Alexander Kahsay (Sandro) - Y'haysh | ይ'ሓይሽ - New Eritrean Music 2020 (Official Video)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 636

  • @dejenkidane5493
    @dejenkidane5493 4 ปีที่แล้ว +475

    ኣሌክሳንደር ካሕሳይ.ሓደ ካብቶም ቅንዲ ኣለዉና ንብሎም ኣዝዮም ኑፉዓት ደረፍቲ ሃገርና ክንሱ ከምቲ ዝድለ ዘይስመዓሉ, ጻሙኡ ዘይረኸበ.ግን ክኣ ተስፋ ከይቆረጸ ምስ ሓደስትን ብሉጻትን ስርሓቱ ዝመላለሰና ደሎ ዝኣምነሉም ዝኮርዓሉን ደራፋይ'ይ please please please!!! ነተባብዓዮ መታን ካብዚ ንላዕሊ ሓይሉ ክምለሰና,ኣሌክ ሓውና ንፈትወካ ኢና።

    • @banaappbanaapp828
      @banaappbanaapp828 4 ปีที่แล้ว +4

      ጹቡቅ ዘረባ ሓቂ

    • @abielgebretnsae169
      @abielgebretnsae169 4 ปีที่แล้ว +2

      Yea ur right bro

    • @almazghilamicael5934
      @almazghilamicael5934 4 ปีที่แล้ว +2

      Nay behaki 💯👍

    • @ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ
      @ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ 4 ปีที่แล้ว +28

      ሓቂ ምዝራብካ ከይ'የድነኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን።
      ሓቂ ንምዝራብ ሰብ ሎሚ ጥዓሚ ዜማን ትሕዝቶ ግጥምን ኣይኮነን ዝሰምዕን ዝዕዘብን። ሰለፍ እንዳ ማቱ ክርኢ'ዩ ደስ ዝብሎ ምሰ ሰናይ ይቅረታ ግን?
      ናይ ብዓል ሳባ ፡ ኤደን ፡ ትምኒት ፡ ዋላ ሓንቲ ትሕዝቶ የብሉን እንትርፎ ቀለም። ንስርሓተን ንምንእኣስ ዘይ'ኮንኩስ ናይ ገዛእ ርእስና ባህሊ ንውንን ሕብተ ሰብ እና። እስኪ ንነብስኹም ፍረዱ ድምጼን ካብ ናይ ብዓል ሳንድሮ ክጎድል ተዘይ ኮይኑ ኣይብርትዕን'ዩ እየ ዝብል ብወገነይ ምሳኻ ኣለኹ።

    • @asmeromweldegebriel7577
      @asmeromweldegebriel7577 4 ปีที่แล้ว +1

      Yes mann y Are right

  • @ዓለምድሕረይፍቕሪቕድመይ
    @ዓለምድሕረይፍቕሪቕድመይ 4 ปีที่แล้ว +223

    ግጥሚ%100"
    ዜማ%100"
    ዳሪክተር%100"
    ድምጻዊ% 100"

    • @ilovemam9017
      @ilovemam9017 4 ปีที่แล้ว +2

      ኖ ድምጻዊ ድምጺ 0

    • @ዓለምድሕረይፍቕሪቕድመይ
      @ዓለምድሕረይፍቕሪቕድመይ 4 ปีที่แล้ว +5

      @@ilovemam9017 ኤኢ ብሙደይ እባ ኣይትምጽእኒ ቅቅ

    • @kemalemey9990
      @kemalemey9990 4 ปีที่แล้ว +1

      @@ilovemam9017 nea ba sebay hsebela dea b demey kea hji

    • @mironatsbha1742
      @mironatsbha1742 4 ปีที่แล้ว

      Faniel Gerie giga gtimi 0 kabeu nabueu nay 1 kfli eya

    • @hagoshaile586
      @hagoshaile586 4 ปีที่แล้ว

      @@ilovemam9017 ata dmxi tfelt dika gnuf wa

  • @እንታይምንባር
    @እንታይምንባር 4 ปีที่แล้ว +114

    ሳንድሮ ጅግናዩ ዝብል ረጊጹኒ ይኽድ

  • @ዮናS
    @ዮናS 4 ปีที่แล้ว +65

    ደለይትኪ ተበዝሑ እምብዛ
    ፈሪሐ'ዶ ክዓጽወኪ ኣብ ገዛ
    ዘወር ብዝበልና ፈቆድኡ
    ጽባቀኪ ዓይኒ ሰብ መሊኡ
    ዝፈልጠኪ ድዩ ዝፈትወኪ
    ምስ በዝሐ ሰላም ዘጽግበኪ
    ኣባይኪ ይጠርጠር ታይ ገበርኪ
    ክኣምነኪ ይሓይሽ ክኣምነኪ
    much love from your big fan 🇪🇷🇪🇷 ❤️❤️

  • @yohanes6158
    @yohanes6158 4 ปีที่แล้ว +88

    ግጣሚ (ጠዊል) % 100
    ዘማ (ወዲ ዘኩ) %100
    ዳርክተር (ማይናስ) %100
    ድምጻዊ (ሳንድሮ) %100
    ኣዚኣ ብልጽቲ ደርፊ ደቂ ኤረይ ሰሚዕ ምጽጋብ
    ስኢነያ!!!

