ዘይንቡር ወሲብ - ነታ ኣብ @Dawittv ዝመጸት ጓል ዝኸውን 6 ፍታሕ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 31 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 435

  • @omarsalih6145
    @omarsalih6145 ปีที่แล้ว +112

    ዶ,ሻሮን ኣብ መወዳእታ ኢዚ ዓመት(2023) 200,0000 በጺሓ ክረእ ዝደሊ ከምዚ ናተይ መን ኣሎ ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷💐✅

    • @yonaskeshi1863
      @yonaskeshi1863 ปีที่แล้ว

      2 ሚልዮን ኢኻ ጽሒፍካዮ ዘለኻ

    • @omarsalih6145
      @omarsalih6145 ปีที่แล้ว

      @@yonaskeshi1863
      ማዕለሽ ዘይ ኣስታውዓልኩ
      ግን ዳሓን

    • @YonasDesbele
      @YonasDesbele ปีที่แล้ว +2

      @@yonaskeshi1863 ክክክ ሓቅካ ታሃዊኩ ዩ ዝከዉን።

  • @Letitgo-xy2mj
    @Letitgo-xy2mj ปีที่แล้ว +45

    እዚ ምኽሪ ንሓፍትና ጥራይ ዘይኮነ ንኹላትና ዝጠቅም እዩ የቐንየልና ዶክተር ሻሮን🙏😔

  • @meryhadush428
    @meryhadush428 ปีที่แล้ว +26

    Please ኣብ ግዜ ሕርሲ ኣብ ሕቆ ንውግኦ ፈውሲ ቁልውላው ሳዕቤን ኣለዎ ዶ ንቀጻሊ ሕማም ሕቆ ይጋትመካ ዝብሃል ውን ኣሎ ሓቅነቱ ከመይ ዩ thanks

  • @nahomthebest1473
    @nahomthebest1473 ปีที่แล้ว +56

    ዕድመ ይሃብኪ ጽቡቑ ትምህርትን ማዕዳን ምኽርን ኔሩ ዶኩተረይ፡ ተመሲጠ ክሰምዕ ጸኒሐ!!❤❤❤

  • @mussietesfamariam1288
    @mussietesfamariam1288 ปีที่แล้ว +4

    እታ ሓንቲ እንኮን መፍትሕን ብንስሓ ናብ እግዚኣብሔር ብምጽጻት ክትምለስ ኣለዋ !

  • @awetbereket3570
    @awetbereket3570 ปีที่แล้ว +20

    "ናብ ብእምነቱ ክሕግዝዎ ዝኽእሉ ኣቦታት ካህናት ከይድካ ምኽሪ ምሕታትን ምንሳሕን ዓቢ ፈውሲ እዩ"
    ኣምላኽ ይባርኽኪ ዶክተር ሻሮን ኃብትና!!!

  • @berhanetewelde5577
    @berhanetewelde5577 ปีที่แล้ว +24

    ዶግተር ሻሮን ብጣዕሚ ኣምበሲት ክንድሽሕ ኢኺሞ ቀጽልዮ።ብዝተኻእለኪ መጠን ከኣ ነዛሰብ እንተትሕግዝያ ምሓሸ ኔሩ ይብል ኣነሲ ደዊልኪ ምኽንያቱ ብዙሓት የሕዋትና ኣለዋ ኣብክንደይ ጸልማት ዝኣተዋ

  • @meseretberhe2964
    @meseretberhe2964 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምኽሪ ኢዩ ድክተር ሻሮን ሓፍትና። እዚ ነገር ከምተወሳኺ ድማ እዛ ቆልዓ ኣቦ ብምሓዝ ማለት ኣባት ነፍሲ ብምሓዝ ክትንሳሕን ምኽሪ ብምርካብ ምሉእ ዕረፍቲ ክትረክብ ስለትኽእል፡ ወሳኒ ስጉምቲ ክትወስድ ኣሎዋ፡ ነዚ ምኽሪ ኣብጽሑላ ክቡራት ኣሕዋት። ዶክተር ሻሮን ከኣ የቐንየልና። ቀጽልዮ። እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኪ።

  • @briktizemicael3113
    @briktizemicael3113 ปีที่แล้ว +13

    ኩሉ ሰብ ክሰምዖ ዘልዎ ትምህርቲ !!!"
    ካብዛ ልባምን ምስተውዓሊትን ደጊኣን ውሽጣን ጽብቅቲ ዝኮነት ሓፍትና ዶክተር ሻሮን 👍😘 ኣምላክ መመሊሱ ጸጋኡ ይብዝሓልኪ 🙏🙏🙏

  • @simi118
    @simi118 ปีที่แล้ว +3

    I love this doctor. I love how she speaks tigryina , you don’t get bored.

