ማጨሎ (ክፋል 32) - MaChelo (Part 32), July 05, 2020 - ERi-TV Drama Series

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 528

  • @elshaday5026
    @elshaday5026 4 ปีที่แล้ว +134

    ከምዚ ዓይነት ዓርኪ ክፈጥረለይ ኩሉ ግዜ እየ ንኣምላክ ዝልምኖ፡ እቲ ምንታይ ዓርኪ የጽድፍ፡ ዓርኪ ይመርሕ፡ የድሕን ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ።

    • @solomonbrhane7337
      @solomonbrhane7337 4 ปีที่แล้ว +1

      Nay bi hakey ani weun kemka eya zemna emun arkey

    • @wintafetawitthomasalazar6678
      @wintafetawitthomasalazar6678 4 ปีที่แล้ว +1

      Nay bhaki 👌❤️

    • @tesfa9517
      @tesfa9517 4 ปีที่แล้ว +3

      @@qwerygcxrfsw2570 እሂ ዕርክነት ከ ዜግነት ይፈልይ ድዩ

    • @Pp-rd8bd
      @Pp-rd8bd 4 ปีที่แล้ว +1

      ብትክክል መን ምካንካ ንምፍላጥ መን መካይድካ ይቡሉ ለባማት ።

    • @Aron389
      @Aron389 4 ปีที่แล้ว +1

      Nifie Wirzuy zereba ajoka hanti mialti win komiu arki kifetrelka tesfa ygebir 👏🙏

  • @michaelgherie-chimar7842
    @michaelgherie-chimar7842 4 ปีที่แล้ว +162

    መርሓባእ! ፊልም-ማጨሎ ።
    ጣዕሚ ፊልም ማጨሎ ዝተረድኦ ጥራይ Like ይሃብ?

    • @ድንግልማሪያምዋሕሰይ
      @ድንግልማሪያምዋሕሰይ 4 ปีที่แล้ว

      ማጨሎ እንታይ ማለት ዩ በጃኩም ትርጉሙ ንገሩኒ

    • @marigeb1467
      @marigeb1467 4 ปีที่แล้ว

      Why some People dislike this film. They must be trolls

    • @merhawitgilue8069
      @merhawitgilue8069 4 ปีที่แล้ว +1

      mns ቀፅለሉ Mns mechalo malet mekoster nay awdi terir bencheyti zsrah kab ekln eti hasern zfeli eyu

    • @gherimahalaley8409
      @gherimahalaley8409 4 ปีที่แล้ว

      @@ድንግልማሪያምዋሕሰይ lila enbeba koynu eti enchetu mis regefe mekoster nay awdi ygber ab ekili tewdekelu awdi

    • @eriboy9694
      @eriboy9694 4 ปีที่แล้ว +1

      @@marigeb1467 Tegaru Eyom dislike

  • @eyobaaaaaa7336
    @eyobaaaaaa7336 4 ปีที่แล้ว +41

    ክክክክክክክክክክ እዋይ ገረንሰአ ሰይጣን ንበይንካ ኢካ ተጸሊሉ ኔሩ ሰበይቲ ምስ ኣተወት ኬፍ ዘለዎ ምሽ ገረንስአ ጅግና ፊልም ኣመቂርካያ ሰሌ ተባዕታይ ኣቤት ግርማ ኣሎ ፎርማ ተባዕታይ መንእሰይ እስኪ ንገረንሰአ ንሰሌ ዝፈቱ ላይክ ኣሕጉሱኒ

    • @tdf1266
      @tdf1266 4 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkk geresea fetfet eko abilato zasebeyti

    • @meragebre6054
      @meragebre6054 4 ปีที่แล้ว

      Kkkkk hakka

  • @ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ
    @ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ 4 ปีที่แล้ว +135

    ሰልየ ዓብይ ሰብዚፈቱ like ይግበረ ብጣዓም ለባም ዓሪኪ

    • @samruweldesus1787
      @samruweldesus1787 4 ปีที่แล้ว +1

      Yea

    • @merontekle9712
      @merontekle9712 4 ปีที่แล้ว +3

      ከምዚ ዓርኪ ኢየ ሲኢነ ዘለኩ ኣነ

    • @fthawiabrham9209
      @fthawiabrham9209 4 ปีที่แล้ว +2

      @@merontekle9712 ane kikonelka eye abey aleka

    • @merontekle9712
      @merontekle9712 4 ปีที่แล้ว +2

      ኣነ ድኣ ኣብ ምስሪ ኣለኩ ዋላ ናይ ቴለ የዕሩክ ንኩን

    • @ferdosabdulwuhab1597
      @ferdosabdulwuhab1597 4 ปีที่แล้ว

      Nay behaki

  • @ermiasgoitom8790
    @ermiasgoitom8790 4 ปีที่แล้ว +83

    ምስትምቃር ፊልም መጨሎ ካብ ኣጀማምርኣ ክሳብ እዛ ሎሚ ዕለት ጣዕማ እንዳ መቀረ እዩ ዝከይድ ዘሎ! እዛ ፊልም ኣብ ሂወት ናይ ደቂ ሰባት መሓበራዊ ሂወት ዘተኮረት እያ ቡዙሕ ገላጺ ዝኮነ ሓሳባት ድማ ኣለዋ ። so ኣጆኩም በርትዑ ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ህንፃጋልትግራይ
    @ህንፃጋልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +87