  • @yohanes6158
    @yohanes6158 4 ปีที่แล้ว +31

    ኣዚኣ ደስ ትብል ግጥሚ ጠዊል ሓውና ምሓዛ ልዕሊ ዓርኪ ዝኾነሉ ግዜ ዘምጾ ብጣሚ ፈተያ ኣነ እዛ ደርፊ ከማይ ዝፈትኩማ like ኣግርጭዉ ኣብሉ

  • @Habeshaculture
    @Habeshaculture 4 ปีที่แล้ว +96

    ዋው ዋው ብሓቅ ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ 6 ግዜ ብዘይ ምቁራጽ ሰሚዐያ ግን ቁሩ ቂር ዝበለኒ ኣሎ።
    ቅድም ሞ ብሉጽነታ ክንገልጽ።
    #ድምጻዊ 100% በቃቃ ኩሉ ደርፍታቱ ነንሕድሕዱ ዘይሰናነፍ ዘይምኖ። ብፍላ ቅላጸ ድምጹ ዋው መግጺ ይስእነሉ ኪላታት ክገልጽዋ ክንገድፈሎም።
    #ግጥሚ 100% በቃ ዝወጻ የብላን ኣወዳድቃ ቃላት ይኹ ዝተጠቀመሎም ፈጥራዊ ሓሳብ ብሓቂ ብሉጽ።
    #ዜማ 100% ህዱእ ዘይ ርብሽ ዜማ ብፍላይ ድማ ን ብሉጽነት ግጥሚ ከተስተማቅሮ ዓቢ ግደ እዩ ዝጻወት ኣብዛ ስራሕ። እዚ ዓይነት ዜማ ዳርጋ የለን ሃሲሱ እዩ። ኣብዚ ግዜዚ ን ግጥሚ ዓብሊሉ ንግዚኡ ዝስማዕ ካብ ሳልስቲ ዘይ ሓልፍ ተመናዊ ዜማታት ጥራይ እዩ ዝፈሪ። እንድሕር ዜማ ን ግጥምን ብሓደ ዝስተማቀር ኮይኑ ግን ከምዚ ናይ ቀድም፡ደርፍታት ኽሳዕ ሎሚ ዘይምኖ ዘሎ ኮምኡ ዘይምኖ እዩ ዝኸውን እሞ ብሓቂ ብሉጽ ዜማ።
    #ዳይረክቲን ውን 100% እዩ ዮናስ ማይናስ ኣዝዩ ብሉጽ ዝኾነ ፈጠራዊ እዩ ዝሰርሕ እሞ እዚኣ ውን ሓድሽ ፈጠራውን ገላጺት ነቲ ደርፊ ብዘይ ግጥሚ ክትርድኦ ብቀሊ ዝሕግዝ ቪድዮ ክሊፕ። እዚ ዓይነት ቪድዮ ክሊፕ ውን ዳተረፈ እዩ ዝመጽእ ዘሎ ቆራጽ መራጽ ዝገብራ ደቀንስትዮ ጌርካ ተጠሊመ ዳበልካ በዋልድ ተኸቢብካ ምስዕሳዕን ምድራፍን ን ተኸታተልቲ ምብዛሕ ኢልካ ዕንወት ጥበብ ዳዛየደ ኣብ ዝመጸሉ ከምዚ ዓነት ፈጥራዊ ቭድዮ ክሊፕ ብጣሚ ጽቡቅ።
    ቂር ዝበለትኒ ኣብ #ኤዲት እያ ኢዲትንግ ብጠቅላ 90% ጽብቅ እዩ ዘሎ ኣብታ ጌጋ ኮይና ዝተራእየትኒ ሕብሪ ኣለኻኽያ እያ፡ ኣብ 2፡50 ዘሎ ሞ ንመልከት ተፈጥራዊ ነገር ክንቅይሮ ኣይንክእልን ኢና ን መንደቅ ይኹን ክዳን ዝኾነ ሰብ ዝሰርሖ ሕብሪ ክትቀያይረሉ ትኽእል ኢኻ ን ገረብ ግን ቀጠልያ እዩ ስለምንታይ ሰብያዊ ተለኽዩ ቂር ትብለኒ ምበር ዝተረፈ ኩሉ ጽቡቅ ብሉጽ ስራሕ።
    ERI TUBE (S.A.M)
    30/7/2020

