መራሕቲ ህወሓት ህድማ ጀሚሮም // ቀፃሊ ስጉምቲ መንግስቲ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 94

  • @GereTsegay-v1l
    @GereTsegay-v1l 11 วันที่ผ่านมา +2

    ጅግና መንዕሰይ በርትእ ብፅቡቅ ዓንደበት ብሸሞም ገለፅካዮም ዳይ ንኺድ ንቅድሚት።

    • @tsegamelakmehari8219
      @tsegamelakmehari8219 11 วันที่ผ่านมา

      Lena Abi Mekete Ayneberkan Banda Nerka

    • @HiwetBekele
      @HiwetBekele 11 วันที่ผ่านมา

      ​@@tsegamelakmehari8219 ሃሳስ ሓደ ደርፉ

  • @meselekahsay9138
    @meselekahsay9138 11 วันที่ผ่านมา +2

    ጀግና ናጀግኑ መራሕ እኻ ቀፅሉ

  • @HalefomBrhane
    @HalefomBrhane 11 วันที่ผ่านมา +2

    ንዓና መናእሰይ ማንም አይብትነናን እቶም ደናቁር ደለይቲ ለመንቲ ስልጣን አርሒቅና ንደርብዮም።

  • @DggSfg-i2t
    @DggSfg-i2t 12 วันที่ผ่านมา +2

    ንስካ እውን ስልጣን ደልዃ እበረ ምንም ለውጥ ክተምፅእ ዓቀም የብልዃን

  • @Mhimde-c3o
    @Mhimde-c3o 12 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @shamweditsgie
    @shamweditsgie 11 วันที่ผ่านมา +1

    መናእሰይ ዓዲግራት ንኢደ ኣይጸግበኩም ። መንእሰይ ቲግራይ ዓዲ ናትና እያ ። ኣጆና ቁንቁኖ ምርጋፉ ኣይተርፍን

    • @tsegamelakmehari8219
      @tsegamelakmehari8219 11 วันที่ผ่านมา

      Banda Nerka NaTokemka Nerka

    • @HiwetBekele
      @HiwetBekele 11 วันที่ผ่านมา

      ​@@tsegamelakmehari8219 ብሮ ደንቆሮ ኢኻ 😅😅😅😅

  • @YemaneAbrha-k9b
    @YemaneAbrha-k9b 12 วันที่ผ่านมา +5

    ጉጅለ ድሕረት ናይ ስርቅን ሓሶትን እምበር ቁም ነገር የብሉን

  • @Ashie725
    @Ashie725 9 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብዚ ኣሎ ዘረባ!

  • @KidaneGebre-w9j
    @KidaneGebre-w9j 12 วันที่ผ่านมา +5

    መናእሰይ ተወዲቦም ክቃለሱ አለዎም ሰለማዊ ቃልሲ ግን ጥንቃቀ ዝተመልኦ ምክንያቱ እቲ ጉጅለ ጥፍአት አብ ዘይአትዎ የብሉን ቃልሲ ምጭዋይ ጠንኪሩ እዩ ዝሰርሕ ሰብ አብ ዝሰርሖ እዩ ዝዕወት ንጠንቀቅ ባዕሉ ሐሳብ አመንጭዩ ተዓዊቱ አይፈልጥን እዩ ሐሳባት ንዘምጽኡ ሰባት የናሽዎም እሞ ዝተረሰዕ አብ ዝመሰለሉ ሰዓት ናይ ባዕሉ አምሲሉ የምጽኦ ንጠንቀቅ ንጠንቀቅ

