ህዝባዊ ሰልፊ ከተማ ሃገረሰላምን ወረዳ ደጉዓ ተምቤንን 19 ጥሪ 2017 ዓ/ም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 133

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 วันที่ผ่านมา +6

    ህዝበይ 😘💛❤️🥰🥰🥰

  • @zafuzafu6588
    @zafuzafu6588 วันที่ผ่านมา +7

    ዝገርምምምም ትግራይ ሃገረይ ትሕቲ እግዚኣብሄር ብህዝብኽን ጀጋኑ ደቂ ሓራስ ነብሪ ደቅኽን
    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 วันที่ผ่านมา +5

    እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን ህዜቤይ ፍጣሪ ባዕሉ ያሐግዝኹም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ManJohson
    @ManJohson วันที่ผ่านมา +8

    ሰላም ሰላም ሰላም ንተሳተፍቲ ብሙሉእኩም ዓወት ንህዝቢ ትግራይ ዓወት ንውድብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ TPLF።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Dahab-s5d
    @Dahab-s5d วันที่ผ่านมา +5

    ብምስለኔ አንግዛእን yesss❤❤❤❤❤

    • @lanteTV1
      @lanteTV1 วันที่ผ่านมา

      ችድ ሕማቕ ድርባይ

  • @Vip-j8f
    @Vip-j8f วันที่ผ่านมา +4

    እግዛኣቢሄር ይሓግዝኩም ኣሕዋተይ🙏🙏🙏💛❤💪💪💪

  • @BerihunGebremdhn
    @BerihunGebremdhn วันที่ผ่านมา +3

    ኣታ እቲ ስርዓቶም ደስክብል

  • @MeargHaylemariam
    @MeargHaylemariam วันที่ผ่านมา +3

    መግለጽ ሲኢነልኩም 👏👏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki วันที่ผ่านมา +4

    አጆኻ ሕዝቢ ትግራይ ምስ ስራዊትኻ ኢድን ጓንትን ኮይንካ መርሽ ክወግሕ እዩ አጆና ❤❤❤❤❤❤❤

    • @kindeyaberhe
      @kindeyaberhe วันที่ผ่านมา

      ንክልቲኦም ሓይልታት ኣጆኻ ኣጆኻ እናበልና እቲ ህዝቢ ነንባዕሉ ክዋጋእ ካብ ምግባር ብሠላም ተዘራሪቦም ክፈትሕዎ እንተንሕግዝዶ ኣይምሓሸን።

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 วันที่ผ่านมา +3

    አዳታት ትግራይ ሰላምኪን ይቢዛህ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤✝✝✝✝✝✝✝✝✝🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @سلطانمحمدادس
    @سلطانمحمدادس วันที่ผ่านมา +4

    ይዕስ ለባም ህዝብ ትግራይ አይካ❤❤❤❤

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም ንአዳታት ትግረይን ንፀላእቲ ሰራዊት ትግራይ ናብ ቤት ፊሪዲ❤❤❤

  • @letina_gualT
    @letina_gualT วันที่ผ่านมา +5

    ዕደመ ንኣዴታት ትግራይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 วันที่ผ่านมา +3

    ተንቤን ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 วันที่ผ่านมา +2

    አንባሳ ሙቁሉል ህዝቢ ትግራይ ትህቲ መላእክቲ ሀድነትና ዝምንጥለና የለን ትግራይና ሀገር ክንገብራ ኢና ብቅልፅምና ብስሬና❤❤❤❤❤

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አታ አምላከይ ህዝብና አውያቱ ስምአዮ አሜን!!!

  • @dahabmohammedberhanshuffa4309
    @dahabmohammedberhanshuffa4309 วันที่ผ่านมา +6

    ጅጋኑ
    አጆክን

  • @yosefegebremedn898
    @yosefegebremedn898 วันที่ผ่านมา +2

    ጀጋኑና ህዝብና መስተውዐላይ እዩ

  • @TunaDehun
    @TunaDehun วันที่ผ่านมา +2

    አጀኹም በአኹም ንኾርዕ ቃልኪዳን ስዋኣትና ይከበር

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አሜሜሜን ህዝበይ እግዚአብሔር ይስመአኽሃ

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 วันที่ผ่านมา

    Thank You Lord God for this demonstration

  • @user-tr3iw1qx5y
    @user-tr3iw1qx5y วันที่ผ่านมา +1

    ትግራይ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ፡ግምት አሕዋትና ውን ናብ ውንኹም ተመለሱ፡፡

  • @samgebru1262
    @samgebru1262 วันที่ผ่านมา +6

    Keep it up My people::

  • @nigussebitew7507
    @nigussebitew7507 วันที่ผ่านมา +2

    ምዕሩግ ማዕበል ህዝቢ
    ህዝቢ ዝሓዘ ይዕወት!!!

