I went to Eritrea last year. we couldn't take a shower, because suddenly electricity disappeared. And I have been forced to sleep early so I did not enjoy it. I love my country, but water 💧and electricity are necessities. We flushed the toilet with a bucket 🪣 of wate. Even the five star hotel electricity is limited I'm so sorry to say this but our country is way too behind. It feels like Eritrea is still in stone age.
ati bazo shqaq mengsti abediki xenihki eki ho ho adabelki azi kulu menasey atfiakmo men kamneki yu hji oao tbli nyutbki ati gahaf gefah afa .zqawem da wexau felitu andyu zqales zelo .bal mdargti albo.sq tray belu bal rasi tuqan sq yu zexbqelkum.
ተዓፈርኪ ተምጽዮ ለዉጢ የለን ባአኪ ዝመጽእ ናዕቢ የለን ህዝብና ኑቁሕ እዩ ዓድና ንምታይ አብዚ በጺሐ አጸቢቁ ስለዝርድኦ ብናትኪ ፈከራ ዝፈርሕ ሰብ ከምዘየለ ክነግረኪ እደሊ አጆኩም ደቂ ኤረይ እቲ ዝመረረ ሐሊፋ እዩ ብሩህ እዩ መጻእና ኤርትራ አብ ቀረባ ግዜ ክትዕምብብ ኢያ ሳላ ጽኑዕ ህዝባን መንግስታን ዓወት ንሐፉሽ ዘልአለማዊ ዝክርን ክብርን ንሰማእታት ኤርትራ 🇪🇷💪
ደሓን መንግስቲ ነርወይ ይከፍለልኪ ኣሎ ሸያጢት ዓዳ
ከምትብልዬ ዘለክስ ነዞም ሀብታማት ስቅኢልኩም እተዉ ትብልዬም ዘለክስ ብጥእናኪዲኪ ንነብሲኪ እንታይ ኰንኪ ገዲፍክዬ ረስእዬ ናይሀብታማት ንስኪ ንነብስኪ እተዊ ነፃ ሀገዝ የድልዬሎ እቲህዝቢ ካብኡ ንአኪ ሪኡ ቡዝክእሎ ህዝቢ ክስእበኪዩ ንቲህዝቢ መልእትኪ አየድልዬንዩ ኩሉ ይፈልጥዩ ህጂ ብግብሪ ንስኪ ተሰውእሉ
Monka halay nay Alem gemsha
Monikawit hagerawit mashallah 😍 aleyki kab tzarebi keman kurub dhan alo eiti adina lichi ysemaka eyu mengsti eritrea 🎉🎉🎉
❤❤❤ tenat yehbkay
መሕሰቢታ ሕጂ ረኺባታ እዛ ህላላ ኣድጊ። እምቢ ንምልኪ
🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷 ወዲ ኣምሓራይ ወዲ ትግራዋይ ከይመርሓና ደምና ኣፍሲስና ቀያሕትን ጸለምትን ከፊልናላ እና እዛ ሃገርና ምስ ትግራይ እትዮጵያ ከም ጎረበት ተኸባቢርና ክነብር እና እንደሊ ሞስ ትግራይ ዶብና ክሕንጸጽ ኣለዎ ዶብና ከይተሓንጸጸ ምስ ትግራይ ሰላም ኣይንደሊን እና 🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
✅🇪🇷💪
Moni shukor 😍 kulu kemaki ete zkewun ❤❤🎉 ane si kfetweki asel
እውይ አክፊእኪ ልደት ምድሪ ጥራህኪ
