🔥ጉዳይ መርዓ መልኣከ ብርሃን መንደላይ // ደሃይ ሞኒከመ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 15 ต.ค. 2024
- 1 ) This video has no negative impact on the original works ( It would actually be positive for them )
2 ) This video is also for informational purposes .
3 ) It is not transformative in nature .
4 ) I only used bits and pieces of videos to get the point across where necessary
#Eritrea #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm
ዋይ ሰሓቃ ምምቃሩ ዛጓል❤❤❤
ዋይ ሰሓቃ ትምቅር ናዛጓል❤❤❤❤❤❤
Dani n Bieri zereba awedaya eka aytkulefa ❤❤❤❤ aziye eye zfetwekum qexlwo ❤❤
ከመይ እንዳ ኦርጅናል ወረ ንፈትወኩም ኪና ምስኩሉ ነገርኩም ቆናኖ ሾማሕ እንተረጎድካ ድማ ደም በዝሒ ከይህልኪ ተመርመሪ እናሓደረ ይፍሐኪ አሎ ይብሊና ገርመኩም እዩ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Mukurat anes btaami eye zfetwekum des kutbuluni ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Kief alekum- yehwat dikum
Lovely caple ❤😂
መርሓባ መርሓባ ሽኮሪናታት ኣታ ነዓኩምስ ወላ ፈውሲ ጭንቀት ተበልክኩም እዚ ዶ ዓኣቢኩም ምስጢር ናይ ሰሓቅ ኢኩም ንስኩም ትማሊ ስለ ዘይረኣክኩም ከይ ሰሓቅኩ ኣምስየ ብዝተረፈ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
😍😍😍😍 eshi amawa
Subukat dea kitblu amlak misakum yikhun sehakum yibzah ❤❤❤❤
Ata ane mara indye zfetwekum ize donkoro keshe hatyat aytemxuwo .I Love you❤❤❤❤❤❤❤
Amalk fkirkum ybark wetru hgusat hiwetkum mule b hagos nberu❤🇪🇷🇳🇴
Amen Amen Amen wela naka Hawey ❤❤❤
Ok. Mara kef alekum. I'm new subscriber🎉🎉🎉
ይሞቹኹሞ ኣቱሞ😂❤❤
dani Awedaya AtfiAtka Eya Dahray 😂😂❤❤❤So Azye Eye Zfetwekum ❤❤❤❤❤❤❤❤
Entay gedeshekum nay Eritrawiyan. Amselutat.
SELAM. MUKURAT AHWATEY BTAEMI EYE ZFETWEKUM FKRUKUM YBZAHH❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹
ኢንታይ ማዓት አዩ ኣታ ቢጣዕሚ ኣዛናጋዕቲ መደባት😂😂😂😂😂
❤ክልተ መሕረራት😂
በተለይ ኣብቲ መእተዊ እትገብርዎ ኣክሽን😂
ግንሲ ናፊቀኩም ቀንየዋ ባይዘወይ ፅቡቅ ኣለኩም❤❤❤😂😂
ብሓቂ ሸዊደዳና ብዓል ሄዋን ኮፍ ኢልና ከይንበልዕ ካብ ገነት ኣውፂኣትና ካብ ሕዢ ፅቡቕ ጌርክን ሓዛና ካሓሳና
WOW ድምፂ❤❤❤❤ ናይ ኪሮስ አለማዮ
We love you guys kept up your good personality
❤❤❤❤❤❤
ሰላም ንዓኩም ዮኩን ብሩኻት ይሕዋት🫶🏽
from Italy🇪🇷
Dani and beki love from eritrea
Xbuqatey❤❤❤❤❤
Kfetwekum aenes❤❤❤🇪🇷
ቤሪ ክዳንኪ እና ቁኖኪ ኣጥዒምልኪ❤❤❤❤❤
ጽቡቃት ደስ ዝብል ቁኖ ግዳ ሺኮሪናታት
hakka Eika Dani Shkor Adieka Zbeloto Ya Aygberelka Sebeytka Zbeleto Ygberelka Yblu weledna Meselti malet Enteylkani Adieka Hmak getimuka E U ZrAya Sebeytka Gn Wala Ab Hmak Keleka Msebeyti E u Zhlu Yseti Yhlu Ember Wezete Chrash Hmak Eka Entgetmeka Ab Beka Yklb E U Zhlu Eya Tbl❤❤❤❤❤
ሰላም ሰላም ብሩኻት !! እዛ ናይ ቀምቃማይ ሲ: ተስካር ዝለመደስ ሕሙም ክርኢ ከሎ የምባሁቕ
Well come xubuqat🎉🎉🎉🎉❤
Selamkum ybzaH
Abta agalt zbelkaya gn haka ala bealti bietka awald eu zbeha nhadhdkum ktkateun ktteararemun kelekum zelekum xnue fkri ygrlx like you❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ክትብሉ ? ሂወት ታሪኩም የዕሉሉና የሕዋት ዲኩም ወይ ክኣ ሰብ ሓዳር ግለጹልና?
