🛑 ፍሬዘር ንሰሊና(Tdf)ኣብ ቅድሚ ወለዳን ዕዱማትን ብፍቕሪ ደሪፉላ።ሙሉእ ይከታተሉ።suscribe ይግበሩ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ก.ย. 2024
  • Subscribe ብምግባር ቤተሰብና ይኹኑ።

ความคิดเห็น • 353

  • @zenunegash6080
    @zenunegash6080 วันที่ผ่านมา +43

    ኦፈጣሪ ንኹሉ መንእሰይ ትግረዋይ ንወድን ጓል ኩሎም ከምዞም ክልቲኦም ዝመስል ኣተሓሳስባ ክህልዎም ልቦና ሃበልና ኦጎይተይ ፈጣሪ ኩሉ ነሃትካ ሓይሊእዩሞ እዞም ክልተ መፃምዲ ፅኑዕ ፍቅርን ጥዕና ዝመልኦን ከማይ ንጎሆ ፅሩይ ልቦም ኣብረሃሎም ወሊዶም ዘሚዶም ኣብ ትግራይና ጥራሕ ከይኮነስ ኣብዛምድሪ ታሪኽ ዝሰርሑ ኣብ ፍቅሪ ተባሂሉ ዓለም ኣዞም መናእሰይ ኣሕዋትናን ደቅናን ፍሪዘርን ክብርቲ ዋዕሮና በዓልቲ ገዝኡን ዓለም ብኣኣቶም ትገረም ዉለዱ ማንታ ማንታ ወድን ጓልን ከማኹም ዝመስሉ ለባማትን ኣርሒቆም ጠመትን ሽሕ ዓመት ንበሩልና ኩሉ መንእሰይ ትግረዋይ ከማኹም ምእንታ ልቢ ክህበና ነኽብረኩምን ንፈትወኩምኒና ደጊመ ሕጂዉን ሽሕ ዓመት ንበሩልና ኩልና ተጋሩ ምእንታን ከምነሃትኩም ፍቅሪ ክህበና ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛
    💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥕🏫🚘✈️ ኩሉ ምስወዳእኹም ፍሪዘር ጅግናና ክብርቲ ዋዕሮና በዓልቲ ገዛኻ ሒዝካያ በኣየር ናብታ ትነብረላ ፅብቅቲ ሃገር ኣየር እኒሃ ካብ ኣየር ምስወረድኩም ዝቅበልኹም መኪናወለን ቀሪብናለና ሰላምን ጥዕናን ንዘልኣለም ነኣኹ እምነየልኹፈኩም

  • @ፍሩት-ሰ8ኸ
    @ፍሩት-ሰ8ኸ วันที่ผ่านมา +25

    አበይሞ ኩሎም ዲያስፖራ ንጉደአት ዋዕሮታት ተዝምርዕዉ።አዋልድ ድማ ንአወዳት ጉደአት ❤❤❤❤

  • @ማማየወለሎ
    @ማማየወለሎ วันที่ผ่านมา +25

    ፃሓይ ገፃ ፊሽኽ ላወሊኺ ኒወር ሓዳርኹም ቡሩኩን ቁድስን ይኹን ወልዲኹም ዲምስዓም ያብቅዕኹም❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @natsinettesfay4018
    @natsinettesfay4018 วันที่ผ่านมา +8

    ጅግና ተጋዳላይ ዳያስፖራ ምስ ጅጋና ተጋዳሊት ዋዓሮ TDF በመንፈስ ብሓደ ልቢ ብማዕዶ ተናቢቦም ኣብ ማእከሎም ንከይራከቡ ተነዲቁ ዝነበረ ናይ ኢያሪኮ መንደቅ ኣፍሪሶም ሎሚ ብሓደ ነሓደ ኣካል በፂሖም ክትርኢ ከለካ መንፈስካ ተሓጉሱ ኣይፀግብን።እግዚኣብሔር ድማ ዘሪኡኩም ያብዘሓልና ከምናይ ኣብርሃም ቃልኪዳን ይባርከልኩም ።ናይዞም መራሕትና ክትርኢ ከለካ ክኣ ናዞም በከባባቢ ዝኣምኑ ሰባት ክትርኢ ከለካ ብሕራሮት ቃላት ያሓፅረካ😢

