ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

ናብራ ወገናትና መሪር ናብራ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.ค. 2024
  • SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
    ______________________________________________
    Follow this channel @
    Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
    Whatsapp = chat.whatsapp....
    Telegram = t.me/tseagy
    Telegram = t.me/gedamaxum
    Instagram = / gedamtube21
    ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
    💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
    💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
    💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
    💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
    share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
    #ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና

ความคิดเห็น • 38

  • @user-ko6tf2xh6y
    @user-ko6tf2xh6y หลายเดือนก่อน

    መድህናኣለም የውግሃልካ ህዝበይ

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና መምህር ፀጋይ ምሕረት የውርደልኩም ህዝበይ😢❤❤❤

  • @fotofoto378
    @fotofoto378 หลายเดือนก่อน +4

    እግዛብሄር ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኹም ወገናተይ ብምልእኹም 🙏🙏🙏ሄድፎን 6000 ሽሕ እዩ ዋጉኡ ግንድማ ደረጃም ኣለዎ እዩ መምህር ፀጋይ ሓወይ

  • @trhastewelde7873
    @trhastewelde7873 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤ ኣምላክ ይሐግዝኩም ናብ ቤትኩም❤❤❤ ብሰላም ይምለስኩም❤❤❤❤

  • @meksebtesfamaryam8232
    @meksebtesfamaryam8232 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @user-yh1bp5io7w
    @user-yh1bp5io7w หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq หลายเดือนก่อน

    የብዙሕኩም ኣሕዋትና❤❤❤❤

  • @user-hb1vb8qm4q
    @user-hb1vb8qm4q หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 หลายเดือนก่อน +1

    እግዝአቢሄር ምሕረትን ጥዕናን ይሃብኩም ብሰላም ናብ መረበትኩም ይምለስኩም መምህረይ ዕድመ ይሃብካ ክቡራት አሕዋተይ ብዝወፀ ይተክአልኩም ወፊርኩም እተው

  • @DfUf-ut9fi
    @DfUf-ut9fi หลายเดือนก่อน +1

    አግዝብሔር ምሕረት ይዉረደልኩም አባታተይ አነታተይ ምዋፅአተ ይፍጥረለኩም😢❤

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 24 วันที่ผ่านมา

    Egziabher. mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray. Ahwatey. Uaye. ✝️😢🙏🙏🙏❤️🌿🕊️

  • @Nebyat-dp2fi
    @Nebyat-dp2fi หลายเดือนก่อน

    Omalikea lsrial nenab betom milosom mulue mihiret giberolom amilakey atum bitesifan bigenizebin tihuguzu zelokum Egziabiher abizuhu yihabikum

  • @user-hp1ud4iu1i
    @user-hp1ud4iu1i 25 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Betelhem153
    @Betelhem153 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏

  • @bisrigmichael6934
    @bisrigmichael6934 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @dammamksa1302
    @dammamksa1302 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይይ ህዝብይ 🙏🙏🙏

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 หลายเดือนก่อน

    😢😢

  • @user-mk6gv2dr7v
    @user-mk6gv2dr7v หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @lealemalemamen9029
    @lealemalemamen9029 หลายเดือนก่อน

    መምህር ጸጋይ ብዙሕ ሰናይ ስራሕ ብዝገርም መልክዑ ንርእይ አለና፣ አብቲ ምዕቆቢ ስደተኛታት ዘለው ወገናትና ብፍላይ ብተመሓላላፊ ሕማም /TB, Influenza, Measles, and others/ ዝተትሓዙ እቲ ሕማም ናብ ካልኦት አዴታት ህጻናት ከይዛመድ ንመንግስቲ ትግራይን መመሓደርትን ሚድያ ሓበሬታ ሂብካ ተፈልዮም ግቡእ ሕክምና ክረኽቡ ተዝግበር ጽቡቅ ይመስለኒ።

  • @wintafetawitthomasalazar6678
    @wintafetawitthomasalazar6678 26 วันที่ผ่านมา

    Selam kenu mischdo ab tegray entay kenu kendi hezbi fahfa elyo zeylo selamen kisanetn yewrdelna nezi kelte hezbi ❤❤

  • @LetushGeremariam
    @LetushGeremariam หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏😢

  • @freweniasfaha7452
    @freweniasfaha7452 หลายเดือนก่อน

    Ezgbeher meherti yewrdilekum nab adikum besalem yamilesikum memher tigay adimen tianani yehabeka antom zhabekum bezwexi ytakalekum🙏🙏🙏

