እዛ ኮሜዲ ምሳይ ምትእስሳር ኣለዋ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • ኣብዛ ቻነል subscribe ንምግባር ኣብዚ ጠውቁ :
    / @mahzelfeltet
    ኣብዚኣቶም ውን ተኸታተሉና 👇 :
    ● facebook : www.facebook.c....
    emails: gotubelo@yahoo.com
    mahzel@yahoo.com
    ርእይቶኹም ኣብ ምዕባለና ኣገዳሲ ብምዃኑ ርእይቶኹም
    ካብ ምጽሓፍ ኣይትቆጦቡ♥♥♥♥♥♥♥
    #eritreancomedy
    #neshneshtv
    #tigray
    #eritreanfilm
    #amharic
    #fnanapp
    #eritreancomedy #eritrean #habesha #eritrea #ethiopia #ethiopian #habeshastyle #habeshawedding #dgshowtv #dasnatv #ethiopianwomen #habeshakemis #habeshadress #ethio #adublina #addisababa #hdmonanebarit #shidenreacts #asmara #eritreangirl #habeshagirl #africa #eritreanwedding #mahderna #hdmonacomedy #eritreanbeauty #eritreanfood #ethiopianmusic #ethiopiancoffee #eritreanculture #eritreanmusic #tigrignadrama #tigraytv #tigrignamusic #asmara #jstudio #tefetawitalkshow #dasnaextra #awita #dawit #ዶክተርሻሮን #zomaychannel #mezmur #erionetouchentertainment #aledamedia #MaraE. #EritreanFilm #EtitreanComedy2023 #EritreanMusic #EritreanMusic2023 #tigrinamusic #tigrinacomedy #ትግርኛኮሜዲ#EritreanFilm #etitreancomedy #EritreanFilm #eritreanmovie

ความคิดเห็น • 41

  • @HagosTuom
    @HagosTuom 6 วันที่ผ่านมา

    እዚ እውን ክቅየር ዩ ኣጆካ እቲ ትምሀርቲ ቀጽሎ መምህረይ እቲ ናይ ብጸርፊ ዲግሪ ምስቃል ወዲኡ ዩ ናይ ጥዑም ልሳን ሕጂ ክመጽእ ጀሚሩ ኣሎ❤❤❤

  • @ErmiWedi-v1i
    @ErmiWedi-v1i 6 วันที่ผ่านมา

    ኣጆኻ መምህረይ ትምህርትኻ ብግቡእ ትጥቀመሉ መምህር ኢኻ ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀጽሎ።ካብ ተኸታታሊ መደብካ

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 6 วันที่ผ่านมา

    ንስካ ኑፋዕ መምህር ኢካ።
    ንሕና ግና ርእስና ዝጠቅሞ ገዲፋ ዘይጠቅሞን ሎዎጥ ዘይብሉን ቃላትን ጽርፍን ክሰምዕ ኣብዮና ኢዩ !!!!

  • @ZegfetAromo
    @ZegfetAromo 6 วันที่ผ่านมา +1

    ዘይትረጋግአ ሕብረተሰብ ን ሓንጎሉ ዘታልሎ እምበር ከማዕብሎ ዝኽእል ነገር ክዕዘብ ዋጋ ኣይህቦን ዩ ጎይትሽ ሓውና ኣነ ብወገነይ ኣቀራርብካ ብጣዕሚ ዩ ደስ ዝብለኒ ን ሕብረተስብና ግን ኣይተሓዘሉ ኣእምረኡ ብቡዝሕ ተታሒዙ ዩ ስለዝኾነ ዩ ክኣ ንግዝኡ ጥራይ ዕግበት ዝህቦ ነገር ክሰምዕ ዝውዕል

  • @rimonkidane8152
    @rimonkidane8152 6 วันที่ผ่านมา +1

    English kexlo ብትሃበና ትምህርቲ ቡዙሓ ኢና ንምሃር❤❤

  • @AdhanetZewldi
    @AdhanetZewldi 6 วันที่ผ่านมา

    Betami xebq temherti ane temharitka eye🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @AydaYemane
    @AydaYemane 6 วันที่ผ่านมา +1