    እንኮዓ ብሰላም መፃኩም ደቂ ኤረ ሽኮር ኣነስ ክፍትወኩም እኮ መዓት እየ ግን ከዓ ብዛ ምዝቃ ዘላ ክተናፍቅ መዓት እያ ሓፍትኩም ካብ ትግራይ ከምዚ ከማይ ንስድርኡ ዝናፍቀስ ይህልዶ

    • @kemdeleteyanhiwetey4341
      @kemdeleteyanhiwetey4341 4 ปีที่แล้ว +2

      @@qwerygcxrfsw2570 kkkkkkkk tfetwa deka

    • @ImproudbTigrinya
      @ImproudbTigrinya 4 ปีที่แล้ว +9

      ጋል ትግራይ ምጭውቲ ንሕናውን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም

    • @24Reem
      @24Reem 4 ปีที่แล้ว +9

      አጆኪ ሐፍተይ ሐንቲ ምዓልቲ ምሰ አዴኪ ትታሐቋቀፍላ መዓልቲ ክትመጽእ እያ be strong

    • @ህንፃጋልትግራይ
      @ህንፃጋልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +2

      @@24Reem ይግበሮ እንበር ናፍቅ ኣይካኣልናን ሓላለይ

    • @ህንፃጋልትግራይ
      @ህንፃጋልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +2

      @@kemdeleteyanhiwetey4341 ምፍታው እሞ እንታይ ፀገም ኣለዎ

  • @maitedola6511
    @maitedola6511 4 ปีที่แล้ว +11

    ኣብ ዝራኹላ ጊዜ እየ ዘድነቕ፡ ደራሲ ታኣምር፡ ተዋሳእቲ መገርም፡ እንቛዕ ኤርትራዊ ኾንኩ። i love you all specialy teddy.

  • @tesfaysamuel3788
    @tesfaysamuel3788 4 ปีที่แล้ว

    ኣንቱም ሰባት ከም ሃገርናን ባህልናን ዝጥዕምን ዝምቅርን መቸም ብፍጹም የለን ኣንቲ ወላዲት ኣምላኽ ማርያም ኣደይ ከምታ ዘምጻኽኒ ብሰላም እባ ኣብታ መድሓንተይ ዝተቀብረላ ምለስኒ/ምለስና ኣሜን ። ዝተባረኸን ዝተቀደሰን ቀዳመ ሰምበት ይግበረልና ስደትና ኣሕጺሩ ምስ ስድራናን ንትሓቋቅፈሉን እዋን የምጻልና።

  • @adiamadu1938
    @adiamadu1938 4 ปีที่แล้ว +28

    ደሃይኩም ኣይተሃባአ ኣናብስ ቀይሕ ባሕሪ፡ ሺሻይኩም ይብዛሕ ፡ ፍቅርኩም ይሰስን ኣባይኩም ደቂ አረይ መዓረይ

  • @habtomtekle5299
    @habtomtekle5299 4 ปีที่แล้ว +5

    እንኳዕ ኢርትራዊ ኮንክኩ ናይ ብሓቂ ዘሕብን መንነት ናይ ብሓቂ ስነጥበብ ሃገርና ይዕንብብ ኣሎ ኣጆኩም ቀጽልዎ ብዚያዳ ደቢሽ ኣብ ቀጻሊ ከምዚኣ ማሃሪት ሒዝካልና ክትመጸና ብሃንቀውታ ክንጽበ ኢና።

    • @asmarashikor6180
      @asmarashikor6180 4 ปีที่แล้ว

      እዋይ ዬናስ ምስ ግረማኻ ዘይከይድ ስራሕ በጃኻ ቀልጢፍካ ተአለየላ እዛ ጉዳይ።

  • @filmonafewerki7884
    @filmonafewerki7884 4 ปีที่แล้ว +109

    ምቑራት እንቛዕ ብደሓን መጻኹም ደቂ ኤረ፡ ብሓፈሻ ንኵሎም ብፍላይ ግና
    ን ቴዲ ዝፈቱ . ...like

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว +1

      Ane 🇪🇷🐪🌻🇪🇷🌷🐪🌻🔥🐫⚘🌷🐪🌻🇪🇷🌻🇪🇷🌻🇪🇷🌻🇪🇷🌻🇪🇷🔥🐫⚘🌷🐪🌻🇪🇷🌻🐪🇪🇷🌷⚘🐫🔥🌻🇪🇷

    • @RahelGKidan
      @RahelGKidan 4 ปีที่แล้ว +1

      Me too tedi is the best(sele)