  • @saiful_rana5075
    @saiful_rana5075 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SamrwitSamrwit
    @SamrwitSamrwit 29 วันที่ผ่านมา

    በጃኩም ኣራክብኒ ብፈጣሪ ፡ከብደይ በሊዓትኒ ፡ነታ ንእስቲ ሓፍትና እዝና ክሕክማ የ 😢😢😢

  • @user-kt9yk8ce6n
    @user-kt9yk8ce6n หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @zem1988
    @zem1988 หลายเดือนก่อน

    ወይይይ እዚ ህዝቢ እዚ ረኺብዎ ዘሎ፦😥😥

  • @WejeratAdey
    @WejeratAdey หลายเดือนก่อน

    ለማዕንቲ ማ መበል 8🎉🎉🌿🌿🌿🙏ደሙሩኒ ኣሕዋተይ🎉

  • @user-ko2hx6mg1m
    @user-ko2hx6mg1m หลายเดือนก่อน +2

    ኣነ ዘሕጉሰኒ ነገር ኣሎ እዚ ህዝብናስ ምስ ዝኹሉ ሽግሩስ ኣመስጋኒ ኣይዞኻ ህዝበይ እቲ ትኣምኖ ኣምላካ ኣይሓድገካን ምሕረቱ ከፍስሰልኻ እዩ እዚ ግዜ ፈተና እዩ እግዚአብሔር ንዝፈትዎ ይፍትኖ

  • @desawitsegay2286
    @desawitsegay2286 หลายเดือนก่อน +1

    ከቢድ እዩ ብጣዕሚ

  • @abrehetatsbeha3858
    @abrehetatsbeha3858 หลายเดือนก่อน

    🤍🤍🤍🤍🤍🤍😘😘😘😘😘😘😘

  • @lealemalemamen9029
    @lealemalemamen9029 หลายเดือนก่อน

    ሰሪሑ ንነብሱ አልዩ ንኻሊእ ዝኸውን ዝነበረ ጻዕራም ህዝቢ ብዝበጽሖ ግፍዒ አብዚ እዋን ደላይ ሓገዝ ኮይኑ ክትርእዮ ልብኻ ይሰብር፣ ኮይኑ ግን ንውሑዳት መዓልቲ እውን ይኹን ካብታ ዘላቶም ንበረከት ክኾኖም ኢዶም ዘይዓጽፉ ቡዙሓት ወገናት ምህላዎም ከአ ተስፋ ይህበካ። እሞ ኩላህና ካብታ ዕለታዊ ስንቅና ቀኒስና በረከትን ጥዕናን ክንረክብ ሓገዝና ንቀጽል።

  • @mowdave9578
    @mowdave9578 หลายเดือนก่อน +2

    Ala weyane kilil hizkas aytihazuni kkk hager hizka keman lomi nigada mish kilil kab federal endatedogmka tigray tisier kkkkkk ala riesi

    • @ikkegiopp
      @ikkegiopp หลายเดือนก่อน

      Kemu aybhaln u hawey

    • @wintafetawitthomasalazar6678
      @wintafetawitthomasalazar6678 26 วันที่ผ่านมา

      Ata sedi denqoro besem eritreawi abzi keytmkha okay do derbay dehar n eritreawi texrefyo bal neskum helena alebo

    • @user-ul7bz6lg6k
      @user-ul7bz6lg6k 20 วันที่ผ่านมา

      Eritrawiyan ke entay ke temukum eyu ab alemwach zelewu ahwatka yhredu alewu nsomke shaebiya 30 amet ystawetlkum alo 😂

    • @hfgsdfhdhh9922
      @hfgsdfhdhh9922 14 วันที่ผ่านมา

      አራዊት ጨምላቅ ድቃላ ጥልያን ሐሳዳት አቡቦ ብናይ ዐደይ ፊደል በቲ ናይ ትግራይ እየ ጺሒፈልካ አታ አረሜን ቡዳ ዐይንኩም እዩ አብዚ አብጺሕኩማ ትግራይ ንብረትና ዝሰረቁኩም ወረርቲ ሰረቅቲ ነውራማት ሐይዋናት

  • @user-yr3se2ug6c
    @user-yr3se2ug6c หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @SameeraSameera-ec9ox
    @SameeraSameera-ec9ox หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