    ጎይትሽ ሓወይ ጹቡቅ ኣለኻ፡ተስፋ ከይቆረጽካ አንግሊሽ ክትምህረና ክንጽበየካ ኢና ሓደ 8:12 መዓልቲ ከም ትዕወት ክኣ ይኣምን ኢየ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካ ቀጽሎ

  • @selamberhane9599
    @selamberhane9599 6 วันที่ผ่านมา

    Ajoka tray kexlo tmrtka nxbe bzuhat alena keep it up🎉🎉🎉🎉🎉

  • @KisanetTekle-xk6uf
    @KisanetTekle-xk6uf 6 วันที่ผ่านมา

    ኣጆካ ተስፋ ኣይቲቁረጽ ቡዙሓ ሰባት ኢካ ቲምሂር ዘለካ ቀጽሎ ዚሓወይ

  • @asmeretzemariam3292
    @asmeretzemariam3292 2 วันที่ผ่านมา

    አሞ ናይ ጸርፍ business በላ አያ ዘላ ማለት አዩ I will start soon. l like your educational class

  • @AbelRuesom
    @AbelRuesom 6 วันที่ผ่านมา

    Xubuq aleka memhr zebene grbit koynu Delo gn nska keep it up.

  • @asmeromzemuyzemuy1723
    @asmeromzemuyzemuy1723 6 วันที่ผ่านมา

    ሃለውለው ምስ ጀመርካ ዝፈለጥንካ ኣለና ጎይትሽ😂😂

  • @bahlbisbhatu2368
    @bahlbisbhatu2368 4 วันที่ผ่านมา

    ሰላም መምህር ኣብ ሓንቲ ኣተኩርካ ምስራሕ እዩ ዝሓይሽ

  • @melakemengesha6848
    @melakemengesha6848 6 วันที่ผ่านมา

    ቀጽል ድኣ ዝሓወይ

  • @YonotanAraya
    @YonotanAraya 6 วันที่ผ่านมา

    nsu win buzuh aykeden 😂❤

  • @user-vj8qu2vz9x
    @user-vj8qu2vz9x 3 วันที่ผ่านมา

    English qexlo hawey ❤❤❤❤❤❤ tesfa zeymqurax

  • @BiniBini-j2c
    @BiniBini-j2c 6 วันที่ผ่านมา

    ናይ በዓል ነሹ ህበይ ኣፍሪቃ ከኣ መዓት ሰብ ይርኣየሉ ክስቶ ተፋቲሓ ኩስቶ ሸንዲሕዋ ክብል ጸሓይ የጥፍኣ ኮምኡ ኢዩ እዚ ሰብ ኣብ ዘይጠቅም ሃለዉለዉ ክብል ኢዩ ዝዉዕል ናይ ሎሚ ወለዶ ብ ቲክቶክ መኣዝኑ ጠፊእዎ ዘሎ ይሓዝን 😢😢😢 ኣታ ቁሩብ ሰብ ንኩን ንመሃር ኩላትና እታ እንኮ ሃብቲ ዘይጠፍእ ትምህርቲ ጥራት ኢያ፥፥ ጎትሽ ቀጽሎ እቶም ንስእበካ ክንስዕበካ ኢና ክብሪ ይሃብካ ግዜካ ሰዊእካ ንዓና ትምህር ዘለካ ፥፥🙏🙏🙏🙏🙏🫡🫡🫡🙏

  • @ThanksGodኣሜን
    @ThanksGodኣሜን 6 วันที่ผ่านมา

    Hayal seb eika slezi qexlelu ❤❤❤❤

  • @user-vg6lo8nn2y
    @user-vg6lo8nn2y 6 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉❤🎉❤
    ንፉዕ ሓወይ ጉዳይ እንግልሽ ኣይተቋርፅ

  • @user-vg6lo8nn2y
    @user-vg6lo8nn2y 6 วันที่ผ่านมา

    ቁሙነገር ዘለዎም ምድያታት ኣላልየና ሓወኒ
    ሐዚ ኣነ እንግልሽ ምንም ኣይፈልጥን ክፈልጥ ግን ይደሊ እየ እሞ ናይ ጀመርቲ ት/ቲ ዝምህሩ እባ ኣላልየኒ ዝሓወይ🎉❤🎉