  • @teamehaile7097
    @teamehaile7097 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቅ ምክርን ማዕዳን ኢዩ ብርቲ ሓብትርና እቲ ቀዳመይ ኣምልካ ምግዳፍ ድሓር ድማ ናብ ኣምላክካ ተመሊስካ ምንሳሕን ጾምን ጾለትን ምግባር ጥራይ ኢዩ ከፈትሖ ዝክእል እሞ እግዝኣብሄር ምስኣ ይኩን

  • @Mesi868
    @Mesi868 ปีที่แล้ว +5

    ንዝኮነ ይኩን መፍትሒ ዝርኮቦ ነገር ናብ ፈጣሪ ተንበርኪካ ምፅላይ እዩ ፈጣሪ ዝስአኖ የለን

  • @tibletsabraham1447
    @tibletsabraham1447 ปีที่แล้ว +12

    ❤❤❤❤ እንጀራ ዝጊ ብልዒ ዕድመ ይሃብኪ ቐዳማይ ንእግዛቢሄር ሕሹኽ ምባል ዩ 🎉🎉

  • @kokobdebesom2660
    @kokobdebesom2660 ปีที่แล้ว +5

    Nay bhaqi xbuq mkri ❤❤❤ eidmen tieinan yhabki fetari hanti hto neratni ezi ab gze ጥንሲ ፈውሲ ዕግርግር ትወስዶ ከኒናን እዚ ኣብ ግዜ ሕርሲ ትወስዶ መርፍእ ሕቆኻ ከየሕመካ ተባሂሉ ዝወሃብ መድሃኒት ሕክምናዊ ምክሪ ክትህብና ደልየ ነይረ

  • @gebrittewelde5183
    @gebrittewelde5183 ปีที่แล้ว

    ናይ ባሓቂ ነቲ ዝዓመጻ ብተሌፎን እኹን ብመሰጀር ክትረክቦ የብላን ኑሱዩ ዘዛኻኽራ ዘሎ ሓጎላ ክናወጽ ጸሎት ከተዘውትር ኣለዋ በተክርስትያን ክትማላለስ ኣለዋ

  • @EfiVision
    @EfiVision ปีที่แล้ว

    ጽቡቕ ምኽሪ’ዩ ዶር ሻሮን። ካብ ዝኾነ ዓይነት ወልፊ ዘገላግል መንፈሳዊ ሂወትካ ብምዕባ’ዩ። ጸሎት, ጾም, ስግዳን ምዝውታር ናይ ኩሉ መድሃኒት’ዩ። ነዚ ክትገብር ግን ናትካ ተበግሶን ንፋዕ መንፈሳዊ ኣቦ/ኮች የድልየካ። ብሕክምናዊ መንገዲ ሰብ ካብ ክቱር ወልፍታት ንሓዋሩ ኣይገላገልን’ዩ። እዛ በብቑርብ ዝበልክያ ኣብ ሕማቕ ልምድታት ኣይተዐውትን’ያ።

  • @rigatgirmay8848
    @rigatgirmay8848 ปีที่แล้ว +3

    ዶክ.ካብቲ ፍልጠትኪ እቲ ተገዳስነትኪ
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    ቀጽልዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @alganeshandebrhan4047
    @alganeshandebrhan4047 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ መሳጢን ቁምነገር ሓዘት ኣስተህሮኪ ብጣዕሚ ኢዩ ዝምስጠኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤

