"ስለምንታይ ኢና ካብ ሻዕብያ ንላዕሊ ስለ ኤርትራ ንግደስ" ኤርትራ ዝምልከቱ ሕቶታት ብሰሎሞን፥ ጓል ራያን ኪዳነ ኣመነን ንፕሮፌሴር ፍሰሃ ኣሰፋ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น •

  • @negash7146
    @negash7146 10 หลายเดือนก่อน

    ክብረት ይሃብካ ታ ሓቂ ዘውፃእካያ ሕወሓት ልዕሊ ኤሪትራዊ እያ ትሕለቐሉ ን ትግራይ ክንዲ ኤርትራ ኣይሓስቡላ እዙይ ሓቂ

  • @samuelhaile7296
    @samuelhaile7296 10 หลายเดือนก่อน +24

    Every single person came to Tgray makes a political mistake…..Eritrea was a country will continue as country

    • @atchessman4825
      @atchessman4825 10 หลายเดือนก่อน

      Eritrea is country who continues to commit atrocities against innocent civilians, Eritrea needs to be accountable for Tigray Genocide.

    • @ሳማዊኤሪትራዊ
      @ሳማዊኤሪትራዊ 10 หลายเดือนก่อน

      @@atchessman4825well Tigray have to pay for the crimes they did in 1998 to 2001

  • @eritreaalandofpromise971
    @eritreaalandofpromise971 10 หลายเดือนก่อน +19

    ኪዳነ ኣመነ፡ ጽልእኻ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ደው ኣብል፡ ብጣዕሚ ትገርም ሰብ ኢኻ ካባኻስ ፖለቲካ ተንታኒ ኢየ ኢልካ ኢኻ ትኾርዕ፡ ባኮ ብጀካ ዘይመሬትካ ምግባትን ጽልኢ ምዝራእን ሓንቲ ትፈልጦ ነገር የብልካን።

  • @ቤተይህርመትልቢ
    @ቤተይህርመትልቢ 10 หลายเดือนก่อน +26

    ካብቲ ዘገርም ወላ ንዓለም ኢኹም ዘይትፈልጥዋ ፡ ንዓለም ዝፈጠራ ትግራዋይዩ ኢልኩም ስለ ትኣምኑ መፍትሒ ከተምጽኡ ኣይትኽእሉን

  • @tsegayteweldebrhan9499
    @tsegayteweldebrhan9499 10 หลายเดือนก่อน +15

    I don’t care about Tigray too ኣታ ዕጉም ለለ but I care about Eritrea 🇪🇷 period, እዝኑ ደጊፍኩም አስምዑለይ ነዚ ቆንዳፍ

  • @tedvisions1467
    @tedvisions1467 10 หลายเดือนก่อน +5

    ዓቢ ሰብን: ዓቢ ኸብድን እምበር: ልቦና ዘለዎ ሰብ ተሳኢኑ ኣብ ትግራይ። ጓልኩም ክትምዕደኩም : ውርደት እዩ።

  • @avmars5937
    @avmars5937 10 หลายเดือนก่อน +24

    ተጋሩ፣ ኣንታ እንታይ ኢኹም ናይ ትግራይ ዘይትገብሩ። 99% ኤርትራውያን ብትግራይ ዝግደስ የለን። ን25 ዓመት ሕማም መንድዓት ኮንኩምና ጸንሕኹም። ሕጂ ግን ወዲቃን/ደቒቓን እያ ንኤርትራ ኣይኮነትን ንፋኖ ስግኣት ኣይኮነንኩም። Eritreans are not talking about Tigray, nobody cars about you. LEAVE US ALONE!!! Inferiority complex is killing you.

    • @asmelashtesfay5931
      @asmelashtesfay5931 10 หลายเดือนก่อน

      ጊላ ህግደፍ እተን ብደም ዝጨቀዋ አእዳውኩም ክንሕፅረን ኢና አብ ሕምብርቲ ኤርትራ መፅኢና

    • @HAN-lx1nh
      @HAN-lx1nh 10 หลายเดือนก่อน

      @@asmelashtesfay5931መጀመርታ ብ ጥምየት ዝረግፋ ዘለዋ ኣንስቲ ኣድሕነን ክንዲ ገለ ዝኸውን ሽግር ከለኩም ኣብ ገዛኹም ጥር ኢልኩም ብዛዕባ ኤርትራ ክትዛረቡ ግን ድንቁርናኹም እዩ ዘርእይ

    • @gglule355
      @gglule355 10 หลายเดือนก่อน

      Bejak Negerlay eba

    • @asmelashtesfay5931
      @asmelashtesfay5931 10 หลายเดือนก่อน

      ሕነኹ ኣቱም ትግርኛ ተዛረብቲ ሚኒሊካውያን

  • @saraasefaw3459
    @saraasefaw3459 10 หลายเดือนก่อน +23

    ብዛዕባ ኤርትራ ምዝራብ ደኣ ብሱሩማ ሃታዋት ኮይንኩም እምበይ ካልእ እንታይ ማ ክኸውን 😢

    • @amanuelh210
      @amanuelh210 10 หลายเดือนก่อน

      😃😃😃

  • @kiflayandemichael5982
    @kiflayandemichael5982 10 หลายเดือนก่อน +18

    ተጋሩ እኩባት የእማን ሓደ ዝሓይሽ የብልኩምን በዓል ርእሲ ሓምሓም

    • @YemaneGebremichael-t4v
      @YemaneGebremichael-t4v 10 หลายเดือนก่อน

      Dimocracy nai ምዝራብ መሰል kemzelena yeredeaka ab ትግራይ ab Eiritrea ኸ hahaha

  • @bezenkahsay5970
    @bezenkahsay5970 10 หลายเดือนก่อน

    Gal raya wow I didn’t expect that kind of maturity and flow of ideas. Thumbs up indeed

  • @asmarino99o42
    @asmarino99o42 10 หลายเดือนก่อน +22

    A Lion (🇪🇷) is not concerned with opinions of sheep.