ኣቲ ጉሓፍ ኣረጊት ከልቢ መን ኢኺባ እስኺ ራሕሪሕክዮ ንዝከድኪ ዓዲ ክልወጥን ዘይክልወጥን ትሓቲ
እንደገና ካኣ ጸላእትና መዓምቖም ከነአቱ ንረብሓና እምበር ንኢትዮጵያ ክጥዕማ ኢልና ዝከፈልናዮን ንከፍሎን መስዋእቲ የለን
ገፋሕ ፋሕ ተብዝሒ ኣለኺ ተቓወሚ ደግፊ ተምጽእዮ ነገር የለን
ክብርኺ ሓልዊ ክብረት ህዝብናን ዝከፈልናዮ ዋጋን ቁስልና ኣይትጉድእና
ሃገራዊት ተኾንኪ ሃገራዊ ግቡእኪ ፈጽሚ ምስ ዝምልከቶ ካኣ ርኢቶኺ ተዘራረቢ ጌና ቃልስና ቀጻሊ እዩ ንፌስቡክን ቲክቶክን ኢሉ ዝስራሕ የብልናን
ዋርሳይ ኔረ ትብሊ ብዘይ ንቕሓት ተጉልግሊ ተኔርኪ ደንቆሮ ኣኺ ማለት እዩ ነቲ ዝሰርሕ ዘሎ ግን ኣብ ዓራት ጠንቀላዕላዕ እንዳበልኪ ዕንቅፋት ትሕቲ ሞራል ትሕቲ ሃገራውነት ኣይትኹንዮ ይኣክል
ሞኒካ ጠራጢት ማይ ምጥራ ካብ ሕጂ ንንዮው ኣብ ፈቆዶ ዳስ ኽንድዚ ኽፍለ ሰራዊት እየ ምባል ኽትስእንያ ኢኺ ክክክክክክ።ኣኽር ዘመን ፋራ ሹቅ እንተ ኣትዩ ወይልኻ ወዲ ሹቅ'ዩ ነገሩ
Abzi tekodimki zytgebre zyteserhe ktbli enteweyti konki eki xllty 2 denaqur genzeb ktekbi elkes arkanatna ktxarefi denqoro. Leflafit. Et geterat reayyo mengsti olamo keteman getern hede kkewn yserh alo.
ሞኒካ። ንስኺ ደጉፍቲ ክብልኪ ኣይ ደፍርን ኩሉ። ትዛረብዮ መአሰሪ ይብሉን። ብቕዓት የብልክን። ብጣዕሚ ትሕዝኒ። ንሕና ነቶም 20 ዓመት ኣብ መሬትና ዝገበትዎ መአንቲ መሬትና ።ዘረባኻ መአሰሪ ገበርሉ።
She’s absolutely right
ኣስተዉዕ መንእሰይ ወለዶ👍❤️🇪🇷❤️🩹🌍 ብኣፍም ደለይቲ ፍትሒ ኢና ዝብሉ ዓይነት ሰባትን ሃገራትን፥ ብተግባር ግን ዘይፍትሓዉያን፣ መለክቲ፡ዶቀስቲ፡መቃቀልቲ ፥ ዓመጵቲ፣ ዓሌታዉያን ዓይነት ሰባትን ሃገራትን ኣይትታለ ል፧ መሳሪሒኦም ካኣ ኣይትኩን።
ኣወዳድቃኪ ልክዕ ከም ኣዱ ብሌና እያ።
መኣረይ ፡ ሸኮረይ ፡ እይትበሊ ፡ ቀጥ ፡ እልኪ ፡ ሐቂ ፡ ትዛረቢ ፡
Who cares about what you say. It stays for you in the social media platforms . Flip flaps is the lowest low.
Hasama kulukum hasewti teqawemtkum degeftkum tegawemti abgoni tgray yiblu degefti dima ab goni fano amharu tiblu Bsaeba hzbin eti kertet zibl zelo mensey hasibkum aytfeltun ekum
Think before you talk shit
መንግስቲ ኣብ ውትህድርና ዓብዩ፡ ኣብ ውትህድርና ካኣ የድምዕ። ምህናጽ ኣይምልከቶን ዩ። ምህናጽ ናትና ግደዩ ንበገስ ወዲ መሬት ወዲ ርስቲ ዘበልካ ፡ ዘወር በል ድቓላን ወደ ኣርባዓ
Kkkkk abet hangol 😅😅😅
@@Ytguy382 ዘወር በል ቁሜ
ናይ ቤሻ ወርቂ ገንዘብ እዚ ዐቡድ ከልቢ ሰሪቅዎ:: ኣበይ አሎ ኢልኪ ሕተትዮ::
Nezi kbur helafi teneaosi
Merhawit kdmi hji xhifelki nere
