Dawit Eyob - New eritrean comedy 2020 ሸባ by Dawit Eyob (SHEBA)
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
- Eritrean Tigrigna comedy by Dawit Eyob 2020
bahgnatv productionn - Tigrigniacomedy
SUBSCRIBE and SHARE ኣይንሕመቅ።
℗ Copyright © Bahgna tv. All Rights Reserved. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Eritreanmusic #Eritrianguayla #Eritreandrama #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021
#AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #Ethiopianmovie #Eritreanbestmovie #Eritreandrama #Eritreanfilm #Ethiopiandrama #Eritreanmovie2019 #Eritreandrama2020 #FunnyEritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021
#AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic
#NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #NewEritreansong
#MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong
#EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong
#NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic
#Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla
#besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020
#Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic
#OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong
#Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy
#Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic
#Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia
#EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie
#Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms
#Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi
#TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi
#HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna
#TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020
#TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016
#TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #WolaytaMusic
Dawit zefitu eske like deki eri
I like him very much
@@abelyouhanns772 me too sebey
ደቂ ኤረይ ሓላላት ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እመ ብርሃን ጽላላ ተንብረልኩም ::
Amen Amen Amen🙏
ሲንግላውያን ሓጻር ጥዕምቲ ስልሲ ይሰርሕ ኣለኹ ንቐደም ✅️
Ewey wela ane
Anes you tube kri xomey wile taklena da zarkey
hji beliae zarkey single nay mudey
Kkkkk kelu geza sengal wey hawey emo gal do kesdlka
Mussie TN kkkkkkkkkkkk koysom Thanks bor
ቁማር እቲ ዘይምሕር ሕማማ
ሓደ ዓርከይ 400.000 ናቅፋ
ተበልዑ ሕጂ ምስ 4ተ ደቁ ሕሰም ዝመልኦ ናብራ ይነብሩ ኣለዉ
Pls ቁማር መጻኢኻ ዘጸልምት ግናይ ወልፊ እዩ
ንጠንቀቅ የሕዋት
ኢሰያስ ድዩ በሊዕዎ ክክክክ
@@ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት ዶንቆሮ ኣይትኹን
ፖለቲካን ቁም ነገር ዘረባን ግዜን ቦታን ኣለዎ ::
ናይ ብሓቂ መድሃንት ዘይብሉ ወልፊ ኢዩ
shalom eritrea zbei yblaeka riesi derho
@@merrylove5129 ይቅረታ ስለ ዝፈልጦ ኢየ ኮምኡ ኢለ ጽሕፈ
ናይ ሕማመ ካኣ መጺኡ ቡሩኽ ቀዳመ ሰንበት ደቂ ኤረይ 🇪🇷.
👍🏽👇🏽
ዛሃሩ ሸባ ዝኾነ ጥራይ #ላይክ ይጽፋዓኒ
Ezi wezal sheba anes kexelo mate eye nare
Sheba Fiyori
Ok nska kea subscribe gbereley please 🙏
N Dawit zhbyo like keyregexe keyhalf .dawit sheba kkk
DAWIT IS simply funy! Love this guy!
Mebel 6 mekaney eye eritera 🇪🇷nezelalem tenber ✌️✌️
😍
ከይረኣክዋ like አልና ኣለና ዳዊቶም ጅግና አታ ሰበይቶም አሞ ናይ ብሓቂ actor ኽትነፍአ
Dave habibi edmen teinan yhabka
We love so much Dawit good job thanks.
