Atv Asena Live - ብስም ተቓወምቲ ኤርትራ ዝተኻየደ ናይ ዓባይ-ዓፋር ዋዕላ ኣብ ሰመራ ምስጢሩ እንታይ `ዩ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 27

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 2 หลายเดือนก่อน +2

    የቐንየልና ኤማ ሓዉና ልቢን ሓብረትን ይፍጠረልና ብዕግሽግሽ ከም ህዝቢ ታንዝማንያ ከይንጠፍእ ነሰክፍ ኢና እንድዒ።

  • @solomonmosazgi8385
    @solomonmosazgi8385 2 หลายเดือนก่อน +2

    Territory does not move, people do. Those who want to be part of Ethiopia or Djibouti can migrate to either country and apply for citizenship there. This includes Isaias Afewerki and his group, who believe they are part of Ethiopia. It is their business, not the Eritrean people's. Eritrea's sovereignty and territorial integrity remain intact. The Eritrean people have already made their choice decades ago. There are also those Eritreans who claim to be Tegaru. These individuals too can ask to be granted Ethiopian citizenship. Whether the Tegaru will accept them as Tegaru or not is another question they have to deal with on their own. Let's just leave the people of Eritrea and Ethiopia in peace. The people of both countries are suffering from dictatorships, not because of access to the sea or lack thereof.

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 2 หลายเดือนก่อน +5

    እሞ ኢሳያስ ሲ መፍቱኡ ዓሰብ ክረኽቡ ኢዮም ኢሉ ብኹሩምቱ ይስሕቕ ኣሎ።

  • @TeweldeberhanTzeggai-Amenay
    @TeweldeberhanTzeggai-Amenay 2 หลายเดือนก่อน +3

    Any reasonable discussion with Abiy Ahmed is impossible because he is too arrogant. He is really a problem to Ethiopia.

  • @Berhane-
    @Berhane- 2 หลายเดือนก่อน +2

    🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍🌹🌹🌹🌹💪💙💙💚💙💙

  • @mebrahtumehari3475
    @mebrahtumehari3475 2 หลายเดือนก่อน +2

    Hiii

  • @ttek9180
    @ttek9180 2 หลายเดือนก่อน +2

    አማኑኤል ናይ ኢሳያስ አፍወርቂ ኩሉ አተናኡን አካይዳኡን ብምምዛን፣ ክርይዱ ከይዱ ንህዝቢ ኤርትራ ብኩለንትናኡ አዳኺሙ ንሃገርን ህዝብን ንሐደጋ ከቃልዖ ምዃኑ ድሕሪ ነጻነት ዝነበረ እዋናት ንህዝብና ሐቢርናን አሚትናን ኢና። ከሎ ጌና ብንግሆኡ ከአ ንሕና ብዝተዳኸምና መጠን ኢትዮጵያውያን ናብ ባሕርታትና ምቁማት ከምዘየቋርጹ፣ ናይ መውዳእታ ፈተናኦም ከአ ብዓሰብ ዝድምደም ደማዊ ጎንጺ ክውልዑ ከምዝኽእሉ ብፍላይ ካብ 1996 አእዊና ኢና። ነቲ ስግአት'ቲ ከአ በዘይካ በጻብዕ ዝቑጸሩ ተቓለስቲ ኤርትራውያን ዋጋ ዝሃቦን ዘቃለበሉን አይነበረን። መፍትሒኡ ከአ ኤርትራውያን ይዕበ ይንአስ ዝነበረን ዘሎን ፍልልያቶም ወንዚፎም ንሕቶ ህልውና ልዑላዊት ኤርትራ ከም ሃገር ዘውሕስሉ አገባብን ብልሃትን ምርካብ ኢዩ። እሞ ነዚ ቁም ነገርዚ ክንገብር ኤርትራውያን ቅሩባት ዲና? እንድዒ!!! ንሽግር ኤርትራን ህዝባን ፍታሕ ዘምጽእ፣ ናብ ወለዶታትና ዝሰጋገር ድልዱል መላግቦ ዝፍጠረሉ መድረኽ ጽባሕ አይኮነን ሎሚን ሕጂን ኢዩ። አሰና ንእትገብሮ ሐበሬታን የደንቕ አጆኹም በርትዑ ቀጽልዎ።

  • @ephar133
    @ephar133 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኤማ እወ ካብመጀመርታ ጀሚርካ ትዛረብ ኔርካኢኻ መሰሚዒ እዝኒ እንዳሀለዎ ክሰምዕ ዘይደሊ ሰብ በዚሑ መወዳእትኡ ህዝቢ ኤርትራ ክበክይ ክነብር እዩ ክምዓራረ ዝግብኦ ከይተመዓራረየ ሐያለ ከይዱ እዩ

  • @rosyghide3037
    @rosyghide3037 2 หลายเดือนก่อน +3

    አማኔል ተ ባረኽ ክም ወትሩ ድምጺ ውጹዑ ደስ ዝብል ውጹዑ ደስ ይብል። ናይ ግድነት ህዝብና ይዕወት

  • @solomonmosazgi8385
    @solomonmosazgi8385 2 หลายเดือนก่อน

    It is essential to remove the maniac, Isaias Afewerki, in order for the region to achieve peace and share resources based on agreements.

