ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ታኦስ ቻነል subscriber ንግበሮ ኣሕዋትyoutube.com/@taos124-?si=E9dv8yry6WfT6fUVዓዓቅምና ንሓግዝ የሕዋት (ናይ ጎፋንድሚ ሊንክ)gofund.me/18e250c6
"ደቀየ ካፍቲ ንስኹም ትፈልጥዎ ጸላኢኹም እግዚኣቢሄር ዝፈልጦ ጸላኢኹም የድሕኩም" ከየባተኹም ጸልዩ!
Amen nkulatna 🙏🙏🙏
ሐወይ መዐረይ እንቃዕ አብቀዐካ ዐድመን ጥዕናን ይሀብካ እድሜካ ሊብካ ዐቢ እዮ መድሃኒኣለም ዓይነ ሊቦናካ አብሪሁልካ ከምኡ ኒአና ድማ ምስትዋዓልና ይግለጸልና
እግዝኣብሄር ይመስገን ኣብንኡስ ዕድመካ ተገሊጽልካሎ ዝሓወይ ንኮሎ ሸጊርዎ ዘሎ ከምዝናትካ ይፍጠረሉ 🙏
እንካእ ብደሀን መፃእክልና እግዚአብሔር ይፈትወካ እዩ በዚ እድሜካ ዝነቃህካ ። እይ ዝነወሀ ህይወትካ አብ ሐዳርካ ቆልኡካ ብጣእሚ ትጠቀመሉ ኢካ ከምዚ ከማና ቆልኡትና ምስ ዐበዩ አይኮነን ።እግዚአብሔር ምስል ይኩን ።
እግዚአብሔር ሐጊዙካ አብዚ ንኡስ ዕድመካ ዝተረዳአካ I wish ቀደም ፈሊጠ እዚ ኩሉ ጣጣ ናይ ሕማቅ መናፍስቲ ክንደይ ሐሊፉ
ብራቮ ናኦድ ዕድመን ጥዕናን አንቀሐዬ ነዚ ህዝብና ተሸ ከአ አጆኩም አጆኩም ❤❤❤
እግዚአብሔር ይባርካ እግዛኣብሔር ፀጉኡ የብዛሃልካ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኑ።✝️💒⛪️
Amen Amen Amen 🙏🏿🙏🏿🙏🏿
ናኦደይ ኣምላክ ኣብዚሑ ይባርካ ብዙሕ አና ንማሃር ዘለና ብናትና ይኩን ብናይ ደቅና ብህሪ ዝገርም ዩ። ቡዳ መንፈስ ተጻዊትልና ዩ ንህዝብና ኣምላክ ይምሓረና።
እግዝአብሔር ይመስገን ደቀይን ኣሕዋተን ናይ ብሐቂ ነመስግነኩም ዕድመን ጥዕናን የብዝሖልኩም ልዑል አምላክ እግዝኣብሔር ።
Amen Amen Amen
ሓወይ ናቦ ግርማ ስልኪ እባ ሃበኒ 👏♥️
Waw Naod hawey nay timhrti hiwetey kemzi natka eyu . Thanks
Egziabhier yefetsmeka ezi hawey btaemi belih eka nmemhr girma tsegu yebzhalom zfetwom memhrey eyom
Thank you so much 🙏🙏🙏
በጅኩም በርቱኡ ኣሕውትና በዝሕ አይ ተምህረ ❤️😊😊😊😊
ሐቅካ መምህር ግርማ ጻዕዳ ኔሮም እንተዝኮኑ ኩላ አዳም ሀህ እላ ምስ ስመዔት ቴራ
እግዝኣብሄር ይምስገን። ሓደ መዓልቲ ኣብ ትምህርቲ ብዛዕባ ሓፈጣጥራ ምድርን ሰብ ከኣ ካብ ህበይ ከመይ ጌሩ ናብ ሰብ ከም ዝማዕበለ ዝብል ግለጽለይ ተባሂለ ይህተት ሞ ኣነ ከኣ ኣይ ከምዚ ዝበሃል ፍጥረት ሰብ ኣይ ፈልጥን ኣይደልን ዉን ክዛረብ ምክትያቱ እዚ ምዕራፍ እዚ ኣንጻር መጽሓፍ ቅዱስ እዩ ምስ በልክዋ እዚ ኮ ቦታ ክትዕ ኣይኮነን ግለጽለይ ምስ በለትኒ በቃ ውሽጠይ ኣቢኒ ግዛረብ ኣይ ከኣልኩን በዚ ወዲና ሽዑ ምንም ነጥቢ ኣይ መዝገበትለይን ይብለኩም ኣሕዋተይ
Ygerm yehwat qale hiwet yesmealna mefesemtanan mefesemtakumn yeriyena amlak jemerti deacon's fesemti ygberelna kulu ab nebsna alo
Egziabher neaka zhabe mstiweal lbi neana wn yhabena❤
እንኮዕ ዳሓን መፃኣኩም ክብሪት አሕዋትና ፀጉኡ የብዘሐልኩም
Naod hawey btaimi xubuqe meglexi ane eka yketatelka eye abti teqrbo bzuhe temahire eye abe hiwetey bflay kea Bemnet ka anqihkana ika xubuqe medeb qexlwo Amlake idmene tinane yhabkum
Wow kbret yhabeley hawey natey ,kabka bzuh temahire lkii kemzi natka hiwet neruni
እዚ ናይ ሓውና ዛንታ ስ ናይ ዓቢ ሓወይ ዛንታ ተመሳሳሊ እዩ
I lear a all theink you 😢😢
Well come keudsan ❤❤❤❤❤
Selam sdra egzabiher Nay teketateli b Emnet nkuhu hadega agatimi alo bejakum xelot gberuley welete egzi elkum.Egzabiher nay kedem tinay kimelseley bejakum yhwatey himak aleku.