Hi Selma kemay mes abetki zeytlileney gedani fteya keyene melesi bewehti
Welehantiy Eu zey Ridianiy Natuku Medeb please Eintay Eikum tekrubu natikum medebat you have to gele fuluy please Areistu ziymexh tekribiwo gina kalh please Ktihiylu gele fuluy amtedhu. ❤
Maeteb gn gber bro🙏
Were dea zeyi beakum ena Nirekibo hasewuti
እፍርም ገያጽ ንስኻዃ ትሳዓዓም አለኻ ፋራ ብንያም ድአ ጽሩይ ኤርትራዊ እፍርዮም እራይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪💪
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
😂😂😂😂😂😂❤❤❤🇪🇷
እዚ ሰብኣይ ግን ኣዝማዱ ሕኽምና ዝይትወስድ ዎ ሩኹስ መንፈስ ኸም ድልይቱ ዮጻዋተሉ ኣሎ
ምቁራት እንቛዕ ደሓን መጻእኩም፣ ብዛዕባ ሞኒካ ንኤርትራ ዝኸደትሉ ምኽንያት ስድርኣን ዓዳን ምርኣይ እዩ። ስለዚ ግዜ የብላን፣ ብናተይ ተመኩሮ እቲ ሃዋሁ ናይ ኤርትራ ጭራሽ ካብ TH-cam ኸምትርሕቕ እዩ ዝገብረካ፝ ብዙሕ ሓጎስ እዩ ዘሎ ኣብ መሬት፣ ኣብ ኤርትራ TikTok ዳርጋ የለን እዩ ዝብሃል፣ መንግስቲ ይዓጽዎን ማሕለኻታት ይገብረሉ እዩ ብ IT ምሁራት ኤርትራውያን።
Bi shimey hikuf abilka siama neza shikor ❤
❤❤❤❤❤❤❤ mikrattt ftirettt amlak hilfi kulu ybarkummmmmm❤❤❤
ወልካም ጹቡቃት ካብዚ ሳሐቁም ክንካፈል መጺና
❤❤❤❤🎉🎉
ፍቅርቲ ናተይ፡ ኩሉ ግዜ ይከታተለኩም ኢየ፡
ጓል ኢልካ ኣጓላት ኢኻ ትብል እንበር ኣዋሊድ ኢልካ ኣይጸሓፍን ኢዩ፡ ከም ልምዲ ግን ብልሳና ኣዋሊድ ንብል።
እቲ ሓቂ ግን ወዲ ኢልካ ኣወዳት ትብል፡
ጓል ኢልካ ኣጓላት ኢዩ ዝጽሓፍ፡ ድሕርሕጂ እቲ ሓቂ ቃል ኣጓላት ደኣ እንበር ኣዋሊድ ኣይኮነን።
ኩሉ ግዜ ክትእርምዮ ከለኺ ብጣዕሚ ኢኺ ተሕርቅኒ።
ብዝኾነ ብጣዕሚ ኢና ንከታተለኩም ምስ በዓል ገዛይ ኣብ ከብደይ ዘላ ጓለይን፡ ስሓቁም ደስ ክብል።❤❤❤
@@ናይሎሚንጽባሕ ክእርመኪ ሓብተይ ፣ መጀመርያ ኣዋልድ እምበር ኣዋሊድ ኣይብሃልን ። ኣጓላት ኣይብሃልን ኣብ ሰዋስው ትግርኛ፣ ኣጓላት ብዙሕ ግዜ ዝዝውተር ኣብ ትግራይ ጥራይ እዩ። ናይ ትግራይ ትግርኛ ድማ ብዙሕ ጸገም ዘለዎ ቛንቛ እዩ፣፣ማለተይ ድማ ብዙሕ ኣምሓርኛን ላሕጃ ኣምሓርኛን ብኸቢድ ዝተጸልወ ቛንቛ ስለ ዝኾነ።
የኔ ውዶች እምውዳቹ
Btami ekum Des tbluni qeslwa
Kondafat agame deki rushunat
Waww qunano xubuqay❤🎉
ዝሰማዓና ምስኣና ከርተት ንነብር ኣለና😂😂
ናይ ወረ ኮይንና ትብሉስ ባዕልኩም አንዲኩም ተምጽአዎ አቲ ወረ
