"ኣብ ቁርፂ እዋን ተመዓራረ" - ሰላማዊት ዮሃንስ ኣብ ቀዛሕታ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 987

  • @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
    @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ 4 ปีที่แล้ว +390

    ቤኪ ጅግና እንኳዕ ንሰሉ ኣቅረብካልና ቀጻሊ ክዓ ሶሎሙን ሃይለ ኣቅርበልና ጠፊኡና ኮ ሶል ዓይነይ ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረልና 🙏🙏🙏💒💒💒💛💖💗

  • @wizman2374
    @wizman2374 4 ปีที่แล้ว +132

    ኣብ ቁርፂ እዋን ተማዓራረ..like ፅቁጡለይ

  • @ፊሽፍሰሃየ
    @ፊሽፍሰሃየ 4 ปีที่แล้ว +77

    ሰላመይ ጸሎተይ ኣምላኽ ድምጽኺ ከይቀየረ ብምቅርትኺ ክትነብርልና ጥራይ እዩ ራህዋን ቅሳነትን ይምነየልኪ ኣቲ መቐረት ዓለም

  • @tigraionline
    @tigraionline 4 ปีที่แล้ว +59

    ናይ ብሓቂ ወርቂ ዝኾነ ድምፂ እዩ ዘለኪ፣ ሰላማዊት ኩርዓት ትግራይና፣ "ኣብ ቁርፂ እዋን ተማዓራረ"

  • @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ
    @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ 4 ปีที่แล้ว +223

    ንመጀመርታ ጊዜ ኦንላይን ቀዛሕታ ይከታተል አለኹ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ሩሑስ ቅንያት ንመበል 45 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ንኽበር ባዓል የካቲት እንካዕ አብፀሐኩም ንየካቲት ወር እተድንቁlikeግጨዉኒ

  • @ማኣዲገዛና
    @ማኣዲገዛና 4 ปีที่แล้ว +54

    ቤኪየ ን ሶለይ ስለ ዘቅረብካልና ብጣዕሚ ነመስግን ቀጻሊ ድማ ን ሰለሙን ሃይለ ባ ኣምጸአልና ፕሊስ
    ከምዚ ከማይ ን Solይ ዝናፈቅኩም እንተሃሊኩም እስከ ላይክ

  • @ዝረየለይፍቕሪጆርጆዩመምህ
    @ዝረየለይፍቕሪጆርጆዩመምህ 4 ปีที่แล้ว +103

    መልክዕኪ ድምጽኪ ኣከዳድናኪ ኩሉ ነገርኪ ምቅርቲ ኣምላኽ ኩሉ መሊኡ ሂቡኪ ሰሉ ምጭውቲ ዕድመን ጥዕናን ተመንየልኪ ቤኪ ፕሊስ ኣብ ቀጻሊ ብርሃነመስቀል "ህያብ ፈጣሪ" እባ ኣቕርበልና።

    • @tesfaymelake8972
      @tesfaymelake8972 4 ปีที่แล้ว +2

      Zreyeley fqri ab zatekwo comenti btami hnaxi txhfi so tertai/a

  • @tedroshadgos3619
    @tedroshadgos3619 4 ปีที่แล้ว +5

    አሰይ ተባዓ ትግራወይቲ ናተይ ናይ ትግራይ ብምካንክ ብጣዓሚ ተሓጉሰ ሰለማዊት ዋዓሮ ሓፍተይ ካባኪ ቡዝሑ እና ንፅበይ በረከት ሓወይ ትገብሮ ዘለካ ብጣዓሚ እየ ተሓጉሰ አምላክ ካብዝ ዘለኩሞ አብዝሑ ይሃብኩም ኣሜን3

  • @eyerusaraya8656
    @eyerusaraya8656 4 ปีที่แล้ว +59

    ሰላም ሽኮር ኣብቁርፂ እዋን ተማዓራረ ልክዕ ጋል ትግራይ ሽኮር 😍😍👍👍 ኣድነቅቲ ሰላም ላይክ😍👍👍👍

  • @3gadwa915
    @3gadwa915 4 ปีที่แล้ว +186

    ኣከዳዳና
    መልክዕ፣
    ድምፂ፣
    ፀባይ፣ኩሉ፣መሊኡ፣ሂብኪ፣ሰሉየ፣ምጭውቲ
    ልእሊ፣ኩሉ፣ኣከዳድናኪ፣ዋውውውውውውውውውውውውውውው

    • @asdfhxidheidksk2dsaa604
      @asdfhxidheidksk2dsaa604 4 ปีที่แล้ว +2

      Ewe bflay akadadna btaemi des zbl

    • @3gadwa915
      @3gadwa915 4 ปีที่แล้ว +2

      @@asdfhxidheidksk2dsaa604 ብትክክል

    • @kaskokasko5521
      @kaskokasko5521 4 ปีที่แล้ว +2

      Suqren nay afinchae gin ayetsebqelan

    • @3gadwa915
      @3gadwa915 4 ปีที่แล้ว

      @@kaskokasko5521 ትክክል፣ኣይባህልናን

  • @ፍረኃልትግራይፃዕዳ
    @ፍረኃልትግራይፃዕዳ 4 ปีที่แล้ว +383

    አበይ አለኩም ሰላም ሰላም ትብሉ ነበርኩም ተጋሩ ደቂ ዓደይ ማዓረይ እስቲ ከዚ ኮሜንት ላይክ ጥዉቅ አቢልኩም ክይዱ ሰሊተይ ናይና

    • @Fre_weldsh
      @Fre_weldsh 4 ปีที่แล้ว +6

      ላይክ ❤❤

    • @mowfgmohamed1730
      @mowfgmohamed1730 4 ปีที่แล้ว +1

      @@Fre_weldsh viva zbihre tgirgna100%

    • @LgG-sd6om
      @LgG-sd6om 4 ปีที่แล้ว

      Alena shikorrr! Ember tegadalay.......!