    • @yoditawealomawealom7118
      @yoditawealomawealom7118 4 ปีที่แล้ว +2

      Wawww abza filmi kulkum endikum nfuat bflay Tedi zeywdae Lubona nic

    • @نتتنمننن
      @نتتنمننن 4 ปีที่แล้ว +1

      🇪🇷🌹🌹💓💓💓💓💓💓🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹👍👍💐💐💐💐💐🏩🏩🏩🏩🌾👍🌹🌹🏆🙏🙏🙏

    • @filmonafewerki7884
      @filmonafewerki7884 4 ปีที่แล้ว

      @@yoditawealomawealom7118 bhaqi

  • @ራኢኤርትራ
    @ራኢኤርትራ 4 ปีที่แล้ว +16

    ኣንታ ቴዲ ብዚ እኮ ኢየ ዝፈትወካ ፡ኣዚካ እሙን ዓርኪ እታ በዓልቲ በትካ ፌቡ ዕድለኛ ኢያ ጎይታ ኩሉ ዝኮነ ሰብኣይ ፈጢሩላ ኣዕሩክትካ ከኣ እሞ ምሳካ መስተውዓሊ ዕርክነት ምህላዎም ትዕድልቲ ኢዩ
    መንእሰይ ሃየ ንዝኣመነኩም የዕርኩቱኩም ከም ቴዲ ኩኑ እሙናት መዓድቲ ኩኑ
    Love u ኩሉኩም ደቂ ሓላል ኤሩ
    ዎ ኣምላከይ ህዝብናን ሃገርናን ሓልወልና

  • @lidiagebreyewhanes8789
    @lidiagebreyewhanes8789 4 ปีที่แล้ว +1

    Aboy Gerensea ni bahaqy des yblni gin beqiq konka bel eti genzeb beqaq mekera ytsbe eu. And I love you guys thank you ♥️♥️♥️♥️🤩😍😍😍😍

  • @nata9832
    @nata9832 4 ปีที่แล้ว +3

    I love nay Selomon character!!! Honest and direct.

  • @lulaarefe6223
    @lulaarefe6223 4 ปีที่แล้ว +2

    I love your Shaw’s , we really missed you guise beautiful actors, very educational drama, movie . Every Sunday we wait to watch you. Keep it up. BRAVOTAT!!!

  • @maekelemaekele823
    @maekelemaekele823 4 ปีที่แล้ว +21

    Well cam deki eri kabzi hmam carona mehret yewrdelna fetari

  • @ኤልሲኦርቶዶክሷኤልሲየኦር
    @ኤልሲኦርቶዶክሷኤልሲየኦር 4 ปีที่แล้ว +27

    ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ኣብ ልብና ሰፈርኩም ህቶይ ? ኣቱም ደቂ ኤረይ ኣብ 4 ፓርት ኤልሲ የላን ድሃን ድያ በጃኹም መቀረታ ትስእን ኣላ ኣብ ማጫሎ ተገደሱልና

  • @mybestisyettocome.5753
    @mybestisyettocome.5753 4 ปีที่แล้ว +40

    ክልተ የሕዋት ንኽልተ የሕዋት ክወልዱለን እዮም ድዩ ዝኸውን ዘሎ ።ደቂ ሓበቦ ደቂ ሓትኖ ክኾኑ ክክክክክክ ኮሙኡ ኮይኑ ተተዲኢኒ ኣላ ጌጋ ይኽልኣለይ

    • @betiteklehaimanot9545
      @betiteklehaimanot9545 4 ปีที่แล้ว

      ከመይ hawey መን እዮም ዝኾኑ ዘለዉ

    • @mybestisyettocome.5753
      @mybestisyettocome.5753 4 ปีที่แล้ว +7

      እዚ ኣብ ደገ ኮይኑ ዝደወለሉ ንሓዉ ቆልዓ ተላልያ ኣለኹ ኢልዎ ሓቀይ ነታ ጋል ንሰብኣይ ማሓዛኣ መንጢላ ዘላ ሓፍተ ካኣ ኣብ ደገ ኣላታ ሶ

    • @helenfisha2565
      @helenfisha2565 4 ปีที่แล้ว +1

      Xbuk aleka ane ewn kema terediatni

    • @yordanosweldeab8124
      @yordanosweldeab8124 4 ปีที่แล้ว +1

      Ane wn kemu hasibe hafti yorda ab dege zela msti ab dege znebr hawi josi eway ed shenahit xenahit

