሃገርና ሰላምን ቅሳነት ፍቅሪ የውርደልና ዝነጠበ ዝጎደለ ብኣፍ ትጉሃን መልኣክቱ ይኣርመለይ ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን
ውስብሓት ለእግዚኣቢሔር ሉኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክብር
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏❤❤❤
ጽቡቅ መልሲ ሂብካዮ ብሩክ ሓው ካበየነይቲ ቤተክርስታን ልኡክ አዩ መጺና ዘሎ ሰልጠነ ዝበሃል ውልቀ ሰብ ።
Kulu xebuki aleka egzeabhr amelaki xegue yebzehlka gini eta mengsti gele zebelkaya xebuki aykonen ብዘዓባ መንፈሳዊ እናመሃርካ መንግስት ይገምጠል ክትብልሲ ጽቡቅ ኣይኮነን ካልእ ኩሉ ስናይ እዩ ኣጃካ ኣብ ጎንካ ኣለና❤❤❤
🙏🙏🙏
Nay bhaki tsebuk tezaribka seltan kulu b ayni poletic eyu zreo hizomna ytefeu alewu😢😢😢😢
4.
Yoni wedi xbuk srah❤
Kem memnan eya zrom eyu zbela hawiy dagemka smaya eta video
Kibiret yihabelna Yoni hawey
ኢሃድግ ኮሎ ብፁዕ ወቅዱስ አበነ ጳውሎስ ነይሮም ካብኡ ምስ ዓረፉ ኣቡነ ማትያስ ተመርጾም ተዘይ ተጋጊየ
ንፉዕ ተረዲእኻዮ ኣለካ።
ሕቶካ መልሲ ዘድልዮ ጽፉፍ ሕቶ እዩ፡ንፉዕን መስተውዓልን ኢካ።
ሓንትስ እታ ዓባይ Point፡ ((((ኣቡነ ባስልዮስ ንኣብነ እንጦንዮስ ብሓሶት መናፍቅ እዮም ኢሎም ዘይኮንዎ ብጸለመ ምዝራቦም እታ ዝዓበየት ጌጋ እያ)))) ብጭብጥን መርትዖን ነቲ ናይ ምንፍቅና ትምህርቶም ኢሎም ዝኣምንሉ ህዝቢ ክሰምዖ ብመልክዕ ቪድዮ ኣቅሪቦም እንተዝዛረቡ እኮ እቲ ህዝቢ'ውን ንኣቡነ ባስልዮስ ምተቀበሎም ኔሩ፡ ግን ጭብጢ ዘይብላ ኮይና እታ ናቶም ዘረባ።ብኣንጻሩ ኣቡነ እንጠንዮስ ከኣ ኣጸሊሞምኒ ኣነ መናፍቅ ዘይኮንኩ መናፍቅ ኢሎምኒ ኢሎም ቃሎም ኣመሓላሊፎም ሪኢናዮም (((((ስለዚ ከምዚ ትብላ ዘለካ እታ ናይ ድፍረት መሰረታ ካብዛ ናይ ኣቡነ ባስልዮስ ቃል ዝጀመረት ኮይና ትስመዓኒ))))