  • @sabasaba2633
    @sabasaba2633 วันที่ผ่านมา +1

    ጀግና ህዝቢ ትግራይ አብ ጎኒ ሰራውትካ ጠጠው በል። ዋጋ ልኻፈለ ጀግና ሰራዊትና እዩ። ጀናራላት ትግራይ አይኒ ህዝቢ ትግራይ እይም።

  • @MeargHaylemariam
    @MeargHaylemariam วันที่ผ่านมา +1

    ጀጋኑ ፅረ ባንዳ ✊✊✊✊wwwww✊💪✊✊✊✊✊✊✊✊

  • @loyalbelieve6954
    @loyalbelieve6954 วันที่ผ่านมา +1

    Hzbi Tigray ajoka❤

  • @seidedris3325
    @seidedris3325 วันที่ผ่านมา

    ፍትሒ ንሙስሊም ተጋሩ። ፅንፈኛታት መምህራን እና ኣማራርሓ ይተኣለዩ።

  • @TsegalauelGebreamlak
    @TsegalauelGebreamlak วันที่ผ่านมา

    ጅግና ህዝቢ ተምቤን መስተውዓሊ

  • @سميرهسميره-غ8ح
    @سميرهسميره-غ8ح วันที่ผ่านมา

    ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤

  • @BahtaGebremeskel-d5h
    @BahtaGebremeskel-d5h วันที่ผ่านมา +1

    ብሄራዊ ዕርቂ ብሄራዊ ጉባኤ ን ትግራይ
    #Say no civil war in ትግራይ

  • @destagebrehiwot4556
    @destagebrehiwot4556 วันที่ผ่านมา +3

    👍👍❤❤💛💛👍👍

  • @freybare5825
    @freybare5825 วันที่ผ่านมา

    Let’s unite all the people of Tigray in love. ❤️

  • @Hanna-y2e3n
    @Hanna-y2e3n วันที่ผ่านมา +1

    Yes ❤❤❤🎉

  • @merafadhane2566
    @merafadhane2566 วันที่ผ่านมา +2

    Beretehu Geganuna ❤❤❤❤❤

  • @bunawijunta
    @bunawijunta วันที่ผ่านมา +1

    ✊💛❤️

  • @selamselam2754
    @selamselam2754 วันที่ผ่านมา +2

    ትአምር እዩ ዉልዱን ወላድን ኣብ 2: እቶም ወለዲ ግን ነብሶም ዝነገሮም ነገር አሎ ብፍላይ እተን አዴታት ከም ዋዛ አይንርኣየን:: ብፍላይ ዝጽሊ ሰብ እንተኮይኑ ክመጽእ ዝክእል ነገር ኩሉ እዩ ዝረኣዮ :: ንዴታት ምንዓቅ ምንእአስ ትርፉ ቅዝፈት እዩ ንጠንቀቅ ::

    • @sporesu5853
      @sporesu5853 วันที่ผ่านมา

      Tplf mmlak gn xubuk akonen ezi habesha zbel hzbi keneqhe ktef u mexaweti haletfi u

  • @Abdalrhhman-i6m
    @Abdalrhhman-i6m วันที่ผ่านมา

    ይግባአ

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe วันที่ผ่านมา

    እቲ ዝሓሸ መፍተሒ ናይዚ ተፈጢሩ ዘሎ ፀገም ክልተቲኦም ሓይልታት ተቀራሪቦም ምዝርራብን ኣብ ሓደ ዓላማ ዓሢሎም ምሥራሕን የድልዮም የይመሥለኒ። ምትህልላኽን ምድፍፋእን መፍትሒ ኣይመሥለኒን።

  • @merafadhane2566
    @merafadhane2566 วันที่ผ่านมา +3

    TDF Demsi Hezebi Tigray eyu❤❤

  • @AliTadesse-p1i
    @AliTadesse-p1i วันที่ผ่านมา +1

    👍👍👍👍👍👍💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 วันที่ผ่านมา +1

    The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our GENERALS CORENIALS long live state TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና

