ሓዱሽ ዓመት ኣብ እነክብረሉ ዝገጠመና ነገር 😳🙄
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 10 ก.พ. 2025
- ዩቱብ ቻናልና like, comment, share, and subscribe ብምግባር ቤተሰብ ንኡድ ስለዝኮንኩም ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏 ሐዚለ ኣብጎንና ኮይንኩም subscribe ብምግባር ስራሕትና ተሎ ክበጽሐኩም እታ ደወል ምልክት ብምንካእ ቻናልና ናብ 40 ፡ 50 ሽሕን ልዕሊኡን ንክበጽሕ ሞራልኩምን ቤተሰብነትኩምን ኣይፈለየና 🙏🙏
ዉይ ጎበዝ ከምዚ ናይ ነዊሕ ናይ ሓዳር ልምዲ ለለኪ ኢኺ ትመስሊሞ ካብኡ ለለ ኣወዳድቓ ዘረባኺ ደስ ይብለነኒ ንዓኹም የማስለና
ደስ ክብል አሕሊፍኩም ኣውዳኣመት ኣብ ስደት ዘለና ስደትና አሕፂሩ ናብዚ ከምዚ ዘበለ ሓዳር ናብራ የብቅዐና 👏❤
ኣሜን እንኳዕ ሓቢሩ ኣብፀሐና❤❤❤❤ ደቂ መዳመይ ከመይ ሞ ምሰ መዳም ተጋፈጥካ ምውዓል እህ ክከብድ ኣጀና ግን ካሓልፍ እዩ😢😢😢👑👑
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረዮ💓🙏
ኣጆና እዙይ እውን ክሓልፍ እዩ መዓረይ❤❤🎉🎉
ኣይዞና ዘናሓተይ ጠንካራታት ብቻ ንኩን❤
Happy New year 🎉 ✨️ 💛 ❤
From Eritrea 🇪🇷.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንካዕ ብሰላም ኣብፀሐና ፍትዋትና ❤️❤️❤️❤️ሰናይ ዘመን ይግበርልና ህዝብና ናብ መረበቱ ዝምለሰሉ ዘመን ይግበረልና ፈጣሪ ኩሉዓለም 🙏❤️❤️🌿🌻🌻🌻
ናተይ ባዓል እንዳ መዳም እዩ ግን ካዓ ተመስገን እዩ ዝባሃል እንበር
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንካዓ ሓቡሩ ኣብፀሐና ኣሕዋተይ ደስ ትቡሉ ኣቃርርባኪ ደስ ከብል እና ሓቂኪ እኪ ብእንደርታ ነፋሕቶ እና ዝንብሎ❤❤ናይ ዓመት ሰባት የብለና
አሜን አሜን አሜን ማዓርተይ አነሰ ከፈትወኩም ሙቁራት ሰድራ ፉቁሩኹም ይባረክ 💞💝💓💝💞💝💓
ኣነሰ ክፈትወኩም ማዓት💘💘👏🙏ፊቅርኩም ይብዛሕ💙💙💙💙💙💙
ብትክክል ብዓድና ነፍሒቶ እዩ ዝባሃል አብ ዓረብ ድማ ባሎና ይብልዎ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ምስ ሓለፈ እየ ሪኤዩ 🌻🌻🌻🌻🌻🌻
እንካዕ ድሓን መፀእኩም ሓላላት ታይ ድኣ ጠፈእኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሒቢሩ ምቅራተይ ጊን ኣትጥፍኡ ዞም ናተይ❤❤❤❤❤❤
እፍፍፍ ናይ ሰደት ናብራ ግን ተመሰገን አምላክ🎉🎉🎉🎉
አሜን አሜን አሜን ኡሙየይ ምቅርቲ እንካዕ አሓቡሩ አብፀሐና ሰኒይ ዘመን የሚሉ ግበረልና🎉🌻🌼🌻🌼🌻
ፅቡቃት ስድራ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም❤❤የኔቆንጆ❤👏👏💋💋💋💋💋💋
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኩለና ሰናይ ይግበረልና ክቡራት ስድራ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩምምምም❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዞም ኣሕዋተይ ናዓኩም ለ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልኩም🙏❤
Where did you buy the megogo please 🙏🏽 tell me with respect
