ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
አጆኪ ንመን ደስ ክብሎ ነብስኺ ሐልዊ ማዐረይ አምላኽ ዝፈጠረኪ ኽብርቲ ሰብ ኢኻ ከይትጋገዪ ሐደራ ዝሐፍተይ ናተይ
ሳብ ግበረለይ ባ❤🎉
ኣሜን ኣደዋኒ ናቀደም ግዜና ይምለሰልና❤🙏 ነዛ ሓፍትና ድማ ኣጆኪ ኽብላ ይደሊንሳ ኣሚናትካ ያ ጥርሓ ትወፅእ ንሳ ኣሚናትካ ገንዘባ ትሰደልካ😢 ስለዚ ንምንታይ ሓቀኛ ኣፍቃሪ ኣይኮነን ዶ ጥርሓ ናብ ምድያ ደገ ወፅያ ክትረአ ውን ደስ ኣይብሎን ብሓደን ክልተን ኣብ ስዑዲ ዘለና ጓልናን ወድናን ዘይ ሱምናን ግብርናን ይህቡና😢😢😢
ማጊ ለባም! Your mother raised well. God blessed the person who raised you!
ዓዲ ዓረብሲ ንኣወዳት ብዙሕ ስራሕ የለን እዩ ዝበሃል። ንዓኻትክን ከሸግሩ እዮም ዝስደዱ ዘለዉ ማለት ድዩ? ኣጆኽን የሕዋትና ለባማት ኩና። ፈጣሪ ጥራይ እዩ ዝእመን ንማንም ፍጡር ኣይትእመና። ንፈጣሪ ኣሚንክ ንዕኡ ገደፍኦ። ኣጆኺ ዝሓፍተይ ኣምላኽ ይሓግዝኪ።
ኣሜን ኣሜንንን ኣደዋይ ናይ ቀደም ግዜና ይምለሰና🤲👏 እና ሓፍተይለ ደጊመ ደጋጊመ ኣጀኪ ኣጀኩይ በርትዒ ዝሓፍተይ ማዓረይ
ኣጅኪይ ጠንክሪ ዛሓፍተይ ሕማቅ ኣይትሕሰቢ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣደዊተይ❤❤❤❤❤
ኣጀኪ ሓፍተይ ብጣዕሚ እዩ ዘሓዝን ንመን ኢና ግን ንኣምኖ😢😢😢😢😢
Nobody live for yourself
ብሓቂ ዓዲካ እየ ጥዑም ❤😢
ኣጀኪ ማዓረይ ትክክል ኣለኪ ዝያዳይ እንታይ እዩም ክረኩብ
Magi i appreciate you gn tgraweyti eya malet eti wetsea gual mukana ewn ekul gn eti haberieta keybelasheweka
አሰይ ማግዋይ አንጀራ ዓለመ በልዓ ወዲ ዓበቲ ኩሉ አልቲ አምፅኦ ብጣዕም ደሰባሃል❤❤❤❤💘
ማግዋይ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀፅለሉ 🥰
Tebarek bro betaemi eka lebam emo Egziabhier msaka ykun.🙏🙏🙏❤❤❤
Magiy abiy seb nekulu bemariy zeriy kexlo delay selam xebk nay seb zedily edmin tenan yhabka fetariy ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
Amen Amen adey marey egziiabhier xelotkn semieu ytarekena .wedkn Eritrawi ❤❤❤❤❤
Welcome back broNormal eu ajeki haftey natey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@@BirenaዕጣንቤትL-veme ንመን ማለት እዩ ?