    • @solomonbrhane7337
      @solomonbrhane7337 4 ปีที่แล้ว +2

      Ya nay bi hakey komu eya temesil zela. Muesta ruta da bi kemay emo kefda kkkkk

  • @eritruth5252
    @eritruth5252 4 ปีที่แล้ว +5

    አዚ ፊልም ናይ ኤሪ ብጣዕሚ ሰሓቢ መሃሪ
    ደስ ዘብል ቀጽልዎ ደቂ አረይ ፡፡

  • @asmarashikor6180
    @asmarashikor6180 4 ปีที่แล้ว +1

    ሰሌ ሽኮር ናይ ብሐቂ ህይወትካ ልቦናኻ ከምዛ ንርኤካ ዘለና እንተኮይንካስ ንዐኻ ዝወሰደት ሲ ምርቅቲ እያ እሞ ቀጽሎ ንፉዕ ኢኸ ንኹሉኹሞ ፍትዉ እየ ዘብለኩም።እንቋዕ ናህና ኮንኩም።

  • @teklomgebray336
    @teklomgebray336 4 ปีที่แล้ว +2

    ማጨሎ ሓንቲ ካብተን ዝፈትዋ ፊልም፣፣
    ሃነይነይታ መሳርሕቱ ተሳሒቡ ሰበይቱ ክገድፍ፣ እሞ ከኣ እሙን ዓርኩ እናመኸሮ ክጠፍእ ኣይቅበሎን ኢየ፣፣
    ብተዓጻጻፊ ግና ሓቢሮም ክሕግዝዋ ይምነ!
    ቴዲዋየ ከኣ ቀጽሎ፣ ምሳኻ ዝከይድ ጠባይ፣ ኣወጻጽኣ ቃላትካ መሳጢ ኢዩ፣፣ ኣብ ደቂቅ ትዛረባ ሃናጺት ኢያ፣፣
    ብሓፈሻ ኩልኻትኩም ብሉጻት ደቂ ኤረይ፣
    Keep Going

  • @galeryyyyyy527
    @galeryyyyyy527 4 ปีที่แล้ว +1

    🤴🤴🤴🤴🤴of 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷tedi fantastic artist kemak zbel ybzahe you are 🌞🌞🌞 shayne always God bless Eritrea

  • @fnotekuluna9655
    @fnotekuluna9655 4 ปีที่แล้ว +26

    ና ማጨሎ ማሃርቲ ማህበር ሂወት እንቃእ መጻእኩም

  • @shewitab5126
    @shewitab5126 4 ปีที่แล้ว +2

    ደቅ ኤሬ ሽኮራት ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ምቁራት
    ዕድመኹም ይንዋሕ ሰላምኩም ይብዛሕ ብሩኻት ክፅበይኩም ቀንየ ከይራአኹ ይፅሕፍ አለኹ ምኽንያቱ ብሉፅ ከም ዝኾነ ፍሉጥ እዩ።

  • @habtomblackman9649
    @habtomblackman9649 4 ปีที่แล้ว +2

    Welcome back deqi ere shkorinat enkea bselam mexakum bhankewta knxbeyekum xenihna ftwat yehwat edmen teanan abzezelenayo amlak kabsi hmaq hmam ymharena aman(3)🙏🙏🙏

  • @robiboy1613
    @robiboy1613 4 ปีที่แล้ว

    Zenbb arki malet bravo selie

  • @GualRaya-vz4zz
    @GualRaya-vz4zz 4 ปีที่แล้ว +20

    መርሓባ ደቂ ኤረይ ተናፈቅቲ ለማዓንቲ ኸኣ ሓዳይሽ ተዋሳዕቲ ሪእና ብመን ተተኪኤን ኢዮም ብዝኾነ እምኳዕ ዳሕና መፃእኹም

    • @CR-wp3us
      @CR-wp3us 4 ปีที่แล้ว +1

      ጋል ራያ ዓጸቦ ንፍዕቲ

    • @filimonbeyan6079
      @filimonbeyan6079 4 ปีที่แล้ว +3

      Well came gol tigray Tsedae.