  • @haftomGidey-i3y
    @haftomGidey-i3y วันที่ผ่านมา

    አደጊ ካብዳም😊😊😊😊😊😊

  • @AbrahaNguse
    @AbrahaNguse 12 วันที่ผ่านมา +4

    ያኣክል ሞት ትኽክለ ኢኻ

  • @tesfileG
    @tesfileG 12 วันที่ผ่านมา +2

    ❤ጅግና ንኡሰይ።

  • @Liam_M-z2b
    @Liam_M-z2b 12 วันที่ผ่านมา +4

    ለዉጢ ናይ ድሌት ዋኒን ጥራሕ አይኮነን ናይ ምህላዉን ዘይምህላዉን ጉዳይ እዩ። ለዉጢ ኣብ ትግራይ inevitable እዩ። ምናልባት ንሕና ደለይቲ ለዉጢ መናእሰይን ክፉእ ጉጅለ ህወሓትን ዘፈላልየና ዓብዪ ጉዳይ እንተሃልዩ ናይ ምዉዳብን ዘይምዉዳብን እዩ። ዘይተወደበ ሓይሊ ሙሉእነት የብሉን ስለዝኾነ መንእሰይ ትግራይ: ካልኦት ጠለብቲ ለዉጥን ብዝግባእ ክንዉደብ ይግባእ። ምዉዳብ ሓደ ስጉምቲ ናብ ቅድሚት ስለዝኾነ።❤

  • @kibromhaile1798
    @kibromhaile1798 12 วันที่ผ่านมา +3

    አብ ትግራይ ናይ ስርዐት ለውጢ የድሊ እዩ ሕዋሕት በስቢሳ እያ ንትግራይ ህዝቢ አይትምጥንን አጀኩም በርትዑ ጀጋኑ ።

  • @alulatembanalulatemban
    @alulatembanalulatemban 12 วันที่ผ่านมา +3

    ጀግና 1000 ዓመት ንበር።

  • @KidaneGebre-w9j
    @KidaneGebre-w9j 12 วันที่ผ่านมา +3

    ሕልና ዝበሃል አብ ጉጅለ አደመ የለን ስክፍ ዘይብሉ ፈጣጣት ደፋራት እዮም ግን ግምት እዉን ስጉምቲ ዘይመዉሰዲኡ ምክንያት ክሳብ ግልጺ ዘይገበሩ ንሳቶም ዉን ዉንጀል ናይቲ ጉጅለ አብ ምሽፋን እዮም ዘለዉ ወይ ምክንያቶም ንህዝቢ ግልጺ ይግበሩ

  • @AqbllhAbraham-sl4lj
    @AqbllhAbraham-sl4lj 12 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @DanielWorku-bh6vq
    @DanielWorku-bh6vq 12 วันที่ผ่านมา +1

    በጥራዕ ሚድያ

  • @YemaneAbrha-k9b
    @YemaneAbrha-k9b 12 วันที่ผ่านมา +5

    ኣጆኻ ጅግና ተስፋ ተጋሩ ኢኻ እንሕበር ንለውጢ

  • @SamiYewah
    @SamiYewah 12 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታ ኣበይ ዝነበረ ዓንጃል ቀርኒ ዘይብሉ ብዕራይ እዩ

  • @getachewdesta1433
    @getachewdesta1433 12 วันที่ผ่านมา

    PP ab tgray yhzn 😢😢😢

    • @HiwetBekele
      @HiwetBekele 11 วันที่ผ่านมา

      ደብረፅዮን ሰው ገዳይ ነው

  • @amanielgebrerufael
    @amanielgebrerufael 12 วันที่ผ่านมา +1

    ረጋጺ ሓርኡ

  • @GebremikaelTesfay
    @GebremikaelTesfay 11 วันที่ผ่านมา

    ጥዑይ መመሲሉኒ ሓሳዊ ይሓሚድያዲኻ

  • @TekleabGere
    @TekleabGere 12 วันที่ผ่านมา +1

    ሰካራም ለኣከ ዓርስኻ ኸኣል

  • @mulualemayehu6576
    @mulualemayehu6576 12 วันที่ผ่านมา +1

    ናይመን ዓጎራ ሓሰኻ ደንበ

  • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
    @ወዲዓጋመትግራይደመይ 12 วันที่ผ่านมา +4

    ኣብ ኢተጵያ ልዕል ህዋሓት ጨቃኒ ስራዓት ነይሩ ኣይፈልጥን ኢዩ ብሕልፍ ህዋሓት ኣብ ልዕል ትግራይ ዝገበሮ ብዝሕ ኢዩ። ካብ ፈደራል መንግስት ዝመጸአ ገንዘብ በዝሕና ኢሉ ይመልስ ነይሩ ንዝተቃዎመ ካኣ ክሳብ ሞስቦ ይክልክሉ ነይሮም ነቲ ዝተቃዎመ ከባቡኡ እንተ ፈልጠሞ ንከባብ ምሉኡ ካኹቶ ዳበሉ ይጻረፍ ነይሮም ብሕልፍ ኣብ ባዓል ዓረና ዝበጽሐ ግፍዑ ክትዛረበሉ ውን ከብድ ኢዩ ንሓደ ሓሳብ ኣለኒ ንዝበሎም የሳቅዎም ነይሮም ሎሚ ግዝኦም ኣኽሉ ኣሎ ግጅለ ጥፋኣት ኣርማ ድኽነት ኩናት ዝኾኑ