    • @almaz.8056
      @almaz.8056 10 หลายเดือนก่อน

      👟🥾👠🥿👢🥾👠🩱👖👕

    • @kevincosta8832
      @kevincosta8832 10 หลายเดือนก่อน

      Is that why you were saying weyane cia USA for 30 years? Lol

    • @atchessman4825
      @atchessman4825 10 หลายเดือนก่อน

      Just b/c Italy teach you how to use fork & spoons, it doesn’t make you any better hgdef. You’re a country who takes everything under ground b/c you can’t catch up to them.🤮🤮

  • @ኣለናከምትማሊ
    @ኣለናከምትማሊ 10 หลายเดือนก่อน +8

    ተጋሩ ስየ እንታይ በለ ኮር ደምሲስና ኮር ሃኒጽና የበለይዶ? ኣበይ ደኣበለ?ሕጂ ከኣ ንሰሜን ደሓን ሻዕቢያ ኣብቦትኡ ኣሎ ።

  • @kemalemey
    @kemalemey 10 หลายเดือนก่อน +5

    ኤርትራ ክትብሉ ደምኩም ወዲእኩም ክትሞቱ ኢኹም 😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @ephraimtik920
      @ephraimtik920 10 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂😂

  • @mtth7892
    @mtth7892 10 หลายเดือนก่อน +10

    ብጣዕሚ ዘሐዝን እዩ ኣታሓሳስባኹም ገና 150 ዓመት የድልየኩም ወይ English ኣይትዛረቡ ወይ ሰዋስው ትግርግኛ ተማሃሩ ረሳሕ ቋንቋ ኣይትዛረቡ

    • @TadeseDesalegn-b6l
      @TadeseDesalegn-b6l 10 หลายเดือนก่อน

      ቛንቛ ዘይሓውስ መን ኣሎ? እዚ ከም ጉድለት ጌርካ ምዝራብ ተገቢ ኣይኮነን ካብ ባእልካ ጀምር።

  • @MaryoApp-ry5xi
    @MaryoApp-ry5xi 10 หลายเดือนก่อน +2

    ፍንፉናት ተካል ኣተሓሳስብኦም ፡

  • @warsai9429
    @warsai9429 10 หลายเดือนก่อน +6

    ተጋሩ ይኣርጉ እምበር ኣይልብሙን😂

  • @Asmera-1
    @Asmera-1 10 หลายเดือนก่อน +41

    ጓል ራያ ጅግና ፣ እታ ሓቂ ብትኽ ብትኽ ኣቢልክያ። እዞም ምሁራት ኢና በሃልቲ ተጋሩ ኽንድ ርብዕኺ የብሎም። ተጋሩ ካብ ሓቂ ስለ ትርሕቁ እዩ ሽግርኩም ዘይትፈትሑ። ክልል ኾንኩም ብዝዕባ ሉዑላዊት ሃገር ኤርትራ ኽትዛረቡ ዘሕፍር እዩ።ብዛዕባ ጅቡቲ፣ ሱዳን፣ሶማልን ሱዳን ኽትዝራቡ ዲኹም። ምኽንያቱ ዘይሕማምኩም ስለ ዘሕመኩም ጓል ራያ ፡ ዘረባኺ ክልተ PHD ዘለዎ ዘይ ፈልጦ ኣፍሊጥክና። 🙏🙏🙏

    • @gene6075
      @gene6075 10 หลายเดือนก่อน

      ጓል ራያ ኣይኮነትን ዝበለት ካብቶም ምሁራት እዮም ዝበሉ ኣርእስቲ ሪኢኻ ኢኻ ኮሜንት ትፅሕፍ ዘለኻ : ካብ ሓቂ ስዝርሓቅኹም ዝበልኻዮ ፖሎቲካ ኣይተፈልጥን ኢኻ እቶም ኤርትራ ዝብሉ ሓደሓደ ምሁራት ተጋሩ ናይ ስልጣን ህርፋን ስለዘለዎም እዩ እምበር ምስ ሓቂ ዘይምዛረቦም ኣይኮነን

    • @jonwolu7487
      @jonwolu7487 10 หลายเดือนก่อน

      Entay eyu n ertra ztabekula entay stgem eyu

    • @TigrayCommunityRefugees
      @TigrayCommunityRefugees 10 หลายเดือนก่อน +5

      ኤርትራውያን ኣብ ጉዳይ ሃገርኩም ማዓስ ኮን ይኾን ትዝትዩ ። ዲሞክራሲ ኣብ ናይ ተጋሩ ሚድያ ተለማመዱ

    • @YemaneGebremichael-t4v
      @YemaneGebremichael-t4v 10 หลายเดือนก่อน +1

      Tai ይምልከተካ ባርያ

    • @serenityshalom7387
      @serenityshalom7387 10 หลายเดือนก่อน +1

      eta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato niskum akele hamasen seraye jeberti rashaida saho jeberti elkum tefiekum agame isayas ewn atfiekum gena eta ne aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit gud alewa gena gena solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊babene alora kalas sakit mara fnistra endiayamo 😮😮

  • @mikyberhane9526
    @mikyberhane9526 10 หลายเดือนก่อน +1

    Good discussion keep it up guys

  • @ghirmaiyohannes597
    @ghirmaiyohannes597 10 หลายเดือนก่อน +8

    ውሳኔ ኣልጀርስ ከድኣ ኣይዝከርን ድዩ ድኣ?