ዋይ ደግም ስባኣይ ምእታይ ንጎድፎ😢😢😢
ሕማቅ ስማዕ ዘይብሩክ ብሩክ ሕማቅ ሰብ እዩ ብሓቂ ።
ኣጆኽ ምዓረይ ኣይትሕረቕ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ❤🙏
አረበጀካ ተረደአለይ ደምፅኻ እዩ ማሪኹን ናይኻ ዲምፅ ተሰምዕለኹሰ ደብሪን ፅንሑ ተ ስፋ ደገብረ❤❤
ኣጀኪ ማዓረይ ❤❤❤
ኣሜን(3)🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ኣደዋይ❤❤❤❤
ሳብ ግበረለይ ባ🎉❤
ኣሜን ፫ 🙏💗
Maghiy shekor enkuae beselam metsaka ❤❤❤❤
ማጊተይ ፍቅረይ❤🎉
ዕጭ😮
ከጆኪ ክብርቲ ሓፍተይ ወላሓኒቲ አይትኮንን ኢኪ ሒማቅ ውሳኔ አይትሕሰቢ ፈጣሪ ምሳኺ ይኹን🙏እንተ እቲ ሰባአይኪ ዓገብ ንብል አለና ዋላ እካ ሓፍቲ እንተዘይብልካ ክብርቲ ወላዲት አላትካ ብተወሳኪ አብዝመጽእ ሂወትካ ጋል እንተወሊድካ ከምቲ ንስካ ትገብሮ ዘለካ እንተገበርዋ ደስ ዶ ይብለካ ካብ ኩሉ ንላዕሊ ፈጣሪ አይትፈርሕን በጃካ ነውሪ ኢዩ ዓገብ ዓገብ ንብል አለና ሓፍትኪ 🇪🇷🇪🇷
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤ ኣደዋይ
@@BirenaዕጣንቤትL-veme እሺኒ 🥰
ኣሜን (3)🥰
አጀኺ ጋል ዓበይቲ ኑዉር ኢኺ ገይርኪ ኑሱ ግና ባዓለገ ዘይ ናይአቡኡ ዝገብር ጀልፋፍ
ተባዕ ሓቀና ወዲ ትግርኛ ኢካ ክደይ ይሓምቁ ወደይ ኣየ ህዝቢ ትግርኛ 😢
😥😥😥😥😥አምላክ አባይ ልባና ዘለው ሃበኒ
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏
ማአርገይ ከማኩም የብዘሐልና ነስተውዕል እቲ ከምዚ ዓይነት አብ አንፃር ፆታ ብቻ ዘይኮነ ከምቲ ማጊ ዝበሎ ሰሳትናለ ንጨካከን ኢና ዘለና ግዜናን ባህልናን እስኪ ይመልሰልና ፈጣሪ ጨነቀናዋ😢🤲✝️
ብሓቂ ዓዲካ ይኢ ጥዕም ❤❤💔💔💔😢😢😢😢
አሜን አሜን አሜን❤
ኣሜን(፫) ❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ማጊ ኣርከይ እተን ናይ ላዕለዎት ጥሕምካ እለየን ምስ ገጽካ ሓደ ክኸውን
አጆኪ ዝሓፍተይ እግዚአብሔ አምላክ አሎ ምሳኪ በዓልካ ነብስካ ምጥፋእ ዓብይ ሓጥያት እዩ አሞ ናብ አምላኪ ቅረቢ ሕማቅ ዝገብር ብእግዚአብሔር ክረክባ እዩ😢😢 ማጊየይ ደሞ ብጣዕሚ ለባምን መስተዋዓልን ኢካ አነስ ክፈትወካ ማዓት አክባሪ ሰብ ኩሎም ከማካ ተትኮኑ 🥰💞😘 እዉይ እኒአካ ግዜ ሓቃ እያ እኮ ዜዲ ብሰንኪ ሓደ ሓደ አወዳትስ ንኩሎም ክንጸልእ ገይሮሙና ብኡነት ብዓድን ብስደትን ተጋሩ አፈሪሖም ቀቲሎምኒ 😭
ይሕፍር ኡዩ ስዑዲይ ዘለኩም አወዳት
ሳብ ግበረለይ ባ🎉❤🎉
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ማጊተይ ለባም❤❤❤❤❤