Nay Tesfalem Ambaye Tekle/wey kezhi dem bzhi/ tezaribeki neyre hji gziau akilu mexau alo aza hamasin ela tzareb dela ndem bzhi nski kem kem zketelkyo tzareb ktzareb semina Margu skf aybelki
Monica anjal fano guhifomki diyom aferfer tbli zeleki Ab Eritrea dea Meliu xegem alo
25:15
Kadki hteti abzi konki mefto xelaotti
🎉
Everything in control God is good
ኢሱ,ደግ,መንግስት,ነው,ለምን,ኢትዮጵያ,ይሄዳሉ,አብይ,አህመድ,ሰው,ያርዳል,ከአፍሪካ,መሪ,ወዲ,አፎም,ብቻ,ነው,ጀግና,መሪ,እድሜና,ጤና,ፈጣሪ,ለኢሱ,,,,,ይስጠው,ሞኒካ,ጀግና,ተባረኪ,
Hji terediuki Monica menisey Eritrea mszenete kmzbelkyo kulu tehababiiru neza hager gele lewti knemzi alena hzbi Eritrea nkah begaxa mfllay ngdef🙏🙏
🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷 ኣይትተሃመል አሪትራዊ ተጋሩ እትዮጵያውያን እዮም ኣሕዋትና ኣይኮኑን ጎረበትና እዮም ምስ ተጋሩ ወላሓንቲ ዘራኽብ የብልናን 🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
እቲህዝቢ ካባኪጀሚሩ ለክባጥ እንድዩ ለባም ለባም አይትፃወቲ እቲፈሪስኪዬ ዘለኪ ገዛ ገዲፍኪ እቲዘለኪዬ ሂወት ምስጋልኪ ከመይገርኪትከዲ ሀብታማት ከይበልኪ በታዘላትኪ ክትብገሲ ትክእሊኢኪ ግድን ብዝሂገንዘብ አይሀትትንዩ
ጽብቅ ኣለኪ ህዝቢ ኤርትራ ራህዋ ይደልይ ኣሎ ብከመይ ህዝቢ ካብ ችግር ዝወጸሉ ብሓባር ክሕሰበሉ ኣለዎ ልቺ ሳላር ክገብር ይክአል ኤርትራውያን ህዝቢ ኤርትራ ውሕስነት ራህዋ ማዕስ አዩ ንሕበር ህዝቢ በበዕቅምና ነውፍር ኣጆኪ
መጀመርታ ንኢትዮፕያ ኢሉ ዝተሰዉአ የለን። ናይ ኢትዮፕያ ኩነታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ እቲ ዝዓበየ ስግኣት ስለ ዚኾነ፡ ክዉገን ኔሩዎ።
ወፍሪ ኣብ ኤርትራ ናይ ወጻኢ ሸርፊ የድሊ፡ ናወጻኢ ሸርፊ ክኣ ካብ ናይ ደገ ሰደድ ከም ብዓል ዕደና፡ ኣብ ኤርትራ ዚተመስርሕ ንብረት ንወጻኢ ብምስዳድ ኢዩ ዝርከብ።
እንተኾነ ኤርትራ ኣብ ሳንክሽን ስለዘላ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ምርካብ ከቢድ ኢዩ።
ሃብታማት ኣብ ኤርትራ ከውፍሩ፡ መንግስቲ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ክቕርበሎም ኣለዎም። መንግስቲ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ካበይ ክምጽእ? ብናቕፋ ክነግድ ዝደሊ ሃብታም እቲ ዕድል ኩፉት ኢዩ። ብናቕፋ ክነግድ ዝደሊ ሃብታም የለን።
ንሕና ገንዘብና ኣብ ባንክ ናይ ኤርትራ አንተ ኣቐሚጥናዮ፡ ንሃገርና ብዙሕ ለውጢ ምገበርና። ንሕና ውን እጃምና ኣየበርከትናን። መን ኣሎ ኣብ ናይ ኤርትታ ባንክ ከቐምጥ ፍቓደኛ ዝኾነ፧?