    • @ኤርትራዊወዲምድረባሕሪ
      @ኤርትራዊወዲምድረባሕሪ 4 ปีที่แล้ว +6

      ዋው ያ ስካ ናይ ብሓቂ ተድልየና ኢኻ ብሉጽ ሃያሲ ንዓካ ውን 100% ሂበካ ኣለኹ

    • @simonrussom6735
      @simonrussom6735 4 ปีที่แล้ว +3

      Kabki bazho kaxbyu ayu hewey naty tanks

    • @ZEMU-W
      @ZEMU-W 4 ปีที่แล้ว +1

      Btaami nfue trgediska kemzi aynet hasab mihilawkaa/ mikfalkaaa

    • @ዕባይፍግራ-ሐ9ጠ
      @ዕባይፍግራ-ሐ9ጠ 4 ปีที่แล้ว +1

      ን ጥበብ ብደቂቅ ከም ትፈልጦ ካብ ጽሕፈትካ ኣስተብሂለ

    • @yoniweditsehaye4812
      @yoniweditsehaye4812 4 ปีที่แล้ว +1

      Yea mejemerta neti kubur axehahfaka kemeezgneka yideli kexile eti zbelkayo haki ko entekone buzuh ab semyawi aykeden malet blur geru light sle zwesekelu komu yimesl alo

  • @Akey_love
    @Akey_love 4 ปีที่แล้ว +51

    ኣሌከይ ኣበይ እሞ ህዝባና ኣስተማቃሪ ኣይኮነን እምበር ንስኻ ሓየት ኢኻ ይኣኽ ኣይትጥፍኣኒ ደባሲ ልበይ

  • @Mountfan1
    @Mountfan1 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣንታ አዚ ወዲ ብጣዕሚ ንፉዕ ደራፋይ ኢዩ፡
    ከም ግቡእ ክብሪ ዘይረከበ በጃኩም ከምዚኦም ደረፍቲ ሃገርና ነተባብዓዮም talent ዝኾኑ ደረፊቲ።

  • @jmabi25
    @jmabi25 4 ปีที่แล้ว +283

    Comment ክተንብቡ ዝኣተኩም
    ብር ክትብሉ ተሓገሱ ዕድመን ጥዕናን
    ይሃብኩም ፈጣሪ' መርዓኩም የርኤና

    • @frehiwethaile6612
      @frehiwethaile6612 4 ปีที่แล้ว +5

      Kedimna ztemerana ke??

    • @zeydaalem1932
      @zeydaalem1932 4 ปีที่แล้ว +3

      Amen bro

    • @zeydaalem1932
      @zeydaalem1932 4 ปีที่แล้ว +4

      @@frehiwethaile6612 edman tenan yehbkem fetry

    • @forsatv3905
      @forsatv3905 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን
      ተባረኺ ዝሓፍተይ❤❤❤❤❤

    • @elaryayohannes2485
      @elaryayohannes2485 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen Amen Amen zhaftey wela naki

  • @musiegirmatsion2595
    @musiegirmatsion2595 4 ปีที่แล้ว +8

    ኣሌክሰስ ከምኡ ውን ገጣሚ መሓሪ ጠዊል ጥዑም ኣስማዕኩምና መቀነይና ረኺብና!! ሎሚ ብዙሕ ሓደሽትን ጥዑማትን ደርፍታት ናይ ህቡባት ደረፍትና ሰሚዕና ትብሉ ኣግርጩው ኣብሉኒ!

  • @estifanosamanzgi7200
    @estifanosamanzgi7200 4 ปีที่แล้ว +36

    ሳንድሮ ከም ኩሉ ጊዜ ቤላ ስራሕ
    ቀጽሎ ተስፋ ተስፋታት ንሃቦ ካብዚ ንላዕሊ መታን ክብርትዕ ክበራትዕ

  • @ዕባይፍግራ-ሐ9ጠ
    @ዕባይፍግራ-ሐ9ጠ 4 ปีที่แล้ว +26

    ፖውውውውውው ኣቤት ቅላጸ ብሉጽ ድምጺ ሳንዲኖ፡ኣዝማሪኖ ።

  • @yorutesfazion6295
    @yorutesfazion6295 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ብትሕዝቶ፡ ዜማ፡ ዳረክተር ድምጻዊ ብጣዕሚ ደስ ዝበል። ብሓቂ ድካምን ጻዕርን ዝበዝሖ ነባሪ ዝራሕ! ዓቢ ትምህርቲ ኣብ እምነትን ፍቅርን ምጽናዕ! Keep it up Sandro 🙏💓💓💓