    • @b_bhbb2236
      @b_bhbb2236 4 ปีที่แล้ว

      @@Fre_weldsh ظ

  • @ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ
    @ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ 4 ปีที่แล้ว +56

    ብዝደለኽዮ ድረፍ ኣብ ጎድንኽ አለና ። እወዶ ተጋሩ

  • @ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ
    @ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ 4 ปีที่แล้ว +68

    ፊሪያት ያማነ ና ሰላም ተስፋይ ደማ ኩለን ደቅ ትግራይ ኣብ ኣድስ አበባ ዝለባ ተሳተፍት ጋብዘልና ሓወይ

  • @ማዓዛኣዲኣፈታዊት
    @ማዓዛኣዲኣፈታዊት 4 ปีที่แล้ว +184

    *ብሽም በረኸት ኣብ ቀፃሊ ትግራይ ምስ ኣተኹ ንመጀመርያ ዝዓርፈሉ ሆቴል ሆቴል ዘማርያስ እዩ ክኸውን።ብሰላም ጥራይ ናብታ ብርኽቲ ዓደይ ዓደይ ትግራይ ይምለሰኒ።*

  • @tesfana
    @tesfana 4 ปีที่แล้ว +9

    ሰላማዊት ከም ሽማ ሰላምኪ ይብዛሕ ሽኮሪና ኣብ ሂወትኪ ድማ ዓወትን ቅሳነትን ቀጻሊ ዕቤትን ይምነየልኪ። ባህሉ ዘክበረ ንዘላለም ይከብር ። ኣነ ከኣ ቅድናቂኪ ኢየ ሽሕ ሰላም ንዓኪ።

  • @እናቴነሽሂወቴ
    @እናቴነሽሂወቴ 4 ปีที่แล้ว +137

    ቤኪ ሓወይ እረ በጃኩም "ሰላሙን ሃይለ" እባ ኣቅርቡልና

    • @TwYakob
      @TwYakob 4 ปีที่แล้ว

      ሽምካ ብትግርኛ ጸሓፎ

    • @almazberhe8243
      @almazberhe8243 4 ปีที่แล้ว

      Ane ewun btaeimiye ztsbe

  • @meda7695
    @meda7695 4 ปีที่แล้ว +32

    Selu we Love u F ❤️👈🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈🏽 እዚ ቃንቃ እዚ ክከ ብር ኣለዎዎ

  • @eritreaneritrean1570
    @eritreaneritrean1570 4 ปีที่แล้ว +28

    ናይ ሰላም ከማን ይንጽር ኣዘራርባ ትግርኛ ደኣ፡

  • @alemethiopia8394
    @alemethiopia8394 4 ปีที่แล้ว +6

    ቆንጆ ኣካዳድናኣ ደስስስ ክብል እድብቲ❤❤ ከጥዕመላ ኩልና ከም ሰሉ እንተንክደን ክንደይ መጥዓመልና ❤❤ ማዓርግ ፍስስ ❤❤❤❤❤

  • @2E1519
    @2E1519 4 ปีที่แล้ว +19

    She is simply the best! And she is speaking perfect Tigrigna. No need to ask.

  • @binyamsamsomsamsombinyam112
    @binyamsamsomsamsombinyam112 4 ปีที่แล้ว +57

    ግደፈና እስከ ብሰላም ኣይ ትምጻኣኒ ትግርኛ ደኣ ካብዚ ንላዕሊ እንታይ ደሉኻ ጽሩይ ትግርኛ ከኣ እንበር ትዛረብ i Love you Selu from Eritrea

    • @Habesha3789
      @Habesha3789 4 ปีที่แล้ว +3

      ዓለም ገዛ ክራይ ኤሩ ዓደይ absolutely you right

    • @rakitube21
      @rakitube21 4 ปีที่แล้ว +1

      nay bhaki

    • @sdetmemhr6134
      @sdetmemhr6134 4 ปีที่แล้ว

      Sk bel

    • @binyamsamsomsamsombinyam112
      @binyamsamsomsamsombinyam112 4 ปีที่แล้ว +1

      @@sdetmemhr6134 ሕጂ ንስኻ ሱቅ በል ክትብል ስክ በል እዳ በልካ ዲኻ ትግሪኛ ይኸል ኢየ ክትብል እንተ ምጽራፍ ክን ኣይ ጸርፈካን ኢየ ሓወይ ማዓረይ

