ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዶክተራት እዚ አይትብልዑ እዚ አይትስተዮ እዳበልኩም ካንሰር የምጽ እዱበልኩም ንገንዘብ ክትብሉ ንሰብ አይተሻቅሉ፡፡ክንደይ ሰብ ኦርጋኒክ ምግብታትት እንዳበልዑ ናይ ካንሰር ሑሙማት አለው፡፡ካብ ኩሉ እግዝአብሄር ይሐልወና ዶክተራት ምዓረይ
Feasible kullu tselot eyu himam nay setan eyu
ኣንቲ ንስኪ ንኩሉ ዓይነት መግቢ ካንሰር እዩ ክትብሊ ትውዕሊ ካልእ ዘይተስተምህሪ ክም ዶክተር ሻሮን ዝጠቅም፡
😂😂😂😂😂
ከማይ ጸባ ዝሰቲ የለን በጃኹም ግደፉና ኩሉ መግቢ ከምዝፍራሕ ትገብርዎ እዚ ህዝቢ በጃኹም ግደፍዎ
ማይ'ከ ካንሰር የሕምም'ዶ?
😆 hahahaha
ዝኮነ ክርድኦ ዘለዎ ዶካትርን ፖለቲከኛታትን ኩሉ ግዜ ፍርሒ ኢዮም ዝሸጡ ኢቲ ሓቂ ግን በንጻሩ ኢዩ። ባዕሎም ቫይረስ ይፈጥሩ ፍርሒ ይዘርኡ ዳሕራይ መድሃኒት የምጽኡ ገደብ ዘይብሉ አታዊ ከአ የኻዕብቱ ኢዚ ኢዩ ኢቲ ምስጢር። ከይትፈርሑ አብ ቲሕቲ ሰማይ ሓድሽ ነገር የለን።
🤌👏🫵
ስምዕኒ ንስኪ ባዕለኪ ጸባ ጡብ አዲኪ ሰቲኪ ዶ አይኮንክን ዓቢኪ ። ተወሳኪ ዉን ኩሉ ሰብ ጻባ አዉዕዩ ይሰቲ ። ሓደ ሐደ ግዜ ዘይኮዉን ነገር አይትዛረቢ ።
Kulu megbi ba hadega konu enitay da kinibelie
You eat vegetable and beans; I have been living on this diet for a long time. I am very healthy.
👍👍👍👍👍
Selam haftey ane hji xeba kone buna aysemamaenn eyu gn kea tm ele eye dsety entay tmekrny❤❤❤
What about plant milk,like soy and almond milk?
Thank you ❤🎉
Dr kemey aleki xeba tub kkoneni eile for a day 1 little milk eye zseti keflho keleku ots yetwelu xegem kemxaley ykel du melsi ngerni
ከመይ ትኾኒ ኣስ ፍረሽ እየ ዝፈቱ ጓለይ ግን ዘቅርቀኒ ነገር ኒዶ ካልእ ዕሹግ ትፈቱ ተራባሪብና ንዓይ ዕሹግ ጸባ ኣይሳማማዓንን እዩ
ካንሰር ናይ ሰይጣን ዝዘርኦ ሕማም እዩ፡ናይ፡ቀደም ኣቦታትና ኣዴታት ጸባ ሰትዮም እዩ ነቢሮም ንገንዘብ ክትብሉ ኣይትመራመሩ አዎ ፡ግን ዓለም ትውዳእ ኣሎ የሱስ ክርስቶስ ይመጽ ኣሎም ንዓልም ክፍርዳ እዩ ። ስለዚ ንየሱስ ተቀበል
Emo tseba mstay kngedfo?
❤❤❤❤❤
3 ልዕሊኡን ጸባ ዝጥቀሙ እንታይ ማለት ኢዩ? መዐቀኒኡ እንታይ ኢዩ
Atum akilkum bezit megbtat smi qeyrkumo
Very very Nice🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Eway ati abey eki temahrikyo nski dochter ay kenkin hasawet
ዓባይ ጣሳ ጸባ ከይሰተኹ ድቃስ ኣይመጸንን እዩ።
Ketski tirah kulu cancers kitbil mihret yewirdelki
sekti
Kulu mexnaeti bxaeba natom eyu. Ab africa zelo xeba bhrtawi eyu hadega yblun. Nayzi adi gn cancer aykonen kale ymxe
👎👎👎👎hasawit nski dochter ay kenki
ዶክተራት እዚ አይትብልዑ እዚ አይትስተዮ እዳበልኩም ካንሰር የምጽ እዱበልኩም ንገንዘብ ክትብሉ ንሰብ አይተሻቅሉ፡፡ክንደይ ሰብ ኦርጋኒክ ምግብታትት እንዳበልዑ ናይ ካንሰር ሑሙማት አለው፡፡ካብ ኩሉ እግዝአብሄር ይሐልወና ዶክተራት ምዓረይ
Feasible kullu tselot eyu himam nay setan eyu
ኣንቲ ንስኪ ንኩሉ ዓይነት መግቢ ካንሰር እዩ ክትብሊ ትውዕሊ ካልእ ዘይተስተምህሪ ክም ዶክተር ሻሮን ዝጠቅም፡
😂😂😂😂😂
ከማይ ጸባ ዝሰቲ የለን በጃኹም ግደፉና ኩሉ መግቢ ከምዝፍራሕ ትገብርዎ እዚ ህዝቢ በጃኹም ግደፍዎ
ማይ'ከ ካንሰር የሕምም'ዶ?
😆 hahahaha
ዝኮነ ክርድኦ ዘለዎ ዶካትርን ፖለቲከኛታትን ኩሉ ግዜ ፍርሒ ኢዮም ዝሸጡ ኢቲ ሓቂ ግን በንጻሩ ኢዩ። ባዕሎም ቫይረስ ይፈጥሩ ፍርሒ ይዘርኡ ዳሕራይ መድሃኒት የምጽኡ ገደብ ዘይብሉ አታዊ ከአ የኻዕብቱ ኢዚ ኢዩ ኢቲ ምስጢር። ከይትፈርሑ አብ ቲሕቲ ሰማይ ሓድሽ ነገር የለን።
🤌👏🫵
ስምዕኒ ንስኪ ባዕለኪ ጸባ ጡብ አዲኪ ሰቲኪ ዶ አይኮንክን ዓቢኪ ። ተወሳኪ ዉን ኩሉ ሰብ ጻባ አዉዕዩ ይሰቲ ። ሓደ ሐደ ግዜ ዘይኮዉን ነገር አይትዛረቢ ።
Kulu megbi ba hadega konu enitay da kinibelie
You eat vegetable and beans; I have been living on this diet for a long time. I am very healthy.
👍👍👍👍👍
Selam haftey ane hji xeba kone buna aysemamaenn eyu gn kea tm ele eye dsety entay tmekrny
❤❤❤