ስለዚ እዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሽግር ናይ መንጊስቲ ኤርትራ ሓላፊነት ጥራሕ ኣይኮነን። ናትና ሓላፊነት ዊን ኢዩ።
ብዛዕባ ኣብ ኢትዮፒያ ዘሎ ኩነታት ኢምባሲ ኤርትራ ንመንግስቲ ኢትዮፕያ ጺሒፉሉ ኢዩ፡ ግና መንጊስቲ ኢትዮፕያ መልሲ ኣይሃበን ዘሎ።
እቲ ንኤሪትራ ዝተቶኮሰ ሚሳይላት ርሺ እዩ መሲልዋ መፍለስ።እምበርሲ ኤሪትራ ከም ወርቂ ብሓዊ ተፈቲናያ ።
ናይ ነፍሲሄር ኣልኣሚን ደጊምካ ስምዓዮ ። ን ኢትዮጲያ ዝከኣለና ክንገብር ማለት እንታይ ማለት ዲዩ።
@@aronmussie557ሓቂ ንዛረብ ቅድሚ ሚሳይል ምትኻሱ ሰራዊት ኤርትራ ሽረ ቀሪቡ ኔሩ ።እዚ ቅድም ፍለጥዎ
ሓመድ ኮታ ዕደ ባራያ ሰነፍ እዋይ ጸገም እኮ ረኪብና ንስኻን ከመኻ መንቀርሳ ኮይንኩም እዚ ህዝቢ ዘይንሳ ስ ከማኻ ባራያ ወዲ ድሙ ከም ቀደሙ
@@BelulHayle gudayina ayikonen ayitirebishena .
Guday kilil tigray niakum ni tegaru iyu zimilket.
Yessss
ኣቢ ኣይኮነን በዲሉ፡ እዛ ህገር ድላይካ ገበራ ዶ ኣይበሎን፡ ንሱ ኸኣ ከተግብር ክጅምር ደልዩ፡፡
መርሓባ ሞኒ ሰላምኪ ይብዛሕ ካብ ሚ/ዜና ኣስመራ ኣድናቂትኪ እየ ክትመጺ ትክሊ ኢኪ ከምኡ ተዛሪብኪ ኢሉ ዝኣስረኪ የለን እመንኒ(ኣይትስምዕዪም ሓሶት እዩ)።ሰሰናዩ❤
Minister zenaaaa...kkkkkkk
@@weiniandebrhan2034 congrats kemlse alini elki memlaski thanks alot girl🥰
ትግራዋይ ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ሓሶት ሃይማኖቱ
I went to Eritrea last year. we couldn't take a shower, because suddenly electricity disappeared.
And I have been forced to sleep early so I did not enjoy it.
I love my country, but water 💧and electricity are necessities.
We flushed the toilet with a bucket 🪣 of wate. Even the five star hotel electricity is limited
I'm so sorry to say this but our country is way too behind.
It feels like Eritrea is still in stone age.
@@adikeyh7770 entay malte eu aytrdakan?
ስለዚ ንኩሎም ዘይኮነስ ፣ ንገለ ብኣፍም ደለይቲ ፍትሒ ኢና ዝብሉ ዓይነት ሰባትን ሃገራትን፧ ብተግባር ግን ዘይፍትሓዉያን ዓይነት ሰባትን ሃገራትን ኣስተብህለሎም።
Kamy
ምስ ትግራይ ሻዕቢያ ክተዓረቅ ትብል ዘላ ንአቢ ኣሕመድ ምውጋእ ኢዩ ። ኣንቱም ደናቁር ባራዩ ይርደኣኩም ዲዮ ናይ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ፖሎቲካ
Nay behaki❤❤❤❤
አንታ ክንደይ ትጻረፍ ኢያ
መንግስቲ ኤርትራ ብዐቦድ ከልቢ ዝምራሕ ኢሰያስ አፈወርቂ ዝስሙ ውልቀ መላኺ:: ገና ብጥሚት ኤርትራዊ ክመውት እዮ:: ልዐሊ 450,000 ኤርትራዊ አብ ቤት ማእሰርቲ አሎ ብዝይፍትሒ ከይተፍረደ:: ደገፍቲ ህዝቢ ዝኩንኩም ንህዝቢ ኤርትራ ባዐልኩም ብገንዘብኩም ብድጋፍኩም ትቀትልዎን ተጽንትዎ ኣለኩም:: ምቅያር መንግስቲ ክቅየር አለዎ:: 30 ዓመት ኤርትራዊ ጽኒቶ. Regime change!