  • @ZeinebAhmed-pe8or
    @ZeinebAhmed-pe8or 5 วันที่ผ่านมา

    Wow❤

  • @semharhagos2043
    @semharhagos2043 6 วันที่ผ่านมา

    You’re right Goitsh😊

  • @user-yx6gz9em4q
    @user-yx6gz9em4q 6 วันที่ผ่านมา

    eten nay english tekrben azyen meharyi nieren nska gin kem sebka konka nab rebha adhibka ezi gin kitierimo yigibeaka kalie mela kittkem nierka abti amehahiraka abti meglexi amharic weywin english bi english trah tetgebro bzuhat seabti mirekebka wey ka kaliayti chanel nayzeyrebih kifet emo ab zeztekmena kinketateleka kulu tekrbo gin mehari deyu memhir eka sertficate ayedlyekan thanks

  • @Dsaert-jf7mq
    @Dsaert-jf7mq 4 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 6 วันที่ผ่านมา

    ሰበይ ተጸሊላ እድያ ዘላ ብዓል ነሽነሽ ኣባላሸማ ሰብ❤❤

    • @Joe123_
      @Joe123_ ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ወዲ ወያል ሓሳድ ንነሽነሽ ቀኒእካሉ ኢኻ ምበረ ንሰብ ሓላዪ አይኮንካን

  • @robelabraha5512
    @robelabraha5512 6 วันที่ผ่านมา

    😂😅😅👍❤❤

  • @AdhanetZewldi
    @AdhanetZewldi 6 วันที่ผ่านมา

    Waww 🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @hagosdebesay8000
    @hagosdebesay8000 4 วันที่ผ่านมา

    Ajoka goitiom kexlo tray ab gonka alena !!!

  • @alexeshagos7816
    @alexeshagos7816 6 วันที่ผ่านมา

    100% 😊

  • @FrezghiZere
    @FrezghiZere 6 วันที่ผ่านมา

    wow መምህር ❤❤❤

  • @MaDiD2006
    @MaDiD2006 5 วันที่ผ่านมา

    መ/ር ነኺስካ ሕዞ እሞ ነኪስና ክንሰምዓካ:: ሞያኻ ትፈትዎ ምዃንካ ርዱእ እዩ: ግን ከም ሆፒ ዋላ ተቀበሎ:: ብመደባት ከማን ከፋፍሎ ንዝተወሰነ ግዜ ክሳዕ ምሉእ ግዜ ንህበካ:: ናይ ግድን ሓደ ኣይንብለካን::

  • @taameteclemariam155
    @taameteclemariam155 4 วันที่ผ่านมา

    ሚድያ

  • @satan6319
    @satan6319 6 วันที่ผ่านมา

    Kem zdelenayo zeykone kem zkonelna ayu ajoka eidka zeymhab gn zabeye moya aleka

  • @Zlatanibrabimovic
    @Zlatanibrabimovic 6 วันที่ผ่านมา +1

    English qexlo bejaka

  • @Abduselammahamedberhanberhe
    @Abduselammahamedberhanberhe 5 วันที่ผ่านมา

    ሰብ ይርከይካ ኣይርአይካ ንፍዕመምህር ኢኻ❤

  • @user-od4ex2dk1v
    @user-od4ex2dk1v 6 วันที่ผ่านมา

    ኣነ ኣብዚኣ ክንሳሕ ካብቶም ወረኛ ዝብሉኻ ዝነበርኩየ so ይቀሬታ ሳብስክራይብ ጌረልካ ለኹ ❤🎉

  • @HenokUTD
    @HenokUTD 6 วันที่ผ่านมา

    እዞም ሸቃጦስ ዋላ ኣብ ዩቲብ ኢኩም ዘለኹም 😂 ጎትሽ እታ ትምህርትስ ኢንግልሽ ግን በቃ ክሳብ ኤርትራ ዘለው ኢካ ትምህሮም ዘለኻ ስለዚ ኣይትግደፋ

  • @user-sb9eo8gv1t
    @user-sb9eo8gv1t 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