ኣታ ሸባ ጌረ'ዶ ገጻ ክሽፍና ኢልዋ ዳቪዶ ኣስሊ ክክክክክክ ዝተበልዐ ደኣ መን ይፈትዎ
ክክክክክክክክክ ዳዊት ምሕጎል ዱኾን ዓጺካ እንዳ ቁማር ምዉዓል ይሓይሽ ኢልካዮ
Like regex ne dawit tftu
Wwwww
Deqi erey 🇪🇷ab zelekumo selam halwuley
👇
Eway Dukan Bazelin Heza terfaa 😂😂😂😂
Kkkkkkkkk sheba hawey sheba hawey
Thanks more deki erie jiganu 🇪🇷😘
ክክክክክክ ሸባ ክክክክክ ኣታ ሞይተልኩም በሉ
Maida zile tebizhe hawey zey konka haweboy konka eka tesimani 🤣🤣🤣🤣so funny kixlo des zibel comedy 🤣 😆 👍👍
Hhhhhhhhhh dawita meksen ktexlleni eka neay 😅😅😅😅😅🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤✋
DA wit metselel eati NDA wit zfetu😍😍😍boo 👉🏼👉🏼👉🏼👍👍👍👍👍👍👍
Awaze gere naki ydrereki🤣😂
ክክክክክ ዳዊት እዮብ ፍሉይ ኢካ ሰሪሕካያ ናይ በሓቂ
sni harmaz eina nshez🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 moyte gle
Nice dawita
Dawita nay bhaki abyi tmhrti ajoka ketslo bro
ሸባ ክክክክክክክክክክክክክክ ዳዓ ጅግና
Kkkkk ባናና ይልን ጣዕምያ የልን ሞ ደይትዓጽዎ ዳኣ ክክክ ዳዋ ድዋ ያዓክ
Tsubk srah dawitom shukor wedi eriy 🇪🇷❤️🥰❤️ we love you keep it up
Kkkkkkk Eskemehal mashi Dawita ♥️♥️♥️
ሕጂ ከኣ ብ ካልእ ሜድያ መጺኻና ክክክክክክክክ ዴቭ መቅሰን
Kkkkk Shiba bara dawit shikor kef alka dawita
Mafyatat alekum do abzia👍👍👍
ከም ዝሓረረ ስም ካርድ ኮይነ ጠጠው ኢለ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
መን ድኺም ሁሉው ክንታት። ደቂ ኤረ። ተጋሩ ወዲኤን።
Edman tenane deki eri🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
kkkkkkk bazeln ጥራይ ተርፉ
🤣🤣🤣 ሸባ ዛህረይ ያሆ
Dawit asli kkkkkkk bravotat kkk
እንታይ ዓይነት ማፍያ ሰብኣይ ኢዩ like እስከ ኣግርጩው ስለ ማርያም፡ እዛ ሰባይ ክተጸልለኒ ያ፡ ኣለኩም ዶ ከምዚ ከማይ ከ!!!
@@d.p.5822 nay behaki kubur haw eti nxhfo knfelt alena nska kea nfua kemzi geyrka nmrdeaka thkes
Nic vedio
Anta sheba gere do kshifna gexa dawitey
ክክክክክክክ ዳዊት መቅስን
Kef aleka ata wedi 👏👏👏❤
ኣጆኩም ቀጽሉ
Kumar danger kkkkk sheba
Way qosille hhhh sharmutha ka ybil
So funny davi habibi
Kkkkkkk sebay ahguskani
Thanks guys good job love u 🥰🥰🥰🥰🥰
Dawitey yaho mekseneyy
way dawit hawey keza natey agatimatka bel lebi ngeber diki eri
ሸባስ ፉሉይ ኢኻ ክክክክክክ
First
Mashi kkkkkkk😜😜😜😜
Nice comedy deqi eri
Very Nice film
Ata askha da wudua andikha 😆
Capo nic job
Well come dawit 💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤴🤴👍
Dawa jgna yaho
ይነበብ! ይነበብ! ይነበብ!
ኣስተውዕል ኤርትራዊ !
