ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Wellcome Habayibna Dekiii Eriiii jeganu Wellcome kexiliwo Bertiuuu Eid Mubarek 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
اغردات 🇪🇷💓✌️
Wow wondrful representation,this is very important to all Eritreans in different age.
Ahhh Akurdeche xaeda
THANKS ERITREAN TV
Ahhhhh tefeltu do ruba barka mes rakuwa nebsey kem gele geyruni tedfanikqe beqa i miss you gashey xaeda
Aqurdetey ❤❤❤❤
ርግኦ ፋታወ "ቤት መግቢ ዊንታና" እንዳቦይ ካሓሳይ፡
ዋው ኤርትራ ሃገሬ ኩሉ ፈታዉኪ🇪🇷🇪🇷 ናዓስ ገነት ኤዶም እኪ🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ብሓቂ ሓብታም መሪት እዩ ትዉንን ሓገርና እታ ዘይ ትድገም ሃገር ኢይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
”Ruba Barka” Yu zbahal
Hahaha wreduwa entay tfelet dey bsebey sebka eya nabzi bxeha tkewen Zztemahro bsenki shae'beya zhadmu entekoynum kemzi aynet gega zgerem aykonen mussa hawey
🇪🇷🌴☀️☀️☀️😍🇪🇷ጹቡቅ ኩሉ ደስ ዘብል ደርጊ መንደፍ ዙሩግ ሰርዓት ንኣይ ኤዱ ይፍደ ኣሎ
اغوردات الحبيب
Akurdet adi kirsin tarekin ❤️😘🇪🇷
ጽቡቕ መደብ እምበር ኣይትጥፍኡና ኣገደስቲ ታሪኽ ዘለዎም ጀጋኑናን ምስተን ተፈተውትን ተባሃግቲ ከተማታትናን ኣፋሉጡና ድኣ መመሊስኩም ድፍእሉ። በቲ ጸጥታ ሃገርና ኣብ ምሕላዉ ተዋፊሩ ዘሎ ሰራዊትና ካኣ ኩሩዓትን ሑቡናትን ምኻና ኸ ።
Merhaba tv eri enkae dhan metsaekum
Thanks Eritrea TV
🇪🇷🇪🇷🙏🙏💐💐💐💐🌽🌽🌽☘️☘️☘️💚💚💙💙👍👍✊❤️❤️❤️❤️❤️🌴🌴🌴🌴🍀💜💜❤️🇪🇷💐👍👍💯💯💯💯
Ahhhh Akurdeche 🥵🥵
اغردات مدينت التاريخ لكين للاصف منسي اتمان الإقليم يرجع لي اغردات✌️🕌➕⛪💪
ይንዓል ሸክለክ ሩባ ባርካ በሊ ጋህታፍ
Ruba Barka elkum aremewa.
ዝገርም ዘሕዝን ታሪኽ። ከተማ ኣቑርደት ኣደ ፋታ ,,፣ ክምዚ ኔራ ,,,,,,ብኔራ ተጀሚሩ ብኔሩ ዝዛዘም መሕፈር ታሪኽ። ከተማ ኣቑርደት- ሓንቲ ካብተን መዲና ንግዲ ዝነበራ፣ ዝያዳ ትፍለጥ ምንባራ፣ ኣብ 60ታት 70ዓታት ዝከየድ ዝነበረ ሕርሻታት፣ ቀረብ መግቢ ናይ ስራሕ ዕድል ,,ይፈጥር ኔሩ።ብሕርሻ ሃብታም ዝነበርት ከተማ ፣ኩሉ ሽሻይ ጀራዲን ኔሩ፣ጸባ ፣መዓር፣ ጠስሚ ፣በረኽት ኔሩ። ንሱዳን ምስ ኤርትራ ዘራኽብ ትሕተ ቅርጺ ኔሩ ።ብ1926 ምስራሕ መገዲ ባቡር ባጽዕ ከሰላ ተሰሪሑ።ንግዲ ከኣ ይዕምር ኔሩ። ኣነ ብንእስነተይ ኣብ ተሰነይ ኣብዝነበርኩሉ እዋን ዓርቢ ዓርቢ ሓንቲ ባቡር ከብ ሱዳን ናብ ኤርትራ ከተማ ተሰነይ ትመጽእ ከምዝነበረት ከም ኡውን ዝተፈላለየ ሕብርታት ዝተለኽያ ኣውቶቡሳት ካብ ሱዳን ናብ ኤርትራ ከተማ ተሰነይ ይመላለሳ ከምዝነበራ ይዝክር። ኩሉ ኔሩ ኔሩ,,,,ጥራሕ ኮይኑ ተሪፉ። ኢሳያስ ከምዘረጋገጾ ባጽዕ ኔራ ሎሚ የላን፣ዓሰብ የላን። ጸባ የለን ፣ማይ የለን። ኤለትሪክ የለን። ትምህርቲ የለን። ኩሉ የለን ከምዝበሎ ፣ኩሉ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ምትራፉ ዘሕዝን ውጽኢት ናይ 30 ዓመታት ናይ ናጽነት፣ታሪኽ ክትብል ዶ ይከኣል?