  • @adyamgualmekelle1380
    @adyamgualmekelle1380 4 ปีที่แล้ว +25

    ሰላም መልክዓ ሽኮር
    ስርሓ ሽኮር እንኳዕ ትግረወይቲ ኮንኪ!
    ቤኺየ መዓረይ ብጣዕሚ ነመስግን

  • @ፋናጋልዞምጀጋኑፋናጋልዞም
    @ፋናጋልዞምጀጋኑፋናጋልዞም 4 ปีที่แล้ว +83

    ዋውውው ሰላም ጋል ዓደይ እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ደቂ ዞም ጀጋኑ ሰላምኩም ይብዛሕ ምቁራት ስሉ ሓፍትና ክሉ ትግራዋይ ኣብ ጎንኪ እዩ ዞሎ በርቲዒ ካብዚ ንላዕሊ ንጽበ ኢና ሰናይ ምሸት ኣብ ስደት ዘለና ዘለኩም ኣሓተይ ኣሕዋተይ 💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💗💗💗💗💗

    • @josisoley942
      @josisoley942 4 ปีที่แล้ว

      Hhhh deki zom tereti enber ferahat kemza balkum naxnet zemxekum teraerae tblu ferahat

    • @josisoley942
      @josisoley942 4 ปีที่แล้ว

      GN n selam I love you

    • @hagoskahesay8757
      @hagoskahesay8757 4 ปีที่แล้ว

      Sea

    • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
      @egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 ปีที่แล้ว

      @@josisoley942 ya bejakum Eritrawyan zeyhasebnayo hmak keytezarbuna 🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕

    • @josisoley942
      @josisoley942 4 ปีที่แล้ว

      @@egzabherhaylihiweteyeyu4282 ajoka ykrieta b thtnaka sierkani

  • @Fre_weldsh
    @Fre_weldsh 4 ปีที่แล้ว +37

    ቢኪየ ጅግና ናይና
    ሰሉየ ናይና ዋዕሮ
    ትግራይ ንቅድሚት 😘😘💪❤🇻🇳🇻🇳

    • @KhanKhan-wb1fs
      @KhanKhan-wb1fs 4 ปีที่แล้ว +1

      እዋይ ሰሉየይ ብጣዕሚ ብሉፅ ትግርኛ ኣባኪ እዩዘሎ ዘርባ ስኢኑ እዩ ምቅርቲይ

  • @mhretabgebremariam2424
    @mhretabgebremariam2424 4 ปีที่แล้ว +89

    ሕጂ ግርም እንበር ተጋዳላይ ዝብል ደርፊ ክትደግሞ ኣላዋ

  • @kanyohaye
    @kanyohaye 4 ปีที่แล้ว +8

    We love you ቀዛሕታዋይ!!!! Keep being Tegaru!!! Let’s restore our amazing civilization of TEGARU !!!!!! Amazing show!

  • @Gh-sj7yf
    @Gh-sj7yf 4 ปีที่แล้ว +130

    አስይይይይ በዛኩም ኩላትኩም አርቶደክስ አስኪ ናብ መዝሙር ክትምለስ ሞራል ናሃቦ አግዚአብሔር ፍቃሉ ይኩን እስኪ አሜን በሉ አርቶደክስ አሕዋተይ

  • @yemanegebre983
    @yemanegebre983 4 ปีที่แล้ว +3

    Thank you Selam . Great performance and confidence. You speak bold and loud. I Wish you best .

  • @ፋናጋልዞምጀጋኑፋናጋልዞም
    @ፋናጋልዞምጀጋኑፋናጋልዞም 4 ปีที่แล้ว +50

    ሶሎይ ብሰላም ምጽና ጋልቶም ጀጋኑ💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕1000Like👌🙏👏

    • @JMALHJmaleh
      @JMALHJmaleh 4 ปีที่แล้ว

      Fana Gal Tgray Fana Gal Tgray ዉዉዉ

  • @ኢትዮሃበሻYOUTube
    @ኢትዮሃበሻYOUTube 4 ปีที่แล้ว +91

    ዋውውውውው ከመይ ድየ ተሃንጥየ ነይረ በጃኩም like

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 4 ปีที่แล้ว +72

    እስኪ ንሰሌ ጅግና ትፈትው ላይክ ጽቅዕ ኣብሉለይ ክብራተይ

  • @ሽኮሪናጓልተጋሩ
    @ሽኮሪናጓልተጋሩ 4 ปีที่แล้ว +74

    ካብ አብ ትግራይ ዝዓበና ናትኪ ትግርኛ ይፀሪ ስሉ ሽኮር ጎበዝ ኢኪ ❣️👸

    • @ሴምብርሃነ
      @ሴምብርሃነ 4 ปีที่แล้ว

      ኢሂ ላዉዚ ሕዚ ግዛዕ ያዊ ኖሩ ረሳሕ ትግርኛ ማለት ድዩ ? ከምዚ ናይ ኤርትራዉያን ላህጃ ዳርጋ ትዛረብ ስለ ዘላ ኢኺ ጹሩይ እዩ ትግርኛኺ ትብልያ ዘለኺ ?