  • @ሰሉጋልትግራይይ
    @ሰሉጋልትግራይይ วันที่ผ่านมา +11

    ምቅርቲ ይግበአኺ እዩ ፍረየይ ብሉፅ ካብ ቡሉፃት 🥰🥰♥️♥️🎉🎉🎉

  • @HadidaRiee
    @HadidaRiee วันที่ผ่านมา +15

    ብፂተይይ ጅግና ይግበአኪ አዩ

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu วันที่ผ่านมา +12

    ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልከማይ ዝተሓጓሰይ. ይህልዶ❤❤❤❤ፍርዘር ጀግና ሶሌና ዋዕሮ. ፍቅርኩም. የብዘሐዪ. ሓላላላት. ፍርዘር. ግን. ይፍለ እዪ. መምህር ፍቅሪ. ፍርሓት. እግዚአብሔር. ዘለዎ. ሓላል. ሰብ❤❤❤

  • @Sndusndu-f9u
    @Sndusndu-f9u 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ዋዋዋዋዋ እንዃዕ ደስ በለኩም ክልተ ጀጋኑ ናይ ፍቅሪ ኣምላክ ፍቅሩኩም ሓዳረሐኩም ይባረከሉኩም ዞሞ ቡሎፅት ተጋሩ❤😍🙏

  • @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
    @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ วันที่ผ่านมา +5

    ኣድነቀኻ ሓዳርኩም ይባረክ ቡሩካተይ🎉 ቃላት የብለይ ናዓኩም ዝገልጽ🙏💚

  • @TGgf-vr1ly
    @TGgf-vr1ly วันที่ผ่านมา +6

    አሰይይይይይይይ ሓዳሪኹም ይባረክ ፍረዩ ሰስኑ እንቅዓ ጣፍ ኹኑ ኽልተ ብሉፃት ♥️🥰❤🥰🥰🥰🌺

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ክልተ ሕቡናት ደቂ ትግራይ ክልተ ተጋደልቲ ንሳ ብብረት ኣብ በረካ ንሱ ብግዚኡ ብግንዘቡ ብሓሳቡ ክልተ ብሉጻት ፍሽክታኹም ደስ ክብል🙏❤ሙዚቃ ዋላ ተዘይፍቀድ ግን tdf ከምዚ ክስሕቅ ተሎ ደስ ይብለካ ዝኩሉ ሽግር ሓሊፋ ፍሬዘር እውን ድሕሪ ስደት ናብዚ ክብሪ ኣብቁዑካ ሓዳርኹም ይባረክ😢ሕቡናተይ❤🙏💛

  • @selamburuk
    @selamburuk วันที่ผ่านมา +7

    ብሓቂ ክንደይ ከ ደስ ትብሉ ኢኩም ኣሕዋተይ❤እግዚአብሔር አምላክ ከምቲ መጀመሪያኩም ዘጸበቀልኩም መጨረሻኩም የጸብቀልኩም ሰናይ ናይ ሓዳር ዘመን ከኣ ይግበረልኩም ፍትዋተይ🎉❤

  • @ftggtt1969
    @ftggtt1969 วันที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ሽኮሪናታት ርሑስ ጋማ ይግበረልኹም❤❤❤❤

  • @MariG-z3l
    @MariG-z3l วันที่ผ่านมา +6

    ኣሰይይይይ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ክልተ ጀጋኑ ፍቅርኩም ይሰስን❤❤❤❤

  • @ruiojj
    @ruiojj วันที่ผ่านมา +4

    ኣሰይይይይይ ተጋሩዋይ❤💛❤💛

  • @ahad68579
    @ahad68579 วันที่ผ่านมา +5

    እንኳዕ ደስ በለኩም ክልተ ጀጋጋኑ ከተማን በረኻን ሓዳርኩም ይባረኽ

  • @ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ
    @ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ วันที่ผ่านมา +6