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ኖርማል ነገር እዩ ቡዙሕ ዘጨንቅ የብልክን ስብ ዓቕሙ እዩ ዝገብር ስብኣይኪ ካኣ ንሳ እያ ዓቅሙ ስለዚ ኣጆኪ ሕማቅ ውሳነ ክይትውስኒ ወላሓንቲ ክም ዘይጋጠመኪ ነብሲኪ የእምንያ ምንም ክም ዘይስመዕኪ ኣርእዮ ሰራሕኪ ስሪሒኪ ኣብ ዝላዓለ ደርጃ ምስ በጻሕኪ ምስ ሕልኑኡ ክባኣስ ክንብር እዩ ሓውኪ ካብ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@@BirenaዕጣንቤትL-veme ደስ እንዳ በለኒ እንበር
ታይ ክረክብ እሉ እዩ ፈጣሪ ይቅረ ይበልካ አጆኪ ዝሓፍተይ ሞንም ማለት አይኮነን የጋጥም እዩ ባዕሉ እዩ ክሓፍሪ ዝግቦኦ
ቃለ መጠየቅ ግበረለን ነተን ሓስብካየን ሰለኻ ንሓደር ዕላማ ኣለክን ዱዩ በለን ናብ ትክቶክ ገደፈናኻ ከይከዳ
An yhshki natey 💋🥰🥰🥰👑🇪🇷🥰🥰🥰
ስማዕ ማጊ ጭሕሚ ትደሊ እንተኸይንካ ካብ ቃሉ ነኪፋር ሃክ ክንገብረልካ ክንደይ ትኸፍል ንስማዕማዕ😊😊
Amen amen💕 🙏🙏🙏💕
ተስፋ ዘለካ መንእሰይ ኢኻ እሞ በርትዕ ❤
ግርም አጆኽ እዛ ሓፍተይ ክሓልፍ እዩ🎉🎉🎉❤❤❤❤😢😢
Asey Adey mearey. Amen.
ኣሜን
ተጋሩ ኣወዳት ካሕዳማት ሓስውቲ ብጓል ኣንስተይቲ ትግራወይቲ ኢዮም እግሪ ዝተኽሉ ብገንዘብ ጓል ኣንስተይቲ ጌሮም ኢዮም እዞም ረሳሓት ጨካናት ፍጥረት
ማግዋይ ዓብይ ሰብ ይግበካ እዮ ሸር ላይክ❤❤❤❤
ኣሜን,3😘🤩
ኣመን ማጊ ❤❤❤❤❤❤❤
Bezye mikeniyat eye zefitwka magey hawye❤❤❤
ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ለሚ ወዱ ማሕረስ ፀልኦም
እዝግዮ መሓረኒ ክርስቶስ 😢
Amen Amen Amen ❤❤
ጅግንነት እዩ ዝመስሎም ዞምነጃውስ
Amen Amen Amen❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
komzom deqi adi na ma" sudi zeytkeyd😢😢😢
nska hiseb n kitmuro ezgahbiher dma kifximelka eyu mogy from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
From sdetegna 😂
Amen 🙏 🙏 🙏 🎉🎉🎉❤❤
ይበል 🥰🙏
ናይ በሓቂ ነብሳ ትቀትል ተኮይና ሰሪሓ ገንዘብ ከፊላ ነቲ ጥራሕ ነብሳ ዝሰኣላ ጥራሕ ነብሱ ሲኢሎም ክብዋ ወይ ክህብኣ ገራ ሼር ገራ ሕነኣ ትፍደ ተታሓኒቁ ሽዑ ሓባ ይኮኑ😢
Amen ❤ 🙏❤
Welcome🎉
😍😍😍😭እንታይ ዓይነት ረሳሓት ዝኾኑ ሰባት እዮም ወደይ 🥲
Ayzoki ❤❤❤❤❤ Amen ❤ 🙏 🙌 ❤
Magiway🥰🥰🥰🥰
አሜን አሜን አሜን
Amen adeway❤❤❤