  • @fevenemha9929
    @fevenemha9929 4 ปีที่แล้ว +2

    Wowww እንቃዕ ብ ድሓን መጻኩም ሽኮሪናታት ደቂ ኤረይ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ሳንድሮ ሓወይ ጽቡቅ ስራሕ

  • @luwameyob3243
    @luwameyob3243 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣሰይይይ ደቂ ኤረይ መዓረይ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓት 4 ደርፊ ዋውው ሰላምኩም ይብዛሕ ኣብ ዘለኩሞ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @senaysenay3898
    @senaysenay3898 4 ปีที่แล้ว +54

    ግጥሚ 100%
    ዜማ 100%
    ዳረክትን 100%
    Demxawii ሳንድሮ 100%

  • @ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም
    @ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም 4 ปีที่แล้ว +2

    ዝያዳይ ማራ ኢና ንፈትወካ ደስ ዝብል ስራሕ ኣይትጥፍኣና ክኣ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤❤

  • @tedihayelom9066
    @tedihayelom9066 4 ปีที่แล้ว +6

    ጽቡቅ ስራሕ ሳንድሮ ፡ ምቁራተይ ምርቃ ኣይተውሕዱለይ ካብዛ ሲኦል ልብያ ክወጽእ

  • @Entertainment-ri3be
    @Entertainment-ri3be 4 ปีที่แล้ว +15

    *እዋይይይ ኣሌክ ሲ ብሓቂ ስራሓት ከጸልለኒ እዩ ዝደሊ love you bro nateyy*

  • @mercifulbeyin4462
    @mercifulbeyin4462 4 ปีที่แล้ว +2

    ሳንድሮ ፍሉይ ብሉጽ ናይ ባህሪ ድምጺ ዝተዓደለ ስነጥበባዊ። Go head Sandro you got a very apecial voice❤❤

  • @abbi5080
    @abbi5080 4 ปีที่แล้ว +30

    አዋይ ነዚ ደራፋይ አዚ ክፈትዎ ንዓይ ኢሉ ናብ ስነጥበብ ዝመጸ ኮይኑ አዩ ዝስምዓኒ

  • @frutaasgedom3216
    @frutaasgedom3216 4 ปีที่แล้ว +7

    ሳንድሮ ሓወይ ቀጽሎ ኩሉ በቃ 100% ዘረባ የለን ።

  • @a7tes864
    @a7tes864 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣኻእሎ ይሃብካ ሳንድሮ ሓወይ፡ ክክ
    ሳንድሮ ሓወይ ብጣዕሚ ጽብቕቲ ስራሕ፡ ኩሉ ግዜ ናይ ድምጽኻ ኣድናቒ ኢየ ፍሉይ ቓና ኣለካ፡ ስለዚ ኣብ ዘመናዊ ክሰምዖ ክንደይ ደስ ምበለኒ መስለካ።

  • @eriloveever9692
    @eriloveever9692 4 ปีที่แล้ว +12

    Eske ne Alex zifetu like bejakum good job Alex 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💚👌

  • @ኤርትራዊእየ-መ5የ
    @ኤርትራዊእየ-መ5የ 4 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ዝዕግብ ስራሕ ኩሉ ግዜ እና ካብኻ ንጽበ ኣሌክስ እስኻ ውን ኣይሓመቅካን ቅጽሎ💯❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት
    @ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት 4 ปีที่แล้ว +1

    ሓደ ካብቶም ብሉጻት ስነ ጥበባዉያን ሃገርና *ኣለክሳንደር ካሕሳይ* (ሳንድሮ) ሕጂ ዉን ከምቲ ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ስራሕ

  • @HebenAsmerom
    @HebenAsmerom 7 หลายเดือนก่อน +1

    Sandro ማለት ኣዝዩ ክታባባዕ ዘለዎ ኣርቲስት እዩ ስለዚ ኣጆኻ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @forsatv3905
    @forsatv3905 4 ปีที่แล้ว +3