    ኣብነታውያን ፍቑራት❤

  • @seluAdokalu8121
    @seluAdokalu8121 วันที่ผ่านมา +5

    ❤❤❤❤❤❤❤ፍቅርኩም የብዛሓዮ መርኣያ ፅንዓት

  • @netsanetalem2975
    @netsanetalem2975 วันที่ผ่านมา +14

    ፈሸክታኣ ድሰ ክብል❤❤

    • @TesfayFkr-b4w
      @TesfayFkr-b4w วันที่ผ่านมา +1

      ብጣዓሚ ደምርኒ❤

  • @habtamukasaye4983
    @habtamukasaye4983 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ሓቂ ክንደይ ከ ደስ ትብሉ ኢኩም ኣሕዋተይእግዚአብሔር አምላክ ከምቲ መጀመሪያኩም ዘጸበቀልኩም መጨረሻኩም የጸብቀልኩም ሰናይ ናይ ሓዳር ዘመን ከኣ ይግበረልኩም ፍትዋተይ

  • @azimerakahasi7286
    @azimerakahasi7286 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣስይይይይይይ ሓድርኹም ይባረኽ ኣሕዋተይ ዉልድኹም ያሕቅፉኹም ኣብ ቃረባ እዎን 🎉🎉🎉🎉🥰🥰🥰🥰

  • @EdKb-jq2ms
    @EdKb-jq2ms วันที่ผ่านมา +15

    ደሰታኩም ደሰታና ተጋሩዋይ ደመይ እንካዕ ደሰ በለኩም ኹቡራተይ👑💋💧🌙

  • @akberettsegay7712
    @akberettsegay7712 วันที่ผ่านมา +6

    ፈረዩልና ዞሞሓተይ❤❤❤👏

  • @2112MARYAM
    @2112MARYAM วันที่ผ่านมา +7

    ፈጣሪ ሓዲርኩም ይባርክ 🎉🎉🎉

  • @سلام-ح2ج
    @سلام-ح2ج วันที่ผ่านมา +6

    ፍቅርኹም የብዝሓየ❤❤

  • @Sma-lo7jq
    @Sma-lo7jq วันที่ผ่านมา +4

    እልልልልልል ይግበአኪ ዩ ጅግና ♥️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰❤️❤️🙏🙏🙏🙏

  • @letaygebrehiwot9415
    @letaygebrehiwot9415 วันที่ผ่านมา +3

    ሓዳርኩም ናይ አብራሃም ናይ ሳራ ይግበረልኩም ዋዕሮታት ትግራይ♥️♥️🌹🙏

  • @garrickalana7261
    @garrickalana7261 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሰሉ ሸኮር ፍረየ ጽገዩ ❤❤❤ ናዚዓመት ብልጻት ፍቁራት እለኩም አለኹ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @akberetbahta7414
    @akberetbahta7414 วันที่ผ่านมา +6

    ብጣዕሚ ደስ በሃልቲ እንቃዕ ሓሳብ ልብኩም ሰመረልኩም ከምቲ ኣበባኩም የርእየና ፍረኩም ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @TesfayFkr-b4w
      @TesfayFkr-b4w วันที่ผ่านมา

      አሜን ደምርኒ❤

  • @fada3193
    @fada3193 วันที่ผ่านมา +5

    ሶልናየ ፍትየያዋ ብልፅቲ ፍጥረት ❤❤❤❤❤❤ፃሓይ❤❤❤❤

    • @TesfayFkr-b4w
      @TesfayFkr-b4w วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ❤

    • @frehiwettesfay8337
      @frehiwettesfay8337 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      🙏❤️😍🌹t🌹🌹🌹🌹🌹amen

    • @TesfayFkr-b4w
      @TesfayFkr-b4w 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@frehiwettesfay8337 ደምርኒ

  • @user-bd7qh9ru4r
    @user-bd7qh9ru4r วันที่ผ่านมา +3

    ዕልል ዕልል ዕልል🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @frinegn
    @frinegn วันที่ผ่านมา +3

    መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ፅሩያት🥰

  • @JbbfhhFhd-ee9wj
    @JbbfhhFhd-ee9wj วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ፍቅርኹም ይባርኽ ኣሕዋተይ ማዓረይ ❤❤

  • @fury6617
    @fury6617 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    አሰይ ሩሑስ ጋማ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Mhalt-m7h
    @Mhalt-m7h วันที่ผ่านมา +2

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰ርሑስ ጋማ ❤️❤️🙏🙏🙏🙏

  • @FeruzFeruz-d1f
    @FeruzFeruz-d1f วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ shekorrat

  • @sendayuHadush
    @sendayuHadush 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዕድመይ ጢዒናይ ይሃብኹም ሓዳርኹም ይባረክ ፅሩያት❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AlemHile
    @AlemHile 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Mulue hiwetkum hugusat ygberelkum❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fada3193
    @fada3193 วันที่ผ่านมา +3

    ናተይ ፃሓይ ሰልናየ❤❤❤❤❤❤

  • @aranshitesfay3145
    @aranshitesfay3145 วันที่ผ่านมา +3

    ዕልልልል ዕልልልል ዕልልልል ❤❤🎉❤❤

  • @frered3116
    @frered3116 วันที่ผ่านมา +2

    Wow congratulations both of you 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abatasew942
    @abatasew942 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሰይ ❤ውለዱ ዘምዱ ብሩኮተይ 🙏😍

  • @BrhanGhiwot
    @BrhanGhiwot 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፅሩያት ጀጋኑ መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም❤

  • @amam5408
    @amam5408 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣስይ ሪኢካ ዘይምነው ሓዳርኩም ይባረክ ጀጋኑ ደቂ ትግራይ❤😘

  • @ማማየወለሎ
    @ማማየወለሎ วันที่ผ่านมา +4

    ዋውውውውው❤❤❤❤❤

  • @SdDs-hm7hp
    @SdDs-hm7hp วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤ ruhus gama ygberelkum Zom ahatey 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @salam-r1f
    @salam-r1f วันที่ผ่านมา +1

    My❤❤❤T.D.F❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-kf5wy8iq7g
    @user-kf5wy8iq7g 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዋዉዉዉዉ ፈጣር ያሓሉኹም እዞም ናተይ❤❤🎉🎉

  • @AaNn-p4e
    @AaNn-p4e 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፍቅሩኹም ኣምላኽ ይባርርከልኹም ❤❤ ኣነ ግን ንምንታይ ነብዐ ማርያምን ኦ ኣምላኸይ ፁቡቅ ሓዳር ፍጠረለይ 😢👏

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
    @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ክቡራት ኣሕዋተየ❤

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv วันที่ผ่านมา

    ሓዳርኩም ይባረክ ዞም ሓተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera9233 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤ሪኤ ዘይፀግበኩም❤❤❤❤ የሕዋተይ❤❤❤

  • @FedFed-v5v
    @FedFed-v5v 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፅሩያተይ ፍቅርኩም ይባረክ❤🙏

  • @eddf9976
    @eddf9976 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ዕድመይ ጥዕናይ ይሃቢኩም

  • @regbasweet9671
    @regbasweet9671 วันที่ผ่านมา +1

    እንኻዕ ደስስስስስስ በለኩም ማሮች ስታምሩ🥰🥰🎉🎉

  • @Zgba-vf7oj
    @Zgba-vf7oj 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዕድመ ጥዕናን ይህብክም ፈጣሪ

  • @yashikonju8805
    @yashikonju8805 วันที่ผ่านมา +3

    ናይዝ ደራፍ ሹሙ ንገሩን ተጋሩዋን ❤️❤️❤️❤️❤️እሰይ እሰይ ወልድኩም ሳዓሙ ብሽም እዞም መራዑን ሰፕስክራይብ ገይርና አለና ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

    • @TesfayFkr-b4w
      @TesfayFkr-b4w วันที่ผ่านมา

      አሜን ደምርኒ❤

  • @akilove3701
    @akilove3701 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓዳርኩም ይባረክ አሕዋተይ🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️🌿🌿🌿🌿🌷🌷🥀🥀🥀💖💖💖❤️

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓድርኹም ይባረኽ ዉልድኹም ያሕቅፉኹም ኣሕዋተይ❤❤❤❤

  • @harfemengesha3845
    @harfemengesha3845 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amazing love, may God bless this marriage amen!!