  • @andebrhanteklemariam9739
    @andebrhanteklemariam9739 10 หลายเดือนก่อน +7

    ሕጂውን ከምቲ ስብሓት ነጋ ዝበሉዎ ሕፅቦ የድልየኩም ኣሎ ኣክንዲ ንሰላም ዘየድሊ ዓጀውጀው ትብሉ ኣለኹም😂

  • @habtezghiatobrhan726
    @habtezghiatobrhan726 10 หลายเดือนก่อน +8

    ኣየ ምሁር ማለት ካብ ባረንቱ ን ኣስመራ 20 ኪሎሜትር እዩ ክትበል ይዝከረካ ዶ! ክክክክክክ

  • @humhum3511
    @humhum3511 10 หลายเดือนก่อน +9

    መስፋሕፋሕቲ ኣተሓሳሰባ ተጋሩ ናብ ሕልቂትኩም ዘምርሕ ኣተሓሳስባ እዩ ።

  • @Eric-xz9ms
    @Eric-xz9ms 10 หลายเดือนก่อน +3

    Eritreans are much stronger than you ever think. Quality matters not quantity. Dream about your region (keelil).

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 10 หลายเดือนก่อน +1

    ፒሪቶሪያኮ ኢድኩም ዝሃብኩምሉ ግዜ ደአ እምበር ዝተሰማማዕኩምሉ ግዜ አይነበረን።

  • @yonasgebre1726
    @yonasgebre1726 10 หลายเดือนก่อน +12

    ተጋሩ በጃኻትኩም ኣክሙኩም ሕሶቡ.

  • @wgtfelafl6367
    @wgtfelafl6367 10 หลายเดือนก่อน

    Thank'u profeser Asefa well educated and well analysis first Tigirean people must live, then in what direction we will go later we will see.

  • @TadeseDesalegn-b6l
    @TadeseDesalegn-b6l 10 หลายเดือนก่อน +3

    ኪዳነ ኣታ ጅግና በርትዕ ፣ከማኻ ይብዛሕ ንትግራይ ጥቅሚ ዝሓስብ።

  • @jontv6228
    @jontv6228 10 หลายเดือนก่อน +10

    ጓል ራያ በላሕ እያ

  • @ሚዛናዊ
    @ሚዛናዊ 10 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋሩስ ለባማት ይመስለኒ ኔሩ። 1 )ተማህረን ዘይተማህረን ኣፍኩም ስለ እትኸፍቱ ኤርትራውያን ልብኹም ንሪኦ ኣለና።
    2) ካብ ጌጋኹም ዘይትምሃሩ ምዃንኩም፣ ሓዊ እንዳዘራእኩም የሕዋትና ትብሉ ኮይንኩም።
    3) ተጠበርቲን፣ ተታለልትን ኢኹም ሓደ ሓደ ከድዓት ብኤርትራ ዋጋ ዘይውሃቦም ትግራይ ትስዕር የሕዋት ኢና ስለዝበልኹም ካልእ ኤርትራዊ ዝድግፎም ይመስለኩም ኮይኑ።
    4) ዝገበርኩሞ በደል ትርስዑ ዝተበደልኩሞ ተኮማስዑ ኮይንኩም።
    5) ሕብሪ ዓይኑ ደስ ኣይበለናን ኢልኩም ኣብግዜኹም ንኤርትራውያን ኣባሪርኩም ነብረቱን ገዝኡን ወሪስኩም።
    6) ብዓል ገብሩ ኣስራት ዝመርሕዎ ዝተኸፈለ ይከፈል ክንዲ ዝወሰደ ይውሰድ ምስ ኤርትራ ውግእ ክቕጽልዩ። ኢሉ ጽልኢ ዘሪኢልኩምዩ።
    7) ናይ ኣልጀርስ ውዕል ጢሒስኩም ካብ ዝተፈርደ ባድመ ምውጻ ኣቢኹም 20 ዓመት ኣይውግእ ኣይኲናት ኣውጅኩም ንኤርትራ ከተውድቑ ተቓሊስኩም። መንእሰያትና ዓቕሎም ተወዲእዎም ንኽወጹ ጽዒርኩም ተዓዊትክሙሉ ግን ህዝቢ ኣይውዳእን እዩ። ዋርሳይ መንደላይ ፈርዩ።
    8) ናይ ፕሪቶርያ ውግሕ ኢላ ትውዳእ እዩ ዝመስለኩም።ኖእ ኣይውዳእን እዩ። 20 ዓመት ጸኒሑውን ኣይፍታሕን እዩ።
    መፍትሒ
    እንኮ ናይ ትግራይ መፍትሒ ምስ ኤርትራ ምዕራቕ ጥራይ እዩ።
    እዚ ንኽትግበር እንዳፈከርካ ዘይኮነ ልቢ እዕቢኻ ናይ ኣልጀርስ ውዕል ተቐቢልካ በቦታኻ ሒዝካ ተኸባቢርካ ምንባር እያ እንኮ መፍትሒ። ወድሓንኩም

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 10 หลายเดือนก่อน +8

    መንከ ተገደስ ኢሉዎዩ ናይ ኤርትራ i don't care ዝብል ዓፋፍ

    • @ephraimtik920
      @ephraimtik920 10 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂😂አይ ትግራዋይ

    • @davidharcot220
      @davidharcot220 10 หลายเดือนก่อน

      @@destatirfu3235 መሃረና ሃየ ሓደ በሓደ

  • @merihyohanns2585
    @merihyohanns2585 10 หลายเดือนก่อน +1

    ውውው ዋዕሮ ጅግና❤❤❤

  • @freweynibrhanu489
    @freweynibrhanu489 10 หลายเดือนก่อน

    ኪዳነ ኣመነ 💯💯💯💯💯

  • @asmarino99o42
    @asmarino99o42 10 หลายเดือนก่อน +3

    ህዝቢ ትግራይ ዕድል ኣይገበረን። ህዝቢ ጠምዩ ከሎ ንህዝቦም ረዲኤት ዝሰርቁ መሪሕነት ሒዝካ ኣብ ዝብጻሕ የለን።

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 10 หลายเดือนก่อน +1

    Jegna tigrawayti- we cannot agree more. All you saying is correct.