  • @elsag2834
    @elsag2834 4 หลายเดือนก่อน

    መርሐባ ዶክተር ሻሮን ተባረኪ 🌹♥️❤️🙏

  • @nebyatwerede5217
    @nebyatwerede5217 ปีที่แล้ว +7

    ብጣዕሚ ደኩተር ሻሮን ሓፍተይ ብዓቢኡ እውን ምስ ሰብ ሞያ ኢያ ክትራኸብ ኔሩዋ ሓቂ እንተ ኮይኑ እግዝኣቢሄር ኣምላኽ ምሕረት የውርደላ ሻሮን ሓፍተይ ክኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @fevenkifle3364
    @fevenkifle3364 ปีที่แล้ว +6

    ተመን ይድውለልኪ ኣሎ ሳሮነይ ምክርቲ ኣሲሂኪኒ ኣነ ከኣ ከሚኣ ክገብር አየ ገለ ሰባት ኣለዉ ክድውሉለይ ዘይደሊ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤

  • @bellotgmebrahtu5308
    @bellotgmebrahtu5308 ปีที่แล้ว +20

    መጀመርታ ብጣእሚ ከይመስገንኩኪ ክሃልፍ ኣይደልን የ :: ቀፂለ ግን ተገዲስኪ ክትረክብያ ፈትኒ ከም ዋዛ ከይትጠፍእ እዛ ቆልኣ ደሃር መንግስተ ሰማያት የዋርስኪ ተበልናያ ዋጋ የብሉን እዛ ሃፍተይ :ይርደኣኒ ዪጊዜ ዘይብልኪ ይከውን ዪ ግን ነዛ ንእስነታ ርኣዮ::please🙏

  • @semiraabraham4349
    @semiraabraham4349 ปีที่แล้ว +1

    ዶር ሻሮን ብጣዕሚ ንፍዕቲ ከጽልዮ : ንሕብረተሰብና ብዙሕ ነገር ኢኺ ትጠቕምዮ 🥰

  • @mamanatey687
    @mamanatey687 ปีที่แล้ว +1

    Wow!!! ዶክተር እስክስ እንቓዕ ናትና ኮንኪ ጽቡቅ ምኽሪ ጎይታ ይባርኪ ጸጋውን የብዝሓልኪ👏👏👏

  • @erey712
    @erey712 ปีที่แล้ว +11

    I never seen such a perfect person like Dr sharon we all Glad to having you around Doctor thanks for all meaning full messages we appreciate you gual Erey keep it up

  • @eritreagreatgezavideos7683
    @eritreagreatgezavideos7683 ปีที่แล้ว +3

    ጓል ኤረይ ከማኪ ሽሕ ይወለድ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤ Dr.sharon thank you for helping Eritrean community keep up the good work

  • @hibetbiedu1311
    @hibetbiedu1311 ปีที่แล้ว +1

    ደከተር ሻሮን እንቃ ንዓኺ ምህርቲ እግዛኣቢሄር ዝለኣኸልና የቐንየልና

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 ปีที่แล้ว +3

    የቀኒየልና ሾሮን ሐፍትና ተባረኪ💯💕💯🙏🏽

  • @fevenweldegbrial9376
    @fevenweldegbrial9376 ปีที่แล้ว

    ተባርኪ saroney ንህዝብና ጽቡቅ ምኽሪ ❤️🙏

  • @munasolomon1158
    @munasolomon1158 ปีที่แล้ว +1

    D.r sarome thanks nabki einta bexhu mefthi kemi terakbi terdeni neru🙏🙏🙏

  • @tmnitemha7679
    @tmnitemha7679 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመ ጥዕና ይሃብኪ ብጣዕሚ ጽቡቅ ምኽሪ እዩ ሓብተይ ካብ ኩፉኡ ኣመል ይሰውረና እግዚኣብሄር ኣምላኽ

  • @yorsalemhaliey2613
    @yorsalemhaliey2613 ปีที่แล้ว +3

    Am proud of you doctor every time you solve the problem God bless you dear 👍🙏🏿

  • @filikfle
    @filikfle ปีที่แล้ว +3

    Thank you docterey ብሉጽ ሓሳብ ንሓፍትናኻ እቲ ኣጋጢምዋ ዘሎ ኣምላኽ ኢዱ ይስደደላ! እዚ advice ንሓፍትና ጥራሕ ዘይኮነ ተላይ ነዓናውን 👋🏼 tnx more