ኤህ ቦግ በሊ ገሽላዕ አፍኪ ሉክት ይበል::
ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ንዘልአለም ብሓንሳብ ክነብር እዩ::
ደም ተሓለቢ::
አቲ ገልዒ ገል መጽሐር ሐዊ ዐንጃል ጉሐፍ
ንጉሆ ንጉሆ ቡን ድኣ ኣበይ ይርከብ ናብራ ኤውሮፓ እንተዘይኮይኑ፡
ሞኒካ ንሕና እውን ፍትሒ ኢና ዝበልና ደሓር ከኣ ንትግራይ ዝደገፍና ሰራዊትና ኣብ ዘይሃገሩ ስለዝአተዎ ኣብዘይ ናትና ውግእ ውግእ ስለዝአተወ።እንበር ንሕና ሃገር ኣለና ትግራይ ሃገር ኣለዎም ምስ ትግራይ ከም ጎሮቤት እንበር ካልእ ሓሳብ የብልናን። ብልዕላውትና ኣይንደራደርን ኢና።
ክዳን ሀበሻ ደይትገብሪ
GOD bless you always GOD be with you with your Family ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Monika. Aboy habtam u Neru. Makina geziu 3 Amet kabTAxo hji tebalashiya kabsrah wexe koyna
Yes you are right thanks my haro erterawe god bless to you and your family and erterawe people 🇪🇷 🏊♀️ 🚵 👍 ♥️ 🙏 🇪🇷 🏊♀️ 🚵 yes i love you you ❤️
Ztahana thinen balmariam yibla. Nefahito
Kab mefar halefki temxyo yelon
👍❤️🇪🇷❤️🩹🌎📈 ፖለቲካ ኣብ ድዋዓሎ ከይሓድር ስለዝክእል፣ ኣብ ሓቂ እምበር: ኣብ ሃልኪ ናይ ፖለቲካ ኣይትጰጋዕ።
ኣንቱም ባሪያታት ንስካትኩም ደኣ ተሓቢእካ ምስዕሳዕ እንታይ ዋጋ ኣለኩም። ግን ህግደፋውያን ይቀኔልና መንግስትኩም ትነቅፉ ኣለኩን። ሰብ ሰመያዊ ባንዴራ ሞ ዓለም ኣንቀጥቂጦምስ ንስካትኩም እውን ተረዲኢኩም ክትቃወሙ ጀሚርኩም ግን ሻዕብያ ንሓደ ሰሙን ማይ ሉቼ ምስከፈተ እንባሕ በል ወዲ ኤሬ ኢልኩን ናብ ባርነትኩም ክታትው ኢኩም።
Anjal tefryo yelen sean lbki eki gal zeleqesh kab kedemu dey adgi nhamedu eki medenagerit foooolll
ኣየ ሞኒ ሽኮር ትምበሊ ኢልኪያ ኒሞኒ😂😂😂❤❤❤❤
😂😂😂😂
Yes❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
ህዝብ ተሚና አየበለን አንቲ ገሽላዕ አፍኪ አክቢ 🤮🤮🤮
Thank you ሓቂ ብምዝራብኪ
Thank you that's trou
❤❤❤❤❤❤❤❤❤love you so mach
Hataf hateftef aytibeli akmiki fileti sidi
Goayy bargima
አስመራ አይቻልም የታራበ በቲቢ ማሳየት ጥሚት ከትግራ የባሰ አሰመራ ነዉ ሀቁ የሄነዉ አትገረሩ ብን በለለስ እየበላቸሁ ነወ
ሓላይ ጽልኢ ተጋሩ ምሽ ዓይንኹም ደፍንኩም. ህዝቢ ይሰደድ ይምት ይጥመ ሃገር ትዕኖ ኢልኩም ትድግፉ ኣለኩም. ሃገር ዓንያ እያ ዝብል ስርዓት ነቲ ብዘይ ሕጊ ዝመርሕ ዘሎ እንዳ ደገፍክስ ዓንጃል
ትግራዋይ ኣዴታትካ ሓገዝ ሓለፍትኻ ዝበስበሰ ስርናይ ይሰርቅወን ኣለው
@@adikeyh7770 ንስኻ ሽለት ሲ ወዲ ኣድቀይሕ. ኣድቀይሕ ከማኻ ምህላዋ ሕማቕ ይስመዓኒ. ኣብ ዓዲ ከይሕ ደይኮነን ገዛዉቲ ኣፍሪሱ ብጥይት ሰላማውያን ሰባት ዘሓረመ እቲ ትድግፎ ዘለካ ስርዓት. ነዚ ውን ትድግፍ ሕልና ኣልቦ
Hawareya tebtebeuo Ajoke
አቲ ዶንቆሮ ገበል ህዝቢ ኤርትራ ኢሰያስ ይበሃል::
ህዝቢ ኤርትራ ቀዳማይ ፀላኢኡ ህግደፍ ይባሃል
ንስኺ ውን መንእሰይ ኤርትራ ብመልሓስኪ ተጥፍእዮ አለኺ::
ኣቲ ሰበይቲ ስነስርዓት መርሃዊት (ማርጉ)
አንታይ ኢዩ ድለትኪ (ገንዘብ) ናይ ዩትዩብ ዲዩ
ዋላስ ጽል ኢ ስነ ስርዓት አንተ ዘይ ኮይኑ ጊን ካብ ዕደተክሌዛን ኪሳብ ማይ ተመናይ ክሳብ ኮር 381 ሃዋሻይት ክሳብ ክ/ሰ 28 ኣብ ሸሽቢትን ንንፋስ ።
ንኢትዮጵያ ዋጋ ከፊልናላ ትብሊ ንትግራይ ክተጥፉ ምስዘግጠም ገጢምኩም መንእሰይ ኤልትራ አብትግራይ ደም ከልቢ ኮይኑ: : ብደዐ አይጽቡቅን ስስቱ ሐጂ ውን መንግስትኹም ይበልዓኩም አሎ:: learn the benefits of peace!