Nay bhaki
I don't want the word beneath to create attention but it was the way it is currently.
Exactly bro , or it is maybe worst than it used to be before the independence
I am from Aqordat.Allahmdullah
ታሪኽ ባርካ ካብ ካልእ ፍልይ ዘብሎ ተልዩ ብብዝሕ ከተማታቶም ሓሪረን ጥሪቶምን ሃብቶምን ተዘሚቶም ንሶም ተቃጽሎምን ንሱዳን ካልእን ተሰዲዶምን እዮም ብሓፊሻ ስዉራታት ኤርትራ ብዝልዓለ ዝተኻየደሉ ከባቢታት እዩ ኣብዚ ቦታ ስኣን ዝጽሕፎን ዝስንዶን ግን ናይዚ ከባቢ ታሪኽ ክዝንቶ ኣይተሰሚዕን ኢካ ህግደፍ ከም ፐፓጋሎ ናይ ትማሊ ታሪኽ እዩ ክደጋግም ዝዉዕል እግረ መኽል ባድመ ዓዲ በጊዖ ክሳብ ሕጂ ነዝኤን እዩ ኣብ ኢሪ ቲቨ ክደጋግመን ጽንሑ ሕጂ ግን ካብ ወራራት መግዛእቲን ዝነበረ ታሪኽ ተዘቅሪበልና ጽቡቕ ኔሩ ይሕመቅ ይጸብቅ ታሪኽ ታሪኽና እዩ ።
Sreat hgdef ke entay serhu menseyat atfna hagerna keynehanx hager adahagr nhanx alena
HGDEF Kulen ketematat Ertra ndhrit Meliskumen
ድሑር መንግስቲ ህግደፍ ኣብ ነበረን ነይሩን ጥራይ ኣትሪፉዋ ሃገር
ከይጀመርኪ ተጋጊኺ፡ ሩባ ባርካ ኢዩ ብኣቑርደት ዝሓልፍ። ሩባ ጋሽ ኣይኮነን።
Kelu hade
@@black-ki1ng7 ከመይ ጌሩ ?
Alona truth gash malet barka malet aykonen dyu
@@black-ki1ng7 ሩባ ባርካ ነብሱ ዝኻኣለ ሩባ እዩ ኩሉ ሓደ ኣይኮነን
Adhanom Tekle ok 👍
Aqurdet yhlela ayteamenim mwtsey kabaki. Aqurdet adi dika
Wed ajie
መርሓባ
እዛ ሽኮር ዐደይ ዝተወለድኩላ መሬት እያ
I'm sorry if I said it was fiction beneath in it
ህግደፍ ጨው እግሩ !! ኣቑርደት ሓላል ናብ ሲኦል ቀይርዋ ኪዳነምህረተይ ከም ዳይኖሰር ዘርኦም ኣጥፍእልና ሓደራኺ!