" ካብ ትግራዋይ ዝቐርብ ሓው የብልካን! "
=====================================
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ኩናት ዓድዋ፣ ንዝተማረኹ ኣስታት 800 ዝኾኑ ኤርትራዊያን መንእስያት፣ ብተጋሩ ዝቖመ ሰራዊት ኣሉላ እንግዳን መንገሻ ዮሃንስን የማናይ ኢዶምን ጸጋማይ እግሮምን፣ ኣብ ጉንዲ ዕንጨይቲ ጌሩ፣ ብጎዞሞን ፋስን ቆሪጹ፣ ኣይብልዑ ኣይስተዮ ጌሩ፣ ናብ ዓዶም ኣፋንይዎም። ንመዋእሎም ድማ ብኣካላዊን ስነ-ኣእምሮኣዊ ቃንዛ ከምዘሕልፍዎ ጌሩ፣
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ኣስመራን ካልእ ከባቢታት ኤርትራን፣ ኣብ ግዜ ደርጊ ናይ ኢሰፓ፣ ናይ ቀበሌ ሊቀመንበር፣ ናይ ደህንነት ዕሱብ ኮይኑ፣ ምሳኻ ትግርኛ እንዳተዛረበ፣ ብሕጓ ምስ ስርዓት ደርግ እንዳተመሻጠረ፣ ንንብረትካ ክዘምት፣ "ሻዕቢያ እዩ፣ ጀብሃ እዩ" እናዳበለ፣ እንዳጠቆመ አእሲሩካ ፣ ካብ ሃገርካ ሃጽ ኢልካ ከምእትስደድ ጌሩካ፣ ኣቕቲሉካ፣
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ሻዕቢያ ንኢትዮጵያ ወሪሩ ብምባል፣ ን 100 ሚልዮን ህዝቢን 82 ብሄር ብሄረሰባት ኢትዮጵያን ክተት ኢሉ፣ ንጸጋታት ዓባይ ሃገር ኢትዮጵያ ተመኪሑ፣ "ኣምሓራይ ኣሎ በሎ፣ ኦሮሞ ኣሎ በሎ፣ ጋምቤላ ኣሎ በሎ...በሎ ነዚ ትምክሕተኛ ኤርትራዊ" ብምባል፣ ብበዓል ኢያሱ በርሀ እንዳደረፈ ተዋጊኡካ፣ ደጊምካ ዘይትረኽቦም፣ ኣሽሓት አዚኻ እተፍቅሮምን እትናፍቖምን፣ ቀያሕትን ጸለምቲን መንእስያት፣ ኣወዳትን ኣዋልድን ደቅኻን ኣሕዋትካን ቀቲሉልካ፣ ኣሰንኪሉልካ፣
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ነቶም ኣዚኻ እተኽብሮም፣ ኣብ ጽላት ልብኻ ብወርቃዊ ቀለም ኣስማቶም ንዝወቀርካዮ፣ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ፣ ልዕሊ ዝኾነ ክቡር ነገር እተኽብሮም ስውኣትካ፣ ንመቓብሮም ፊሒሩን ኣዕጽምቶም ኣብ ንፋስ ዘርዩ ንልብኻ ንዘንትእለት ኣድምይዎ፣
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ካብ ማእኸል ዓድኻ ኣፈናቒሉ፣ መሬትካ ወሪሩ፣ ኣባይትኻ ኣፍሪሱ፣ ኣእማን፣ ብሉኬት፣ ሞራለ፣ ዚንጎታትን ካልእ ድስቲ ኩስኩስቲ፣ ኩሉ ሓጨመጪ ገዛኻ ከይተረፈ፣ ብኣድገ በቕሊ ጽዒኑ ናብ ትግራይ ኣግዒዙ ናብራኡ ኣጣጢሑሉ፣