  • @alemamanial910
    @alemamanial910 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፍቅርኩም የብዛሓዮ ዛም ሓተይ እግዚአብሔር አምላክ ሓዲርኩም ይባርክ ብሩኻት ❤😊

  • @HomeQatar-kb2hq
    @HomeQatar-kb2hq 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Mera abrahamn saran ygberelkum jeganu ❤❤❤❤❤

  • @tsegu6068
    @tsegu6068 วันที่ผ่านมา

    Beautiful bride and groom❤

  • @selamabreha1361
    @selamabreha1361 วันที่ผ่านมา +4

    ፍቅርኹም የብዝሓዮ❤❤❤

  • @RuftaTesfalem-tm9rc
    @RuftaTesfalem-tm9rc 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    She is so Beauty ❤❤❤

  • @Lili-se1rc
    @Lili-se1rc 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣሰይይይይይይይይይ እንኳዕ ደስ በለኩም እግዚኣብሄር ሓደርኩም ይባረኽ❤❤🙏

  • @haftomabadi
    @haftomabadi 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ይግበአኪ ይኡ ሰሊናየ 👑
    ሓዳርኹም ይባረኪ ፅሩያት💚💜

  • @selamabreha1361
    @selamabreha1361 วันที่ผ่านมา +2

    እረ ክንደይ ድስ ክብልካ❤❤❤❤

  • @berekechtadese2084
    @berekechtadese2084 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤አሰይ ሙቁራተይ ፍቕሪኩም የብዝሓዮ❤️❤️ 🥰

  • @AdDf-u5f
    @AdDf-u5f วันที่ผ่านมา +1

    ኣሰይ ጽሩያት❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @VhFy-np7xw
    @VhFy-np7xw วันที่ผ่านมา +1

    አሰይይይይይ ምቁራት ፍቅርኩም የብዛሓዮ ❤❤❤❤❤

  • @HcjcjcjJjcjc
    @HcjcjcjJjcjc 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤ሓዳርኩም ይባረክ ፅርያት ብዝሕ ምፃሓፈኩ ግን ንኣኩም ዝኮን ቃላት የብለይ ተጋርዋይ ፅርያት ዓለም❤❤❤❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤❤❤❤❤💗💓💕💖💞💘💞💞💞💞💞💞💞💘💘💘💘💘💋💋💋💋💋💋💋💋💛💙💛💙💛💙💜💍👑

  • @هاديشراحيلي-ن9ش
    @هاديشراحيلي-ن9ش 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ሓድሩኩም ይባረክ ውለዱ ክበዱ ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @greattigray5290
    @greattigray5290 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ኣሰይ ሙቁራተይ

  • @selamkoo1566
    @selamkoo1566 วันที่ผ่านมา +1

    በእዉነት ልጁን አለማድነቅ ንፉግነት ነዉ ወይ እዳተ ያሉትን አብዛልን😢🎉❤😊

    • @TesfayFkr-b4w
      @TesfayFkr-b4w วันที่ผ่านมา

      አሜን ደምርኒ❤

  • @HayatMohamed-t5u
    @HayatMohamed-t5u 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉አሰይ ሩሑስ ጋማ

  • @TesfayFkr-b4w
    @TesfayFkr-b4w วันที่ผ่านมา +1

    ፍሽክታኣ ክጥዕም ጓልነይ❤ ፍቅርኩም ይብዛሓዮ ቅዱስ እግዚአብሔር ዞምሕዋተይ ወሊድኩም ሳዓሙ 😊❤
    ደምሩኒ ብቅንዕና ፍቁራተይ 300 ኣብፅሑልይ ❤