ኣቁርደት ካብ ቁርዲድ ዝብል ቃል መጺኡ ዝብል ዘረባ መሰረት የብሉን። በሀረ ትግርኛ ነበርቲ እቲ ከባቢ ኣይነበሩን። ቁርዲድ ብቋንቋ ትግረ ብራም ይበሃል። ስለዚ እቲ ሓደ ነባራይ ዝበሎ ግጉይ እዩ። ቀንዲ ደቂ ዓድን ተዛረብቲ ቋንቋ ትግረን ተወከሱ ከምዚ መደብ ቅድሚ ምፍናውኩም።
Ephraim T Ephraim ስም ኣቁርደት ካብ ” ቅራድ” ዝመጸት’ያ ። ብትግረ( ላህጃ ናይቲ ከባቢ)ዩ ። ቅራድ ኖ ንጽል’ዩ ፣ኣቅርደት ከኣ ንብዙሕ።
AGORDAT xacda
Entay emo hres harestay znebere burukat endemo bet abilkumo. Ember hagerna dea emo kinsded keman aygbaien neru. Tseadu nabana kisdedu eyu zgbae neru. Eritrawyan hamikna.
ሃገርና ሽኮር ጠማቲኪ ብዚሁ ክንደይ ትጽብክ ያ ወደይ
Hgddefke entay wesekla nberta atfwom
ኣቁርደቸ ሩባ ጋሽ እንታይ ክገብር ንሩባ ባርካ መጺኡ ኣቁርደት ሩባ ባርካ እዮ ጉዝጉዝዋ ዝርከብ እምበር ጋሽ ኣይኮነን ኣንባቢት ጽብቅ ገሮም ኣይጸሓፈልኩን::
tsibuk endiyu gin eten zekriba kurub dehan akedadina ameshashita zeytemtsu eza hanti Eri tv zella nukulatna Eritrawian rapresent tigebir, bejakum kidmi nat tv mikraben akedainean amashitean yitealeya
Haile Selassie chow egru eziom dea entay senay kemzeu ezi beamhara kongafat zitegezaenayo bitlian tegezina entenikow Eritrea hantikabten buluzat hager nay Africa mikonet English seraki kabu zegedede serakin kumal gedifuna keydu. Dean alonaki hagherey mearey
Where are the aborigines?
እንታይ ዳኣ ሕጂ ኣሕዋትና ትብሉ ንደርጊ ጥልያን ክሳብ 2000 ዓመተ ምህረት ክገዙኡና ኔሮዎም
መነዴኻ ንደርጊ የሕዋትና ኢሉዎም ቆንዳፍ ዓጋመ
@@zecliffleaf2257 ኣታ ሮቦት ህግደፍ ሓርኢ
ክክቭግህግፍግህጅህ ኣታ ጋሓፍ ኣዴታትና ጡቦን ዝቀርጽ ከመይ ኢሎም ይሕሹ
@@dahlak7181 ዓጋመ ብድንቁርናኹም ኢና ነለልየኩም
@@zecliffleaf2257 ኣነ ኤርትራዊ ጸሊም ኢየ ክነግረካ፡ዓጋመ ዶ ገለ ኣይትበል ብቶርግመለ ልብካ ጠፊኢካ ኣሎ
Wellcome Habayibna Dekiii Eriiii jeganu Wellcome kexiliwo Bertiuuu Eid Mubarek 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
اغردات 🇪🇷💓✌️
Wow wondrful representation,this is very important to all Eritreans in different age.