ንስኹም ብፍላይ እዛ ጎል ቡዙሕ ትስሒቂ ኮንኪ ስሐቅኪ ጨው ዘይብሉ ኮይኑ እሞ እርም አቢልዮ::
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍀🍀
Atum sebat tigrawot ekum guday tgraykum zeytgebru kulu temxwo were naye Eritrea teraye gedefuna bejakum guday adekum geberu
ቤሪ ስነስርዓት ግበሪ
ካብ ምስራር ሲ ደገ ምውጻእ ኢክን ትፈትዋ ኣዋልድ። ሓሶት ተዛሪብኪ ኣብ 19:45
Nice Familie
Kefe zelewo hemeta
😂😂😂😂😂😂😂😂
Tenafekti eikum ezi seytan gn atfeulna
Wa denqo elkumos welahanti aynbln😅😅😅
Intay eky haqi zeytezareby ab Eritra kendi tebli Ethiopia tebli.
Love you ❤
😍😍
እዋይ በሪ እዛ ቁኖሲ ኣይግድን ኣየተመልክዓልክንያ ሓራስ ናይ ማርያም መሲልኪ ምሻጦዮ ዘመልክዓልኪ ኔው በልዮ በጃኪ ዳኒከ ገለ እኳ ኣይትብላን ወደይ ኣይግድን ቤሪ ሓብተይ ሕሰብላ ኢኪ
ዓድኻ ድለ ጨናዊ
🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
😂😂❤❤❤
ኣብ መንጎ እባ ኣይ ትክሎፍና
ካባኹም አዩ ዝጅምር ወረ
ባዓ ልኽም አንድ ክም ትዝርብ ስብኣይን ስብይትን ውርፕትት kkk
Bhamute 5 ☎️ follow elekum aleku keyteguhini bela alekum kexlwo dani kea sebeytka ktkld kela adamxa keytsiena 😂 bzterefe good job
i love you 😍
Kkkkk
ኣንታ ግደፍዎም ብጽጋቦም ዘምጽዎ ኢዮም፡፡ ፖሎቲካ ኣይትእተው እንተኣቲኩም ከኣ ናይ ኤርትራ ጥራይ ኣይተምጽኡ ናይ ወዲ ራያ ከኣ ኣምጹልና።❤❤❤❤
ካልኣይ ከኣ እታ ናይ ጥሩምባ ግድን ግድን ቀጽልልና ኢኪ ክጽበየኪየ ኣብ ቀጻሊ ክይትርስዒ ይጥዕመኪ ድዩ ኮመንት ጸሓፍለይ ክጽበየኩም አየ ካብ ዓሚልኩም ኣማን
በራሕ ትብለኒ እንስሳ እዩ ዘይበርሕ
🎉🎉🎉🎉
Mis bilak jelae yitehaneku
Selamat shikorinatat medebkum btami xubuq des zebil eyu gina haderakum nezi buda please diyaqon mesel kem beluwo bejakum qumneger zeyblu ab haymanot kone kalie bzuh felalayi zkone kem beluwo
ዳኒ ብመጀመሪያ ሰላም ብምቕጻል ስለምንታይ ኢኹም ኣብ ፖለቲካ ኤርትራ ጦብሎቕ ትብሉ ጆን ብላክ ይብጽሕዎ ኣይብጽሕዎ እንታይ ይምልከተኩም እዩ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዝድፈራ ኣሕዋትኩም፡ዘይትዛረቡ ዓገብ ንስኻትኹም ደገፍኩም ነቶም ጠላማት ብርጌድየእዱግ ምሃብኩም ድዩ ?