    • @filimonbeyan6079
      @filimonbeyan6079 4 ปีที่แล้ว

      ንስኪ ብጣዕሚ ደሰ ትብልኒ ።ኣብ ዝሓልፍክዎ፣film ነይ ኤርትራ ኮሚቴ ትጽሕፊ ።ፈታውኩም ሓውኪ ካብ ኣብራሃም የቀንለይ።

    • @GualRaya-vz4zz
      @GualRaya-vz4zz 4 ปีที่แล้ว +2

      @@filimonbeyan6079 ንሕና ለ ፍትውው ኣብሪሸይ ሓወይ ኤረይ ሓመድ መዳሕንተይ ዝተቐበረላ ዓዲ ኢያ ፍትውው የ ዘብለኩም ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኤረይ

    • @filimonbeyan6079
      @filimonbeyan6079 4 ปีที่แล้ว

      ብጣዕሚ የቀነለይ ጋል ራያ ፃዕዳ ፣ንሕና ከኣ ኣሕዋትና እንቋዕ ኮንኩም።ብትግራይ ገይረ ንስደት ሓሊፈ።ሓውኪ ደቡብ ኣኮሉግዛይ

  • @teklemahari4469
    @teklemahari4469 4 ปีที่แล้ว

    ዋዋዋ ሓላላት ደቒ አረይ ቐጽልዎ በርትዑ ዕድመን ጢዒናን አሃብኩም ፈጣሪ

  • @tasfalemgotiom5650
    @tasfalemgotiom5650 4 ปีที่แล้ว +1

    መርሓባ ደቂ ኤሬይ እንኳዕ ብሰላም መጸኩም
    እንዳሓደረቲ ትምቅር ፍሊም ሰልየ ዓብይ ሰብ

  • @subscribe3082
    @subscribe3082 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ እሙን ዓርኪ ክገብሮ ዝግብኦ ኢዩ ጌሩ ዓገብ።

  • @habtomissak3967
    @habtomissak3967 4 ปีที่แล้ว +1

    Viva deki erey mearey edmen tienan yhabkum zebenkum ybark egziabher

  • @johntewlede2554
    @johntewlede2554 4 ปีที่แล้ว +1

    Waw ክቡር ደራሲኣን ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ኣዝያ መሳጢት

  • @awetnihafash8242
    @awetnihafash8242 4 ปีที่แล้ว

    Solo tegagika habeshana akilkum beka b dege rikum nseb timeziniwo,,,,,, bravo xibuk geru melisilka alo don't judge a book by its cover n b flay habesha

  • @berekethagos8369
    @berekethagos8369 4 ปีที่แล้ว +32

    ሰላም ፍቅሪ ምስ ምሉእ ጥእና ንኩልኹም ኤረትራዊያን

  • @onelove4913
    @onelove4913 4 ปีที่แล้ว +4

    እግዚአብሔር እውነተኛ ጓደኛ ይስጠን እንዲዚ ደስ ይላል

  • @michaelmichael5418
    @michaelmichael5418 4 ปีที่แล้ว +14

    ቴዲ ሚኪ ማራ ኪፍ ኣለኩም ካልኣይ ከኣ ሰርጌትን ምስ ሰበይቱ ገነት ማለተይ እየ ጽቡቅ በሓፈሻ ኩሉኩም ኣብቲ ዝተዋሃበኩ ገጸ ባህሪ ጽቡቅ ኣለኩም ደቂ ኤረይ

  • @samrawitisak4324
    @samrawitisak4324 4 ปีที่แล้ว +10

    Abe seatkum tibe was thinking to take nap 😴😘😘thanks Eritrea tv 📺

  • @fekarwediu5161
    @fekarwediu5161 4 ปีที่แล้ว

    Waw nay bhaqi Arki male kem Seli‘u👌🏽
    Giga ktgebr keleka no Elu zebarabreka👏🏽👏🏽👌🏽

  • @dave9428
    @dave9428 4 ปีที่แล้ว +1

    " ዓሚል ንጉሰ‘ዪ " ንድብል ኣበሃህላ ብጽቡቅ ድትርጉም ሰብ ኣበይ ይርከብ። ዓባይ ትምህርቲ‘ያ I like it.

  • @yonaswerede6932
    @yonaswerede6932 4 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷ብቁዕ ዝኮነ ስራሕ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Ibrahimwedisaho
    @Ibrahimwedisaho ปีที่แล้ว

    Deqi Eriey mearey I miss you ❤️🇪🇷❤️

  • @mashotekabo5523
    @mashotekabo5523 4 ปีที่แล้ว +4

    ተዲ ናይ ሕማመይ ከመይ ዲካ መከይፍ ኣይ ልቦና መን እሞ ከማካ ኣታ መክሰብ ዓለም በል ኣጆኻ ቀጽሎ ኣብ ጎንካ ኣለና የሕዋቲካ ኤርትራዉያን

  • @yemanewediandu6993
    @yemanewediandu6993 4 ปีที่แล้ว +9

    ቡሩክ ሰንበት ይግበረልና ይግበረልና የሕዋት

  • @yednglmaryamlij9417
    @yednglmaryamlij9417 4 ปีที่แล้ว

    Zfetwa film debesay weldu egziabiher amlak tbebka ybark 👏🏽👏🏽 deki ereyyy nzelalem brukatn kdusarun kunu 👏🏽👏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️ i love you forever ♥️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yafetmelake4769
    @yafetmelake4769 4 ปีที่แล้ว +4

    ዋውውው ደኪ ኤረይ ኣብ ዘአዘለናዮ አድመን ትአናን ይሃበና ፈታሪ

  • @meherertalmedom854
    @meherertalmedom854 4 ปีที่แล้ว +5

    My favorite actor is Selly!!

