Eritrean TikTok

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 15 ธ.ค. 2023

ความคิดเห็น • 7

  • @selamgeber5688
    @selamgeber5688 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዓዋተ ሽፍታ ኦዩ አድነት ኦዩ ካአ

  • @SmilingAstroStation-bw7kv
    @SmilingAstroStation-bw7kv 2 หลายเดือนก่อน

    Desu jgna hutsub meanta nay abetatu zwesede hamasenay

  • @akliluokbamcial4343
    @akliluokbamcial4343 6 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂😂

  • @SamiLondon
    @SamiLondon 6 หลายเดือนก่อน

    በዓል ወድ ሓጂ ኣካል ኣግኣዝያን ልኡኻት ህግደፍ እዮም።ኣስላማይ ይኹን ክርስቲያን ኣብ መነባብሮ ዋላ ሓደ ሽግር የብልናን እዞም ኣዛብእ ግን ንክርስቲያን ፓፓስ ኣሲሮም ደፊሮሞ እዮም።ኣኣብ ቤተክርስቲያን ከኣ ከምዘይንሳነ ዝገበሩ ህዝቢ ኣይኮነን ወኪላት ህግደፍ እዮም።ኣብ ምስልምና ዉን ከምዞም በዓል ወድ ሓጂ ጽሉላት እዮም ዝለኣኽዎ እንበር ከም በዓል እድሪስ ሓሲቦም እዮም ዝዛረቡ።ኣዉራጃ ብሰንኪ ህግደፍ ሱር ሰዲዱ ።ሃይማኖት ብሰንኪ ህግደፍ እንዳተቋዋማይ ደጋፋይ ዝብሃል ቤተ እምነት ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ዘይተራእየ ዝኽየድ ዘሎ።ስርዓት ግን ንህዝቢ ይኹን ንመራሕቲ ሕጊ ጽኑዕ እንተንኣምን ኔርና ግን እዚ ኹሉ ኣይምመጸን።ኣፍሪቃ ኩሉ ግዜ ዊግእ ሕድሕድ ዝገንን ኣበይ እዩ እንተኢልና ኣብቶም ዲክታተራት ዘመሓድርወን ሃገራት እዩ።ሱዳን በሽር ዘጽንሖ ኣካይዳ ንተቀበልቲ ከምቲ ናቱ በብሓይሉ ዝትስእ በዚሑ።ኢትዮፕያ ምርጫ ይብሉ ናይ ሓሶት እቶም ንመንበሮም ሰብ ከጥፍኡ ዝጸንሑ ልክዕ ከምቲ ናቶም ተካኢ ብሓይሊ ይመጽእ ብሓይሊ ከኣ ይወጽእ ሊብያ ብዲክታተር ኔራ ብዲካተር ጠፊኣ ግብጽ ብዲክታትር ኔራ ብዲክታተርነት ጠፊኣ ፡ንግዳማዊ ይኹን ዉሽጣዊ ምኽንያት ባይታ ንዕግርግር ዝፈጥሩ ዲክታተራት እዮም።ኣብዚ ኮይኖም ብዛዕባ ዓወተ ብዛዕባ እስልምና ብዛዕባ ታሪኽ ናትና እዩ ናይ ክስቶ እባ እዚ ኣብ ስደትና እንታይ ይፈትሕ ሽግር እንተኢልና ዋላ ሓደ እንታይ ደኣ መግለጺ ድንቁርናና እዩ።ወድ ሓጂ ጠፊኡ ኔሩ ሕጂ መምጽኢኡ ከኣ ኣስተዉዕሉ።በሎም ዝብሉ ኣለዉ።ንሃይማኖይ እስልምና ዉን ኣይሓልይሉን እዮም።ስለዚ ዕድል ኣይገበርናን ኣብ ጸርፊ ኣብ ነገር ንእከብ እንበር ኣብ ትምህርቲ ኣብ ተሞክሮታት ስራሕ ግን 10 ሰባት ከማን ኣይንእከብን።እዚ ናይ መወዳእታ ዉድቀትና ከይኣክል ንእንወልዶም ደቅና ከማን ኣብ ዝራኸቡሉ ኣጋጣሚ ትግራይ ብርጌድ ንሓመዱ ህግደፍ እንታይ እዮም ክብሉ ይዉዕሉ እዚ መጻኢና ዉን ኣዝዩ የሰክፍ እዩ።ብጀካ ናይ ኤርትራን ኢትዮኦያን ዩቱበራት ማስ ሜድያ ናይ ካላኣኦት ሃገራት ንርአ ኣበይ ደረጃ ኣለና ክንፈልጥ ንኽእል።እቶም ዩቱበራት ብጀካ ሰለማዊ ዕላል ወይ ትምህርቲ ወይ ኣገዳሲ ሓበሬታ ገሊኦም ዩቱበራት ከኣ ልዕሊ ብብሲ ዝስምዑ ብሄሊኮፕተር ን ጃላቡን ተንቀሳቂሶም ብሚሊዮናት ፎሎወር ዘለዎም ካብዚ ቢሊዮናት ፎሎወር ኮመንት ብጌጋ ጸርጊ ወይ ነጋቲቭ ኮመንት የለን።ንቀፌታ ምስ ዝደልዩ ሪስፔክት ጌሮም ከምዝሃንጸካ ይገብሩ።በዚ ከኣ ብዘይ ባእሲ ይረዳድኡ።ንኣብነት ክርስቲያን ሮናልዶ ዓርኩ ዝንበረት ን5ዓመት ነዲኡ ስለ ዘየኽበረት ተፈላልዮም ናታ ኣካይዳ ትዕቢት ምስ ተዓዘቡ ብዘይ ዘረባ ኣብ ዉሽጢ ሓደ መዓልቲ ብሚሊዮናት ፎለወራ ገዲፎማ ናታ ጉድለት ብዘይ ባእሲ ጸርፊ ምስ ተዓዘቡ ኣስሒቦም።ስለዚ እዚ ከከም ዝተረድኦ እቲ ሰብ እዩ ዝዉስኖ።ከምዚ ዉን ኣሎ ፍታሕ ናይ ባእሲ።ሎሚ ንእዝኒ ምስማዕ ዘጽልእ ትጻረፉ ጽባሕ ከኣ ወድ ሓጂ ትዕድምዎ ።ወድ ሓጂ ኣዝዩ ዘቃትል ሓሳብ ይፍንዎ ጽባሕ ከኣ ኣፌ ሒዙ ይመጽእ።ስለዚ ኩላትኩም ኢኹም ፈዂስኩም ዘለኹም።ኣግኣዝያን ትብሃል ዉድብ ህግደፍ እዩ ብኣካሉ።ብሩህ መጻኢ ዉን ኣካሉ እዩ።ስለዚ ወድ ሓጂ ካብ ምስ ትግርኛ እንዳበልካ ትብኣስ ዓይንኻ ክፈት ኣብ ዓዲ ሃሎ ኣለካ ኩሉ ዝጉሕፈልና ካብኡ እንዳተጻሕፈ ኣብዚ ይዝረብ።

  • @melakeweldense7630
    @melakeweldense7630 6 หลายเดือนก่อน

    Kidi deqsi belwa nera aregit

  • @selamgeber5688
    @selamgeber5688 5 หลายเดือนก่อน

    ደሳለ ወዲ ስራየ ኢካ ብ ሽም ሓማሴን አትቀሽሽ ተስዲድካ ከድካ ናብ ሓማሴን