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ልዕሊ 100,000 ኤርትራዊ፣ ሕብሪ ዓይንኻ ደስ ኣይበለንን ብምባል፣ ካብ መላእ ኢትዮጵያ፣ መዋእልካ ሰሪሕካ ዘጥረኻዮ ገዛኻ፣ ጋራጃትካ፣ ሆቴልካ፣ ድኳንካ፣ መኻይንካ፣ ኣብ ባንክ ዘቐመጥካዮ ቅሙጥ ገንዘብካ ወዘተ. ኣብ ሓንቲ ረፍዲ ዘሚቱ፣ ካብ ገዛኻ ኩባያ ከየልዓልካ፣ ብፒጃማን ብሸበጥ ሳእኒን ኣባሪሩካ፣ ብንብረትካን ገንዘብካን ድማ ኣብ ልዕሊ ካልኦት ህዝብታት ኢትዮጵያ ጸብለል ኢሉ ተራእዩሉ፣
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ'ቲ ደቂስካሉ ዝነበርካ ሆስፒታል፡ ተተኺሉልካ ንዝነበረ ጉልኮስ ኢንፊውዥን ኣውጺኡ ሰጉጉካ፣ ካብ'ቲ ብብሕትውና ትቕመጠሉ ዝነበርካ ገዳማት ኢትዮጵያ እውን ከይተረፈ "ኮማንዶ ሻዕቢያ" ዝብል ስም ኣጠሚቑ ኣባሪሩካ፣
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ዝነብሩ ዝነበሩ ኤርትራዊያን ስድራቤታት በታቲኑ ንገሌኻ ኣብ ኢትዮጵያ ጀሆ ሒዙ ኣትሪፉ፣ ንገሌኻ ሰጉጉ፣ ንገሌኻ ዘይሓሰብካዮ፣ ናብ ኬኒያን ጅቡቲን ብእግርኻ ሃጽ ኢልካ ከምእትስደድ ጌሩ፣ ንገሌኻ እውን ኣብ ጫካታት ደቡብ ኢትዮጵያ ድራር ኣራዊት ከም እትኸውን ጌሩካ፣
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ብሰንኪ ኣብ ኢትዮጵያ ዝወረዶም ዝምታ ንብረትን ብሰንኩ ዝሰዓበ ኣካላዊን ስነ ኣእምሮኣዊ ሃስያን፣ ማእለያ ዘይብሎም ሰብ ጸጋ ኤርትራዊያን ብደም ብዝሒ፣ ብሽኮርያን ብብስጭትን ኣብ ዘይመዓልቶም ካብ'ዛ ዓለም ብሞት ከምዝፍለዩ ጌሩ፣ በዚ ድማ ንስድራቤታት ኣብ ዓሙቕ ሓዘንን ቅዛነትን ሸሚሙ፣
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ንዓኻ ንዝተፈረደልካ መሬትካ ንዓመታት ጎቢጡ ሒዙ፣ ንጉዝጓዝ ሓያላት ሃገራት ዓለምን ን100 ሚልዮን ብዝሒ ህዝቢን ጸጋን ኢትዮጵያን ተመኪሑ ተላጊጹልካ፣ ንዋሕዲ ህዝብኻን ጸጋታትካን ተበሊጹ፣ ያኢ ብታንክታትካን መዳፍዕኻን ካብ ሽረ ጀሚርካ ኣብ ቤተ መንግስቲ ኣራት ኪሎ ኣዲስ ኣበባ ከምዘየእተኻዮ፣ " እስከ ቅረበኒ ኣንታ ፈራህ፣ ኣንታ ሃዳሚ፣ እንተደልየ እውን ኣስመራ ክኣቱ ይኽእል እየ" ክብል ብጅግንነትካ ተላጊጹልካ፣
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ን16 ዓመታት ኣይ ኩናት ኣይ ሰላም ፖሊሲ ኣዊጁ፣ ናይ ንእስነት ዕድሜኻ ኣብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ጅሆ ከም እትትሓዝን፣ ካብ ሓዳርን ናብራን ከምእትተርፍ፣ ሕዱር ሕማም ከም እተጥሪን ብሰንኪ ንውሓት ጊዜ ተማሪርካ ሃገርካ ገዲፍካ ሃጽ ኢልካ ከም እትስደድን ጌሩካ፣
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ጥቓ ዶብካ መዓስከር ስደተኛታት ከፊቱ "ናብ ኣሜሪካን ካናዳን ክሰደካ" እየ ኢሉ፣ ኣወናዊኑ ካብ ሃገርካ ከምእትወጽእ ጌሩካ፣ ኣብ መላእ ዓለም ፋሕ ጭንግራሕ ንኽትብል ስትራተጂ ነዲፉ ኣበርቲዑ ሰሪሑ።
ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ብስምካ ከም ስደተኛ ተመዝጊቡ ኣሜሪካን ካናዳን ኣትዩሉ፣ ወረግ ገሊኦም ተጋሩስ፣ ንሳቶም ንስኻ ኮይኖም፣ ብስምካ፣ ብስም ኣቦኻን ብስም ኣባሓጎኻን ተጠቂሞም እዮም ኣሜሪካን ካናዳን ኣትዮም። ንስኻ ድማ ብከርፋሕ ናብራ መዓስከር ስደተኛታት ትግራይን ንውሓት ጊዜን ተማሪርካ፣ ካብ ትግራይ ናብ ሱዳን፣ ካብኡ ናብ ሊቢያ፣ ካብኡ ድማ እንተቐኒዑካ ናብ ኤውሮጳ ክትሰግር ክትብል፣ ኣብ ሑጻ ሰሃራን ኣብ ማእከላይ ባሕሪን ተዋሒጥካ ከም እትተርፍ ጌሩ፣ ኩሊትካ ብሽፋቱ በደዊን ከም እትስረቕ ጌሩ፣ በዚ እውን ኣላጊጹልካ፣ ብኮራርምቱ ስሒቑካ፣
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ንሓውኻ ወይ ሓፍትኻ ከተልቅቕ፣ ንጅሆ ተሓዝቲ ሸፋቱ በደዊን ማእለያ ዘይብሉ ገንዘብ ከም እትኸፍል ጌሩካ፣ ገንዘብካ ከፊልካ እውን ኣሕዋትካ ካብ መጥባሕትን ሞትን ኣየድሓንካዮምን። ነዚ ጌሩ ከብቅዕ "በዓል ኢሳይያስ ኢዮም ምስ ኣዕራብ ተመሻጢሮም ኩሊትካ ሰሪቖሞ" ኢሉ ከእምነካ ብዙሕ ጽዒሩ፣
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ምሳኻ ከምዘይተሰደደ፣ ምሳኻ ኣብ ሑጻ ሰሃራ ከምዘይተቐበረ፣ ምሳኻ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከምዘይጠለቐ፣ ምሳኻ ብግብረሽበራዊያን ኣብ ሊቢያ ከምዘይተሓርደ፣ ኣብ ኤውሮጳ ኣትዩ እውን ብሓሶት "ኤርትራዊ እየ" ኢሉ ዑቕባ ስደተኛ ከምዘይረኸበ፣ ተመሊሱ "ኣንታ ተረፍ ሰሃራ! ኣንታ ተረፍ ዓሳ! ኣንታ ስደተኛ! " ክብለካ ይውዕል ኣሎ፣
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ነቲ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ትግራይ ብ UNHCR ንዝወሃበካ ካብ ስርቂ ተጋሩ ንዝተረፈ መቑነን እኽልን ዘይቲን፣ ካብ ቆፍኡ መቒሉ ከምዝሃበካ፣ ንጥውረካ ኣለና፣ ነብለዓካ ነስትየካ ኣለና ክብል ይዋጥየልካ ኣሎ፣
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ካብ ውሽጢ መዓስከር ስደተኛታት ትግራይ ጀሚሩ፣ ዓሰርተታት ናይ ኣውራጃ፣ ብሄራትን ሃይማኖትን ውድባት ጫጪሑ፣ መዊሉን ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ደብረዘይትን ሃዋሳን ኣኼባታት ብምውዳብ፣ ንሓድሕድካ ከም ዘይትተኣማመንን ፋሕ ጭንግራሕ ንኽኣትወካን ኣበርቲዑ ሰሪሑ፣