ማጊ እዘን አብመርዓታት ተጋዳላይ እናበልኻ ዝድረፋ ቁስሊ ስለ ለላዕላለዋ ምናልባት ድጀያት ጥንቃቀ ጥንቃቀ ክገብሩ ሐግዝ ምኽንያቱ ወለዲ ብዝሐለፍዎ ንብዓትኾይኑ ይርደአካ እዩኢለእየ😢😢
ሳብ ግበረለይ ባ❤🎉❤
ሚጋየ ፍቅር 🥰🥰🧡💋
ሰላም ማግዋይ ሓወይ ናተይ ሓንቲ ሕቶ ስባት ግን ስላምንቲይ እዩም ዝስዓዓሙ? 🤔
ማጊተይ ናይ ዳይፐር እኮ ጨኒቁኒ ግዝኣለይ እባ😢😢😢
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 አሜን አሜን
ተጋሩ ኣወዳት ፀለእናኩም እረ በይዛኩም ናበይ ንከደልኩም
nab gedel
😢😢😢💔Ahzinatni eza gal
Eshi naqka zeyken aykun magteyyyy❤❤❤
@@BirenaዕጣንቤትL-veme eshi
Maggy way ketslelu ❤❤❤
ምቅናይ ሓሳዊ እዩ ኣይትእመንዋ እቲ ወዲ ብርሕቁ ስለዝኮነ እምበር እብ እቲ ዘለዋ ቦታ ክልማ ኣይዛረብን እየ ፈራሕ እዩ ኣብጂዛን እንተኑ ምድያ ገዲፈዮ እየ እናበለ ዝዛረብ
ማጊ ፈቅር❤❤❤❤❤
AmenAmen❤❤❤❤❤❤🙏💗🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ለባም ዓቢ ሰብ በሊሕ ንሰላም ዝቃለስ ክሉ ትቅርቦ ምደብ ብጣዕሚ አየ ዝድንቀካ ቀጽሎ ኣጆኻ ኣብ ስራሕካ ዓወት ኣብ ናብራኻ ሰላም ይምነይልካ from Eritra
Amen 🙏 🙏 🙏
Very intelligent guy
Magiway ane kweldelka gn eti tsegem ms abeye chhmi zeyblu keykewn eye zferh
❤ማጊ ሽኮር ፈትየዮ አየ ስራሕካ
ማጊየይ ስብኣየይ ኣይትውዕሎን እወዶ😮😊
Amen Amen Amen 🙏🙏
ኣታዮ ማጊዋይ እሞ ምሳይዶ ሓዳር ንግበርን ድኣ ካብ ዘፍቅረካኮ ዓመታት ኣቁፂረለኩ ወለላይ በተለይ ሕጅስ ሓቂቀ ምግቢ ኣብዩኒ ይብለካ መቸም ትሪኦ ትከውን🙈🙈😳😛
Ata wedza😂 tsbkti ❤❤❤❤❤❤❤
@@BirenaዕጣንቤትL-veme 😆🥰🥰🥰🥰😆🥰🥰🥰
Magi lebam endika Nay seb hmak mray hmak eyu
አጆኪ ንመን ደስ ክብሎ ነብስኺ ሐልዊ ማዐረይ አምላኽ ዝፈጠረኪ ኽብርቲ ሰብ ኢኻ ከይትጋገዪ
ሐደራ ዝሐፍተይ ናተይ
ሳብ ግበረለይ ባ❤🎉
ኣሜን ኣደዋኒ ናቀደም ግዜና ይምለሰልና❤🙏 ነዛ ሓፍትና ድማ ኣጆኪ ኽብላ ይደሊ
ንሳ ኣሚናትካ ያ ጥርሓ ትወፅእ ንሳ ኣሚናትካ ገንዘባ ትሰደልካ😢 ስለዚ ንምንታይ ሓቀኛ ኣፍቃሪ ኣይኮነን ዶ ጥርሓ ናብ ምድያ ደገ ወፅያ ክትረአ ውን ደስ ኣይብሎን ብሓደን ክልተን ኣብ ስዑዲ ዘለና ጓልናን ወድናን ዘይ ሱምናን ግብርናን ይህቡና😢😢😢
ሳብ ግበረለይ ባ❤🎉
ማጊ ለባም! Your mother raised well. God blessed the person who raised you!