Ahhh Akurdeche xaeda
THANKS ERITREAN TV
Ahhhhh tefeltu do ruba barka mes rakuwa nebsey kem gele geyruni tedfanikqe beqa i miss you gashey xaeda
Aqurdetey ❤❤❤❤
ርግኦ ፋታወ "ቤት መግቢ ዊንታና" እንዳቦይ ካሓሳይ፡
ዋው ኤርትራ ሃገሬ ኩሉ ፈታዉኪ🇪🇷🇪🇷 ናዓስ ገነት ኤዶም እኪ🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ብሓቂ ሓብታም መሪት እዩ ትዉንን ሓገርና እታ ዘይ ትድገም ሃገር ኢይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
”Ruba Barka” Yu zbahal
Hahaha wreduwa entay tfelet dey bsebey sebka eya nabzi bxeha tkewen Zztemahro bsenki shae'beya zhadmu entekoynum kemzi aynet gega zgerem aykonen mussa hawey
🇪🇷🌴☀️☀️☀️😍🇪🇷ጹቡቅ ኩሉ ደስ ዘብል
ደርጊ መንደፍ ዙሩግ ሰርዓት ንኣይ ኤዱ ይፍደ ኣሎ
اغوردات الحبيب
Akurdet adi kirsin tarekin ❤️😘🇪🇷
ጽቡቕ መደብ እምበር ኣይትጥፍኡና ኣገደስቲ ታሪኽ ዘለዎም ጀጋኑናን ምስተን ተፈተውትን ተባሃግቲ ከተማታትናን ኣፋሉጡና ድኣ መመሊስኩም ድፍእሉ። በቲ ጸጥታ ሃገርና ኣብ ምሕላዉ ተዋፊሩ ዘሎ ሰራዊትና ካኣ ኩሩዓትን ሑቡናትን ምኻና ኸ ።
Merhaba tv eri enkae dhan metsaekum
Thanks Eritrea TV
🇪🇷🇪🇷🙏🙏💐💐💐💐🌽🌽🌽☘️☘️☘️💚💚💙💙👍👍✊❤️❤️❤️❤️❤️🌴🌴🌴🌴🍀💜💜❤️🇪🇷💐👍👍💯💯💯💯
Ahhhh Akurdeche 🥵🥵
اغردات مدينت التاريخ لكين للاصف منسي اتمان الإقليم يرجع لي اغردات✌️🕌➕⛪💪
ይንዓል ሸክለክ ሩባ ባርካ በሊ ጋህታፍ
Ruba Barka elkum aremewa.
ዝገርም ዘሕዝን ታሪኽ። ከተማ ኣቑርደት ኣደ ፋታ ,,፣ ክምዚ ኔራ ,,,,,,ብኔራ ተጀሚሩ ብኔሩ ዝዛዘም መሕፈር ታሪኽ።
ከተማ ኣቑርደት- ሓንቲ ካብተን መዲና ንግዲ ዝነበራ፣ ዝያዳ ትፍለጥ ምንባራ፣ ኣብ 60ታት 70ዓታት ዝከየድ ዝነበረ ሕርሻታት፣ ቀረብ መግቢ ናይ ስራሕ ዕድል ,,ይፈጥር ኔሩ።ብሕርሻ ሃብታም ዝነበርት ከተማ ፣ኩሉ ሽሻይ ጀራዲን ኔሩ፣ጸባ ፣መዓር፣ ጠስሚ ፣በረኽት ኔሩ። ንሱዳን ምስ ኤርትራ ዘራኽብ ትሕተ ቅርጺ ኔሩ ።ብ1926 ምስራሕ መገዲ ባቡር ባጽዕ ከሰላ ተሰሪሑ።ንግዲ ከኣ ይዕምር ኔሩ። ኣነ ብንእስነተይ ኣብ ተሰነይ ኣብዝነበርኩሉ እዋን ዓርቢ ዓርቢ ሓንቲ ባቡር ከብ ሱዳን ናብ ኤርትራ ከተማ ተሰነይ ትመጽእ ከምዝነበረት ከም ኡውን ዝተፈላለየ ሕብርታት ዝተለኽያ ኣውቶቡሳት ካብ ሱዳን ናብ ኤርትራ ከተማ ተሰነይ ይመላለሳ ከምዝነበራ ይዝክር። ኩሉ ኔሩ ኔሩ,,,,ጥራሕ ኮይኑ ተሪፉ።
ኢሳያስ ከምዘረጋገጾ ባጽዕ ኔራ ሎሚ የላን፣ዓሰብ የላን። ጸባ የለን ፣ማይ የለን። ኤለትሪክ የለን። ትምህርቲ የለን። ኩሉ የለን ከምዝበሎ ፣ኩሉ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ምትራፉ ዘሕዝን ውጽኢት ናይ 30 ዓመታት ናይ ናጽነት፣ታሪኽ ክትብል ዶ ይከኣል?