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ብናይ ሓሶት ጠቐነ ንኣስታት 10 ዓመታት ሃገርካ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ከም እትእገድን ብሰንኩ ድማ ከቢድ ቁጠባዊን ስነ-ኣእምሮኣዊን ሃስያ ከም ዝወረደካ ጌሩ፣ ነዚ ብምግባሩ ድማ ብዲፕሎማሲያዊ ጥበብ ንዓኻ ከምዝበልጸካ ከርእየካ ፈቲኑ፣
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ኢትዮጵያ ስምካን ክብርኻን ንኽብለል ብቴሌቭዥን፣ ብራድዮን ጋዜጣን መጠነ ሰፊሕ ፕሮፖጋንዳ ኣብ ልዕሌኻ ኣካይዱ፣
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ማእለያ ዘይብሉ ናይ ሓሶት ኣስማትን ስእልታትን እንዳተጠቕመ፣ ኤርትራዊ ተመሲሉ ኣብ ፌስ ቡክ፣ ትዊተርን ፓልቶክን ንሓድሕድካ ብከባቢ፣ ብሃይማኖትን ብፖለቲካዊ ኣረኣእያን ከምእትናቖር ክገብረካ ይፍትን ኣሎ፣
- ትግራዋይ ሐውኻ ስለዝኾነ፣ ነዚ ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተፈጢሩ ዘሎ ናይ ሰላም ሃዋህው ንኽዝረግ፣ ዝተፈላለያ ናይ ዩቲዩብ ቻናላት ከፊቱ ለይትን መዓልትን ኣበርቲዑ ይሰርሕ ኣሎ፣ ወረግ "ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ " ዝብል ዳእላን "ካብ ኤርትራ ኢሮብ ትዓቢ" ዝብል ታፔላ ሒዙ ኣላጊጹልካ፣
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ እዚ ኩሉ ብቓላት ዘይግለጽ ግፍዕታት ኣብ ልዕሌኻ ኣውሪዱ ከብቅዕ፣ ከም ወዮ ዘይሓፍር ኣንበጣስ ግራትካ ወዲኡ ኣብ ደጎልካ ይሰፍር ዝተባህለ፣ ይቕሬታ ከይሓተተ፣ ታቦት ቤተ ክርስትያን ተጎዝጉዙ፣ "ኤርትራዊያን ኣሕዋትና፣ ንዑ ናብ ክልል ትግራይ፣ ሰቲ ነስኒስና፣ እግርኹም ሓጺብና ክንቅበለኩም ኢና " ክብል ይሕጭጨልካ ኣሎ፣
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ንዝተፈላለዩ ባጋሚዶ ኢትዮጵያዊያን "ጋዜጠኛታት" ገንዘብ ሂቡ፣ ንኽብርኻን ንታሪኽካን ዝድውን ዘረባታት ከምዝዛረቡ ብምግባር፣ ንዓኻ ኣብ ዘይከውን ስምዒት አእትዩ፣ ተሞኽልዩ ድማ ንክኸስበካ፤ ሓላዪኻ ተመሲሉ ፕሮፖጋንዳ ክሰርሓልካ ይውዕል ኣሎ፣
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ንስእሊ ሓርበኛታት ተጋደልቲኻ፣ ንቅያ ታሪኽ ተጋድሎኦም ከም ናቱ ኣምሲሉ ንኽጥቀመሎምን ንኽንየተሎምን ክሰርቀካ ይውዕል ኣሎ፣ ወረግ ኣንጻርካን ኣንጻር ካልኦት ኢትዮጵያዊያንን መፈከሪ ጌሩ ይጥቀመሎም ኣሎ፣