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 2 หลายเดือนก่อน

    ፈሽፋሽ ኣረመናዊ ዲክታቶር ካብ ንአቀት ህዝቢ ዘበገሶ ክቱር ብድኣ ናይዚ ኣረመናዊ መራህ ኣጋንንቲ ፥

  • @senedtarik9383
    @senedtarik9383 2 หลายเดือนก่อน +2

    Amaniel jigna wedi hizbi ambassador naymulu chxucun hizbin hagern ERITRA eka misgana naka

  • @wadiasmera3420
    @wadiasmera3420 2 หลายเดือนก่อน +1

    ካብ ኢሳያስ ዘይሓይሽ የሎን አቢ መህረፍ 😅

  • @alganeshasfaha3525
    @alganeshasfaha3525 2 หลายเดือนก่อน +2

    Wake up Eritrean it is high time to go for action no choice but to fight to preserve the country especially the youth and brigade I wish you good luck and God bless Eritrea and Eritreas 🎉❤

  • @YosepheYehdego-cc8zw
    @YosepheYehdego-cc8zw 2 หลายเดือนก่อน

    I THING kings 🤴 OF ETHIOPIA 🇪🇹 king 🤴 eyass side at ETHIOPIA 🇪🇹 decomentery video 📹 I will never sleep until my horse 🐎 getting to red sae. 1912 after queen 👸 thewditu high jacked leading ETHIOPIA 🇪🇹. 1958 HALESLASSE take over ERITREA. 1965 akurdet tesenr has destroy killed more than numbers. So. It's not a new challenge in ERITREA. Please stand together against those leaders who kill you and your family member. Thanks

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኩሉ ዝገለጽካዮ ሓቂዩ ፡ እቲ ቀንዲ ጸገም ፡ ኣብ ህዝባዊ ግምባር ሱር ሰዲዱ ዝመጸ ፡ ኢሳያስ ኣፈረትቂ ኣብርሃ ፡ ን አረትራ ካንሰር ኮይኑዋ ስለ ዘሎ ፡ካብ ጉይይ ምዓል ክሳድ ምሓዝ ይሓይሽ ።

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 2 หลายเดือนก่อน

    እቲ ጸገም እንታይ ኢዩ መስለኩም፣ ኤርትራዊ ኣብ ሃገሩ ተስፋ ቆሪጹ ኢዩ። እቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ፣ ከመይ ገይረ ካብዛ ገሃነም ሃገረ ጊልያነት ይወጽእ ኢሉ ይሓስብ፣ እቲ ካብ ሃገር ዝወጽአን ካብ ብዓሳ ምብላዕ ዘምለጠን ከኣ፣ ከመይ ገይረ ኣብታ ዝኣተኹዋ ሃገር እግረይ ተኺለ ነብሰይ ክኢለ፣ ንስድራይ ይሕግዝ ኢዩ ዝሓስብ። ኣብ ከምዚ ዝበለ ኩነታት፣ ኣብ ሃገሩ ክነብርን፣ ሰሪሑ ክምዕብልን ክዓብን ክወልድን ክዘምድን ዝምነ ኤርትራዊ የለን ማለት ኢዩ። ስለዚ ሓደ ህዝቢ ኣብ ሃገሩ ተስፋ እንተቖሪጹ፣ ሃገሩ ኣብቂዓ ማለት ኢዩ። እቲ ብኣንጻሩ ኣብ ዝሓሸ ናይ ሓይሊ ልዕልና ኣለኹ ዝብል ጎረቤት ሃገር ከኣ፣ ነዚ ኩነታት መዝሚዙ፣ ነታ ዝደኸመት ሃገር ክጎብጥ ይመጣጠር ማለት ኢዩ።

  • @fggb468
    @fggb468 2 หลายเดือนก่อน

    The biggest problem in the mind of Eritrean is they think they won the war against Ethiopia, but in-fact we might have won the battle in 1991 and the war didn’t end there. This phenomena was proven true in the 33 years of “independence “. What percentage of Eritreans do you think they know that the nationhood of Eritrea is one of its kind in world history ?. The biggest treat to Eritrean sovereignty is the attitude of all Eritrean’s war mongering and bravado created by EPLF.