  • @abrhatsentesfay4008
    @abrhatsentesfay4008 4 ปีที่แล้ว

    ኣስይ እንቃዕ ደሓን መጻኣኩም ደቂ ኤርይ ሽእኼርንኣትኣት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❇️❇️❇️❇️❇️

  • @medhanezerai2003
    @medhanezerai2003 4 ปีที่แล้ว

    Kemey alekum akterat machelo TEDY zitwasom mebzahtom rieyeuom eye silez abmenabrok wn kemsiraka eka ele yeamn

  • @bayanalasheril7293
    @bayanalasheril7293 4 ปีที่แล้ว

    ዋውውው ደቂ ኤረይ ሙቁራት ከምከመይ ዲኹም ብጣኣሚ ማሓሪት ፊልም ንኩሉኩም ጥእናናን ሰላምን❤❤❤❤ኣቦይ ገረሰአ ኸማይ ዝፈትዎ ክክክክ

  • @mebrahtomtesfai9522
    @mebrahtomtesfai9522 4 ปีที่แล้ว

    ልቦና ዘለዎ ንፉዕ ናይ ልቢ ዓርኪ መኻርን ናይ ብሓቂ

  • @lidiagebreyewhanes8789
    @lidiagebreyewhanes8789 4 ปีที่แล้ว +1

    Ni bihaqy mahrtin mezngitn eidmen tienan yhabkum deq eri ♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @merryabraha581
    @merryabraha581 4 ปีที่แล้ว

    Ewaay kem nay teddy wey sele Aynet Arki wey seby kihlwekum tbhgu alekum do.Teddnooooo😘🙏👌👌👌👌👌

  • @Money-o7l
    @Money-o7l 4 ปีที่แล้ว +8

    ባባ ገረንስኤ ያሆ ክክክክክክክ

  • @teklezgi
    @teklezgi 4 ปีที่แล้ว +52

    ናብ ዝኸበርካ ኣያ ገረንስአ
    ኣያ ገረንስአ ከመይ ኣለኻ
    ጽቡቕ ኣለኻ ገንዘብ ከምኡ ጌርካ እዩ ዝትሓዝ ቀጽሎ ኣያ ገረንስአ ንማማ ግን ብዙሕ ኣይትድሃልዋ ናይ ቡን ክኣ ሃብወን ::

  • @gfftggt6311
    @gfftggt6311 4 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ፍትዋተይ

  • @tesfaldetokubab4625
    @tesfaldetokubab4625 4 ปีที่แล้ว

    Wel come kuburat yehwat deqi Eriyyy behake xebuk serah nab kulu kurnae etmhir film

  • @galtigray4043
    @galtigray4043 4 ปีที่แล้ว +5

    እንኳዕ በሰላም መፃእኩም ደቂ ኤሬ

  • @yt6780
    @yt6780 4 ปีที่แล้ว

    ገረንስኤ ብጣዕሚ እዩ ዘስሕቐኒ😀😃

  • @tsegaybrhanr97
    @tsegaybrhanr97 4 ปีที่แล้ว +2

    ፖው ነገር መጺኣ ሕጂ ሓዊ ጆሲ ሓብቲ ውሽሙኡ ዩ ሒዙ ዘሎ
    ክክክክክ
    ዕድመ ይሃብኩም ደቂ ዛ ሓላል መሬት

  • @alganeshqtr2663
    @alganeshqtr2663 9 หลายเดือนก่อน

    ደስ በሐሊት ፊልም

  • @asmeretsolomon4694
    @asmeretsolomon4694 4 ปีที่แล้ว

    Merhaba deki Eri halalat tsebukat ftret Tedi u said it write God bless all and our country Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @fdentertainment9559
    @fdentertainment9559 4 ปีที่แล้ว

    Gerensie jigna chew nayza film konka kelas,i like u.