    • @ሽኮሪናጓልተጋሩ
      @ሽኮሪናጓልተጋሩ 4 ปีที่แล้ว +4

      @@ሴምብርሃነ ~~ትግርኛ ናይ ትግራይ ምኮኑ አይትፈልጥን ይመስለኒ ስለዚ ትግርኛ ከብ ተጋሩ ንለዕሊ ማንም ክዛረብ አይክእልን። አነ ክብሎ ዝደለኩ መብዛሕትና አማርኛ ሰለንሓውስ አየ

    • @almazalmiye4335
      @almazalmiye4335 4 ปีที่แล้ว

      @@ሴምብርሃነ ewe nsu eu natna kanka tsruy tigragnana bu ina nhben kea okay do. Kaliyeni.dona.wezet eziom gn tigrigna eyom hakey😁 mejemerya riska eu zftesh nimbal eye bro✌🙏

    • @mercymercy8563
      @mercymercy8563 4 ปีที่แล้ว +1

      @@ሴምብርሃነ entay aeeteweka bzaaeba ertrawyan suq ilkum quanquakum axryu

    • @ሴምብርሃነ
      @ሴምብርሃነ 4 ปีที่แล้ว

      @@ሽኮሪናጓልተጋሩ ሕጂ ተረዲኤኪ ዋላ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ይሃሉ ድኣንበ ላህጃና ግን በበይኑ እዩ ኣብዚኣ ትሳማምዒ ኢኺ ምሳይ ?

  • @F-NG5
    @F-NG5 4 ปีที่แล้ว +16

    ሰሉ መክሰብ💓 መልክዕ 100% ቆንጆ😍 ድምጺ ጥዑም 100% ትሕትና 100%
    ሻቁር ናይ ኣፍንጫ ግን እንተተውጽእያ

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan 4 ปีที่แล้ว +7

    አየኩም ናይና በርትዑ ርሑስ ቅንያት ምጅማር #ብረታዊ ቃልሲ መበል 45 ዓመት ይግበረልና

  • @ሜሮንትግራወይቲ
    @ሜሮንትግራወይቲ 4 ปีที่แล้ว +129

    ናይ ሰለማዊት ኣከዳድና ከጥዕመና ከምዚኣ ይልመድክን ኩልክን ደቂ ኣንስትዮ

  • @ዓጋመዓደይ
    @ዓጋመዓደይ 4 ปีที่แล้ว +26

    ክብረት ይሃበልና በረከት ሓውና 💖

  • @dawitekubu7584
    @dawitekubu7584 4 ปีที่แล้ว +5

    ሰላመይ ኩሉ ነገርኪ ደስ ብሃሊ ነይሩዋ ብዛዕባ ካሊእ ሂወትኩም ነፈጣሪ አመስግንዎ እምበር ብዛዕባ ደርፊ ብፈጣሪ ሓገዝ እየ አብዚ ደርጃ በጺሐ አይትበሉ ፈጣሪ ካብ መዓስ እዩ ደርፊ ንክትደርፉ ክሕግዝ ዝጀመረ

  • @titigelweyane9612
    @titigelweyane9612 4 ปีที่แล้ว +7

    በርከት ዘርእካ ይባርክ ኣድሓኖም ውዲ ቐሺ አቅርብልና እለናካ ኣቅረብካልና ሕጂ እውን ስላማዊት ስለ ዝቅርብካልና በጣዕሙ አዩ ንመስገን ♥♥thanks you

  • @rakitube21
    @rakitube21 4 ปีที่แล้ว +6

    ሰላም ጋል ዓደይ ማዓረይ ኣካዳድናኪ ደስስስ ክብል ስርዓት ዘለዎ እዩ ኩሉ ግዜ እርኑብ ኣለባብሳ 💒💒💛💖💗

  • @Seb15
    @Seb15 4 ปีที่แล้ว +6

    ጡዑም ድምጻ ክብርቲ ጽብቅቲ ሰላም ሓፍትና ኣጆኪ ጅግና 👍

  • @filitube1516
    @filitube1516 4 ปีที่แล้ว +101

    በረከት ሓወይ ጉዳይ አፍቃሪ ክትሓታ ነርካ ብፍላይ ድማ እዚ ምስ ሀሁ ቢት ዝውረ ዘሎ ወረ እንታይ ሓቅነት አለዎ ድዩ እልካ ክትሓታ ነርካ እስኪ ምሳይ ክሓታ ነርዎ እልኩም ትሳማምዑ like ጽቆጡ👍👍👍👍 thanks guys for your like

  • @haiylommo8017
    @haiylommo8017 4 ปีที่แล้ว +173

    ንሰላመይ ዝፈቱ likeአርግጭው

  • @ክንፈወዲቀሺ
    @ክንፈወዲቀሺ 4 ปีที่แล้ว +27

    እንካዕ ሰላም መፃእኪ ሰሉ ሽኮር ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ሓታቲ አይረከብክን እንበር ዝበለክስ ፅቡቅ ገርኪ መሊስኪ ኢኪ ሂወት ታሪካ ከይሓታስ ጥር ኢሉ ናብታ እምበር ተጋዳላይ አትዩ፣

  • @tigraylove2764
    @tigraylove2764 4 ปีที่แล้ว +2

    ሰላማዊት የውሓንስ/Selamawit Yewhanes we love you so much ናተይ ፅብቅቲ ፍትውውውውውውውው ፍቅርቅርርርርር 😗😗😗😗🌾🌾🌾🌾🌺🌺🌷🌷🌼🌼💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛🌼🌼🌼🌼🌼