    ደቂ ኤሬ ፈጣሪ ይሓልኹም ኣብ ዘሃለኹም ሃሊኹም ወፊርኩም ኣተዉ

  • @ብርክተይ
    @ብርክተይ 7 หลายเดือนก่อน

    ዝብሎ የለን
    ካብዚ ሓሊፈ
    ክጽልየ ድቃሰይ
    ገዲፈ ይ፡ሓይሽ
    ጽቡቅ ስራሕ ኣሌክ ❤❤❤

  • @erenaartzone
    @erenaartzone 4 ปีที่แล้ว +8

    Ane zgermeni temti tami zema wuhud view trekeb
    Geliu cherbahbah dema mat view
    Eza derfi astemakerewa
    Getmi
    Hermet zema
    Clip
    Keatse demxi
    Kulu 100 kab 100

  • @adiamhaile4936
    @adiamhaile4936 4 ปีที่แล้ว +16

    ከም ናይ ሳንድሮ ደርፊ ጌሩ ዝስሕበኒ የለን።
    ከምቲ ብሉጽ ስራሕ ዝሰርሖ ግና ዘይስምዓሉ ምኻኑ እዩ ዘሕርቀኒ ኣሌከይ ከም ናይ ኩሉ ጌዜ ብሉጽ።
    like ሃብለይ ሳንድሮ
    share በሉለይ ንሳንድሮ
    comment ወቅጡለይ ንሳንድሮ
    ❤👌❤

  • @drwizy8779
    @drwizy8779 4 ปีที่แล้ว +1

    ሳንድሮ ከምቲ ናይ ኩሉ ግዜ ጽፉፍ ስራሕ ብዙሕ እና ንጸበ ካባኻ ሳንድሮ ኣይትሕመቕ።

  • @hintsahintsa5200
    @hintsahintsa5200 4 ปีที่แล้ว +5

    አልክ ወዲ ልብሲ 100
    ዜማ 100
    ድምጽ 100
    ግጥሚ 100
    ተስፋ ንገብር ትጽቡቅ ክትከደልካ 😍😍😍😍🤙

  • @WEDIEYOBERi
    @WEDIEYOBERi 4 ปีที่แล้ว +4

    I fall in love with this music I can't stop to listening 🎧 it 💖
    Good job Aliksander

  • @semiragordzha9369
    @semiragordzha9369 4 ปีที่แล้ว +1

    Good job wedi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @teklitkflom6964
    @teklitkflom6964 4 ปีที่แล้ว +2

    No comment ሙሉእ ብ ሙሉእ ብሉጽ ስራሕ 🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯

  • @elamashow8205
    @elamashow8205 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሊክሳንደር ካብቶም ብሉጻት ደረፍትና እዩ ከይ ትሓለለ ዝሰርሕ ዘሎ ጅግና እዩ ነተባባዓዩ ኣጆካ ቀጽሎ ብሮ

  • @highlightsest_afro
    @highlightsest_afro 4 ปีที่แล้ว

    ሳንድሮ ንፉዕ፥ ናይ በሓቂ ዝነኣድ ስራሕ፥ ምስ ብሉጽ ዳይረክቲን!

  • @AneaneayeimissyouMyself
    @AneaneayeimissyouMyself 6 หลายเดือนก่อน +1

    Waaaa ❤❤❤❤❤

  • @biniamghbremikael3595
    @biniamghbremikael3595 4 ปีที่แล้ว

    Alex bro natka srah kulu gize xebuk srah eu kexelo eka bravo 👌👌💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @onedey2249
    @onedey2249 4 ปีที่แล้ว +1

    N i c e m u s i c e ✌

  • @eruna91
    @eruna91 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣይቅንዞን ኢየ ከላእ ትቀንዘዎ እምነት ምጉዳል ንመን ጠቂምዊ💞👌🇪🇷

  • @ኤረናኤረና
    @ኤረናኤረና 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሌክ ሎሚ ነዓካ ዝከውን መግለጺ የብለይን ኣልባሳት ከኣ 100%

  • @samibara4640
    @samibara4640 4 ปีที่แล้ว +1

    Aleku meglexi yebleyn xbuq serah teray eye kbel thanks brada

  • @semeremahari8770
    @semeremahari8770 4 ปีที่แล้ว +1

    Alexander my lovely brother GBU
    Always Cool keep it up my dear 🥰💋❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rahelkidane8896
    @rahelkidane8896 4 ปีที่แล้ว +2

    Waw what a wonderful song!! Amazing lyrics great music tone... very easy to the ears.... I can't stop listening to it.... job well done zeHawey!! Bravo wedi Erey shikor!😉👍🏾

  • @ጆሲጆሲ
    @ጆሲጆሲ 4 ปีที่แล้ว

    Aleko kem kedemka xbuk srah bro.
    Deki erey🇪🇷 hagerna ybarkelna ms ftuwat sdrana ka bselam yerakbena yehwat.. ❤️