ሳብ ግበረለይ ባ❤🎉
ዓዲ ዓረብሲ ንኣወዳት ብዙሕ ስራሕ የለን እዩ ዝበሃል። ንዓኻትክን ከሸግሩ እዮም ዝስደዱ ዘለዉ ማለት ድዩ? ኣጆኽን የሕዋትና ለባማት ኩና። ፈጣሪ ጥራይ እዩ ዝእመን ንማንም ፍጡር ኣይትእመና። ንፈጣሪ ኣሚንክ ንዕኡ ገደፍኦ። ኣጆኺ ዝሓፍተይ ኣምላኽ ይሓግዝኪ።
ሳብ ግበረለይ ባ❤🎉
ኣሜን ኣሜንንን ኣደዋይ ናይ ቀደም ግዜና ይምለሰና🤲👏 እና ሓፍተይለ ደጊመ ደጋጊመ ኣጀኪ ኣጀኩይ በርትዒ ዝሓፍተይ ማዓረይ
ኣጅኪይ ጠንክሪ ዛሓፍተይ ሕማቅ ኣይትሕሰቢ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣደዊተይ❤❤❤❤❤
ኣጀኪ ሓፍተይ ብጣዕሚ እዩ ዘሓዝን ንመን ኢና ግን ንኣምኖ😢😢😢😢😢
Nobody live for yourself
ብሓቂ ዓዲካ እየ ጥዑም ❤😢
ሳብ ግበረለይ ባ❤🎉
ኣጀኪ ማዓረይ ትክክል ኣለኪ ዝያዳይ እንታይ እዩም ክረኩብ
ሳብ ግበረለይ ባ❤🎉
Magi i appreciate you gn tgraweyti eya malet eti wetsea gual mukana ewn ekul gn eti haberieta keybelasheweka
ሳብ ግበረለይ ባ❤🎉
አሰይ ማግዋይ አንጀራ ዓለመ በልዓ ወዲ ዓበቲ ኩሉ አልቲ አምፅኦ ብጣዕም ደሰባሃል❤❤❤❤💘
ሳብ ግበረለይ ባ❤🎉
ማግዋይ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀፅለሉ 🥰
ሳብ ግበረለይ ባ❤🎉
Tebarek bro betaemi eka lebam emo Egziabhier msaka ykun.🙏🙏🙏❤❤❤
ሳብ ግበረለይ ባ❤🎉
Magiy abiy seb nekulu bemariy zeriy kexlo delay selam xebk nay seb zedily edmin tenan yhabka fetariy ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳብ ግበረለይ ባ❤🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
ሳብ ግበረለይ ባ❤🎉
Amen Amen adey marey egziiabhier xelotkn semieu ytarekena .wedkn Eritrawi ❤❤❤❤❤
ሳብ ግበረለይ ባ❤🎉
Welcome back bro
Normal eu ajeki haftey natey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳብ ግበረለይ ባ❤🎉
@@BirenaዕጣንቤትL-veme ንመን ማለት እዩ ?