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤
Selam amlak msakum ykun abi tmhrty nay xelaena felitna ❤❤❤
Enqae bselam mexakum❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
kal hiwet ysmalna naodey tarika tarik kuluna ayu
❤❤❤❤
Ab Maiteminay Asmara amet amet seb mis tehale Xelim Derho Areki kietiwu yizikereni.
Naod bezi niesnetka nezi ney menafsti kemzi gerka mrdaeka abi tsega eu weldka teawitlom 🎉
አታሓወይ አብ ገዛና አሎ እንታ እዩ መፍቴሔኡ
ከይባተካ ምፅላይ እዩ መፍተሒኡ።
Xelot xom sgdan mekuxeria mktkat
ኣነስ ናይ እዚ ወዲ ዘይርድኣኒ ናይ ኣመተ ሩፉኤል ግን ጽቡቅ ጌሩ ተረዲኢኒ
እሞ ነብስኻ ፈትሽ እቲ ሩኹስ ደፊንካ ከይከውን ባህ ከይብሎ ክሳብ ዝርዳአካ ደጋጊምካ ስምዓዮ ❤❤❤
አ ም ላ ኽ መ ፈ ጽም ቱ ኡ የ ር ኤ ካ ማ አ ረ ይ
Leka eziu qolu kolena edna entetharidna hade hade qolu kmexwwo yrie nere
ኣነ ክሰግድ ጀሚረ ነረ ግን ሃንደበት ገዲፈዮ አንታይ ክገብር ኣለኒ😢😢😢😢😢
ክትማሐር ሪ እንድሕር ቀሪብካ ከሙ ጌሩ ግዜ የነውሕ አጆና አይስልችወና እቲ ግዜ ንስግደሉ እካ ብጣዕሚ እዩ ሐጺር እቲ እከይ ግን አንዊሑ የርእየና don’t give up
😅
አጆኪ ከይባተኪ ትራይ ፀልይ ተፀሚምኪ ሰለስተ ግዜ ንሰለስተ ማኣልቲ ፀልይ እሞ ክትክየሪ እኪ እመንንኒ። ተገደደ አብ ዩቱብ እዉን አሎኪ ተተውኡ እልኪ ግን አከዲምኪ ካ 7 ግዜ ስገዲ ሹኡ እግዚአብሔር ክረዳኪ እዩ።
ኣብ ሰማይ ትነብር ኣቦና ንግሆን ምሸት ጸልዪ ስግደት 41 ምሸት ምሸት ን 1 ወርሒ ከም ስሩዕ ተግባር ኣምልኮ መግቢ ይኩን ማይ ኣብ ትሰትየሉ ድማ ብእምነት ጸሎት ከይገበርና ኣይንብላዕ ኣነ እዉን ተደጋጋሚ ጀሚረ የቋርጾ እየ ግን ብቅልል ዝበለ ጀምሪ ተባሂለ ምስ ለመድክዮ ናይ ዕለት ውዳሴ ትውስኪሉ ተባሂለ ስግዳን ውን ከምኡ በብቁሩብ ውን ክንለምዶ ኢና ሓንቲ ክንርስዓ ዘይብልና ግን ከየባተክና ንጸሊ
Neti ab bahri dmote ab selotka zero izi hawe y ab siol delew nebsat meharom ilka wela shmu sihifka ab nay selot botakaa anbro izi hawey ab kab siol ywesu iyo. Hadera izi hawe y
Tfeltom biesebka dmotu zekrom sihifka ab selot botaka anbr izi hawey
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
ታኦስ ቻነል subscriber ንግበሮ ኣሕዋት
youtube.com/@taos124-?si=E9dv8yry6WfT6fUV
ዓዓቅምና ንሓግዝ የሕዋት (ናይ ጎፋንድሚ ሊንክ)
gofund.me/18e250c6
"ደቀየ ካፍቲ ንስኹም ትፈልጥዎ ጸላኢኹም እግዚኣቢሄር ዝፈልጦ ጸላኢኹም የድሕኩም" ከየባተኹም ጸልዩ!