  • @user-ly8js6zg2h
    @user-ly8js6zg2h 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣሰይ ክንደይ ከ ደስ ክትብሉኢኩም ኣምላክ ፈረቲ ፀገቲ ይግበርኩም ፍቅርኩም ይሰስን ፍረየይ ሰልናይ ፍሽክ ናበልኩም የንብርኩም ምችዋተይይ💘💍💘🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @NooklFookl
    @NooklFookl 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፈጣሪ በረከቱ የሕድረልኩም ኣብ ዘመንኩም ኩሉ ደቅነይ🙏❤️🙏❤️🙏❤️❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Yrgu692
    @Yrgu692 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፁሩያት

  • @نبنبمبمق
    @نبنبمبمق วันที่ผ่านมา +1

    አረ ክንደይ ደሰ ተብሎ❤❤❤❤❤❤

  • @mekonenebeyene7836
    @mekonenebeyene7836 วันที่ผ่านมา

    ሩህስ ጋማ ይግበረልኹም

  • @mmn4535
    @mmn4535 วันที่ผ่านมา

    ፍረይቲ ፀገይቲ ክኒ❤🎉

  • @LieltiyGirmay
    @LieltiyGirmay วันที่ผ่านมา

    Ayn telaukum ydefen ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ፈቃር
    @ፈቃር 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣሰይ ደስ ክብሉ እንኳዕ ደስ በለኪ ብፂተይይ❤❤❤❤

  • @Wedimamaa
    @Wedimamaa 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቆልዓ ደኣ ረኺብካያ ኮ ❤ መባልይቲ ይበልኩም ደቂ ኣደይ

  • @Bismullah-n4l
    @Bismullah-n4l วันที่ผ่านมา +1

    እሰይ❤❤🎉

  • @Debasweldu
    @Debasweldu 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Congratulations ❤

  • @ተመስገንእዩቃለይ
    @ተመስገንእዩቃለይ 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሙቁራት ክንደይ ደስ ይቡሉ መርዓ ኣብራሃም ስራን ይግበረልኩም ከምቲ መርዓኹም ውልድኹም የሪአና❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
    ፃሓይ ገፃ ዋዕሮዋይ

  • @dianaassefa7598
    @dianaassefa7598 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    So beautiful ❤❤❤

  • @alemtigray5324
    @alemtigray5324 วันที่ผ่านมา

    Congratulations 🎈🎉🍾 ❤

  • @netsanethaylemariam5490
    @netsanethaylemariam5490 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Asey konaju ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉elllllllllllllll

  • @TiTiQiQi-v5h
    @TiTiQiQi-v5h วันที่ผ่านมา

    ሩሑስ ጋማ ሙቁራት ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @FfDr-c5c
    @FfDr-c5c 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ለምዘበን መርዓ ልዓመታ ድንቡሽ ቡሽ ልበለ ቆልዓ ጀጋኑና እንኻዕ ደስ በለኩም 🥰🥰🥰🙏🙏

  • @Tyy-xd4iy
    @Tyy-xd4iy 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መልካም ጋብቺ ይሁንላቹ የነወች ❤❤❤❤

  • @KhanKhan-xw1hn
    @KhanKhan-xw1hn วันที่ผ่านมา

    አሰይይይይይይይይይይ ፍቅርኽም ይባረክ❤❤❤❤

  • @user-fj2of7tc3u
    @user-fj2of7tc3u วันที่ผ่านมา

    ኣስይይይይይይይይ ምቅራት ተጋሩ🙏🙏🙏👏👏👏👏❤❤❤🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏💝💝💝🌽🌽🌽🌻🌻🌻🌻🌾🌾🌾🌹🌹🌹🌿🌿🌿🍀🍀🍀💐💐💐🌱🌱🌱🌺🌺🌼🌼🌹❤❤

  • @hiwiAg-p1u
    @hiwiAg-p1u 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Congratulations ❤❤🍾🍾🍾

  • @TatssgTaaa
    @TatssgTaaa 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ygbeeki eyu yeni lelti❤💘🌹🌹🌹🌹

  • @AmLa-z7b
    @AmLa-z7b วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