  • @geriekeshi7405
    @geriekeshi7405 4 ปีที่แล้ว +2

    ሓላዊ ዓይኒ ብዙሕ እዩ ድዮም ዝብልዎ: ይሓልኪ ፍቅሪ ዘቀንዝዎ. Nice song Bro

  • @daveking3696
    @daveking3696 4 ปีที่แล้ว +12

    ሳንድሮ ወናኒ ካናሪ ድምጺ!!
    ኣድነቅቲ ሳንድሮ እስከ Like ገይርኩም ኣርእዩኒ።

  • @naodnaodidi9371
    @naodnaodidi9371 4 ปีที่แล้ว

    alekey mequr fterat betami xbuq serha qexlo fetari yhgezeka kemezi kemey bhnqweta txbyu zelkum bhji kmexna Like yergax amalk selamu ywerdelna nmela hzbi eriterea sihkori.taa

  • @mihreteabgebremedhin3569
    @mihreteabgebremedhin3569 4 ปีที่แล้ว

    Welcome sandro bro nice music and nice to see u samru shikor gobizki abay gal konki Gbu haftey

  • @tesfazgienbaye6807
    @tesfazgienbaye6807 4 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣጀኻ በርትዕ🥂🍾

  • @merinatey4434
    @merinatey4434 4 ปีที่แล้ว +1

    Alekayy shkor Tebatay dmsika tium eyu Aejka Nice bro ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️😍😍😍🔥💯💯

  • @lulueri37
    @lulueri37 4 ปีที่แล้ว +7

    Deki erey selamkum ybzah🇪🇷❤️🥰::
    alex ka kem kulu gzie wudue srah yu ❤️

  • @robelmuluberhan7388
    @robelmuluberhan7388 4 ปีที่แล้ว +3

    First like

  • @ZEMU-W
    @ZEMU-W 4 ปีที่แล้ว

    Eza derfi mara temti astemakiruwaa and zema wedi Zeku Nice -Sandro wn dmxka👏💕💕

  • @senaylove6949
    @senaylove6949 4 ปีที่แล้ว

    Sandro kburrr seb mara ena nfetweka qetsali mtsena selam wesenay neaka bro!!!

  • @ksanetgualgolij
    @ksanetgualgolij 4 ปีที่แล้ว

    Sandro hawey akuriekani btaemi tsubuk srah. Kemaka snetbebawian yebzhalna🇪🇷🇪🇷❤️

  • @Hermonarayabaht2000
    @Hermonarayabaht2000 4 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ጽብቅቲ ደርፊ ኣጆካ ኣሌክሳንደር ቀጽሎ ካብቶም ዝበለጹ ኢካ

  • @ayubabdu5504
    @ayubabdu5504 4 ปีที่แล้ว

    Wowww✌️🇪🇷👌 bela sandro🇪🇷👍 metabite xebuq serah nay bahki qexlo zarky ajoka habibi

  • @ስመዩሙሩር
    @ስመዩሙሩር 4 ปีที่แล้ว

    Wawww sandro natey kokob nayzi ewan btami xbiu sirah sandro zfetu abzia agrichiw yebleni gitmi 100%
    Zama 100%
    Dmxi 100%
    Director 100% so keep it up

  • @msgnayanay6816
    @msgnayanay6816 4 ปีที่แล้ว +1

    NIC JOB ALEX

  • @natnaelkidane4224
    @natnaelkidane4224 4 ปีที่แล้ว

    Xubul srah alex arkey kulu gize xubuk ms serahka eka. Nice

  • @BlienWoldab
    @BlienWoldab 8 หลายเดือนก่อน

    Habibi kab mahazay tray iyu tbleka teamna frieno zeybla mekina mzwar yqeleni 😉

  • @Robi-94
    @Robi-94 4 ปีที่แล้ว +1

    መጺካለይ ዶ ኣሌከይ ማራ ኢየ ዝፈትዎ ድምጽካ and ግጥሚ ዜማ ዳሬክተር ስእሊ ይበል ብጣዕሚ ጽቡቅ ደቂ ሓላል መሬር ናፊቅናዮ መሬት ዓድና ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @yonastsegay2940
    @yonastsegay2940 4 ปีที่แล้ว +2

    Welcome back Alex the best artist ever

  • @Robeltk
    @Robeltk 4 ปีที่แล้ว

    ፖውው! ጠዊል ማለት ተባዓታይ ስራሕ!
    ልዕሊ ዓርኪ ዝኽውን" ማሓዛ ገዜ ፍጢርዎ ከምዛ" ዋዛ!