  • @gengeb5610
    @gengeb5610 วันที่ผ่านมา

    Thank Tigray people 🙏🏿💕💕💕💕💕💕🇨🇦✌️🎉🌺

  • @Honest-d8u
    @Honest-d8u วันที่ผ่านมา +1

    ሃገረ ሰላም ኢሉ ሸማ ዘቀየር ኃይለ ሰላሴ እዩ አምበር ማይ ዓለከቴ ዓልቀ "ቲ ትባሃል ነየራ ሕዘወን ሽዋ ዘሃቡዋ ገድፈኩም ናብ ቀደም ሺማ መለሱዋ ቪቫ ሰራዊት ትግራይ ቪቫ ትፕልፍ ❤️❤️❤️❤️

  • @WIZBiniboy
    @WIZBiniboy วันที่ผ่านมา

    ጀጋኑ ህዝቢ ቴምቤን❤❤

  • @Rrrd-f5l
    @Rrrd-f5l วันที่ผ่านมา

    ይአክል

  • @OkbayAbrha
    @OkbayAbrha วันที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍

  • @merafadhane2566
    @merafadhane2566 วันที่ผ่านมา +2

    TDFMust take action now❤💛❤

  • @GirmayBerhanu
    @GirmayBerhanu วันที่ผ่านมา +2

    ከምዝኣ ናበሉ መንእሰይ ዘወደኡ ኣረጋውያን!!

    • @user-tr3iw1qx5y
      @user-tr3iw1qx5y วันที่ผ่านมา

      አብ እርጋን አይብፅሕኻ ዶ ክብለካ ???

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @merafadhane2566
    @merafadhane2566 วันที่ผ่านมา +2

    👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @mekebebatsede668
    @mekebebatsede668 วันที่ผ่านมา

    Good Job ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Zeleul-f8r
    @Zeleul-f8r วันที่ผ่านมา

    እዓገብ ተኽፈልቲ አዴታትና አይትፃረፉ እሳተን እየን ሒወት ዘሪኤናልኩም።

  • @hiritighebreselassie1546
    @hiritighebreselassie1546 วันที่ผ่านมา +1

    ❤👏👏👏👏👏👏💊

  • @ChfhhfJcfjfhhf
    @ChfhhfJcfjfhhf วันที่ผ่านมา +3

    💪💪💪💪💪💊💊💊💊💊💊💪💪💪

  • @AberhaGirmay
    @AberhaGirmay วันที่ผ่านมา

    አታ ጅግና ሕዝቢ ብመተከል ተአምን ዘይትስኮን ፈይከ ፈተኽ ።

  • @merafadhane2566
    @merafadhane2566 วันที่ผ่านมา +2

    TDF take action now 💪💪💪💪💪

  • @meselekahsay9138
    @meselekahsay9138 วันที่ผ่านมา

    ወጣትን ሙሁሪን ሀምዘይ ደሊየኩም ባአልኩም ፍረዱ

  • @atakltikassa7296
    @atakltikassa7296 วันที่ผ่านมา

    Gojely mahayeman Sebhatezem kebery deyou.

  • @HaftomHadush-sv4lw
    @HaftomHadush-sv4lw วันที่ผ่านมา

    ቖማላት ልምዓት ጉጅለ
    ሰናይ ናይ ሞትን ኣውያትን ዘመን ይግበረልኹም!

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 วันที่ผ่านมา

    እዘን ንስርናይ ከብላ ድቀን ዘሽጣ ጉጀለ ጥፈአት ጌታ ይፈረድክን።

  • @THEKING-r3y
    @THEKING-r3y วันที่ผ่านมา

    እዚ እዩ ህዝብና ጅግና

  • @abebekesete
    @abebekesete 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣታ ከመይ ዝበለ መትከላዊ ህዝቢ እዩ በርትዑ ኣብ ጎንኹም ኣለና

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 วันที่ผ่านมา

    በትሪ ሐቂ ትቀጠን እንበር አይትስበረን

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 วันที่ผ่านมา

    ድቅዛ ኮመርቲ ስዋ በላዕቲ ድቀን ድማሙ

  • @merafadhane2566
    @merafadhane2566 วันที่ผ่านมา +2

    No more babda in Tigray ❤💛❤

  • @JeHww
    @JeHww วันที่ผ่านมา

    🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡

  • @VvvGgv-h7s
    @VvvGgv-h7s วันที่ผ่านมา

    ኣነ ይግርመን ናድታት ትግራይ እሳተን ደይን ወላ መንእሰይ ይኡ ድስዋእሎ

    • @Zeleul-f8r
      @Zeleul-f8r วันที่ผ่านมา

      እሳተን እባ መንዶሕይወት ዘርእልካእዩ ንፋስድዩአምፂኡካ

  • @ChfhhfJcfjfhhf
    @ChfhhfJcfjfhhf วันที่ผ่านมา +2

    💪💪💪💪💪💪💪💊💊💊💊💊💊🎉🎉🎉🎉

  • @ftsumbrhanalemngus9052
    @ftsumbrhanalemngus9052 วันที่ผ่านมา

    Ajokam ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @merafadhane2566
    @merafadhane2566 วันที่ผ่านมา +1

    ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛

  • @TititTitit8
    @TititTitit8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤temesegena🙏🙏🙏🙏

  • @letina_gualT
    @letina_gualT วันที่ผ่านมา

    TPLF for life ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 วันที่ผ่านมา

    እዚ አረጊት ሽጣራ ኢሳያስ አፈወርቂ ንህዝቢ ኤርትራ ዝተፃወቶሎም ተበታቲኖም ይነብሩ አለው እሞ ካብኦም ተማሂርና ኢና እሞ ግዜ ከይሀብና ሱጉምቲ ይወስድ ናይ ስራዊትና ውሳነ ይጀምር ሱጉምቲ ❤❤❤

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዙይ እዩ ህዝቢ አበይቲ አናእሽተይ አወዳት አዋልድ እዙይ እዩ ህዝቢ ማለት ።ለያቡ ካብ አዲስ አበባ ከይተረፍ እንዳአከብካ ብናይ ህዝቢ ገንዘብ እንዳገዛእሃ ብተምፆኦም ህዝቢ ትግራይ አይግለፅን።

  • @bunawijunta
    @bunawijunta วันที่ผ่านมา

    አንተ ጀግና ህዝብ ክህደት አይገባህም ነበር 😥
    የባንዳ ጥርቅም ሁላ ከተጠያቂነትና ከፍርድ አያመልጥም

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 วันที่ผ่านมา

    ኩናት ዝብሉ ዘለው ፅግእተኛታት ሚልኪ ፈሪሆም ተስናቢዶም እዬም ህዝቢ ትግራይ ኩናት አይፈርህን ዝገርመኒ ዝተዋህብኦ 1/2/3/4 አጀንዳ ዝተዋህቦ አይፈፀመን ህዝቢ ትግራይ ተፊእዎ ጥፋእ ካብ አይንና ኢልዎ ንውድብ ህዋህት ተጋሂፎም እዬም ታይ ተአማሚኖም እዬም ስጋብ ህዚ ብናይ መን ስልጣን እዩ ዘጉርኡ ዘለው ትግራይ ትግራይ ናይ ተጋሩ መሬት እያ ትግራዋይ ከማህድራ ኢና ንደሊ ትግራይና ስለዚ አውራ ንፃድቃን ንበየነ ንጌታቸው ከየምልጡ ሱጉምቲ ክቀላጠፍ አለዎ አብ አብይ ራእዲ አለው ትግራይና መንግስተ ስማይ ክነምስላ ኢና ❤❤❤❤❤

  • @ራያራዩማ-ፈ8ዠ
    @ራያራዩማ-ፈ8ዠ วันที่ผ่านมา

    ዋይይይ ልምዓት ጉጅለ ተአኻኺቦም

    • @FisehaGb
      @FisehaGb วันที่ผ่านมา

      ንስኻ እነደሞ እኒሄኻ ጉጅለ ጥፍኣት!!

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 วันที่ผ่านมา

      ተይለማዕኻ ጥፋእ ልምዓት ጉጅለ ከምዚ እየን ዓደን ኣልሚዐን ሰላም ዓደን ዝሕልዋ ዋዕሮታትና 😘💛❤️

  • @alemalem4421
    @alemalem4421 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤👏👏👏🕊🕊🕊🌾🌾🌾🌿🌿🌿🙏🙏🙏☝️🤲🌾😍😍😍❤❤❤❤❤❤

  • @AzebTsegay-v5v
    @AzebTsegay-v5v วันที่ผ่านมา

    ውሳነ ሰራዊትን ብህጹጽ ይተግበር

  • @zefengorhawaria8526
    @zefengorhawaria8526 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @Tsige-zn7re
    @Tsige-zn7re วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Hmm-c8v
    @Hmm-c8v วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏💖💝✊✊✊💪