  • @robelyoseph8963
    @robelyoseph8963 10 หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ ትግራይ ታሪካዊት ጸላእትና እዮም

  • @fshayekifle3132
    @fshayekifle3132 10 หลายเดือนก่อน +2

    We care about Eritrea &Eritreans

    • @fshayekifle3132
      @fshayekifle3132 10 หลายเดือนก่อน

      We are ready to defend our sovernity we eritrean care about Eritrea eritrean red sea yelan komalat

  • @AshenafiHagzom
    @AshenafiHagzom 10 หลายเดือนก่อน +1

    yes we need to builde a Great tigray

  • @mulawweldeslasie9726
    @mulawweldeslasie9726 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ጋል ራያ ጎበዝ ብታዕሚ ዝገሪም ሃሳብ ሰይ ገበርኪ ልክዕልከኦም ሂብኪዮም ልቶም ሙሁራት ኢና ልብሉ ዶካትርን ፕሮፈሰራትን ንስኪ ግን 3 ተ ፒአእች ዲሂበኪ አለኩ።

  • @medhanyehaile5072
    @medhanyehaile5072 10 หลายเดือนก่อน

    Eritrea for Eritreans ❤ ❤❤

  • @ወዲመሬት-ጐ7ኰ
    @ወዲመሬት-ጐ7ኰ 10 หลายเดือนก่อน

    ኪዳነ ኣመነ ጅግና

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 10 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቕ ገሊፅኪዮ ጓል ራያ ዋዕሮ

  • @kabbakabba4344
    @kabbakabba4344 10 หลายเดือนก่อน +3

    ትኽክል ሓሳብዩ ጀጋኑና ቀፅሉሉ

  • @tsegayteweldebrhan9499
    @tsegayteweldebrhan9499 10 หลายเดือนก่อน +2

    Kkkkkk Kkkkkk
    እዋይ ተጋሩስ ትገርሙ ኢኹም አባኹምሲ እምበአር የውህነት ኣላ’ያ? አቱም አትማን ንኤርትራ ዝገበርኩሞ በደልን ተንኮልን ዘላለም አይንርስዖን ንውሉድ ወለዶ ደማ ክንነግሮ ኢና

  • @MinabTzagai
    @MinabTzagai 10 หลายเดือนก่อน +1

    ነጻን ምሁር እየ ኢሉ ዝኣምን ውልቐ ሰብ ብቛንቋ እኑኡ ኣምላኽ ዝዓድሎ ምስ ዝጥቐም ነጻን ምሁርን ይበሃል።

  • @teagesyemane3389
    @teagesyemane3389 10 หลายเดือนก่อน +6

    ኣንታ ቁሩብ ዘይትልብሙ ኢኹም።ህዝቢ ኣብ ምንታይ ኣሎ ኣብ ጥምየትን ሕሰመን ሸሚምኩም ሕጂ ኸኣ ............

  • @eriiistars3089
    @eriiistars3089 10 หลายเดือนก่อน +4

    ምሁራት ደናቁር
    ግደፉና ድክምቲ ክልልኩም ካብ ሽግር ኣውጹ
    እንተ ናብ ኤርትራ ትጥምቱ ግን
    ዋግኡ ቀሊል ኣይኮነን
    ካብ ትግምትዎ ንላዕሊ ዩ
    ንሕና ኤርትራውያን ኢና።
    ብሒም ዝበለ ምስ ዞም ክልል ይተሓጎም

    • @abrnyiosasfha7698
      @abrnyiosasfha7698 10 หลายเดือนก่อน

      Mehayem behawala zenber hezbi hezka forekrek aytbel lemani sernay adi alteni tebel delyetka koneka zeytnbrela enjera sedat endbelaeka kkkkkkkkk

  • @rahelalula551
    @rahelalula551 10 หลายเดือนก่อน +1

    Bezaba shabiya bealna kenmekselkum zeyeregu shabiya fereyom eiyom 4netebi

  • @zemhretandom8085
    @zemhretandom8085 10 หลายเดือนก่อน +6

    Aye tegaru abay tigray kitblu neta nieshtoy tigray kitsienwa ekum lebam zseanet tigray

  • @gerzhertessema2856
    @gerzhertessema2856 10 หลายเดือนก่อน +1

    ትግራይ ዲያስፐራ ይኹን ኻልኦት እቶም ሕዝቢ እላጠመየ ፣እላሞተ ናርዳታ እኽሊ ልሸጠ ፣ አነእየ ልዘለኧለም መራሂ ልብል ህዋህት ናኻልኦት ውድባት መብቲ ለየኽብር ፣ ኣብ ትግራይ ሕጊ ለይሰርህ እሎ ምሀኑ ብሀዘን ይሪኦ ። ፍትሂ ልሕዝቢ ትግራይ ብኹለ መዳይ ፣ ሐድነት መኧርነት ልፓለቲካ ድርጅታት ።

    • @henokhiyabu9981
      @henokhiyabu9981 10 หลายเดือนก่อน

      እንግልዝ ድዩ

  • @mannyseretse
    @mannyseretse 10 หลายเดือนก่อน +4

    😂😅 ተጋሩ ኪናት ሲዕሮም ኣይፈልጡን። ኣብ ሕልሚ ይነብሩ ብሕልሚ ይዕወቱ። ካብ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ናብ ንእሽቶይ ትግራይ ሰጊሩ ኣሎም