  • @suelg1160
    @suelg1160 ปีที่แล้ว +22

    Thanks doc. You are always helpful!! Thanks for helping the Eritrean comunity with your profession.❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @YoramTesfu
    @YoramTesfu ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሓቂ Doctor ቤላ advice qexlyo 😮😮❤❤

  • @tekiekidane9005
    @tekiekidane9005 ปีที่แล้ว +3

    Proud of you Dr. Sharon, great and qalified doctor, wise and mature.

  • @mercymercy8563
    @mercymercy8563 ปีที่แล้ว +1

    Eway anti sharon ezom kulom youtuberat kemaki zeykonulna iyom atleast diciplinki.❤❤❤

  • @geg7232
    @geg7232 ปีที่แล้ว +1

    ማዓረይ ኸመይ ድየ ድፈትወኽ ዓለመይ

  • @numaelyonas3532
    @numaelyonas3532 ปีที่แล้ว

    ብዙሕ ተማሂረ Dr sharon betami nemsgneki 🙏

  • @hailimariamangosom8219
    @hailimariamangosom8219 ปีที่แล้ว

    መጸናኒኢት ሰብ ኮታ ኩሉ ኢኺ ።በዝገልጸኪ ኢየ ዝጠፍኣኒ ብዝኾነ ጎይታ ይባርኪ መመሊስኪ ተገለጺ ብርኽቲ🎉

  • @robelhabteabhabteab5958
    @robelhabteabhabteab5958 ปีที่แล้ว

    ሳሮን ሃፍተይ ዘክራኒ። በቲ ዘርዳና ካንካና መካኑ። ኣምላክ ፈለተትኪ የስፈሃልኪ።ተባረኪ ዛ ሃፍተይ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Mike-nl9vp
    @Mike-nl9vp ปีที่แล้ว

    Dr Sharon thank you for your contribution to eritrean community
    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @KebatsYimesgen
    @KebatsYimesgen 3 หลายเดือนก่อน

    I agree very , very strongly , your teaching or thoughtful ❤

  • @amantegegne380
    @amantegegne380 ปีที่แล้ว

    Amlak ybarki. Dokuter sharon nibuzuh seb medihanit konki aleki

  • @bemnethailu1663
    @bemnethailu1663 ปีที่แล้ว +2

    ተባረኪ 🙏

  • @yonasbokure6911
    @yonasbokure6911 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ምኽሪ

  • @Wedifish
    @Wedifish ปีที่แล้ว +1

    Kem wetru xbuk tmhrti u doctor Sharon haftna amlak edmen tienan yhabki ❤❤❤

  • @peterapo1232
    @peterapo1232 ปีที่แล้ว +7

    Golden and precious advice from a blessed mind, I always thank the Lord for you 👩‍⚕️. God bless you.

  • @GA-ub6xi
    @GA-ub6xi ปีที่แล้ว

    Btami eina nemesgeneki DOC SHARON BTHBNA TMHRTI amlak hdmen tenan yhabki tsbkti ftret amlak kulu zadela ::
    ❤❤❤👍👍🌹🌹🌹 🌺🌺🌺 🌸🌸 ❤❤

  • @rutaruta8740
    @rutaruta8740 ปีที่แล้ว

    Nay behaki xbuk tmrti enkae haftna konki habibti❤❤❤❤❤❤

  • @TesfaldetBeyene-n1y
    @TesfaldetBeyene-n1y ปีที่แล้ว +2

    Good advice doctor Sharon Thank you so much for What you do❤❤❤❤❤

  • @shaiebya437
    @shaiebya437 ปีที่แล้ว

    Ewyyy anes kfetweki sharoney❤❤❤❤❤edmen tienan yhabki ezi maieda nkulna eyu ❤️❤️🌹🌹

  • @lulat8183
    @lulat8183 ปีที่แล้ว +1

    Amlak ybarki Dr

  • @misgunokbay3500
    @misgunokbay3500 ปีที่แล้ว +2

    ሰላምኪ የብዛሓዮ ዶክቶር ብጣዕሚ ሃናጺ ዝኮነ ምክርን ማዕዳን ዩ ናይ ብሓቂ ነታ ሓፍትና ከኣ ኣምላክ ብምሕረቱ የውጻያ ካብቲ ኣትያቶ ዘላ ዓዝቕቲ❤

  • @beyourselfbuddy2550
    @beyourselfbuddy2550 ปีที่แล้ว +3

    You are always helpful🙏🙏🙏

  • @1tm253
    @1tm253 ปีที่แล้ว +1

    Sharon Weldu … no words blessings for a generation. U r the top lady.