  • @hidatteklom4306
    @hidatteklom4306 4 ปีที่แล้ว

    Great job ,,, hakika embet migudal nimen tekimuwo

  • @emajohan9522
    @emajohan9522 4 ปีที่แล้ว

    Sandro btami eu zmsteni kulu srahatka bflay dmtska . Ane derftatka kulu gzie eye zsemom neabnet arkey,❤❤❤ mama ..... ajoka nebari srah eka tserh zeleka💪💪💪💪👌🏼

  • @robieriboy8023
    @robieriboy8023 4 ปีที่แล้ว +1

    Sandroy Ma hero amazing keep it up so continues bro!!

  • @danieltesfu8847
    @danieltesfu8847 4 ปีที่แล้ว

    sandro xbktii eritrawit arikani ......thank you

  • @teklitkflom6964
    @teklitkflom6964 4 ปีที่แล้ว +65

    #ይ'ሓይሽ
    ትዝውረ ሞ ደለ ይኩን ደለ ይኩን
    እቲ ዝበሃል ውን ደለ ይኩን ደለ ይኩን
    በቲ ሰብ ዝብለኒ ኣይጠዓኩን ኣይጠዓኩን
    ክኣምነኪ ከም ትብሊዮ ይኩን
    ዝበልኪዮ ይኩን
    መሓዛይ ተበልኪ ከም ምሓዛ
    ስድራቤት ተበልኪ ከም ዘላታ
    እዋን ተዓዚሩ ኣይልብናን
    ረፊዱ ተበልኪ መሲዩና
    ምእማንኪ ይሓይሽ ሽኮሪና
    ዝፈልጡኪ እዮም ዝላለዩ
    ኣብ መንገዲ ኻባይ ዳ ፈለዩ
    ይሓቁፉኪ ይሓሓቁፉኪ እምብዛ
    ልዕሊ ዓርኪ ዝከውን መሓዛ
    ግዜ ፈጢርዎ ከም'ዛ ዋዛ
    ፈውሰይ ተኮነ ፈውሲ ዓሻ
    ነዛ ልበይ ኮሙኡ 'ዩ ዝሕሻ
    እምነት ይሕሸኒ ካብ ጥርጣረ
    እትብልዮ ብልበይ ኣትሪረ
    ደለይትኪ ተበዝሑ እምብዛ
    ፈሪሐ 'ዶ ክዓጽወኪ ኣብ ገዛ
    ዘወር ብዝበልና ፈቆድኡ
    ጽባቀኪ ዓይኒ ሰብ መሊኡ
    እዋይይይ ላላላላ
    ዝፈልጠኪ ድዩ ዝፈትወኪ
    ምስ በዝሐ ሰላም ዘጽግበኪ
    ኣባይኪ ይጠርጠር ታይ ገበርኪ
    ክኣምነኪ ይሓይሽ ክኣምነኪ
    ሓላዊ ዓይኒ ብዙሕ ዝብልዎ
    ይሓልኪ ፍቅሪ ዘቀንዝዎ
    ዝብሎ የለን እንካብ'ዚ ሓሊፈ
    ክጽልይ እየ ድቃሰይ ገዲፈ
    ይሓይሽ
    ኣንቲ መዓር መዓር መዓር መዓር -- ምጸምጸ
    ይኣምነኪ ዝመጸ ተመጸ - እንተ መጸ
    ኣይቅንዞን እየ ካልኣ ትቀንዘዎ
    እምነት ምጉዳል ንመን ጠቂምዎ(2)
    ዋላ 'ኻ ሰብ ዋላ
    ከም ዝበሎ ተበለ
    እዝኒ ኣይህቦን ንዓኪ ኣሚነ (2)
    ወረ ኮይኑ ክተርፍ ዚ ወረ
    ሰሓቅዮም ሰሓቅዮ ስምኪ ንዘምረረ
    ይሓይሽሽሽሽ
    ግጥሚ :- መሓሪ ዑቅባሚካኤል (ጠዊል)
    መጸለል ዝኮነት ደርፊ like ሃቡለይ ን ሳንድሮ
    ግጥሚ 💯
    ዜማ💯
    ቪድዮ ክልፕ 💯

    • @dengelmaryam1129
      @dengelmaryam1129 4 ปีที่แล้ว +2

      Wawww lyrics yedelya nere sela zexhaflana thank bro🙏🙏🙏

    • @sgeri2583
      @sgeri2583 4 ปีที่แล้ว +1

      ንዓካ ከማን ላይክ ሂበካ ኣለኩ

  • @evunice274
    @evunice274 3 ปีที่แล้ว +1

    Mesaddtey zkonet derfi beyney msza music newih tesedide aleku ab xumuwa alem

  • @esuesu1411
    @esuesu1411 4 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቅ ስራሕ ሳንድሮ ሽኮር