    • @habengerye2076
      @habengerye2076 10 หลายเดือนก่อน +1

      ታሪኽ ተማሃር ካብ ሳሕል ዘይትሓልፍ ታሪኽ ሒዝካስ ክንድዚ ጃህራ 🤣

    • @AmanuelBerhe-pg6ku
      @AmanuelBerhe-pg6ku 10 หลายเดือนก่อน

      @@habengerye2076 ደደብ

    • @YemaneGebremichael-t4v
      @YemaneGebremichael-t4v 10 หลายเดือนก่อน

      Hadami ምስ 7 ዓዲ ተሓዝልካ metsikas ምስ TDF kitiwedader hahaha ቦጅባጅ

  • @tekleghirmation8816
    @tekleghirmation8816 10 หลายเดือนก่อน +1

    ትግራዎት ጌና ኣብቲ ርእሰ ምትሓትኩም ሕማም ትሳቀዩ ስለ ዘለኩም ካብታ ድኽነት ሸው ኣይክትወጹን ኢኹም። ሓለፍቲ ሻዕብያ ኣሪጎም እዮም ኢልካ ጉጉይ መርዳእታኹም ምውሳድኩም ጌጋ ሚስ ኳልኩሌሽን ኣብ ርእዱኹም ኣቀሚይኩሞ ዘለኩም ኣወግድዎ። ሰላም እዩ ጽቡቅ፡ ሕሰቡሉ?

  • @ata4737
    @ata4737 10 หลายเดือนก่อน +3

    ግን ኪዳነ ኣመነ መዓዝ'ዩ ፖለቲኸኛ ምኳን ዝጅምር ???

  • @davemeha
    @davemeha 10 หลายเดือนก่อน +1

    I wonder why these people have been suffering inferiority , Remember what you did for Eritrea for 27 years, Now the stage is different, weyane had no and have no any competent to lead except to loot.

  • @warsai9429
    @warsai9429 10 หลายเดือนก่อน +2

    ክክክክክክ ኣታ እዚኦም መዓስ እዮም ካብ ሕልሚ ክበራበሩ? 🤣🤣🤣🤣

  • @HamelmalHajjsb
    @HamelmalHajjsb 10 หลายเดือนก่อน

    ኪደነ ጎበዝ

  • @user-tigray
    @user-tigray 10 หลายเดือนก่อน

    Yes❤

  • @HagosTeklehaymanot-s9f
    @HagosTeklehaymanot-s9f 10 หลายเดือนก่อน

    በርትዒ ጎል ራያ ይመቺኪ

  • @AY-bi1cj
    @AY-bi1cj 10 หลายเดือนก่อน

    ካብ ኩሎም ጋል ራያ she explain more ❤well done ❤❤

    • @hermonmlash8823
      @hermonmlash8823 10 หลายเดือนก่อน

      Astweli ata denkoer Halay

  • @HAN-lx1nh
    @HAN-lx1nh 10 หลายเดือนก่อน

    ⁠መጀመርታ ብ ጥምየት ዝረግፋ ዘለዋ ኣንስትን ቆልዑን ኣድሕንወን ክንዲ ገለ ዝኸውን ሽግር ከለኩም ኣብ ገዛኹም ጥር ኢልኩም ብዛዕባ ኤርትራ ክትዛረቡ ግን ድንቁርናኹም እዩ ዘርእይ

  • @habtezghiatobrhan726
    @habtezghiatobrhan726 10 หลายเดือนก่อน +4

    ኣንቱም ዊዒጊን ሕጂ ውን ኔርትራና ተልዕላ፡ኣለኽን።ግርም፡ግን ጆባይደን ኡይ ከይትብላ፡ሕጂ ሞ ዝኽርኽን ካብ ገጽ ምድሪ ክጠፍእ ኣለዎ፡