    • @HiwetBekele
      @HiwetBekele 12 วันที่ผ่านมา +3

      ትክክል እንጀራ ሓቂ ብላዕ

  • @YbrahGebrealif-bd9ho
    @YbrahGebrealif-bd9ho 9 วันที่ผ่านมา

    እንታይ ግበሩ እዩ ዝብለና ንስካከ እንታይ ኢንካታ ክተንፅፈልና

  • @zerugslassie6942
    @zerugslassie6942 12 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ስርዓት ለውጢ የድሊ ትክክል ካበይ ናበይ ንመርሕ ዝብል ሮድማፕ የድሊየና ንሕድ ሕድ ትግራዋይ ምትእምማን ይግበር ።

  • @gherHaftamu
    @gherHaftamu 12 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊

  • @tekle1975
    @tekle1975 12 วันที่ผ่านมา +1

    ኣፅምሙና ሓስው'ስቲ መን ሃዲሙ?

  • @GetachewTsegay-y4y
    @GetachewTsegay-y4y 12 วันที่ผ่านมา +1

    እንታይ ሒካ ኢካ ክትልወጥ ትግራይ ሽይጥካ አብ አዲስ አበባ ኮይንካ ትግራይ አትረግፃን።

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u 12 วันที่ผ่านมา

    Kefu midya abyi

  • @solomonabreha2300
    @solomonabreha2300 11 วันที่ผ่านมา

    ፎሽፏሽ ገመድ አፉ ይኾን አለው ገለገለ ናይ ከዳዓት ኮራኹር። አብ ጥራሕ መዓኮሮም ክልተ ዓመት ሙሉእ ለውጢ እናበሉ ብአፎም ብተግባር ህወሓት ንምፍራስ ሀለውለው ክብሉ ፀኒሖም ሕዚ ዝትሕዝዎን ዝጭብጥዎን ስኢኖም አበ ከቢድ ቅርቃርን ጭንቅን ይርከቡ ህዝቢ ይአክል ነከዳዓት በተንትን ምልክን ምስተበሀለ።

  • @salbog7936
    @salbog7936 12 วันที่ผ่านมา +1

    ህዝቢ ትግራይ አጥፊእካ ሥልጣን ክተሐዝ ድዩ? ጻሕጻሒ! ንስኻ ትግራዋይ ክትከውን አይትኽእልን! ሐሳዊ! አየ አስፔድ! ጉደኛ! ለኻት!

    • @aduliskaleb
      @aduliskaleb 11 วันที่ผ่านมา

      ኣፍካ ምስ ዝኽፈት ውሽጥኻ ይርአ

  • @ባለራዕይአይቆምም
    @ባለራዕይአይቆምም 12 วันที่ผ่านมา +2

    ናይማንካ ይኹን ኽዘየግድስ ትዛረቦ ዘለኻ ሐቂ እዩ ቀጽል

  • @MahmudMustofa-z9l
    @MahmudMustofa-z9l 12 วันที่ผ่านมา +2

    ይሓ ሐቀኛ

  • @Shwaye-q9x
    @Shwaye-q9x 12 วันที่ผ่านมา

    Men eka mebasie eka gech telaki

  • @michalgebre1289
    @michalgebre1289 12 วันที่ผ่านมา

    እዚ ሰብ እርትራዊ እዮ

  • @mulgetatabaje2773
    @mulgetatabaje2773 12 วันที่ผ่านมา +2

    ጀግንቀፅልል

  • @جمال-خ1ز
    @جمال-خ1ز 12 วันที่ผ่านมา

    ዋይ ኣብይ ኣሕመዲ ወታደሪ ኣይኺነይዶ 😂😂😂😂😂

  • @michealtsegay1256
    @michealtsegay1256 12 วันที่ผ่านมา +1

    ሓሶት ዝሓወሰ ትንታነ አይትዘግብ
    አበይ ማዓዝ መን ሃደመ ዘየለነገር

  • @AbrahamGebrhiwet
    @AbrahamGebrhiwet 12 วันที่ผ่านมา +1

    አታ እንታይ እዩ ዝብል ዘሎ ቂቂቂቂቂቂቂቂ እንዳ ቡና ውቅሮ ሕልክልክ ክትብል ግዜካ አጥፊእካስ ሕጂ ማይክ ሒዝካ ክትዛረብ እንከለካ ሰብ ትመስሎ ትከውን ሐደ ሐደ ትግራዋትስ