  • @eritreaneritrean1570
    @eritreaneritrean1570 4 ปีที่แล้ว +6

    ጽቡቅ መደብ፡ ኣብ ቀጻሊ ንሰላም ተስፋይ ኣምጸኣልና

  • @ሜሮንትግራወይቲ
    @ሜሮንትግራወይቲ 4 ปีที่แล้ว +72

    እውይ ሰሉዋይ ማዓረይ ደርፊ ኣቃርፅኪ ክትዝምሪ ብመንፈሳዊ ህይወት ክርእየኪ ስቅ ኢሉ ዝናፍቀኪ ተሎ ናብኡ እተዊ ግዜ ጠጠው ኢሉ ኣይፅበየናን እዩ ፣ ግዜ ኣይትውሰዲ ማዓረይ ኣካዳድናኪ ደስስስ ክብል ስርዓት ዘለዎ እዩ ኩሉ ግዜ

    • @FreTube-b9c
      @FreTube-b9c 4 ปีที่แล้ว +2

      ትክክል 100%

    • @zeenabali1314
      @zeenabali1314 4 ปีที่แล้ว +4

      ትክክል አዛ ሐፍተይ ናብ መንፈሳዊ ሂወታ ክትምለስ ደስ ይብል አዝ አብዝ ንክሞቶ ሃላፊ አዩ

    • @Jd-wm8kz
      @Jd-wm8kz 4 ปีที่แล้ว +4

      ትክክል

    • @Gh-sj7yf
      @Gh-sj7yf 4 ปีที่แล้ว +2

      አነዉን ብጣዕሚ አየ ዝፍትዋ ደርፊ ክትቅፅል አይደልያን መዝሙር አግዚአብሔር ይፍቀደላዋ ክሙኡ ንበሎም ንኩሎም አሕዋትና ደረፍቲ

    • @ሜሮንትግራወይቲ
      @ሜሮንትግራወይቲ 4 ปีที่แล้ว +3

      እወ ሰላም ካብ እግዚአብሔር እዩ ሰላም ካብ እግዚአብሔር ስለዝኾነ ድማ እግዚአብሔር ንሃገርና ሰላም ስለዝገበራ ክነመስግኖ ይግባእ እቲ ብፀላኢ ዝበፅሐና ጨፍጫፍን መከራን እውን ከቅልለና ንህዝብና ምሕረት ቸርነቱን ክልእከልና እግዚአብሔር ክንልምኖ ይግባእ ስለ ሃገርና ክንፅልይ ይግባእ ፣እግዚአብሔር ምስ ኩልና ይኹን ዘሜ ኣሕዋተይ😍😍

  • @yohanesbrehane3051
    @yohanesbrehane3051 4 ปีที่แล้ว +138

    ሰሉየ ጓል ወልቃይት ጓል ዓደይ ካብ ጀረመን ሓውኪ ወዲ ሑመራ ትግራይ ኣዬኺ ናይና

    • @zahraoamer1706
      @zahraoamer1706 4 ปีที่แล้ว +3

      ኣርግ ውዳድይ ማዓርይ ኣይመሱይ ሑመራ

    • @yohanesbrehane3051
      @yohanesbrehane3051 4 ปีที่แล้ว +1

      @@zahraoamer1706 ጓል ሓፈቲ ቃኺ ፈግም

    • @redaeastbeha5034
      @redaeastbeha5034 4 ปีที่แล้ว +2

      ayoka nayna ane kea kab ahform tigray eye. ayekum tegaruna::

    • @zahraoamer1706
      @zahraoamer1706 4 ปีที่แล้ว +2

      @@yohanesbrehane3051 እዮው እቃኻ

    • @arsuarsu6688
      @arsuarsu6688 4 ปีที่แล้ว +2

      Joney tax hubi

  • @gebrezigabhergebretsadkan6113
    @gebrezigabhergebretsadkan6113 4 ปีที่แล้ว +2

    wooow selamawit shikor konjo anti jigina
    ተጋሩ ደቂ ዓደይ ማዓረይ እስቲ ከዚ ኮሜንት ላይክ ጥዉቅ አቢልኩም ክይዱ ሰሊተይ ናይና

  • @gamtassatmag480
    @gamtassatmag480 4 ปีที่แล้ว +34

    ዊይ ሰላመይ ማዓረይ ትግርኛኪ ምጣዓሙ 😀😘😘😘

  • @Erilove-1962
    @Erilove-1962 4 ปีที่แล้ว +5

    Wela hiji hafar aykoneten seluye confidence full eya seluye mkirti i love ur tigrigna accent lov you from Eri😍🥰

  • @ሰሰናዩንህዝበይ
    @ሰሰናዩንህዝበይ 4 ปีที่แล้ว +63

    ዛዶና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓብያ እንተኮነግን ዘይከም ካልኦት ተጋሩ ሕዉስዋስ ናይሽዋ ቃንቃ ዘይት ጥቀም ኣምበሳ ቃንቃኪ ብመሓዝኪ

  • @ኣዙየማርያምልጅአዙየማርያ
    @ኣዙየማርያምልጅአዙየማርያ 4 ปีที่แล้ว +3

    ሰሉዋይ ፅሪቲ ብኣከዳድናኪ ትሕትናኪ ኩሉመልክዕ ነይ እግዛብሄር እዮ ትሕትናክን ኣከዳድነኪ ግን ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ እግዛብሄር ምሳኪ ይኩን ፅሪቲዓለም ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ግንካብ ስደት ምስ ተመለሱ ብኣካል ክሪአኪ ይምኖ