Enkae kab zemene Yohannes nab zemene Mathias biselam abtsehakum na sirah na selam amet ygberelkum. Babeye le yebyka ❤️
እንኳዕ ሓብሩ ኣብፀሐና የኔ ቆንጆ ❤❤❤❤❤የኔ ማርርርርር ወለላይ 🎉🎉🎉🎉🎉ኣነስ ሃመይ ከም ዝፎትየክ ዋሓለ ሓፊተይ መዓረይ 💋💋💋💋💋 የኔ ውድ
በዓል ፅቡቕ ይኡ ❤❤❤❤❤❤ደውልና የና መዓረይ
ደስ ትብሉኒ ስድራ ሓዳርኩም ይባረክ ❤
ኣንኻዕ አብፀሐኩም ፅብቅተ ሰድራ💜እግዚአብሔር ኣምላክ ሕዳርኩም ይባረክልኩም 🙏💥🌻ሰናይ ሐደሸ ዓመት ይግብረልና ይግብራልኩም 🌻💜ምሉእ ሰላም ይወርዳልና ለዓደና አዎን 🙏🌻💜
እንኳዕ ሓቢሩ ኣብፀሐና ፅቡቃተይ ትፂቢት ሞይትና እኮ ደጉዩኩም ፅቡቃተይ ቢድዮ ቅልጥፍ ቅልጥፍ ኢልኩም ስዶድልና❤🎉
ፅቡቃት ስድራ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኹም❤❤❤
አሜን አሜን 🙏 እንቋዕ አሕቢሩ አብፀሓና ዞም አሓተይ ❤❤btaemi eye zfetwekum
Wowww ሞጎጎኪ ፈትየያ
ብኣና ባላችና ንብሎ ተደይ ተጋግየ I love you guys.❤
አድራሻ ናይዚ መጎጎ ባ ማዓረይ
ኑኡደይ ሰባኣይ ጓለይ ዝወደይ ኣምላክ ብጥበብ ይዕቢካ
Enkae kab Selene ye Hans nab zemene Mathias biselam abtsehakum na sirah na selam amet ygberelkum. Babeye le yebyka ❤️
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ብሉፃት ስድራ እንዳ ንኡድ ቤተሰብ ርሑስ ሓድሽ ዓመት 🙏❤🥰🥰🥰
ዳንኡደይ ጎረቤተይ😂 አሕቢሩ እንካዕ አብፀሐና❤
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ግን ትጠፍእናለኹ❤❤❤
ለባም ጓል ወሓላሉ ኢኺ ካብ ዘረባኺ ጀሚሩ ክሳብ ውሕልነትኺ ❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ኩቡራተየ
ኣነሰ መዓዝ ይኮዋን ከምዚ ገይረ አወዳአመት አብ ዓደይ ከሐላፍ😢
It was nice seeing you guys
Happy new year
Missed you ❤❤
ምቅርቲ ይመቸኪ ዛሓፍተይ❤🎉
አንኳዕ አብፀሓኩም የኔ ቆናጁ❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዘመና ይባርከና እግዚአብሔር ኣምላኬ🌻🌻🌻
አሜን አሜን አሜን እንኳዓ ሓቢሩ አብፅሕና❤❤❤❤❤
tsruyatey fluyat eikum bhaki enkae abtsehekum maryamn btaemi eye lfotekum shkoratey❤❤❤❤❤
betami ekum des tebelu weladekum egizabehar yebarkelekum
ኣሜን እንኳን ኣሕቢሩ ኣብፅሐና ምቁራተይ ፍቅሪኩም ይብዛሕ 🎉❤❤❤ይፈትወኹም እየ🥰🤗
አሜን.አሜን.እካዕ.ሓቢሩ.አብፀሐና.ዛበተይ❤❤❤❤በቢ.ካአ.ገቢዙ.አምላክ.ብጥበቡ.የዕቢካ🙏🙏🙏🌻🌻🌼🌼🌼🌻🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን👏🙏🙏🙏
ደሰ ትብሉ ሰድራ ርሕሰ ሓድሸ ዓመት ይግበረልኩም ❤❤❤❤
ኣሜን(3)ኣሰይይ ደስ ክብል ኣብሳየ ዋሓለ👌❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
መርአያ ትግራወይቲ ሂዋን ኢኪ ማዓረይ ህድኣት መዓርግ ናቤተሰብ ክብሪ ውሕልነት ናይ ህዝቢ ሓልዮት ኩሉ ኣንፃባሪቅክዮ ወለላይ❤ እንኳዕ ኣብፀሐኩም🙏❤
ኣሜንኣሜንኣሜን❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ክቡራት ኣሕዋተይ❤
Amen ኣይትጥፍኡ❤❤❤❤❤❤
ኣብ ኢኮነሚኺ ፈትየያ❤ ኹልግዜ እዚ ትሰርሕዮ ቪድዮ ፅቡቕ የምህረናሎ .