ዋይ ደግም ስባኣይ ምእታይ ንጎድፎ😢😢😢
ሕማቅ ስማዕ ዘይብሩክ ብሩክ ሕማቅ ሰብ እዩ ብሓቂ ።
ሳብ ግበረለይ ባ❤🎉
ኣጆኽ ምዓረይ ኣይትሕረቕ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ❤🙏
አረበጀካ ተረደአለይ ደምፅኻ እዩ ማሪኹን ናይኻ ዲምፅ ተሰምዕለኹሰ ደብሪን ፅንሑ ተ ስፋ ደገብረ❤❤
ኣጀኪ ማዓረይ ❤❤❤
ኣሜን(3)🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ኣደዋይ❤❤❤❤
ሳብ ግበረለይ ባ🎉❤
ኣሜን ፫ 🙏💗
Maghiy shekor enkuae beselam metsaka ❤❤❤❤
ሳብ ግበረለይ ባ🎉❤
ማጊተይ ፍቅረይ❤🎉
ዕጭ😮
ከጆኪ ክብርቲ ሓፍተይ ወላሓኒቲ አይትኮንን ኢኪ ሒማቅ ውሳኔ አይትሕሰቢ ፈጣሪ ምሳኺ ይኹን🙏እንተ እቲ ሰባአይኪ ዓገብ ንብል አለና ዋላ እካ ሓፍቲ እንተዘይብልካ ክብርቲ ወላዲት አላትካ ብተወሳኪ አብዝመጽእ ሂወትካ ጋል እንተወሊድካ ከምቲ ንስካ ትገብሮ ዘለካ እንተገበርዋ ደስ ዶ ይብለካ ካብ ኩሉ ንላዕሊ ፈጣሪ አይትፈርሕን በጃካ ነውሪ ኢዩ ዓገብ ዓገብ ንብል አለና ሓፍትኪ 🇪🇷🇪🇷
ሳብ ግበረለይ ባ❤🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤ ኣደዋይ
ሳብ ግበረለይ ባ🎉❤
@@BirenaዕጣንቤትL-veme እሺኒ 🥰
ኣሜን (3)🥰
ሳብ ግበረለይ ባ❤🎉
አጀኺ ጋል ዓበይቲ ኑዉር ኢኺ ገይርኪ ኑሱ ግና ባዓለገ ዘይ ናይአቡኡ ዝገብር ጀልፋፍ
ሳብ ግበረለይ ባ❤🎉
ተባዕ ሓቀና ወዲ ትግርኛ ኢካ ክደይ ይሓምቁ ወደይ ኣየ ህዝቢ ትግርኛ 😢
😥😥😥😥😥አምላክ አባይ ልባና ዘለው ሃበኒ
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏
ማአርገይ ከማኩም የብዘሐልና ነስተውዕል እቲ ከምዚ ዓይነት አብ አንፃር ፆታ ብቻ ዘይኮነ ከምቲ ማጊ ዝበሎ ሰሳትናለ ንጨካከን ኢና ዘለና ግዜናን ባህልናን እስኪ ይመልሰልና ፈጣሪ ጨነቀናዋ😢🤲✝️
ሳብ ግበረለይ ባ❤🎉
ብሓቂ ዓዲካ ይኢ ጥዕም ❤❤💔💔💔😢😢😢😢
አሜን አሜን አሜን❤
ኣሜን(፫) ❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ማጊ ኣርከይ እተን ናይ ላዕለዎት ጥሕምካ እለየን ምስ ገጽካ ሓደ ክኸውን
አጆኪ ዝሓፍተይ እግዚአብሔ አምላክ አሎ ምሳኪ በዓልካ ነብስካ ምጥፋእ ዓብይ ሓጥያት እዩ አሞ ናብ አምላኪ ቅረቢ ሕማቅ ዝገብር ብእግዚአብሔር ክረክባ እዩ😢😢 ማጊየይ ደሞ ብጣዕሚ ለባምን መስተዋዓልን ኢካ አነስ ክፈትወካ ማዓት አክባሪ ሰብ ኩሎም ከማካ ተትኮኑ 🥰💞😘 እዉይ እኒአካ ግዜ ሓቃ እያ እኮ ዜዲ ብሰንኪ ሓደ ሓደ አወዳትስ ንኩሎም ክንጸልእ ገይሮሙና ብኡነት ብዓድን ብስደትን ተጋሩ አፈሪሖም ቀቲሎምኒ 😭