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ብበሰላ ኩናትን እገዳን ሃገርካ ካብ ልምዓት ጅሆ ከምእትትሓዝ ጌሩ ከብቅዕ፣ ብድሕሪ ስምምዕ ሰላምን ግዚያዊ ምኽፋት ዶብን ናብ ኤርትራ ኣትዩ፣ "ኣስመራ ፎቕ ዘይብላ፣ ጽርግያ ዘይብላ፣ መናድቓ 'ኳ ሕብሪ ዘይተለኽየ፣ ጭፈራ ቤት ዘይብላ፣ ጫት ቤት ዘይብላ፣ ከም ቀደማ እያ ዘላ" ክብል ኣባሓጎታትካ ቅድሚ ኣባሓጎታቱ፣ ፎቕን ጽርግያን ከምዝፈልጡ ረሲዑ ተላጊጹልካ፣
- ሻዕቢያ ንኢትዮጵያ ወሪሩ ብምባል፣ 100 ሚልዮን ኣምሓራ፣ኦሮሞን ካልኦት 82 ብሄር ብሄረሰባትን ኣኽቲቱ ከም ዘይወረረካ፣ ከምዘይቀተለካ፣ ሕጂ ተሞኽልዩ ንዓይ ኣግሊልካ ከመይ ጌርካ ምስ ጸላእትኻ ኣምሓራን ኦሮሞን ትራኸብ ኣለኻ ኢሉ የላግጸልካ ኣሎ፣
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ወርሒ ሰነ 2000 ንስምምዕ ሰላም ኢልካ ካብ'ቲ ዝሃነጽካዮ ድልዱል ድፍዓት ናይ ግንባር ቡሬ (71 ኪ.ሜ ካብ ወደብ ዓሰብ) ብድልየትካ ወጺእካ ናብ ቀላጥ ጎልጎል (37 ኪ.ሜ ካብ ወደብ ዓሰብ) ምስ ቀየርካ እውን 10 ክፍለ ሰራዊታት ኣኽቲቱ፣ ብእልቢ ዘይብሉ ከበድቲ ኣጽዋር ተሰንዩ፣ ናይ 10 መዓልታት ለይቲን ቀትርን ኩናት ብምግባር፣ ደጊምካ ዘይትረኽቦም ቀያሕትን ጸለምትን ከም እትኸፍል ጌሩካ፣
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ ኣብ ወርሒ ሰነ 2000 ብወያናይ ተቀዳ ኣለሙ ኣቢሉ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ንዝነብሩ ተጋሩ " ኣብ'ዚ ሳልስቲ ዓቢ ብስራት ከነስምዓኩም ኢና፣ ዓሰብ ክንሕዛ ቀሪብና ኢና" ዝብል ፕሮፖጋንዳ ጌሩልካ ከብቅዕ፣ ሕጂ ድማ ተሓላቒ ወደባትካን ባሕርኻን ኮይኑ ያኢ "ኣምሓሩን ኦሮሞን ንወደባትካ ኢዮም ዝደልዩ፣ ንባሕርኻ እዮም ዝሃርፉ፣ ኣነ እየ ንልኡላውነት ኤርትራ ዘኽብር" ብምባል ዝሓስብ ኣእምሮ ከምዘይብልካ "ሃሳስ" ቆጺሩ ክኸስበካ ይጽዕር ኣሎ፣
- ትግራዋይ ሓውኻ ስለዝኾነ፣ እንታይ ከ እዩ ዘይገበረካ? .....ኣነስ ምጽሓፍ ደኺመ፣ ኣንታ ኣንባባይ ቀጽሎ ባዕልኻ !
እሞሲ፣ እዚ ኩሉ ጽሒፍካ እንታይ ኣምጻእኻ እንድዩ፥
ኤርትራዊ ለብም!
ኤርትራዊ ኣስተውዕል!
ኤርትራዊ ኣይትዓሹ !
" የዋህ ኤርትራዊ ዘረባይ ስምዓኒ፣ ዓፍራ ከይትረግጽ መሲሉካ እምኒ" ክቡር ስነ-ጥበባዊ የማነ ባርያ
" ሽሕ እንተኾነ ሕያዋይ፣ ኣይትእመን ትግራዋይ" ምስላ ለባማት ወለድና !
" ንትግራዋይ ኣድርሮ እምበር፣ ኣይተሕድሮ" ምስላ ለባማት ወለድና !
" ትግራዋይ ትኽ እንተበለ ከም ማዕጺድ" ምስላ ለባማት ወለድና !
" ልቢ ትግራይ ጥውይዋይ" ምስላ ለባማት ወለድና !
" ኣኽሱም ምቕማጥ ሕሱም" ምስላ ለባማት ወለድና !