Happy new year to you and to your family ❤❤🎉
ዝፈትወኩም ስድራ እንኳዕ ኣብፀሐኩም😊❤
ኣሜን ኣሕቢሩ ኣብፀሓና ሓላላተይ
እንካዕ ኣብፀሐኩሙ ብልፅተይ አረ ትፅቢት ምይትና ቀልጢፍኪ ልቀቅልና♥️♥️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን🙏🙏🙏👍
አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
ኣሜንኣሜንን
ኣሜን (3) አንካዕ ኣብፀሐኩም ፅሩያተይ❤❤❤
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ብሉፃተይ ይፎትወኹም እየ❤❤
እንካዕ ዳሕና መፃእኹም እንዳ ንኡደይ happy new year 🎊
አሜንአሜን
እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም የብዘሓዮ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓዉሩ እንኳዕ ኣብፀሐና❤❤❤❤❤
አሜንአሜን 🙏🙏🙏🙏
ነፍሓይቶ😂ብሽረ ፍሕኛ ንብሎ
ኣሜን (3)🌻🌻🌻
ኣሜን ኣሜን አሚየይይ 🙏🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜ 👏👏👏
ከማይ ዝፎትዮም እንተልዩ ላይክ እስቲ ጉጨይና❤❤❤❤❤❤🎉
እንክዕ ብስላም እብፅሕኪ 🌻💐🌻💐🌻💐🎉🎉🎉🎉🎉
ኣሜን❤
ኣይትጥፍኡ😌🙏🌹🌹🌹
እንካዕ ኣብፀሐኩም መልካም ኣዲስ ኣመት❤❤❤
ኣሜን ምቅርተይ ዘበነ ሰላምን ፍቅርን ይግበረልና❤❤❤❤
ደስ ክትብሉ 🥰
ኣሜን(3)ኣሕቢሩ እንካዕ ኣብፀሐና ፅሩያት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዓ ኣብፀሐኩም ፍትዋተይ ሓድሽ ዓመት ባሓድሽ መንፈስ ይግበረልና ሰናይ ዘበን 2017 ስደትና እዉን የሐፅረልና ኣሕዋተይ ኣብዚ ዘለኹም ተጋሩዋይ#ሳብክራይብ በሉለይ ኣሕዋተይ ሓድሽ ዓመት እዩዋ ሓቦ በሉ ሰናይ ዘመን ይግበረልና🙏💓
አሜን አሜን አሜን ኣሕቢሩ ኣብፅሐና ክቡራተ ሰድራ
ሓዳር ሒዝኩማ ኣለኩም👌
ኤሚየይ ለባም❤❤❤❤
ኣሜን አሜን አሜን ዝያዳይ🥰🥰❤️❤️
ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፅቡቃት ስድራ❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤
አምን አሜን🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌻🌻🌻🌻🌻🌸🌸🌸🌼🌼🌻🌻🌷🌷🌷🌷🌷💐💐💐🌾🌾
አሜን
አሜንንንንንንን❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሓቢሩ አንኳዕ አብፀሓና❤❤❤❤ንኡደዋይ ሸኮር💦💋💕💕💕💕💕🌍
አሜን አሜን አሜን አሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Amen🙏❤
ኣሜን ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
አሜን አሜን አሜን እንኳዕ አሕቢሩ ኣብፀሐና
ኣነስ ክፈትወም ፅሩያተይ❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሕቢሩ እንኮዕ ኣብፀሐና ❤❤❤❤🙏💞😘