  • @mowfgmohamed1730
    @mowfgmohamed1730 4 ปีที่แล้ว +5

    love you selu shikor end tgiray...im from eritrea

  • @muluhaileg3588
    @muluhaileg3588 4 ปีที่แล้ว +12

    ጅግና ትግራወይቲ

  • @ዓጋመይጻዕዳ
    @ዓጋመይጻዕዳ 4 ปีที่แล้ว +85

    ሎሚ ተሓጊሰ ኣለኩ ሐጂ ከኣ ንሰለሞን ሃይለ ክተቅርበልና ተስፋ ንገብር

  • @ኣደይዓለመይ-ሰ8መ
    @ኣደይዓለመይ-ሰ8መ 4 ปีที่แล้ว +2

    ሰላመይ ምጪዉቲ ፈጥረት ከም ከመይ ዲኪ መቅስን ፈጣሪ ካኣ ፆሎትኪ ይስማዕኪ ወ ይስመዐና ክበረተይ ናተይ ለመን ኢልዎ ብሃንቀዉቲ ይፅበለኩ

  • @udfh7364
    @udfh7364 4 ปีที่แล้ว +10

    ኩልክን አርትስት ተጋሩ እስክ ከም ናይ ባዓል ሰላማዊ ክዳን ተኸደና ሰለፍክን አይትኽፈታ ዓለም ከነናውፅ ኢና ገና ማርያም ፅዮን ናዓና እናበለት እያ ትሓድር ሰሉ አከዳድና ፀባይ በቃ ኩሉ ነገር ታዓድልኪ ፈጣሪ ንተጋሩ ብዋዛ አይኮነን ዝፈጥረና መረአያ ዓለም ክንኾን እና ባእ

  • @ሳባጓልትግራይ-ቐ8ተ
    @ሳባጓልትግራይ-ቐ8ተ 4 ปีที่แล้ว +9

    ሰሉ ማዓረይ ብጣዕሚ እኪ ደሰ ትብሊ ማንነትኪ ተክብርኪ እኪ ትክበሪ በርትዒ ጅግና ጓልና 💖💖💖

  • @meadi2937
    @meadi2937 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣነ ከምዚ ኣይተፀበኽዋን ትግርኛ ብጣዕሚ ጎበዝ እያ እቲ ላዛ ክዓ ብ ወልቃይት ከምኡ ዝዛረቡ ስለ ዘለዉ እዩ ስለዚ ዘወርወር በሉ ትግራይ ርኣየዋ። ሰለማዊት ብጣዕሚ ንፍዕቲ ቀፅልሉ

  • @eseyasmengstu372
    @eseyasmengstu372 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣጀኩ እግዝኣብሔር ድምጽኪ ኣብ መዝመር ክንሰምዕ ንጽበ ዕድመ ይሃብኪ።ሰሎ ሽኮር።ካብ ኤርትራውያን።

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757 4 ปีที่แล้ว +22

    ሰለማዊት ትግርኛኣ ፅፉፍ ኢዩ።ካብ በረኸት ንላዕሊ ኢዩ ዝብል ገምጋም ኣለኒ።

    • @aduadu6168
      @aduadu6168 3 ปีที่แล้ว

      ጌጋ ክክክክ

  • @rahelilove7756
    @rahelilove7756 4 ปีที่แล้ว +1

    ቤኪ ጅግናየይ የቀንየልና ሰሉ ሰለ ዝቀረብካና ደቂ ትግራይ መዓረይ ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን

  • @haftommehari1414
    @haftommehari1414 4 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል እዩ ቤኪ ሰላመይ ካኣ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ጓል ትግራይ ቆንጆ ቤኪ ካኣ ታንክስ ሰሎምን ሃይለን ሙሉብራሃን ፍስሃን እንተትቅረብልና ደስ ምበለና ሰላም ዝፈቱ ❤💘👏

  • @ጓልትግራይሽኮር-ጰ1ቘ
    @ጓልትግራይሽኮር-ጰ1ቘ 4 ปีที่แล้ว +13

    ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓቢኹም ወይ 10 ዓመት ተቐሚጥኹም ትግርኛ ኣይንኽእልን ትብሉ ጉርኛታት ተጋሩ ንሰላም ሪኢኹም ብመንነትኩም ኩርዑ።
    ሰላመይ ዋዕሮ ትግራይ ቀፅልሉ!

  • @lilitubetgray5616
    @lilitubetgray5616 4 ปีที่แล้ว +22

    ሰልየየ ጓል ትግራይ ብሰላም ሙፁ

  • @ጠጡጠጡ
    @ጠጡጠጡ 4 ปีที่แล้ว +8

    ሰሉየ ቃላት ሲኢነ ፍትውትው 😍😍😍

  • @tesfayguolay6562
    @tesfayguolay6562 4 ปีที่แล้ว +3

    Amazing selemawit yohans said ab kurtsi ewan temarare. I love that word specially when selemawit said that🌹🙏👍 selamawit welcome to your home.