Ezi tblo zeleka kulu haki eyu gele keman nay kedem dresaekayo aleka.
Neabnet raesi alula ab nega ab akeleguzay zgeberwo kotsirka zwdae aykonen.
Gn mewedeta entay ykun?
Kid afti enda agazian kidka kemeu bel dumsus
Wow
@@abrahamgirmay7971bhaki kulu izi xegem ziwerdena zelo bisenkom eu dekiza komalat dhan hiji gin kostariom mexiu alo aby jigna ketfom eu kemzeyele dekiza serekti
Eyobe lions
እዚ ቆልዓ ምስ ዳዊት ዘሎ ግን እንታይ እዩ ነዛ ኣፉ ዊጥዊጥ ዘብላ ሞጥማጥ🙄😁
🤣🤣🤣🤣 hahaha
ክዋሳእ ግን ፍሉይ እዩ
kerkirena kkkkkk azekirna iko dawit shikor
ብናተይ ርድኢት ካርታ ንሃብታም ጥራሕ እያ ትኾነሉ መስለኒ..... ጽቡቕ ስራሕ ከኣ devava
Kkkk zelwo da kay bela selzay ferha teknelu. Zay belu gun kay bela enda ferha ykyda teblu ka yemles kkk
solomon brhane kumar nay adina dea ente kefe ente kefes. Mis tebelaka yeqatubuka abzi Europa zelo kumar eyu gud muebul kumar abzen mashine hanegneg kiblu ywuelu mis tebelu xerxer enda belu ykedu shue wela b mekina teregixom aysemuen eyom 😁
@@ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv ewa nay bi hakey nay eropa kamer da mes compter endeyou betami hedgena eyou amlka da yhlwena ember kebdi eyou
Kkkkkkk meshiea
Kem lemin awdiqe kehasyeka eye kkkkkkkkk moyte dye gel
Berhe mdengel kkkkkkkkk
ኣያ በርሀስ ድሕሪ ቁሩብ ግዜ ኣብ ናይ ባንግላዴሽ ቻነል ክንረኽበኩም ኢና
Kkkkkkkkk
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Kkkkkkkkkkk awaze geyre ydrereki naki
baba berehe zfetu like
Kkkkkk eza film eza eka nay esyasin Abbie Ahmed eye timlket kkkkkkkk
Dawit nay mudey
Thanks dawit6
Welcome deqi eriy🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
Kkkk mashii ewe
ማሺ ክክክክ
ኣሕዋተይ ዓቕመይ ዘፍቀዶ ሰሪሐ ኣለኩ ኣብዚ ናተይ ኣቲኩም ርኣይዋ እንተፈቲኩም ክኣ ሳብስክራይብ ሞራልኩም ኣይፈለየኒ
ጠዋሊ ሕጂ ክህበካ ዛዓርከይ
ajoki ajoka yhwatey xbuk serah
ጸቡቅ ሰራሕ ዳዊቶ ኣብ ቅጻሊ ዘፈትውካ ኮሞድያን ኢካ
Dawit nay himamey 👍
Dawitey meqaen xepaq qedem senbet nikulahena
Zfetwom tewasaeti እንቃእ ደሃን መጻኩም
Sheba dea zahrna neru qedem hji gen shebino toba tobino
kkkkkkk shermuta yea dawa meksen eleka aleku
Eseke bedhrey tera zelka zahrka xewika helef
Kkkkk
Dawit nay hmamey
ala sheba arkeyyyy👇👇👇
Kkkkkk
Di vi habibi nice 😜 ne dawit zefetu 👍
ni sebay sebay Tigebro sebyti ya Jegna nay bahki des zebel temherti ajokum deki Erey
ክክክክክ ምናኣስ አርሚለ መጽዩ ክክክክክ
ፈተውቲ ዳዊት ኣብዚኣ ጨብ
ጸውዕ እስከ ወዲ ሽቀይ
Willkommen deki erey
😂😂🤣🤣💜
Wellcome shikorenatat fetrat
Dawit ተካኢ ሱዚ