  • @ፈቃርእያበሉለይ
    @ፈቃርእያበሉለይ 4 ปีที่แล้ว +4

    ቴድየ love you💞💞💞

  • @salmaabdulkadir7538
    @salmaabdulkadir7538 4 ปีที่แล้ว

    Well come deki ERE
    God bless you 🙏🙏🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍💕💕💕👌👌👌
    All for u brothers and sisters

  • @aziebmebrahtu777
    @aziebmebrahtu777 4 ปีที่แล้ว

    Merhaba deki Erey shikorinatat btaemi xbkti film thank you Debesai Weldu kulatkum tewasaeti aleyti Egzabhier ybarkum bhaki meharit film👏🔥

  • @teameyohanes9466
    @teameyohanes9466 4 ปีที่แล้ว +7

    Eway kiaf zalowa Film school nay hader 👌👍

  • @biniyamgere6645
    @biniyamgere6645 4 ปีที่แล้ว

    Willkommen deki ERI shikorinatat enqa bselam mexakum dengekmuna ka lomi

  • @belayneshgebrehiwet3807
    @belayneshgebrehiwet3807 4 ปีที่แล้ว

    Woooooo lebami ariki mitemi feteyi eza film

  • @samrawittekeste6697
    @samrawittekeste6697 4 ปีที่แล้ว +1

    ayyyyyy arki malet kemzi yu kab gega megedi nab kunue megedi zesagr wawwwwww

  • @ghirmayteame4615
    @ghirmayteame4615 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋዋው ደቂ ኤረ ካብዚ ሕማቕ እዋን እስኪ ኣምላክ ብሰላም የውጸኣና

  • @hamerhamar1635
    @hamerhamar1635 4 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ዓብይ ትምህርቲ ዝሐዘት movie so good job

  • @eritrana2865
    @eritrana2865 4 ปีที่แล้ว

    Tedi kemem film ...

  • @brilove1140
    @brilove1140 4 ปีที่แล้ว +7

    Ankan bselam metsakum deki airey haftukum kab tgray

  • @danielteklemariam7421
    @danielteklemariam7421 4 ปีที่แล้ว

    ደበሳይ ደበሳ ድርሰት ሃገርና ጽቡቅ ስራሕ ናይ ብሓቂ ግና ባአሲ ይሻናኸር ኣሎ ምትርናፉ ኣብ ምውዳእ ጥበብ ክሃተካዮ በርትዕ

  • @etimeshaqeliwedi2005
    @etimeshaqeliwedi2005 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ መሃሪት ዝኾነት ፊልም ተዲ ሽኾር በዓል ዓቢ ልቦና 😍😍😍😍😍😍🇪🇷❤️

  • @SR-gh5rj
    @SR-gh5rj 4 ปีที่แล้ว

    Nice deki eri shekorat

  • @habtomhabtom5913
    @habtomhabtom5913 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣታ ኣምላክ ከም ሰሌ ዓርኪ ፍጠረለይ።

  • @merhawitmassawa848
    @merhawitmassawa848 4 ปีที่แล้ว

    Enqea dehan metsakum shikornatat deki Eri marey ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @binihawimiki338
    @binihawimiki338 4 ปีที่แล้ว +66

    ተዲ የኣከ ሰኤ ድብል ስም መሳካ ምስ ፎርማካ ድከይድ ገጸ ባህሪ ሂቦምካ በጃካ ንስካስ ን ዘልኣለም ብ ዝኮነ ይኩን ምክንያት ኤሪ ሃገርና ኣይትግደፋ ትንፋስ ትበብ ኮንካ ብህጂ ቡዚህ ትሰርሆ ነገር ደለካ ኮይኑ አዩ ድስመኣኒ

    • @michaeltadese9691
      @michaeltadese9691 4 ปีที่แล้ว +1

      የሥ ወላ ንዓይ

    • @judilove7947
      @judilove7947 4 ปีที่แล้ว +1

      emo hagzwo ekum keywexe tedelikayo

    • @hamerhamar1635
      @hamerhamar1635 4 ปีที่แล้ว

      አነ ከማን ብጣዕሚ እየ ዘክብሮ

    • @berihuhadish2729
      @berihuhadish2729 4 ปีที่แล้ว

      ቁምነገር ተዛሪብካ ሓወይ። ኣብቲ ገጹ እዩ ዝንበብ እቲ ክብረቱ ከማን።

    • @aradaarada9064
      @aradaarada9064 4 ปีที่แล้ว

      eti zeabeye gegaka shem be forma melekaeka eyu selemun wen tum shem eyu harife elka nay denakur zereba aytrzareb kemzi zerieka zeleku kab biniam zetem shem alo elka teaminkas ne mekeyaru deher tebel aybelenye enkua da selemun tesfay adhanom ferezgi aybeluka sedraka nezi tum asmat wen keyeruley mebelka gazieta awijka! akribe sele zekonku aytehazeley mes nay akberotu zarkey.

  • @kemlbeylbey715
    @kemlbeylbey715 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ።

  • @danielnguse6868
    @danielnguse6868 4 ปีที่แล้ว +15

    Bruk senbet ygberelna yehwat💙🇪🇷.