  • @luchiabsrat3221
    @luchiabsrat3221 ปีที่แล้ว +1

    Fiqri, Brkiti, Hidiat...nihzba eki mo Dr Sharon❤❤❤amlak bereketu zilalu yebzahalki

  • @yoniwedihager4785
    @yoniwedihager4785 ปีที่แล้ว +1

    Great explanation Dr.Sharon

  • @Dawittv
    @Dawittv ปีที่แล้ว +1

    Thank you sharon haftey

  • @habtemichael3505
    @habtemichael3505 ปีที่แล้ว +1

    My unconditional love to you Dr. Sharon!

  • @RodasGergish
    @RodasGergish ปีที่แล้ว +1

    ክብርቲ ሃፍተይ ናብጾሎታ ትመለስ ኣምላክ ዘይፈልጦ የለን ኣምላክ ምህረት ዮውርደልኪ

  • @sennaitwoldai8719
    @sennaitwoldai8719 ปีที่แล้ว

    ዕድመ ጥዕናን እምነይልኪ ዶክተር ሻሮን እግዝኣብሄር ይብርክ ❤️🥰😘🙏

  • @militesfu1626
    @militesfu1626 ปีที่แล้ว +1

    Thank you for your advice Dr, Sharon shikor edmen tienan yhbki ❤❤.

  • @Kerenxeada
    @Kerenxeada ปีที่แล้ว

    Sharon haftey thank you very nice advice

  • @sabaasgedom3290
    @sabaasgedom3290 ปีที่แล้ว +5

    ከማኽስ ሽሕ ይወለድ ❤❤

  • @AwetTesfaye-s7t
    @AwetTesfaye-s7t ปีที่แล้ว +1

    Thank you Dr Sharon

  • @benhurworld
    @benhurworld ปีที่แล้ว

    precious advice

  • @wedidenden
    @wedidenden 7 หลายเดือนก่อน

    Dr. Sharon, many thanks for your invaluable, incredible, informative, supportive and educational advice. I admire your wisdom so our 🇪🇷 community is luck to have a brilliant and bright individuals like you.
    Bravo, keep it up the excellent job!!!
    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Fache.
    @Fache. ปีที่แล้ว +2

    Thanks Dr.Sharon you are Always helpful ❤🇪🇷👏👏👏

  • @mhuraraya6048
    @mhuraraya6048 ปีที่แล้ว

    Nezi thbna zeleki tmirtin haberetan btami nemesgin Fetari edme yhabki hafna balu Fetari yemhara

  • @semereabghebre4325
    @semereabghebre4325 ปีที่แล้ว +2

    ዶክተር መበገሲ ገርኪ ሕክምናዊ ምኽሪ ምሃብኪ ብጣዕሚ ጽቡቅ ፡ብዛዕባ እታ ናይ'ታ ጓል ግን ኤርትራውያን የሕዋትና youtubers ምሽ ከም'ዚ ዓይነት ዘረባ ንሓቂ ዝመስል ሰብ ሞይቱ ኢሎም ሰናትም ኣብ ምቅራም እዮም ዘለዉ እማ ካኣ ካብ #ዳዊት 😂😂

    • @rit6091
      @rit6091 ปีที่แล้ว

      Ane keman abta nay Dawit zelileya halife kitamnom slezexegm.