  • @hagosyohanns9443
    @hagosyohanns9443 10 หลายเดือนก่อน +6

    ሻዕብያ ኣሪጉ ክክክክክክክ 6 million ሻዕብያ ኣሎ፡ መሳኪን ተጋሩ ክትሓልሙ ክትነብሩ ክክክክክክክክ

    • @YaredYared-p7j
      @YaredYared-p7j 10 หลายเดือนก่อน

      እቱ ዓሳ ዝውድእዎ ዘለው ድዩ

    • @ajjb9552
      @ajjb9552 10 หลายเดือนก่อน

      ​@@YaredYared-p7j Terfe Dron 😂

  • @SolomonYowhans
    @SolomonYowhans 10 หลายเดือนก่อน

    ሃለዉሎዉ ተጋሩ ኣየምስሕ ኣየድር ኣየ ወፍር ኣየአቱ ሻዕብያ ገይርዋ እሱር ናይ ገዛ።

  • @selam-xx5fz
    @selam-xx5fz 10 หลายเดือนก่อน

    ናይ ባሓቂ እቶም 3 ዓዲ ሃሎን ፣ 4 ኪሎን ፤ እቶም ተቃወምቲ ክመስሉ ታሓቢኦም ዘጣቅዑን ዘለው ብረቂቅ ምልላይን ብደንቢ ክስራሓሉ ዘለዎ ከይ ደቀስኻ እንከለኻ ኢዩ ። ኩቡራት የሕዋትናን መካፍልቲ ጸገምናን ጸገምኩምን ኢና ሞ ብናይ ሓባር ስራሕ ናይ ሓባር ዓወት ናይ ሓባር ዕረፍቲ ናይ መጠረሽታ ክከውን ይምነ ።
    ካልኢቲ ክተስሙሩላ ዝግባኣኹም ዘይካሓድ ሓቂ ኣሎ ኢዩ ፧ ኣስታት 16 ዓመት ንላዓሊ ኣብ ገድሊ ከርተት ዝበለ ኤረትራዊ ከም ዘሎ ብይምሰል ጥራይ ዘይኮነ ሲ ካብ ውሽጢ ልቡኹም ትርግታ ሃሪሙ ሓቂ ምኮኑ የእምኑዎ ። ምኽንያቱ ኣብ ዝሓለፈ ኣብ ደንበ ተቃውሞ ኮይኑ ክንደይ መንእሰይ ዝከፈልና ኢና ። ድሕሪኡ ውን ኣብ ህዝቢ ትግራይን መሬት ትግራይን ምውራርን ምጉባጥን ውን ምሳኹም ኾይና ክንደይ መንእሰይ ናይሓባር ደምና ዝዛረየ ምኳኑ ዘይኻሓድ ሓቂ ኢዩ ሞ ኣብ ግምት ክኣቱ ውን ይግባእ ኢዩ ። ንኤረትራዊ ውን ኣብ 2 ተ ክትከፍሉዎ ይግባእ ኢዩ እቲ ሓደ ንህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤረትራን ዘየድፍር ንለውጥን ናይ ሓባር ሰላምን ቅሳነትን ዘላቂ ኣብ ምምጻእ ሂወት ሂቡ ሂወት ዝስኩዕ ከም ዘሎ ኣይትሩሱዑን ትኾኑ ኢኹም ። እቲ ኻልኣይ መንነት ቁሉውላው ዘለዎ ምስቲ ካሓዲ ሽፍታ ሳሕል ኢሰያስ መጋበርያ ዕላሙኡ ዘይፈልጡዎ ከም ከልቢ ጥሪ ናብ ዳስ ዳስ ዝከይድን ኣብ እናማቱ ጎይላ ከይተዓደመ ዘውደኽድኽ ውን ኣሎ ኢዩ ። እቲ ሳልሳይ ድማ ብዘይ ርዲኢት ኣጣቂዖም ኢሉ ዘጣቅዕ ሳዕሲዖም ኢሉ ዝስዕስዕ ተዛሪቦም ኢሉ ዝዛረብ ከም ፖፖጋሎ መጋውሕ ትርጉም ዘየብሉ እዝንካ ዝርብሽ ፍረ ዘየብሉ ዕላምኦምን መጻኢኦምን ዘይእምቱ ኢዮም ሞ ከም ዚ ገይርና ውን ምፍላይ ኣገዳሲ ኢዩ ። ምኽንያቱ ብኣልማማ እንተገሊጽኹሞ ምስ ህዝቢ ውን ክራጸመናን ክጎነጸናን ከም ዝኽእል ኣብ ግምት የእቱው ክብል ከም ለቡዋ ክሓልፍ የደሊ ።
    ካብ ደላዪ ለውጢ ፍትሒ ኤረትራዊ
    ዋጽዓ ህዝቢ ኤረትራን ህዝቢ ትግራይን
    ካብ ሱሩ ተማሕዩን ተበርቂቁን ናይ ሎሚ ድኻምና ናይ ዘልኣለም ዕረፍትና ኽኾነልና ብርግጽ ኣይማታኣን ኢየ ብናይ ሓባር ስራሕ ናይ ሓባር ዓወት ።

  • @TesfasenkyTesfasenky
    @TesfasenkyTesfasenky 10 หลายเดือนก่อน +2

    ekubat gewanu hasawi ember mehur ab tegray yelon

  • @AmanuelBerhe-pg6ku
    @AmanuelBerhe-pg6ku 10 หลายเดือนก่อน +3

    ጉድ ርኢና ኣቱም ሰባት.. ሰብ ዶ የለን

  • @weredekal
    @weredekal 10 หลายเดือนก่อน +2

    ኪዳነ አመነ:-
    ዝገርም ወዲኒ !!
    ነቲ ዋዕላ ዘይምጥን ተራ ፀርፍን ምድሃልን ኣይመድለየካን::
    ንምኳኑ ድሕረ-ታሪኽካ ምልስ ኢልካ ዶ ርኢኻዮ ትፈልጥ ?!
    ካብ ውድብ ናብ ውድብ ከም ማንትለ ትዘልል ምንባርካ ረሲዕኻዮ ዶ ?!
    ንጋኔን ዓዲ ሃሎ ኸዓ:-
    "ጅግና" እዮ ዝበልካዮ ረሲዕኻዮ ዲኻስ ወይከዓ ከም መሽረፈት "ሾርት ሚሞሪ" ኢኻ ትብል ዘልኻ ?
    ዝኾነ ኾይኑ እቲ መድረኽ ናይ ለባማትን ሊቃውንትን ስለዝኾነ ንዓኻ ንወዲኒ መልሲ ዝህብ ዘሎ ኣይመስለንን:: ያው ከም አመልካ አብ ቀፃሊ ናብየናይ ጉጅለ ኢኻ ክትዘልል ??!!

  • @bereketbekew2882
    @bereketbekew2882 10 หลายเดือนก่อน +2

    what you have to know is that RAYA isnot part of Tigray which is ready to be separate from the Great Ethiopia!!! we are Ethiopian!!!!

  • @KbWell-k1y
    @KbWell-k1y 10 หลายเดือนก่อน +1

    😊😊😊😊😊

  • @YemaneGebremichael-t4v
    @YemaneGebremichael-t4v 10 หลายเดือนก่อน

    Tigray ሰብ ኣለዋ 👌

  • @michaelandemichael9183
    @michaelandemichael9183 10 หลายเดือนก่อน

    ተጋሩ እቲ ዝዓበየ ሽግርኩም ትምክሕቲ እዩ (Male Chauvinism). ንደቅንስትዮ ዘይምስታፍን ካብ ደቀንስትዮ ዝርከብ ወርቃዊ ሐሳባት ዘይምጥቃም ኩሉ ጊዜ የውድቀኩም አሎ:: ደቀንስትዮ ጀጋኑን ሰብ ጽኑዓትን መትከልን እየን:: አብ ኩሉ መደባትኩም ደቀ አንስትዮ ልዕሊ 50% ክሳተፈኦ አለ ወን::
    ኤርትራ ኩሉ ጊዜ ትዕወት ደቀንስትዮ ሙሉእ ብሙሉእ አብ ኩሉ ዓውዲ ስለተሳትፍ እያ:: ተጋሩ ትምክሕትኩም ደርብይዎ ክትዕወቱ እንተደሊኩም:: እቲ ዘውደቀኩም ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ካአ አይሰረሔን እለይዎ:: ናበይ ገጽና ኢና ወዲቅና ንዝብል ሕቶኹም ካአ ንግራ፣ ንቀኝ፣ ንወደፊትን፣ ንወደሃላን ኢኹም ወዲቅኩም ጠንቀላዕላዕ ኢልኩም::