Nay bhaki
I don't want the word beneath to create attention but it was the way it is currently.
Exactly bro , or it is maybe worst than it used to be before the independence
I am from Aqordat.
Allahmdullah
ታሪኽ ባርካ ካብ ካልእ ፍልይ ዘብሎ ተልዩ ብብዝሕ ከተማታቶም ሓሪረን ጥሪቶምን ሃብቶምን ተዘሚቶም ንሶም ተቃጽሎምን ንሱዳን ካልእን ተሰዲዶምን እዮም ብሓፊሻ ስዉራታት ኤርትራ ብዝልዓለ ዝተኻየደሉ ከባቢታት እዩ ኣብዚ ቦታ ስኣን ዝጽሕፎን ዝስንዶን ግን ናይዚ ከባቢ ታሪኽ ክዝንቶ ኣይተሰሚዕን ኢካ ህግደፍ ከም ፐፓጋሎ ናይ ትማሊ ታሪኽ እዩ ክደጋግም ዝዉዕል እግረ መኽል ባድመ ዓዲ በጊዖ ክሳብ ሕጂ ነዝኤን እዩ ኣብ ኢሪ ቲቨ ክደጋግመን ጽንሑ ሕጂ ግን ካብ ወራራት መግዛእቲን ዝነበረ ታሪኽ ተዘቅሪበልና ጽቡቕ ኔሩ ይሕመቅ ይጸብቅ ታሪኽ ታሪኽና እዩ ።
Sreat hgdef ke entay serhu menseyat atfna hagerna keynehanx hager adahagr nhanx alena
HGDEF Kulen ketematat Ertra ndhrit Meliskumen
ድሑር መንግስቲ ህግደፍ ኣብ ነበረን ነይሩን ጥራይ ኣትሪፉዋ ሃገር
ከይጀመርኪ ተጋጊኺ፡ ሩባ ባርካ ኢዩ ብኣቑርደት ዝሓልፍ። ሩባ ጋሽ ኣይኮነን።
Kelu hade
@@black-ki1ng7 ከመይ ጌሩ ?
Alona truth gash malet barka malet aykonen dyu
@@black-ki1ng7 ሩባ ባርካ ነብሱ ዝኻኣለ ሩባ እዩ ኩሉ ሓደ ኣይኮነን
Adhanom Tekle ok 👍
Aqurdet yhlela ayteamenim mwtsey kabaki. Aqurdet adi dika
Wed ajie
መርሓባ
እዛ ሽኮር ዐደይ ዝተወለድኩላ መሬት እያ
I'm sorry if I said it was fiction beneath in it
ህግደፍ ጨው እግሩ !! ኣቑርደት ሓላል ናብ ሲኦል ቀይርዋ ኪዳነምህረተይ ከም ዳይኖሰር ዘርኦም ኣጥፍእልና ሓደራኺ!
ኣቁርደት ካብ ቁርዲድ ዝብል ቃል መጺኡ ዝብል ዘረባ መሰረት የብሉን። በሀረ ትግርኛ ነበርቲ እቲ ከባቢ ኣይነበሩን። ቁርዲድ ብቋንቋ ትግረ ብራም ይበሃል። ስለዚ እቲ ሓደ ነባራይ ዝበሎ ግጉይ እዩ። ቀንዲ ደቂ ዓድን ተዛረብቲ ቋንቋ ትግረን ተወከሱ ከምዚ መደብ ቅድሚ ምፍናውኩም።
Ephraim T Ephraim
ስም ኣቁርደት ካብ ” ቅራድ” ዝመጸት’ያ ። ብትግረ( ላህጃ ናይቲ ከባቢ)ዩ ። ቅራድ ኖ ንጽል’ዩ ፣ኣቅርደት ከኣ ንብዙሕ።