Asey Asey xbuk tezarbki ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ኣነ ኮ እንታይ ዲዩ ዝገርመኒ። ን መንግስቲ ሓያል ተቃዋማይ ኢዩ ዘድልያ ይብሉካ። ሪእቶ ወይ ኖ ከምዚ እንድሐር ኢልካ ተዛሪብካ ን ሃገር ኣይትኣቱን ኢካ ኢሎም ኣብ black list ኣቲካ ይብሉካ። ኣታ ግደፉ እታ ለውጢ ትመጽእ ኣይነናዋሓያ ። እቲ ኣብ ጸላም ዘሎ ህዝብና ንርአ ።
Kelbe Adwa whwhtray bele kaletaysrah Aleki Nsdraki kidi Lewti Abzi Ab TH-cam metseki narraki nexieki zlewtkuya msiluki Kabfltet netsa zkonet Foret, Asha Mebyazbedela naytsrgya
Nay behaki Monica 😢😢
ሞኒ ሓፍተይ ትብልዮ ዘለኪ ኩሉ ሓቂ ኢዩ
ደመ ሲኒ ካብ ጥፉ ትብሎ ትዉሕጦ ይበዝሕ ኮይነና❤❤❤❤
Samiy zerebaka lebam zereba ny bhaqey adniqeka .👏🏽👏🏽👏🏽
Ati Bun Setekio Do?
Hibey afki itzewi.chinqet gerki
You are telling the truth but no change and no respond I don’t know what kind of regime in Eritrea. Just leave it to the lord?????
ati bazo shqaq mengsti abediki xenihki eki ho ho adabelki azi kulu menasey atfiakmo men kamneki yu hji oao tbli nyutbki ati gahaf gefah afa .zqawem da wexau felitu andyu zqales zelo .bal mdargti albo.sq tray belu bal rasi tuqan sq yu zexbqelkum.
😢 sk ilki zelon zeyele aytzarebi eski Nabi ilu ztefe hzbi yeblnan nmerietu kemls enber sk ilki ztehawawese zereba aytzarebi
Ezo hzbi ember gud rekubu afu zezkefete ketsmmo shwti
No ab tiktok ab Eritrea keydki kemu beli qyar bitwed ktkoni ab profile kngebreki ena
Nxgum mhgaz gbuokieyu mwrzay gn ayedlyekn eyu
ምቅናይ ጥራይ good job moni
አቲ ደርሆ
Dob Ertra ytehanxex selam krkeb
100% ሓቂ ኢኺ ተዛሪብኪ😊😊
ኤሬትራብምሳይልክድብደብእንኮሎዘይሐምኩምንሃገራውሕስነትእንበርንኢቶጲያኢላአይኮነትንሱቂካአፍናገፊሕልናኢልካአየድልንእዩ
ሀላይ