Amen nkulatna 🙏🙏🙏
ሐወይ መዐረይ እንቃዕ አብቀዐካ ዐድመን ጥዕናን ይሀብካ እድሜካ ሊብካ ዐቢ እዮ መድሃኒኣለም ዓይነ ሊቦናካ አብሪሁልካ ከምኡ ኒአና ድማ ምስትዋዓልና ይግለጸልና
እግዝኣብሄር ይመስገን ኣብንኡስ ዕድመካ ተገሊጽልካሎ ዝሓወይ ንኮሎ ሸጊርዎ ዘሎ ከምዝናትካ ይፍጠረሉ 🙏
እንካእ ብደሀን መፃእክልና
እግዚአብሔር ይፈትወካ እዩ በዚ እድሜካ ዝነቃህካ ። እይ ዝነወሀ ህይወትካ አብ ሐዳርካ ቆልኡካ ብጣእሚ ትጠቀመሉ ኢካ ከምዚ ከማና ቆልኡትና ምስ ዐበዩ አይኮነን ።እግዚአብሔር ምስል ይኩን ።
እግዚአብሔር ሐጊዙካ አብዚ ንኡስ ዕድመካ ዝተረዳአካ I wish ቀደም ፈሊጠ እዚ ኩሉ ጣጣ ናይ ሕማቅ መናፍስቲ ክንደይ ሐሊፉ
ብራቮ ናኦድ ዕድመን ጥዕናን አንቀሐዬ ነዚ ህዝብና ተሸ ከአ አጆኩም አጆኩም ❤❤❤
እግዚአብሔር ይባርካ እግዛኣብሔር ፀጉኡ የብዛሃልካ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኑ።✝️💒⛪️
Amen Amen Amen 🙏🏿🙏🏿🙏🏿
ናኦደይ ኣምላክ ኣብዚሑ ይባርካ ብዙሕ አና ንማሃር ዘለና ብናትና ይኩን ብናይ ደቅና ብህሪ ዝገርም ዩ። ቡዳ መንፈስ ተጻዊትልና ዩ ንህዝብና ኣምላክ ይምሓረና።
እግዝአብሔር ይመስገን ደቀይን ኣሕዋተን ናይ ብሐቂ ነመስግነኩም ዕድመን ጥዕናን የብዝሖልኩም ልዑል አምላክ እግዝኣብሔር ።
Amen Amen Amen
ሓወይ ናቦ ግርማ ስልኪ እባ ሃበኒ 👏♥️
Waw Naod hawey nay timhrti hiwetey kemzi natka eyu . Thanks
Egziabhier yefetsmeka ezi hawey btaemi belih eka nmemhr girma tsegu yebzhalom zfetwom memhrey eyom
Thank you so much 🙏🙏🙏
በጅኩም በርቱኡ ኣሕውትና በዝሕ አይ ተምህረ ❤️😊😊😊😊
ሐቅካ መምህር ግርማ ጻዕዳ ኔሮም እንተዝኮኑ ኩላ አዳም ሀህ እላ ምስ ስመዔት ቴራ
እግዝኣብሄር ይምስገን። ሓደ መዓልቲ ኣብ ትምህርቲ ብዛዕባ ሓፈጣጥራ ምድርን ሰብ ከኣ ካብ ህበይ ከመይ ጌሩ ናብ ሰብ ከም ዝማዕበለ ዝብል ግለጽለይ ተባሂለ ይህተት ሞ ኣነ ከኣ ኣይ ከምዚ ዝበሃል ፍጥረት ሰብ ኣይ ፈልጥን ኣይደልን ዉን ክዛረብ ምክትያቱ እዚ ምዕራፍ እዚ ኣንጻር መጽሓፍ ቅዱስ እዩ ምስ በልክዋ እዚ ኮ ቦታ ክትዕ ኣይኮነን ግለጽለይ ምስ በለትኒ በቃ ውሽጠይ ኣቢኒ ግዛረብ ኣይ ከኣልኩን በዚ ወዲና ሽዑ ምንም ነጥቢ ኣይ መዝገበትለይን ይብለኩም ኣሕዋተይ
Ygerm yehwat qale hiwet yesmealna mefesemtanan mefesemtakumn yeriyena amlak jemerti deacon's fesemti ygberelna kulu ab nebsna alo
Egziabher neaka zhabe mstiweal lbi neana wn yhabena❤
እንኮዕ ዳሓን መፃኣኩም ክብሪት አሕዋትና ፀጉኡ የብዘሐልኩም
Naod hawey btaimi xubuqe meglexi ane eka yketatelka eye abti teqrbo bzuhe temahire eye abe hiwetey bflay kea Bemnet ka anqihkana ika xubuqe medeb qexlwo Amlake idmene tinane yhabkum
Wow kbret yhabeley hawey natey ,kabka bzuh temahire lkii kemzi natka hiwet neruni
እዚ ናይ ሓውና ዛንታ ስ ናይ ዓቢ ሓወይ ዛንታ ተመሳሳሊ እዩ
I lear a all theink you 😢😢
Well come keudsan ❤❤❤❤❤
Selam sdra egzabiher
Nay teketateli b Emnet nkuhu hadega agatimi alo bejakum xelot gberuley welete egzi elkum.