  • @AsterHabtom-xx1te
    @AsterHabtom-xx1te ปีที่แล้ว

    Btami bulux zkona mkiri adman tanan yhbki fatari zhftay ❤️❤️❤️❤️

  • @HelenBerhane-xq3ri
    @HelenBerhane-xq3ri ปีที่แล้ว

    ብቀዳምነት ሰላም ን ዓኺ ኽብርቲ ሐፍቲ ደ/ር ሻሮን, ብምቅጻል ኽምቲ ዝበልኽዬ ማዕረ ኽንደይ ሐቕነት ምህላው ኽይተገደስኪ ድራማ ከምዝኮነ ናይዛ ሐብትና ትረኻ ግን ኽኣ ሕደ ካብቲ ከቢድ ፀገም ህዝብና እዩ ኽንደይ ኽንብሎ.......... I cant write all in commet what i know i need more hours just my real story and i still live with until the day come.

  • @HelenTekilay
    @HelenTekilay ปีที่แล้ว

    ብሓቅ ማህር ዝኳነ ትምህቲ ❤❤❤

  • @legesetamineab353
    @legesetamineab353 ปีที่แล้ว

    Thank you so much

  • @yordanoshaile2348
    @yordanoshaile2348 ปีที่แล้ว

    ዶ/ር ሻሮን ኣዚኺ በላሕ ሰብ እድመን ጥእና ይሐብኪ ንሐፍትና ካኣ ምጭናቕ ትርጉም የብሉን ኣብቲ ሐድሽ ሐዳርኪ ሰላምን ርጋኣት ክወርድ ትገብሪ ንስኺ ኢኺ ካልእ በትእምነትኪ ጸሎት ግበሪ መጽሐፍ ናይምንባብ ልምዲ ይሐልኺ ቛንቛ እቲ ዝኣተሕዮ አዲ በዳኺ እዩ ኣምለክ ምህረት ይሐብኪ

  • @habeshafood5436
    @habeshafood5436 ปีที่แล้ว

    Saroney btaemi xbukmedeb
    Hto aleni bejaki melsley bzuh gze volumzuur medhant entewhitna manatu kolu ktweld zelewo tekelo kemey eyu❤❤❤

  • @okubaimedhani7861
    @okubaimedhani7861 ปีที่แล้ว

    ዶ/ሻሮን ብልጽቲ ህያብ ካብ ልዑል እግዝኣብሄር ኣምላኽ ንሕብረተሰብና ዝተወፈኺ ኢኺ ። ኩሉ ማለትኪ ኮይኑ ካብ ልቢ ብብሉጽን ገላጽን ቃላት ንሕብረተሰብ ተገልግሊ ኣሎኺ ። ከምቲ ቃል-ኣምላኽ ብፍረኦም ክተለልይዎ ኢኹም ዝብሎ Excellent Character ከም ዘሎኪ ዝእንፍት ባህርያት ይርእየልኪ ኣለኹ ። ኣነ ብዕድመ ኣቦኺ እየ ። ልዑል ፈጣሪ ንዓኽን
    ንስድራ ቤትክን ንዘርእኽን ብሰማያውን ምድራውን በረኸት ይባርኩም ። መጻኢ ጉዕዞ
    ህይወትኪ ምሉእ ሰላምን ጥዕናን ብልጽግናን
    ይኹነልኪ ። ኣሜን !

    • @DrSharonWoldu
      @DrSharonWoldu  ปีที่แล้ว

      ክቡር ሓወይ (ኣቦይ)፡ ። ሃናጺ ርእይቶኻ ሞራል ሂብኒዩ'ሞ፡ የቀንየለይ፡ ክብረት ይሃበለይ። ንዓኻን ቤትካን ውን ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን።

    • @okubaimedhani7861
      @okubaimedhani7861 ปีที่แล้ว

      @@DrSharonWoldu
      ኣሜን ! Thanks

  • @semerekiflay5052
    @semerekiflay5052 ปีที่แล้ว +1

    በጣዕሚ ጽቡቅ ምኽሪ!

  • @Yafet-g6v
    @Yafet-g6v ปีที่แล้ว

    Dr positive good bless Sharon haftey.