ሓደ ሰብአይ ሲ ንሓንቲ ወዲ ሃወቦአ ዝሞታ ሰበይቲ ክበፅሓ እናልቀስ ምስ ከደ እታ ሰበይቲ ስለ ዘይሰምዕት እንታይ ኢና ኮና ምስ በለት እቲ ሰብአይ ድማ እዚ ሕማም ካብ ዝጅምረኒ ሰለስተ ዓመት ጌሬ ኢሉ መለሰላ
Thank you 🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ገዛና ከመይ ቀኒኩም ሓደ ሓደ ግዜ ሲ ንሲንግላት ዝክዉን መፍትሒ ኣምጹልና 😂😂😂😂😂
እሺ 😍😍😍
❤️❤️❤️❤️🤣
Mequrat yehwatey betami eye zeftwekum❤❤❤
Kemey elki eki tshqi nay haqi zeymesel
አረ ሳብስክራይብ ግበሪና በይዛኩም ዳኒ &ቤሪ❤😂😂😢😮😮😅
🎉🎉🎉❤❤❤
ሰብኣይን ሰበይትን ዲኩም ደስ ክትብሉ
Mara eye zfetwekum bflay eta dona
Ata nmonica xibuq mihsab malet amlak keman ayfetwo abey emo abu ayehqiqwan aezana himaq qalat kab mismae keman dhina alena emae
ብሞንኻ ኽአ ተሻቅልኹም ንስኻትኹም ሰብአይን ሰበይትን 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Besero eya
ኣነስ ዕፅፊ ትፈትዎ ዝነበርካዶ ዕፅፊ ትፀልኦ ኢካ ዓይኒ ዘይብሉ ፅልኢ ኣሕዲረ ኣባካትኩም ብፍላይ ንስኪ ጓል ኮይንኪ ንሓደ ኣብ ቤት እግዚአብሔር ዘገልግል ነክብሮ ሓውና ስልጣን ከሰተ ክተናሽው ከመይ ኣክኢልኩም እውይ ድፍረትኩም ገይሩ ዝገረመኒ ገፅኩም ትርሓቅ
እዞም ረሳሓት ሑሱራት ከመይ ዳኣ ዕድሚኦም ትሕጸር ጓለይ ነገንዘብ ክብሉ ብመንነቶም ዛሓፍሩ ዓይነ ዘለዎም ከዳዓት እዮም
@@TrhasTiti-dk5nq ብጣዕሚ ብፍላይ ስልጣን ከሰተ ዝድፈር ሰብ ኣይኮነን ቀያሪ ሂወትና ኢዩ ቡዙሕ ሚሂሩና ቡዙሕ ቀይሩና ቡዙሕ ተቃሊሱ ድምፂ ህዝብና ከይኑ ስለህዝብና ደም ነቢዑ ኣብዚ ክፉእ ዘመን ንሓቂ ቆራፅ ስለቅድስቲ ቤተክርስቲያን ብትብዓት ዝቃለስ ንሓቂ ተባዕ ዑንቂ ኦሮቶዶክስ ተዋህዶ ሓቅነቱን ቆራፅነቱን ን እግዚአብሔር እምበር ንሰብ ዘይፈርሕ ንሓቂ ብትብዓት ዝዛረብ ኣነ ካመይ ደፊረምዎ ከመይ ኣክኢልዎም ብጣዕሚ ኢዮም ገሪመሙኒ እቶም ዘይኣመንትስ ሓቆም እዚኦሙስ እንታይ ኮይኖም🙄
Alexander grham
አታ ካላ ራእሳን ሺይጣን ነድስ
ሓሰውቲ ናይ ትግራይኩም ዘይትገብሩ።
መጀመርታ ኤርትራዊያን ዲኩም