ሳብ ግበረለይ ባ🎉❤
ይሕፍር ኡዩ ስዑዲይ ዘለኩም አወዳት
ሳብ ግበረለይ ባ🎉❤🎉
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ማጊተይ ለባም❤❤❤❤❤
ሳብ ግበረለይ ባ🎉❤
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ኖርማል ነገር እዩ ቡዙሕ ዘጨንቅ የብልክን ስብ ዓቕሙ እዩ ዝገብር ስብኣይኪ ካኣ ንሳ እያ ዓቅሙ ስለዚ ኣጆኪ ሕማቅ ውሳነ ክይትውስኒ ወላሓንቲ ክም ዘይጋጠመኪ ነብሲኪ የእምንያ ምንም ክም ዘይስመዕኪ ኣርእዮ ሰራሕኪ ስሪሒኪ ኣብ ዝላዓለ ደርጃ ምስ በጻሕኪ ምስ ሕልኑኡ ክባኣስ ክንብር እዩ ሓውኪ ካብ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሳብ ግበረለይ ባ🎉❤
@@BirenaዕጣንቤትL-veme ደስ እንዳ በለኒ እንበር
ታይ ክረክብ እሉ እዩ ፈጣሪ ይቅረ ይበልካ
አጆኪ ዝሓፍተይ ሞንም ማለት አይኮነን
የጋጥም እዩ ባዕሉ እዩ ክሓፍሪ ዝግቦኦ
ቃለ መጠየቅ ግበረለን ነተን ሓስብካየን ሰለኻ ንሓደር ዕላማ ኣለክን ዱዩ በለን ናብ ትክቶክ ገደፈናኻ ከይከዳ
An yhshki natey 💋🥰🥰🥰👑🇪🇷🥰🥰🥰
ስማዕ ማጊ ጭሕሚ ትደሊ እንተኸይንካ ካብ ቃሉ ነኪፋር ሃክ ክንገብረልካ ክንደይ ትኸፍል ንስማዕማዕ😊😊
Amen amen💕 🙏🙏🙏💕
ሳብ ግበረለይ ባ🎉❤
ተስፋ ዘለካ መንእሰይ ኢኻ እሞ በርትዕ ❤
ግርም አጆኽ እዛ ሓፍተይ ክሓልፍ እዩ🎉🎉🎉❤❤❤❤😢😢
Asey Adey mearey. Amen.
ሳብ ግበረለይ ባ❤🎉
ኣሜን
ተጋሩ ኣወዳት ካሕዳማት ሓስውቲ ብጓል ኣንስተይቲ ትግራወይቲ ኢዮም እግሪ ዝተኽሉ ብገንዘብ ጓል ኣንስተይቲ
ጌሮም ኢዮም እዞም ረሳሓት ጨካናት ፍጥረት
ማግዋይ ዓብይ ሰብ ይግበካ እዮ ሸር ላይክ❤❤❤❤
ኣሜን,3😘🤩
ሳብ ግበረለይ ባ🎉❤
ኣመን ማጊ ❤❤❤❤❤❤❤
Bezye mikeniyat eye zefitwka magey hawye❤❤❤
ሳብ ግበረለይ ባ🎉❤
ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳብ ግበረለይ ባ❤🎉
ናይ ለሚ ወዱ ማሕረስ ፀልኦም
ሳብ ግበረለይ ባ🎉❤
እዝግዮ መሓረኒ ክርስቶስ 😢
Amen Amen Amen ❤❤
ሳብ ግበረለይ ባ🎉❤
ጅግንነት እዩ ዝመስሎም ዞምነጃውስ
Amen Amen Amen❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
komzom deqi adi na ma" sudi zeytkeyd😢😢😢
nska hiseb n kitmuro ezgahbiher dma kifximelka eyu mogy from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
From sdetegna 😂
Amen 🙏 🙏 🙏 🎉🎉🎉❤❤
ይበል 🥰🙏