  • @Breezy866
    @Breezy866 10 หลายเดือนก่อน

    Nabey da ,ms Eritrea 🇪🇷 erki gebru, military yehgzikum, wenbrkum yemlsilkum. Kalie mengdi ko yelen kbur abo menber.

  • @S19-word
    @S19-word 10 หลายเดือนก่อน +5

    ውዒጊን ነኤርትራውያን ከተጥፍኣ ኣጥፊእናክን ኣትን ዓጋመ 😂

    • @AlmazHadudh
      @AlmazHadudh 10 หลายเดือนก่อน

      ዛኮመንትካ/ኪ ከትርስዕያ ካልእ ኣይብልን ንግዜ ንግደፎ🙄😤

    • @JavasOrent
      @JavasOrent 10 หลายเดือนก่อน

      በጃኻ ጌጋ ዘረባ ኣይትዛረብ

  • @mielaabtsegai5878
    @mielaabtsegai5878 10 หลายเดือนก่อน +2

    እታ ትገርመኒ ኛይጾም ኮሎም ሓሳባት ሲ ብዛዕባ ሰላም ጌርና ብስምምዕ ብምግባር ንፍተሓዮ ዝብልስ ዋላሓደ የለን።
    ሕጂ ደኣ ኸ እንታይ ኢኹም ደሊኹም?
    1 ውግእ ። እንታይ ለውጢ ኢኹም ክተምጽኡ ካብ ዝሓለፈ ጥፍኣት
    2. ከምት ፕ/ኢሰያ ዝበለኩም ዓቅምኹም ፈጺምኩም ኣይትፈልጡን ኢኹም
    3. ነብስኹም ከም ገበርትን ሓደግትን ሰማይ ሰቂልኩማ
    4። ናይ ፖለቲካ ኣረደዳኣኹም ብዝገርም መጠን ትሕቲ ባዶ እዩ።
    5. ኣብ ዘየምጻኣኩምን ዘይምልከተኩምን ጉዳይ ኮለል ትብሉ
    ስለዚ ኩሉኹም ባዶ እኩብ ኢኹም። እቲ ምስክናይ ሕዝቢ ትግራይ ተሽካዕልሉሉ ኣለኹም። ነቲ ወዲ ድኻ ክተጥፍኡ ደቅኹም ሓቢኢኹም ንኹናት ዶ ንኻልእ ክትብሉ ትውዕሉ ኣለኹም።
    6 . ወግሐ ጸብሐ ብዛዕባ ኤርትራ ምዝራብ የኣኽለኩም። ኤርትራ ዋናታት ኣለዉዋ።
    7. እቲ ዘገርመካ ብዛዕባ ኤርትራን ሕዝባን መንግስታን ዘለኩም ኣረዳፍኣ ሰማይን ምድርን እዩ። ዘይትፈልጥዎ ክትንትንዎ ትውዕሉ።
    ከምቲ ኮነሬል ከምን ከምዚሃቦ እንዲዒ
    ኣብ ፈቀዶ በዓቲ ናይ ምጽጽላይ ከምትሰፍርን ከም ትሕባእን ዝገበሩኻ ዋርሳይ ምስ መግስቲ የለዉን ትብለና።
    ሕማም ሕርሲ ተረሳዓይ ጌርካዮስ የለውን ትብለና።

  • @selam7863
    @selam7863 10 หลายเดือนก่อน

    ዓባይ.ትግራይ ክክክ .

  • @mulugetaageme2629
    @mulugetaageme2629 10 หลายเดือนก่อน

    አቲ ጀግና በርትዒ

  • @solomonguish7775
    @solomonguish7775 10 หลายเดือนก่อน +3

    ጓል ራያ ጀግና

  • @Harmaz-e3b
    @Harmaz-e3b 10 หลายเดือนก่อน +3

    Aye tegaru tigray ke zeyaklelum Abay Abayyyyy foErrrrr

  • @helenaki18
    @helenaki18 10 หลายเดือนก่อน

    Eritrea 🇪🇷 for Eritreans 🇪🇷 Mechem atemarum atum kondafat!! Wedikum deytemaharu memeliskum awedadekahum temearareyu Eritrean yeneka yelewem bereka sibal alsemachihum ende atum kondafat!! Nay baelehum zeytegebru atum hasadat!!! God is gonna show us your failure as always!!! Like our hero kbur president Isaias Afwerki told you we gonaa tell you again again GAME OVER!!! 🦾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @hermonmlash8823
      @hermonmlash8823 10 หลายเดือนก่อน +1

      Bejeka Eritreawiii astweli astweli astweli: iziom sebat iziom kab hlefiu aymhreni iyom husurati 😭😭

  • @ararbb1234
    @ararbb1234 10 หลายเดือนก่อน +2

    ከምዚ ዓይነት ኣተሓሳስባ ክሳብ ትገድፍዎ ክተጭፍጨፉ ጥራይ ኢዩ ዘለኩም ደናቁር ጌና ክንወቅጠክን ኢና ሻዕቢያ ንበሃል🇪🇷🇪🇷💪🏽🐪

  • @jemalmohammed863
    @jemalmohammed863 10 หลายเดือนก่อน

    ጓል ራያ 🤝

  • @gidaydegefu3712
    @gidaydegefu3712 10 หลายเดือนก่อน +5

    Thank you for posting such radical and deep insightful ideas. As to Sibhat Nega, i think hes to be told officially that his ideas are no more important and constructive. More so, his ideas must be cleared from TPLF leadrship. As to the shared ideas and goals of Tigrai, possibly Ethiopia, and Eritrea there are too many. These are peace, growth, justice, intellectualism and wisdom, democracy, invronmenal protection and human trafficking ...