  • @meselekahsay9138
    @meselekahsay9138 วันที่ผ่านมา

    ገብረፅዮን ና መንጀርኖ ደገፊቲ ጥራይ አንእሰቶን አረጉን ጥራይ ድዮም ሀሀሀሀሀሀሀሀ

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 วันที่ผ่านมา

    ✝✝✝✝✝✝✝✝❣❣❣❣❣❣❣❣❣💔❤❤❤❤❤❤💛❤💛❤💛❤💛

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኩለን አረጊት ሽጣራ ናይ ኢሳያስ አፈወርቂ እዬም.ዝጥቀሙለን ዘለው እዚ ወሎየ ጌታቸው ትግራዋይ እዩ ዝብል ቃንቃ ቦርደር የህልፍ ከምዝባሀል ኮሚሳር ፃድቃ ውን ጃሱሰ ወዲ ሚሊሊክ እዩ ፅባህ ክወፅእ እዩ እንተኮነ አፃርዩ እንዳበልና አፍተን ናይ ትግራይና ሚዲያ ደደቢት ከይተረፈ ንክፃረ ውፂኢቱ ክንስምእ ተመሳሲሎም ሽም ተጋሩ እንዳገበሩ ተጋሩ ክመስሉ ስለዚ እቲ ወንጭፍ ስራዊትና ወሲኑ አሎ እቶም ዘእገርግሩ ዘለው አብ ቁፅልርና ክውእሉ ብዝተቀላጠፈ ኩላ ስጥ ክትብል እያ እቲ ከም ታኮ ዝጥቀምሉ ዘለው ንኢሳያስ አፈወርቂ እዩ አሜሪካ አትያቶ አላ እዛ 2025 ከይተወድአት ክብርእስን እዩ Dr.Michael Robin ዝተባህለ አሜሪካዊ ኩሉ ዘርዚርዎ ስለዚ he is in travel ኢልዎ እዩ እብአብ ERIFM media interview ጌሩ እዩ ስለዚ ትግራይና ሱጉምቲ ክትወስድ አለዋ ❤❤❤

  • @GirmayBerhanu
    @GirmayBerhanu วันที่ผ่านมา

    😊

  • @kidanehans5725
    @kidanehans5725 วันที่ผ่านมา

    Getachew bi vodka general tadkan bi 965 million birr scheutuwa getachew vodka Terekibu gidi yeblun

  • @tekicha4171
    @tekicha4171 วันที่ผ่านมา

    ፋብሪካ እምነበረድ ይስርሓልኩም ግዲ እዩ

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 วันที่ผ่านมา

    TDF ምስ ህዝብ እንበር ምስ ፈተውቲ ነብስም ምስ ስረቅቲ ወርቂ ምስ ስልጣን ናፈቅቲ አይከውንን 99% እንተ ኮነ እውን ከምታ ናይ ቱርኪ ህዝቢ ወፀኡ ብከሳድኩም ከሐንቀኩም እዩ አንቱም ሕማቃት ንፈተለወርቅ ንገብረወሀድ ዘመውት የለን።

  • @tirudesta444
    @tirudesta444 วันที่ผ่านมา

    Atayo naymen hasas selfi eyu wedey

  • @meselekahsay9138
    @meselekahsay9138 วันที่ผ่านมา

    መሰቅቅቲ እኹም

  • @ETHIOPIA8823
    @ETHIOPIA8823 วันที่ผ่านมา

    እሺ ይሔ ጨርቅ እና ባነር በማን ገንዘብ ይሆን የታተመው ?😂😂😂😂😂😂😂

  • @VvvGgv-h7s
    @VvvGgv-h7s วันที่ผ่านมา

    ሽማግለታትይ ኣንእስትይ ኣርሞም እብ ይቡሉ 😂😂😂😂

  • @MuluHailu-zd4tm
    @MuluHailu-zd4tm วันที่ผ่านมา

    ኣታ ረ ኣዩለይ ልምዓት ጉጅለን ሽማግለን ጥራሕ መንእሰይን ሙሁርን ትሰኪፍዎም

    • @FisehaGb
      @FisehaGb วันที่ผ่านมา

      ንስኻኸ ጉጅለ ጥፍአት።

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Woye............Media...........Tg.............CITEY....
    Country
    .
    ..

  • @meselekahsay9138
    @meselekahsay9138 วันที่ผ่านมา

    Omg only welcome and old people?where are they young people?????

  • @hakieye5649
    @hakieye5649 วันที่ผ่านมา

    ne hasot kendynay yedefer

  • @brookzeleke
    @brookzeleke วันที่ผ่านมา

    Game over😂😂😂😂

  • @bibatigray4002
    @bibatigray4002 วันที่ผ่านมา

    imbi ni getachew banda shifta arat kilo