  • @sham3872
    @sham3872 4 ปีที่แล้ว

    መሓሪ ዑቅባሚኬል (ጠዊል) ኣዚዩ ብሉጽ ግጥሚን ኩርናዕ ሓስብን ኣስሚዕካና። እዞም ብ ፍረየ ፍረየ ናይ ናሆም ደርፊ ዝፈልጡኽ፡ ሕጂ ይፍረዱኻ።

  • @londonerboy4036
    @londonerboy4036 4 ปีที่แล้ว +1

    Welcome back Sandro. Nice song

  • @makelegebremichael9279
    @makelegebremichael9279 4 ปีที่แล้ว

    Nice song 2020 brother continue. 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍

  • @YualEla
    @YualEla ปีที่แล้ว

    ❤ Thanks 🙏 Sandro Hawey 🎉🎉🎉

  • @yoditwolday1212
    @yoditwolday1212 4 ปีที่แล้ว

    Ezen lenken zewxa hadesti derftat betami xefufe serah bkulu wegenatu🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍

  • @abilove5546
    @abilove5546 4 ปีที่แล้ว +1

    Asey zereba keman tefieni I love this song so keep it up wowww.....

  • @meronmsgna2578
    @meronmsgna2578 4 ปีที่แล้ว +1

    anes entay nazwedi xegam bulxie serh da serha zeysmalu . beluxe serh aleko👌👌👌

  • @abeltekle8611
    @abeltekle8611 4 ปีที่แล้ว

    Alekes tebatey wedi eri niccc job bro

  • @bisratteame2332
    @bisratteame2332 4 ปีที่แล้ว +2

    I'm in love with this music can't stop always 🥵❤️❤️❤️❤️❤️🙏

  • @hadasestfanos6064
    @hadasestfanos6064 4 ปีที่แล้ว +1

    Wawww btami xbuku srah alikeyy♥️♥️🇪🇷

  • @b2tv155
    @b2tv155 4 ปีที่แล้ว +1

    Nay mudey wedi 😘👏🏼

  • @wedihabtye1618
    @wedihabtye1618 4 ปีที่แล้ว

    Wawwww mara des tbl derfi sandro ab gizia awsikaya ❤️ ajoka bhji wn kalie knxbe ena kabaka

  • @فيروز-د3ط
    @فيروز-د3ط 4 ปีที่แล้ว +1

    From topo show😊 great music🎵🎵👍

  • @adamzrkarias5274
    @adamzrkarias5274 4 ปีที่แล้ว +1

    Nay behaki nic music .
    Thanks Alex hawey ❤

  • @tsbahmistireyu5198
    @tsbahmistireyu5198 4 ปีที่แล้ว

    Nay bhaqi tiemti derfie gitimin zeman tebaetay and dimxie 🎼🎤💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌

  • @dan_jr___6432
    @dan_jr___6432 4 ปีที่แล้ว +1

    Longe Time a go Wellcome ma fv bruh👊

  • @OsmanHaj-p3w
    @OsmanHaj-p3w 5 หลายเดือนก่อน

    إرتريا في قلوبن❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @jcseri7088
    @jcseri7088 4 ปีที่แล้ว

    No comment be kulu des des tbel terah beqa 🔥🔥🎼🎧👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽

  • @yetmyimecehgnal6947
    @yetmyimecehgnal6947 4 ปีที่แล้ว

    ሳንድሮ ዓይነይ ኳዕ ብድሓን መጻኻና ወደደይ

  • @ማኩማኩ-ሸ8ፐ
    @ማኩማኩ-ሸ8ፐ 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሌኮ ብሮ ጽቡቅ ስራሓ

  • @simonmmulugeta8718
    @simonmmulugeta8718 4 ปีที่แล้ว +1

    who reads I wish you and your family the best❤

  • @rangerlethbrok9545
    @rangerlethbrok9545 4 ปีที่แล้ว

    Nay mudey Singer nice music Alex bro

  • @endahafene3354
    @endahafene3354 ปีที่แล้ว

    Good job bro ❤❤🇪🇷🙏

  • @ኣብሂወተይከምድልየተይ
    @ኣብሂወተይከምድልየተይ 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሌክ ብጣዓሚ ንፉዕ ዓቢ መልእክቲ ዘለዋ ደርፊ ኣጆኻ ቀጽል ጽቡቅ ስራሕ '!!!!

  • @jhonghirmay9466
    @jhonghirmay9466 4 ปีที่แล้ว

    Nay bhaki ali jgna eti ab lbey zelo kanza simat rekibkayo so thanks ajoka segum nkdmit