  • @nesanettesfay216
    @nesanettesfay216 4 ปีที่แล้ว +9

    ወናም ትግራወይቲ ፀላኢኺ ድፍን ይበል

  • @yeromhailu3870
    @yeromhailu3870 4 ปีที่แล้ว +3

    ቃላት የብለይን አምላኽ አማሊኡ ፈጢሩኪ መልክዕ አንደበት አከዳድና ቃላትኪ ዋው ❤

  • @fitsumhagos9504
    @fitsumhagos9504 4 ปีที่แล้ว +7

    We love you selemawit love from Eritrean fans

    • @henoksohn6369
      @henoksohn6369 4 ปีที่แล้ว

      ኣይትሓሱ ለኽባጥ

  • @gebrihiwetgt1318
    @gebrihiwetgt1318 4 ปีที่แล้ว +8

    ቀዛሕታ ምርጥ ፕሮግራም ቤኪ ጎበዝ

  • @abbygualadwa7685
    @abbygualadwa7685 4 ปีที่แล้ว +2

    Seluye shikor haftey ewe haki ab kirtsi ewan temarare God bless you marrrr🙏🏾🙏🏾❤️💛❤️

  • @አስመረትሓድሽ
    @አስመረትሓድሽ 4 ปีที่แล้ว +5

    እንካዓ ብስላም መፃእኪ ምቅርተይ እግዚአብሔር አምላክ ቡዝሕ ዕድመን ጥዒናን ያሃብኪ ምሰ መላእ ስድራኪ ♥

  • @danielzeru7418
    @danielzeru7418 4 ปีที่แล้ว +1

    ሰሉየ ሽኮር እንኻዕ ናይና ኮንኪ እንኾዕ ኣማዓዲና እንሪአኪ ኣይኮና
    ኾሪዕልኪ ሰላማይ ሹኾር ብጣዕሚ ታሓጎስ እውይይይይ

    • @almaztchome2291
      @almaztchome2291 4 ปีที่แล้ว

      አች፡ጥንብ፡ሸርሙጣ፡ብሄርሽ

    • @almaztchome2291
      @almaztchome2291 4 ปีที่แล้ว

      አች፡ጥንብ፡ሸርሙጣ፡ብሄርሽ

  • @ደብሪፅጀግናወዲትግራይ
    @ደብሪፅጀግናወዲትግራይ 4 ปีที่แล้ว +16

    ሰሉየ ምቅርቲ እንታይ ክወፅኪ በተለይ አከዳድና ዋውው ትግርኛ ክአ ጎቦዝ ኢኪ አጆኪ

    • @Finan2000
      @Finan2000 4 ปีที่แล้ว

      Bitaime beke abizea tegageyu stibuk ya tizareb kulatina ab addisabab ziabena stegem Alena yu Abi tigirigna which is bad but she is on it so keep it up!

  • @yohannesmokennen5281
    @yohannesmokennen5281 4 ปีที่แล้ว +3

    ስነስርዓት መልሲ ቡቁዕ ።እግዚአብሔር ይሐግዚኪ።

  • @lloveyou1210
    @lloveyou1210 4 ปีที่แล้ว +8

    ስሉዋይ ደምና ❤👈እንኮዕ ናትና ኮንኪ ሂወተይ ኩርዕቲ ትግራወይቲ❤❤❤

  • @heatheat7064
    @heatheat7064 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣስይ ስሉየ አድብቲ አ/ር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ንበርልና

  • @sisaykinfe9524
    @sisaykinfe9524 4 ปีที่แล้ว +14

    Selina you took all my respects more than any one! It feels something special when it comes from you! You are such an amazing and smart person!

  • @TV-nm3fy
    @TV-nm3fy 4 ปีที่แล้ว +1

    ቤኺ በቃ ጥር ኢልኻስ እምበር ተጋዳላይ ትብል ብቂድመኡ ማዓት ሕቶ ይተርፈኻ እዩ ስለ ውልቃዊ ሂወታ ዘይትሓተልና ሰሉየ ጅግና ትግርኛ ክዓ ብደምቢ እያ ትኽእል ናይ ወልቃይት ኸምዚ እዩ ትግርኛና ኡሺ 💜❤💛ንፈትወኺ ኢና ዝያዳይ ኺሮስ ኣለማዮ 💟💜ኣብረሀት ዓብዶ ብራቮ👍

  • @yohannesoqbe5860
    @yohannesoqbe5860 4 ปีที่แล้ว +3

    Unity is strength ,TIGREAN stay united against your common enemies regardless of your differences

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 4 ปีที่แล้ว +2

    Selam shikor kurat adina 💕💕💕

  • @ምንባርእዩዓላማይ
    @ምንባርእዩዓላማይ 4 ปีที่แล้ว +12

    ሰለማዊት ፁሩይ ትግርኛ ትዛረብ ዉሓለ እያ በረኸት ከማን ቡዝሕ ትግርኛ አይትኽእልን ሰቅ ኢልካ ቦርቅረቅ አይትበል

  • @hbfufhthfgt5413
    @hbfufhthfgt5413 4 ปีที่แล้ว +1

    ሰሉ ሽኮር እግዚኣብሄር ሓሳብ ልብኪ ይፍፅመልኪ ድንግል ማርያም ትሓግዝኪ ናብ መንፈሳዊ ሂወት ተመለሲ

  • @j4l472
    @j4l472 4 ปีที่แล้ว +39

    ትግርኛ ብዙሕ ኣይትክእልን ኢሉዋ ታ ክክክክ ካብ ናትካ ናታ ጽቡቅ ገይሩ ተረዲኡኒ።

    • @selammskulu1
      @selammskulu1 4 ปีที่แล้ว

      Fetkaya eka

    • @aduadu6168
      @aduadu6168 3 ปีที่แล้ว

      ዋ ናይ ክልቲኦም ፅቡቅ እዩታ ክክክክ

  • @ማርየማርየ
    @ማርየማርየ 2 ปีที่แล้ว +1

    ስሉተይ መቅስነይ ዋዕሮ ትግራይና ስላምን ቅሳነትን ይምነየልኽ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💊💊💊💊💊💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋😘😘😘😘😘😘