  • @MuluAsress-q1x
    @MuluAsress-q1x 12 วันที่ผ่านมา

    Ere kabey e u mexiu

  • @getachewdesta1433
    @getachewdesta1433 12 วันที่ผ่านมา

    Hwahat hasemom 😂😂😂 angel pp

  • @tsehaiehaile6725
    @tsehaiehaile6725 12 วันที่ผ่านมา +1

    በቃ ከምዚ እናበልኩም ሕሶት ምጽሓፍ ጀሚርኩም?

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u 12 วันที่ผ่านมา

    Pp weshtam giosder midya

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u 12 วันที่ผ่านมา

    Pp debios new

  • @biniyamhaghos5391
    @biniyamhaghos5391 12 วันที่ผ่านมา +1

    እስኻ እንታይ ከፊኡካ ሰቢሕካ ዘለኻ ሕጂ ኸኣ ኤርትራ ኤርትራ ክትብል ነገር ከተምጽኣልና ኢኻ።

  • @MichaelABCDEF
    @MichaelABCDEF 12 วันที่ผ่านมา

    'Kersam'

  • @genetmenghis7586
    @genetmenghis7586 12 วันที่ผ่านมา

    Bels Bels 😂😂😂😂

  • @Welqaithumera
    @Welqaithumera 12 วันที่ผ่านมา +3

    ኣኽላባት ትግራይ ይነብሑ፡
    ኣግማል ኤርትራ ከኣ ጉዕዞኦም ይቕጽሉ !!
    (ንዓሻ-ደርጉሓሉ...)
    😅😅😅😅😅😅😅

    • @Adam-lw8lx
      @Adam-lw8lx 12 วันที่ผ่านมา +1

      ትግራይዋይ ብውሕዱ ብነፃነት መንግስቲ ናይ ምንቃፍ መሰል ኣንጊሱ እዩ። ኣንታ ጉሓፍ ባርያ ህግደፍ እዚ ጥራይ መቕነኤካን ኣብ ሃገረይ እዙይ ክስፍን ክቃለስ ኣለኒ ምበልኻ፣ ረሳሕ!

    • @Welqaithumera
      @Welqaithumera 12 วันที่ผ่านมา

      @Adam-lw8lx
      እታ ሓዊ ኣብ ሆሊ-ዉድ
      እታ ሓዊ ኣብ ትግራይ !!
      (ጠላም ከዳዕ ብሓዊ ክልብለብ ኣለዎ)

    • @Welqaithumera
      @Welqaithumera 12 วันที่ผ่านมา +1

      @Adam-lw8lx
      ህግደፍ ኮኾብ/ኣርሓ ናይ ኢስት ኣፍሪቃ እዩ ።
      መዓኮራ ዘይትኸድን ጉጅለ-ሕውሓትን ኮራኹራን ግን፡
      ገና.....

    • @HiwetBekele
      @HiwetBekele 12 วันที่ผ่านมา

      ​@@Welqaithumeraአታ ድንዙዝ

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u 12 วันที่ผ่านมา

    Pp weshtam

  • @gebrichawmichael7452
    @gebrichawmichael7452 12 วันที่ผ่านมา

    ኣይትዓሽው ሎሚ ነንባዕልና ሹም ም ጥፋእ ይትረፈና ካልእ ዓብይ ኣጀነዳ አለና ተመዛበልቲን ላእላውነት ትግራይ ምርግጋጽ እዩ ዘድለና።

  • @abadytesfa3717
    @abadytesfa3717 12 วันที่ผ่านมา

    dmsus😅

  • @nalemna
    @nalemna 12 วันที่ผ่านมา

    Medere denkoro akheban hasotin fekheran regumat nana zakhatkumo gudegade atikhuma gêna bhji Ewen hasawi hasade amlkhe yefenifino eyu

  • @dmtxihzbi719
    @dmtxihzbi719 12 วันที่ผ่านมา

    Aye nskum awytt mgbar mbkay mfkar natkum eya. Selm zeytbwo hzbkum. Hjike entay delkum.