  • @fqriumekseb3783
    @fqriumekseb3783 10 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ዝገርመኒ ሻዕብያ ብዚ ተናዲዱ ነቶም ዝተረፉ መንአሰያት ተጋሩ ብድሮንን ካልአን አንተዝድምስሶም ተመሊሱ ትግራይ አንተዝቆጻጸራንስ
    ሰላም አንዳበልና ውሪሩና ድዮም ክብሉ
    ስቅ ኢልኩም ብማይክ ሃመር ተሕደሩ

  • @eritreastrongestnation
    @eritreastrongestnation 10 หลายเดือนก่อน +2

    Zmetkum hzbi

  • @eriforum9493
    @eriforum9493 10 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብ ኤርትራ ከለኹ ዝሰምዓ ዝነበርኩ ዘረባ ህግደፍ ብሃባ ህውሓት ብኣኼባ እዮም ዝፍለጡ ክብሉንስ ሓቂ ኮይኑ ጸኒሕኒ።

    • @kuri_eri_boy
      @kuri_eri_boy 10 หลายเดือนก่อน +1

      ሃባ እንታይ ኢያ ትኸውን ዘላ?😂

    • @abrnyiosasfha7698
      @abrnyiosasfha7698 10 หลายเดือนก่อน

      Wedi medhen berad zebelka tegber tezygerka tehakek kkkkkkk

    • @selam7863
      @selam7863 10 หลายเดือนก่อน

      ክክክ ፍረ ደይብሉ አኬባ

  • @Abduselammahamedberhanberhe
    @Abduselammahamedberhanberhe 10 หลายเดือนก่อน +6

    ሓቂ ካብ ሻዕብያንላዕሊ ብዛዕባ ኤርትራ ዘጨንቆም ዘሎ መራሕቲ ህወሓት ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ

    • @genetatsbeha3205
      @genetatsbeha3205 10 หลายเดือนก่อน

      ፍርቂ ወገኖም ኤርትራውያን ስለ ዝኮኑ

  • @josephephrem7303
    @josephephrem7303 10 หลายเดือนก่อน +3

    First Eritrea territory
    you have to respect
    Eritrea always Eritrea
    Tigray is ethiopia parts period

  • @rahelalula551
    @rahelalula551 10 หลายเดือนก่อน +3

    Natekum geberu 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 eri nata eiya tegeber gal Raya haaaa beka beti tiktok gerkesi poletica koyena eway hesert

  • @Habesha45
    @Habesha45 10 หลายเดือนก่อน

    ንሰላም ዘይዝሙሩ

  • @peter98834
    @peter98834 10 หลายเดือนก่อน

    Game is over.
    Smalll Tigiray...forward

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 10 หลายเดือนก่อน +2

    Beecause TPLF is pro- Eritrea and pro- Ethiopia more than for Tigray. We need nationalist leadership Tigray First!

  • @Toronto.traffic
    @Toronto.traffic 10 หลายเดือนก่อน

    Simple solution Tigray leaders they have doing the right things and say the right words this bring peace and prosperity in Tigray. I witness in this speech words of war, hatred, and looking for problem for everything action there is reaction. Before you do wrong think twice.. not to do wrong. This is simple message idea to.Tigray people and leaders please learn from past.

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 10 หลายเดือนก่อน

    ተጋሩ አብ ልዕሊ ወራሪት ኤርትራ ዘሎ አራእያ ክሳብ ዘይቀየርና ትግራይ ብኤርትራ እንዳ ተወገኣት ክነብር እያ።

  • @TA-iy2pf
    @TA-iy2pf 10 หลายเดือนก่อน

    ኣበይ ረሲዕካ ወዕል ኣልጀርስ ዘክርዎዳ ሊቃውንቲ ትግራይ

  • @Eritrea-nx3yi
    @Eritrea-nx3yi 10 หลายเดือนก่อน

    ትያትር ጃንዳ ማለሊት ኣብየት ድርሰት 😂😂😂😂😂😂❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @jupiterplanet1316
    @jupiterplanet1316 10 หลายเดือนก่อน

    ስለ እነሱ አይመለከተንም.....

  • @wgtfelafl6367
    @wgtfelafl6367 10 หลายเดือนก่อน

    He is correct view turn to the original land's that is the great of Tigray to the and turn to north.

  • @elu_ed1bumba547
    @elu_ed1bumba547 10 หลายเดือนก่อน +1

    Tegaru kurub aytmeharun dikum selamna eski habuna

  • @YemaneGebremichael-t4v
    @YemaneGebremichael-t4v 10 หลายเดือนก่อน

    ሓሳዳት ጎረቤት Eiritrea getsikum ትርሃቅ bicha ጀሪካን

  • @yohannesghebreindrias5301
    @yohannesghebreindrias5301 10 หลายเดือนก่อน

    መንእሰይ ትግራይ መይቶሞ ተወዲኣም

  • @FinanAsmelash
    @FinanAsmelash 10 หลายเดือนก่อน +2

    Eziom eyom muhurat tigray tigray keyhazka abay tigray kiblu zihtutu Gena zeyhalfelu hibreteseb