  • @menasbuasmelash5487
    @menasbuasmelash5487 4 ปีที่แล้ว +3

    ሰሉ ቆንጆ እንኳን ናብ ትግራይ ዓድክንን ናብ ቀዛሕታን ብሰላም መፃኪ

  • @ፋኒጓልእገላ
    @ፋኒጓልእገላ 4 ปีที่แล้ว +2

    ሶሊየ ቆንጆ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ዋዕሮ

  • @mulgetamisgina4858
    @mulgetamisgina4858 4 ปีที่แล้ว +34

    ፍሽኽታ ሰላም ኮ ብዶላራት ከማን ኣይርከብን ያኸ ብልቢ ዝፈትወኪ ኤርትራዊ

  • @fot3003
    @fot3003 4 ปีที่แล้ว +1

    ሰሉየ ናተይ ቆንጆ ከመይ ዲኪ መቅሰነይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክን ዘክብረክብ ስነስርዓትኪ ኩሉ ነገርኪ ሙሉእ ኢኪ ምቅርተይ ቃላት የብለይን ንዘለኣለም ለምልሚ

  • @demsieakele6699
    @demsieakele6699 4 ปีที่แล้ว +13

    ሰሊና ጋል ዓባይ ትግራይ።

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 4 ปีที่แล้ว +2

    Wawwwwww Tigray welela love youuuuu God bless you Tigray welelay

  • @abrahalegebretsadik6285
    @abrahalegebretsadik6285 4 ปีที่แล้ว +20

    ዋ ኣንታ ቁሩብ ዘይሓፍር ትግሪኛ ኣይትኽእልን ይብል ኣምሓሪኛ ዘይተዛረበት ድዩ ድልዩ ? ሰሉ ሽኮር ትግሪኛኽን መልክዕኽን ድምጽኽን ዝወጾ ዘይብሉ ሽኮሪና እኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሓታቲ ግን ኣይረኸብክን

  • @tsegaarefayne438
    @tsegaarefayne438 4 ปีที่แล้ว +1

    ቤኪየ የቅንየልና ንሶል ስለ ዘቅረብካና ነመስግነካ ናይ ብሓቂ ትግራወይቲ

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 4 ปีที่แล้ว +19

    ሰሌ ጅግና ጋልዞም ጀጋኑ ብጣዕሚ ኢና ንፍትውኪ ነክብረኪ ቀዛሕታ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ

  • @ሳሪሳራየማርያምልጅ
    @ሳሪሳራየማርያምልጅ 4 ปีที่แล้ว +2

    ሰላመይ ሽኮር 10000 ዓመት ንበርልና ካብ ኩሎም ደረፍቲ ንላዕሊ ጥዑም ባህልና ናብ ዓለም ስለዘፋለጥክልና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢኺ 1000 ዓመት ንበርልና ሰላመይ ምቅርቲ 😍😍😍😍😍💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕

  • @brexman2384
    @brexman2384 4 ปีที่แล้ว +14

    ኦኦኦ ንደቂ ዓዳ ብጣዕሚ እያ ናፊቃ ነይራ፡፡ በሊ ሸናዕ በሊ

  • @atiewambesa7046
    @atiewambesa7046 4 ปีที่แล้ว +2

    Selu mkrti love u soooooo much neay keman ategiguni alo ya bselu aytmxani 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇩🇪🇩🇪🇩🇪❤

  • @weditigray113
    @weditigray113 4 ปีที่แล้ว +5

    We love ❤️ you seluye mkrti ftret akuriekna ab kurtsi ewan temearare!!!!!! Behaki lebam ftret !!!!

  • @monamanoo3856
    @monamanoo3856 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣስይይይ ስሊተይ ማዕተብኪ ብጣዕሚ እየ ደስ ትብልኒ አብ እምነትኪ ዘለኪ ኣክብሮት
    ኣካዳድናኪ ብፍላይ ከምዛ ዘለክያ ቀፅልያ ኣረፍናያ ክብላስ ፃሕሊ ይዓጥና ኣላዋ ሓደ ሓደ ኣጋላት ኣለኒ ኑቁሓት ክንብሃል ኣጥዋትና እናዘርጋሕና ናብ ሜዳ ንለቅቅ ንስኪ ግን ብጣዕሚ ኣድኒቀኪ
    ግን ስልየይ ሓንቲ ነገር ኣላትኪ ገደሎእታ ኣብ ኣፍንጫኪ ዘላ ኣውፅእያ ስላማዊተይ ብላይሳ ምዕርግቲ ኢኪ ዝያዳይ

    • @salamteklay2850
      @salamteklay2850 4 ปีที่แล้ว

      እወ ግርም አለካ ሰበይ ናተይ እተን ቀላዕላዕ ዝብላ እንብዓል ሃምቦፍ ቃሕ አይበላንን ዘለዋ😁😁😝😝😝