  • @nosacurry4257
    @nosacurry4257 ปีที่แล้ว +4

    You the best Sharon keep it up you are the only one who will give eritreans hope and 😂

  • @naomiyemane3145
    @naomiyemane3145 ปีที่แล้ว

    Dr. Sharon thank you for shearing.but i don’t believe it they sound like actors.Why she chose Dawite??????????🙏🏾💕💕💕

  • @kisanetdawit4826
    @kisanetdawit4826 ปีที่แล้ว

    Doktor saron haftey anes kirbeki yedli eye gen bejaki eba rekbni 🙏

  • @haniandnuhn7592
    @haniandnuhn7592 ปีที่แล้ว

    Bae mqrti melkieki mqrti lbonaki mqrti mesahala zsrebaki ruduo mxuhrn rebi yhfezki kemaki Yebzhaln eske abzi meda❤❤

  • @tekleab9462
    @tekleab9462 ปีที่แล้ว +2

    Nski dea abay phscologist endiki❤

  • @mera27meda
    @mera27meda ปีที่แล้ว

    yeah you are right ✅️
    ane hadehade sbe hasika Wela welfi ygebre eyou zbehal ane wen kem lemdi kemeo eye zbel nire gn tekone feliteyou hasot eyou ekoa dea etee sbe eyou psychology problem giro zelo😅 thanks d. Saron sele xbuq merdaeta zhabki

  • @wedisahil
    @wedisahil ปีที่แล้ว

    Xubuq mikri dr sharon ✅️✅️✅️✅️

  • @sarirussom3618
    @sarirussom3618 ปีที่แล้ว +1

    Sharoney shikor ❤ just keep going darling

  • @aselasel5385
    @aselasel5385 ปีที่แล้ว +1

    Ewayyy btme ena nmsgen nkli nger dokter shoron tanks ❤❤❤❤ btme eki nfete

  • @habteabnega4594
    @habteabnega4594 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቅ ምክሪ ዶክተር ሳሮን

  • @jontaga-ts6ch
    @jontaga-ts6ch ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጢዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ዶክቶር ሻሮን

  • @yowhanamaekele7686
    @yowhanamaekele7686 ปีที่แล้ว

    Nay Behaki blux zkone mkri Dr Sharon tebareki zhaftey. ❤❤❤

  • @እግዚአብሔርአምላኽይኽበር
    @እግዚአብሔርአምላኽይኽበር ปีที่แล้ว +1

    ፈጣሪ ይክበር ይመስገን ዶክተር❤❤❤❤❤

  • @ኣደይእምበርናፊቐ
    @ኣደይእምበርናፊቐ ปีที่แล้ว

    Thanks Dr Sharoney ❤
    Ezi mkuri ezi nhaftna chray zey kone bhafesha nkulna eyu mo kbret yhabelna Dr Sharoney
    Nhaftna kea ezgabhier amlak mhret yewrdela

  • @rozinatsegay6373
    @rozinatsegay6373 ปีที่แล้ว +1

    ኣምላክ ይባርኽኪ ጽቡቅ ምኽሪ❤

  • @juiditanamehari8443
    @juiditanamehari8443 ปีที่แล้ว

    Kemey aloki Doktor Sharon,kullu gzye meliktiki nai Anabis eki,natna mukanki kisanet eyu.Eza nai lomi nai eza gual seb keksina ajioki kitbehal inber kali zerebatat melisu key geda,hkmina yedlya alo mesleni,slezi kerabia seb zelo nai gdin kithgez alowa,wey abey bota inte felitna seb kinsedela,metan akli keytexebib.

  • @daniel22126
    @daniel22126 ปีที่แล้ว +1

    Briliant dr. Sharon.

  • @zaidtsegay2257
    @zaidtsegay2257 ปีที่แล้ว +1

    Tebareki brkti habtey btaemi teqami tmhrti iki temehalalfi kulu gzie❤

  • @natitesfay344
    @natitesfay344 ปีที่แล้ว +1

    Doctor nay bhaqi xbuq mkri🙏
    Bzaba (Hapitat .B )
    Da medeb zeytgebrna plc🌼

  • @tmlmyora1943
    @tmlmyora1943 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመ ይሃብኪ ❤❤❤ዛሕፍተይ 🌹🌹ኩሉ ግዝየ ብክጽቲ.. ❤️♥️♥️♥️