Egzabiher nay kedem tinay kimelseley bejakum yhwatey himak aleku.
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤
Selam amlak msakum ykun abi tmhrty nay xelaena felitna ❤❤❤
Enqae bselam mexakum❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
kal hiwet ysmalna naodey tarika tarik kuluna ayu
❤❤❤❤
Ab Maiteminay Asmara amet amet seb mis tehale Xelim Derho Areki kietiwu yizikereni.
Naod bezi niesnetka nezi ney menafsti kemzi gerka mrdaeka abi tsega eu weldka teawitlom 🎉
አታሓወይ አብ ገዛና አሎ እንታ እዩ መፍቴሔኡ
ከይባተካ ምፅላይ እዩ መፍተሒኡ።
Xelot xom sgdan mekuxeria mktkat
ኣነስ ናይ እዚ ወዲ ዘይርድኣኒ ናይ ኣመተ ሩፉኤል ግን ጽቡቅ ጌሩ ተረዲኢኒ
እሞ ነብስኻ ፈትሽ እቲ ሩኹስ ደፊንካ ከይከውን ባህ ከይብሎ ክሳብ ዝርዳአካ ደጋጊምካ ስምዓዮ ❤❤❤
አ ም ላ ኽ መ ፈ ጽም ቱ ኡ የ ር ኤ ካ ማ አ ረ ይ
Leka eziu qolu kolena edna entetharidna hade hade qolu kmexwwo yrie nere
ኣነ ክሰግድ ጀሚረ ነረ ግን ሃንደበት ገዲፈዮ አንታይ ክገብር ኣለኒ😢😢😢😢😢
ክትማሐር ሪ እንድሕር ቀሪብካ ከሙ ጌሩ ግዜ የነውሕ አጆና አይስልችወና እቲ ግዜ ንስግደሉ እካ ብጣዕሚ እዩ ሐጺር እቲ እከይ ግን አንዊሑ የርእየና don’t give up
😅
አጆኪ ከይባተኪ ትራይ ፀልይ ተፀሚምኪ ሰለስተ ግዜ ንሰለስተ ማኣልቲ ፀልይ እሞ ክትክየሪ እኪ እመንንኒ። ተገደደ አብ ዩቱብ እዉን አሎኪ ተተውኡ እልኪ ግን አከዲምኪ ካ 7 ግዜ ስገዲ ሹኡ እግዚአብሔር ክረዳኪ እዩ።
ኣብ ሰማይ ትነብር ኣቦና ንግሆን ምሸት ጸልዪ
ስግደት 41 ምሸት ምሸት ን 1 ወርሒ ከም ስሩዕ ተግባር ኣምልኮ
መግቢ ይኩን ማይ ኣብ ትሰትየሉ ድማ ብእምነት ጸሎት ከይገበርና ኣይንብላዕ
ኣነ እዉን ተደጋጋሚ ጀሚረ የቋርጾ እየ ግን ብቅልል ዝበለ ጀምሪ ተባሂለ ምስ ለመድክዮ ናይ ዕለት ውዳሴ ትውስኪሉ ተባሂለ ስግዳን ውን ከምኡ በብቁሩብ ውን ክንለምዶ ኢና
ሓንቲ ክንርስዓ ዘይብልና ግን ከየባተክና ንጸሊ