  • @መንከምተጋሩወዲገዉሩ
    @መንከምተጋሩወዲገዉሩ 4 ปีที่แล้ว

    እዋይይይ ገረንሰአ ባእ ሳሓቅ ምይተ

  • @adesador854
    @adesador854 4 ปีที่แล้ว

    Blxti film ms bluxat tewasaetiiii Tedi mexeleley👌😘❤❤❤❤❤❤

  • @tsegatewelde3440
    @tsegatewelde3440 4 ปีที่แล้ว

    Eway Tieddy shkor kemaka wedi emo zeyele. Kulatkum shkorinatat tewasaeti dma msganay wesen yeblun.😍😍😍😍😍

  • @ሳሕልናቕፋኣስመራ
    @ሳሕልናቕፋኣስመራ 4 ปีที่แล้ว

    🤝🇪🇷🇪🇷🇪🇷😊😊♥️♥️♥️👍👍👍👍 ጽብቕ ስራሕ ቐጽሉዎ ዓበይት ሰባት ኣጆኹም

  • @freweinytekle1351
    @freweinytekle1351 4 ปีที่แล้ว

    Eway tedis entay anet bisletin aemron eyu teadilu wey 😍😍😍😍😍♥️♥️♥️♥️💯💯💯💯

  • @abrhamlegese9245
    @abrhamlegese9245 2 ปีที่แล้ว

    ዓይንና፡ኣይነጋፍሕ።

  • @ErlendPro
    @ErlendPro 4 ปีที่แล้ว

    this was awesome! Thanks for uploading

  • @robelmulugetamichael4339
    @robelmulugetamichael4339 4 ปีที่แล้ว

    Abqa bedhan mexaku. Daqi eriey

  • @joniermi
    @joniermi 4 ปีที่แล้ว +15

    እንዃዕ ብድሓን መጻኹም ደቂ ኤረይ ተሃዊክና ግዲ ኮይንና ስ ቁሩብ ደንጉኩምና I love you too

  • @yordanostesfamariam4914
    @yordanostesfamariam4914 4 ปีที่แล้ว

    Wow tedi emun arki kemaka yibzihu lebam

  • @ola1707
    @ola1707 4 ปีที่แล้ว

    Kem seliys shih airuk yhaliwuka ❤️❤️

  • @shabaylegese3911
    @shabaylegese3911 4 ปีที่แล้ว +1

    Welcome daqe Eri enka beselam mexakum yhwate

  • @Sulinaist
    @Sulinaist 4 ปีที่แล้ว

    Welcome Deki Eriy Shikort. Thanks ❤️🇪🇷💕👍

  • @mentamenta2635
    @mentamenta2635 4 ปีที่แล้ว

    Ymeslenie ane hawu n josi ab sdet atnuswa zelo gal n yorda hafta ktkewin alewa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @freedomnaznet1103
    @freedomnaznet1103 4 ปีที่แล้ว +1

    I like this episode where tedros advising the other guy aka his bestie!

  • @haydihaydi7609
    @haydihaydi7609 4 ปีที่แล้ว +1

    Asey deki adey klu zexebkelom welelatatt 😘😘😘😘😘😘

  • @منىموسى-س8س
    @منىموسى-س8س 4 ปีที่แล้ว

    ፁብቕት ፍልም🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷

  • @yordanoskedawi6040
    @yordanoskedawi6040 4 ปีที่แล้ว

    Welcome Mukuratey natey deqi erieyy tenafekti ❤️❤️🙏🙏🙏

  • @anditberhe3780
    @anditberhe3780 4 ปีที่แล้ว +8

    anes eritreawi mikaney si amena ekoye zihben kulu mulu riey kitebilo nelekas bihagos finchih eko eye zibil kab tibeb do kitbil bikiat tewasaeti do kitbil bikiat deresti do kitbil sealiti do ayenay sebisibka neyenay emo kitgedif yibel zebil sirihat inqae hawikum konku harer ele eye kisibe keniye emo tehaney Wisie aleku senbet biselam yerakibena 🙏👄😘😍😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘🥰🥰🥰🥰🥰

    • @hagazxaeda2020
      @hagazxaeda2020 4 ปีที่แล้ว +3

      Amen

    • @hagazxaeda2020
      @hagazxaeda2020 4 ปีที่แล้ว +3

      Bruk senbet ygberelka bruk

    • @welduhaile3007
      @welduhaile3007 4 ปีที่แล้ว +2

      Ya nayi behki bor

    • @sem5172
      @sem5172 4 ปีที่แล้ว +4

      ናይ ብሐቂ አነ ከማን ኤርትራዊት ምካነይ ይሕበን ምስ እዚ ኩሉ ሽግርና ሐንቲ መዓልቲ አምሪረ አይፈልጥነ ። እግዚአቢሄር ኤርትራ ይባርክ