wayyy anti menyu khafrelkum wrdetechatat .hasewti kndi tgraway da kemey elkum ktkonu .temaharu kab kababikum atom metfeati menasey bakum haliqu hji dikum felitku seb kem ztefe
Men eyu barya barya da nski eki
Tigaru heniome zefede enitahalyu ninihededome yekitalu alwo emitay emo heni ekila zayebele fadaye Alo moni sekor
Yene konjo ❤❤❤
ኦይይ አልናኮ ሞኒካ ህገር ተፊኣ ዝሰመአኣና የለን ቢሂም። አንተልካ ኣጋመ አሎም ይጸርፉካ አሞ ህጂስ ኪትበራበሪ ጀሚርኪ ሞኒካየ አንጀራ አዝጊ ብለኢ ምስትዋልኪ ይወስክ ህዝቢ አሪትራ ሃሊኩ ተዝተሞ ኣዱ ኮፍ ምበለ ቡዙህ ስግር አዩ ዘሎ ሰብ ተኣሲሩ ፍርዱ ኣይርክብን መነስያት አድመኦም አስርብት ይሃልፍ ኣሎ ኣመታት አስርበት ዘመድይ ድህሪ ናጽነት ዝተቀልደ ኣቦኡ ተጋዳላይ ናይ ከደም ብተለፎኑ ኣርኩ ወሲዱ ተጻሪቡላ ንስግረ ዶ ብ ብታ ኮጽሩ ሂዞም ኣነ ኣይኮንኮን አሉ ኣርከይ ተጻሪቡላ አሉ ዛኣምኖ ሲኑኑ በት ማአስርቲ ተድርብዩ ኣዲኡ ተአና ዘይንላ ክይበኪ ኣላ ኣመታት ኣቦ ክልተ ኮላኣ ዝሃለፍ ወርሂ ብሰንኪ ኣብ ማአስርቲ ዝጋተሞ አስባዊ ኣተሃህዛ ክምፕቶም ምስደልየ ኣውጾሞ ኣሪፉ አዚ ህዝቢ ዶ ከምዚ ምተፍድይ ኣይግቦን አርፍቱ ትምህርቲ ብናይብሃልፍቲ ገዛ ክሰርሁ ጎልቦቶም መንሞኑ ህዝቢ አሪትራ ተውጺኡ ኣሎ ንስኪ ውን ቡዙህ ዋጋብከፊልኪ ጽቡክ ገረ ይፍልት አየ ኣብ ዚ ናይ ትግራይ ሰራዊት ንቶም ዉጓኣት መግቢ ሰኖምሎም ካብ ህዝቢ ኣደስ አንጀራ ሳምና ኣዋጺኦም ብታአሚብከቢድ ስግር ኣሎ ህገር ኦና ኮይና ይህዝን አዩ ፍትሂ ክህልው ኣለዎ ህዝቢ ይብደል ኣሎ ብድኩ ብድው ብገንዘቡ ሂወቱ ብገምሉ ኣየወ ዝክፍሎ ዋጋአዞም ክፕሎም ጀጋኑና ዝክውግልናዮም ንምንታይ ህዝቢ ንክርህዎ ሃሊፎም ዝገደድው ካ ምስ ዉጹአ ንኮን ሃኪ ናዝረብ 😢
መንግስቲ ኤርትራ ንደገ ከይሸይጥ ካብ ደገ ከየእቱ ብዘራያት ናይ ወያነ ተኣሲሩ እንከሎ እንታይ ዘይገበረ ኢኺ ትብሊ ዘለኺ ንደገፍቲ ሃገሮም ከይሕግዙ እንዳ ተኸልከለ እንታይ ትብሊዮ ኣለኺ ዘረባኺ ኣስተዉዕሊሉ ኣይተሓዋዉሲዮ ንኤርትራ ሳንክሽን ይገበረላ ኢሉ ዝጉስጉስ ዘሎ ዓዱ ገዲፉ ንጸላእቱ ዝሕዉል ዘሎ ካሕዳም ክትወቕሲ ይግበኣኪ ማዕበል ሃገርና ብሓሳዳት ጎረቤትና ደኽያ ኢዩ ዝበለ ቁራጽ ዘረባ ሰሚዕኪ ዘረባ ዕቡዳት ኣይትዛረቢ በጃኺ ህድእ ኢልኪ እንታይ ትብሊ ከምዘለኺ ተመሊስኪ ስምዒዮ ።
ንሶም አይም ዝሞጽኑኣያ ፍርቂ ህዝብኪ ንትግራይ ተወሳኪ ሸክሚ ኮይንዎ ኣሎ ዓጃዉ ዝኮንኪ ተዛራቢት አንሰሳ
እዋይ ክንደይ ሱሉላት እዮም ዘለዉ ንስኺ ድኣ ሓሳውት ሻርሙጣ ካብ ምዓስ ከ ደጋፍት ነይርክ