ናይ በሓቂ ነብሳ ትቀትል ተኮይና ሰሪሓ ገንዘብ ከፊላ ነቲ ጥራሕ ነብሳ ዝሰኣላ ጥራሕ ነብሱ ሲኢሎም ክብዋ ወይ ክህብኣ ገራ ሼር ገራ ሕነኣ ትፍደ ተታሓኒቁ ሽዑ ሓባ ይኮኑ😢
ሳብ ግበረለይ ባ🎉❤🎉
Amen ❤ 🙏❤
Welcome🎉
😍😍😍😭እንታይ ዓይነት ረሳሓት ዝኾኑ ሰባት እዮም ወደይ 🥲
Ayzoki ❤❤❤❤❤ Amen ❤ 🙏 🙌 ❤
Magiway🥰🥰🥰🥰
አሜን አሜን አሜን
Amen adeway❤❤❤
ሳብ ግበረለይ ባ🎉❤
ማጊ እዘን አብመርዓታት ተጋዳላይ እናበልኻ ዝድረፋ ቁስሊ ስለ ለላዕላለዋ ምናልባት ድጀያት ጥንቃቀ ጥንቃቀ ክገብሩ ሐግዝ ምኽንያቱ ወለዲ ብዝሐለፍዎ ንብዓትኾይኑ ይርደአካ እዩኢለእየ😢😢
ሳብ ግበረለይ ባ❤🎉❤
ሚጋየ ፍቅር 🥰🥰🧡💋
ሰላም ማግዋይ ሓወይ ናተይ ሓንቲ ሕቶ ስባት ግን ስላምንቲይ እዩም ዝስዓዓሙ? 🤔
ማጊተይ ናይ ዳይፐር እኮ ጨኒቁኒ ግዝኣለይ እባ😢😢😢
ሳብ ግበረለይ ባ🎉❤🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 አሜን አሜን
ሳብ ግበረለይ ባ🎉❤
ተጋሩ ኣወዳት ፀለእናኩም እረ በይዛኩም ናበይ ንከደልኩም
nab gedel
😢😢😢💔Ahzinatni eza gal
ሳብ ግበረለይ ባ🎉❤
Eshi naqka zeyken aykun magteyyyy❤❤❤
ሳብ ግበረለይ ባ🎉❤
@@BirenaዕጣንቤትL-veme eshi
Maggy way ketslelu ❤❤❤
ሳብ ግበረለይ ባ🎉❤
ምቅናይ ሓሳዊ እዩ ኣይትእመንዋ እቲ ወዲ ብርሕቁ ስለዝኮነ እምበር እብ እቲ ዘለዋ ቦታ ክልማ ኣይዛረብን እየ ፈራሕ እዩ ኣብጂዛን እንተኑ ምድያ ገዲፈዮ እየ እናበለ ዝዛረብ
ማጊ ፈቅር❤❤❤❤❤
ሳብ ግበረለይ ባ🎉❤🎉
Amen
Amen❤❤❤❤❤❤🙏💗🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ለባም ዓቢ ሰብ በሊሕ ንሰላም ዝቃለስ ክሉ ትቅርቦ ምደብ ብጣዕሚ አየ ዝድንቀካ ቀጽሎ ኣጆኻ ኣብ ስራሕካ ዓወት ኣብ ናብራኻ ሰላም ይምነይልካ from Eritra
Amen 🙏 🙏 🙏
Very intelligent guy
Magiway ane kweldelka gn eti tsegem ms abeye chhmi zeyblu keykewn eye zferh
❤ማጊ ሽኮር ፈትየዮ አየ ስራሕካ
ሳብ ግበረለይ ባ❤🎉❤
ማጊየይ ስብኣየይ ኣይትውዕሎን እወዶ😮😊
ሳብ ግበረለይ ባ🎉❤🎉
Amen Amen Amen 🙏🙏
ሳብ ግበረለይ ባ🎉❤
ኣታዮ ማጊዋይ እሞ ምሳይዶ ሓዳር ንግበርን ድኣ ካብ ዘፍቅረካኮ ዓመታት ኣቁፂረለኩ ወለላይ በተለይ ሕጅስ ሓቂቀ ምግቢ ኣብዩኒ ይብለካ መቸም ትሪኦ ትከውን🙈🙈😳😛
Ata wedza😂 tsbkti ❤❤❤❤❤❤❤
ሳብ ግበረለይ ባ🎉❤🎉
@@BirenaዕጣንቤትL-veme 😆🥰🥰🥰🥰😆🥰🥰🥰
Magi lebam endika
Nay seb hmak mray hmak eyu