  • @HaylayTrsfay
    @HaylayTrsfay 12 วันที่ผ่านมา

    ንዓኻ ግን ብስብሒ ዓፂካ ዝዉድብ

  • @AlexAber-t8e
    @AlexAber-t8e 12 วันที่ผ่านมา

    ewe gn hade kona ena niwaxeo bel nay chekena mnamn ytrefka lekumax

  • @LuiMaz-d9q
    @LuiMaz-d9q 12 วันที่ผ่านมา

    ንነብሰካ ሰቢሕካ ኣለካ ኣይትጋገ

  • @abadytesfa3717
    @abadytesfa3717 12 วันที่ผ่านมา

    gele ymesl gumama

  • @getachewdesta1433
    @getachewdesta1433 12 วันที่ผ่านมา

    Long live tplf ❤❤❤

  • @gergishmebrahtu8552
    @gergishmebrahtu8552 12 วันที่ผ่านมา

    ዕሱባት

  • @MichaelABCDEF
    @MichaelABCDEF 12 วันที่ผ่านมา

    You are one of the betrayers.

  • @brhaneGyohans
    @brhaneGyohans 12 วันที่ผ่านมา

    ስለ ሕወሓት ከብ ትዛረብ ስለ ህዝብኻን መሬትካን ምስ ፒፒ ተዛርብካ መሌስ ዶንቆሮ ጰርሳም

    • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
      @ወዲዓጋመትግራይደመይ 12 วันที่ผ่านมา

      መን ዲዩ ኣብ ስልጣን ዘሎ ብዘይ ፍታሓዊ መርሕነት ዝዕረ ነገር የለን እቶም ካብ ኣድስ ሃድሞም ኣብ መቀለ መጺኦም ዝፍክሩ ንህዝቢ ዘጽነቱ ሕተትዮም መኽናቱ ንሳቶም ኣብ ስልጣን ዘለዊ እዚ ዝዛረብ ዘሎ ወዲ ሕቶ ኢዩ ዝሓቲት ዘሎ ፍታሓዊ መርሕነት ንኩሉ ዝሳትፍ መርሕነት ክህሉ ኢዩ ዝቃለስ ዘሎ

  • @hirayndahray
    @hirayndahray 12 วันที่ผ่านมา

    አታ የሓ ዝብል ስም ሒዝካስ ካካ ዘረባ ትዛረብ ተከታሊ ድሕረት ኢካ
    ናይ አውሮባፓ ፓለቲካ ዲካ ትዛረብ ትዲኤፍማ ፖለቲካ ትግራይ ዩ ፈጢርዎ ስለዚ ንሚዛን ንህዝቢ ክብል ጣልቃ ክአቱ አለዎ

  • @estifanoskidane4650
    @estifanoskidane4650 12 วันที่ผ่านมา

    ዓንጃል ኣንታ ራኣዮም እሞ ዓዓንጃሎም እዩ ኣብዩ ዝእክቦም ጠራጢ

    • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
      @ወዲዓጋመትግራይደመይ 12 วันที่ผ่านมา

      ምርኻት ተረፍ ምርኻት ኣቢይ ኣማርኹ ኣብ እግሩ የስግደኩም ኣሎ ኣንቱም ከዳዓት ጠላማት ሞስጣ ናይ ቀዳሞት ኢዩ በጽሕኩም ህዝቢ ኣለኪምኩም ኣጽንትኩሞ ኢምበር

  • @GebregzibherHailu
    @GebregzibherHailu 12 วันที่ผ่านมา

    የቮድካ ቃልአቀባይ!አድርባይ

  • @ባዓልዓቕሊ
    @ባዓልዓቕሊ 11 วันที่ผ่านมา

    ደንቖሮ

  • @GebregzibherHailu
    @GebregzibherHailu 12 วันที่ผ่านมา

    የቮድካ ቃልአቀባይ!አድርባይ

    • @gherHaftamu
      @gherHaftamu 12 วันที่ผ่านมา

      ዝብእ ኣደመ