  • @kahsaykebede6284
    @kahsaykebede6284 2 หลายเดือนก่อน

    አማኑኤል ብጣዕሙ ዘኽብረካ ሰብ ኢኻ አብዘሓለፈ መራሕቲ ወያነ መስህግደፍ ተራኺቦም አልኻ ጠይተጨበጠ ዘረባአምፂእኻ ዘንፀባረቅኻዮ ሐሳብግን ንቲአብህዝቢ ትግራዝገበርኻዮ ዝንአድ አበርክቶ በዜሮ ዘባዝሕ ህዝቢትግራይ አብዝርያመለሽ ፀበባምህላውና አብግምት ክተእቱ ነይሩካ

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 2 หลายเดือนก่อน

    ዓቢ ዓርገን መን ወኪሉካ እዩ ኽትህብን ክትክልእን እቶ ኢስይስ ዓሽ

  • @yemgeb2511
    @yemgeb2511 2 หลายเดือนก่อน

    Really!!! ኣማንኤል ምዓስ ድ'ኣ ጀሚርካ ንኤርትራን ህዝባን: ክም ተሓላቒ ተቐርብ ኣለካ? ::
    ፀላእ ኤርትራ ክንስኻ?:

  • @yusufali1651
    @yusufali1651 2 หลายเดือนก่อน

    liar

  • @dahlakdahlak8740
    @dahlakdahlak8740 2 หลายเดือนก่อน

    ዓፈር/ዓፋር ትግርኛ ቤጃ ኢሮብ ኩናማ ዶብን፡ ደ ዶቦምን ዶባትን ሀሃገሮም አለዎም ። ቋንቋን ዓሌትን ጥራሕ ነጺልካ ሀገር አይከውንን እዩ ።
    How many officially English official language countries are there ? How many Arab countries ? Espanola ? Portuguese ? Dutch ? French etc..
    ዓፋር ቋንቋ ተዛረብቲ ናይ ኢትዮጵያ ኸ እንታይ እዮም ደልዮም ? ዓሊ ሙሳ ዒሳ ቀደም ሀሃጠሮም ሒዞም እዮም። ዓፋር ኢትዮጵያ ኸአ ካብ ቀዳማይን 1991--2018/-ወረራ 2021 መጻወቲ ካብ ናይታ ነበር ኮይና ዘላ ጭፍራ ወያነ ተገላጊሎም ኔሮም እንድዮም ዳግማይ እኽሊ ረዲኤት በሊዓ ጭፍራ ወያነ አብ 2024+ ንጥፍአት እንተዘይ ፈተነት እዩ።
    ሩሑስ ቅነ ፈስቲቫል ከአ ንኹሉ ሀገራዊ ህዝባዊ ውድባዊ ፈታው ዓዱ ኤርትራዊ !

  • @usersmart.
    @usersmart. 2 หลายเดือนก่อน

    ሃዉቲትካ ሰብ ምህውታት ሓዲሽ አብ ዘይኮነ ሕልሚ ጸላእቲ ከም ብሬኪንግ ኒውስ ምጉላሕካ ይገርም። ዝበሃል የበልካን ድዪ? መርገጺኻ ብዛዕባ እቶም ተጋባእቲ አየነጸርካዮን ስለሞንታይ?
    ወተሃደራዊ ውዕል ግብጽን ሶማልን ምእታው ግበጺ ኣብ ኣፍደገ ኢትዮጵያ ምኽፋት ወተሃደራዊ መዓስከራት ንኣቢ ከምዘሻቐሎን ከም ዘዘረጠጦንከ አይፈለጥከን ዲኻ?
    ድኹም ሰራዊት ኢትዮጵያ ከምዘሎን ከምዝተፈጥረን እዚ ከኣ ብሰንኪ ውግእ ትግራይ አምሓራ ኦሮሞ ሕጂ እውን ዘየዕረፈ ንኣቢ ጭንቒ ፈጢሩ አብ ቐልባዕባዕ ከምዘሎን ውሃብ ቓል ስዩም ተሾመ ከይተረፈ ድምፁ ኣጥፊኡ ከምዘሎን ምስ ኤሪትራ ዘሎና ዘምድና ከም ቐደሙ ኢዩ ዘሎ ዝብሉ ውሃብቲ ቓላት ምውጣሞምከ ኣይፈለጥካን ዲኻ ዋላስ ኣቢ ኩሉ ዘግብር ዓቕሚ ኣለዎ ኢልካ ኢኻ ትኣምን።