መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, April 8, 2023

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 เม.ย. 2023
  • መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, April 8, 2023
    Saturday at 1:45 PM Eritrea Time. Join us. Like & Share!
    Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited.
    Follow us on Telegram t.me/DendenMedia
    Follow us on facebook: / dendenmedia
    To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming visit www.dendenmedia.com/
    To access ERi-TV Official TH-cam Chanel visit / eritveritreaofficial
    To access DimTsi Hafash Official TH-cam Chanel visit
    / @dimtsihafash-official...
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 55

  • @zufanabraham9446
    @zufanabraham9446 ปีที่แล้ว +4

    Wow amazing ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ትምህርታዊ ንሕና ውንብዙሕ ንመሀር አሎና ካብዚ ቀጽልዎ የቀንየልና ተባረኹ🙏🇪🇷👍♥️👋🌹

  • @feventesfay3310
    @feventesfay3310 ปีที่แล้ว +10

    ጽቡቅ መደብን መሃርን እዩ ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ❤ ጴጥሮስ ሓውና ግን ንሑሴን ትግብኦ እያ መሊሶማ እዮም ናይ ጀምዓ ስለዝነበረ ክትሓስበሎም ይግባእ ሰሚዕና'ዮ ኢና 1989 እና በለ ❤

  • @biniamkebrom6818
    @biniamkebrom6818 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ሎሚ ደውልቲ ሲ ኣዴታቶም ክንፋዓ ❤️

  • @aberaabreha5640
    @aberaabreha5640 ปีที่แล้ว +3

    ክትዕወት እምነየልካ ክትብልዎም ከለኹም ደስ ዘብል ዘረባ እዩ ይኹን እምበር መብዛሕቶም መልሲ ኣይህብኹምን
    መልሲ ክህቡኹም ይግባእ ስለዚ የቐንየልና ክብሉኹም ኣቐዲምኩም ሓብርዎም ንባዕሉ ኣስተምህሮ እዩ

  • @annaghebres-nb5cz
    @annaghebres-nb5cz ปีที่แล้ว +4

    መርሓባ መርሓባ መርሓባ

  • @heileghidey9148
    @heileghidey9148 ปีที่แล้ว +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nazrethagos4560
    @nazrethagos4560 ปีที่แล้ว +4

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @luwamamanuel6437
    @luwamamanuel6437 ปีที่แล้ว +2

    Very nice

  • @kesetebitusamlak1473
    @kesetebitusamlak1473 ปีที่แล้ว +1

    Eway n mejamerta live ❤❤❤❤

  • @senaitfiseha175
    @senaitfiseha175 ปีที่แล้ว +3

    Very good

  • @gerrywelderufael2481
    @gerrywelderufael2481 ปีที่แล้ว

    Eri t.v complimenti its per all idea ❣️🇪🇷👈👍👍👍👈🌎

  • @eritrea5289
    @eritrea5289 ปีที่แล้ว

    ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @divoramedia
    @divoramedia ปีที่แล้ว +3

    ሙሉእ ሂወትኩም ብርሃን ይግበረልኩም ንእስነትኩም የምንኩም ገጽ ስድራኹም የርኹም ሩሑስ ባዓል ፋስካ ይግበረልኩም እንዳበልኩ አብ ቻነለይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ

  • @erishikor1672
    @erishikor1672 ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷❤🇪🇷❤💝❤🇪🇷❤💝🇪🇷

  • @drogbathegreat1169
    @drogbathegreat1169 ปีที่แล้ว +1

    Bana anbes mesea adi fealtea temhert kemsegebet. Kemezean meklowet tebey zealow sean alen abez Australia 🇦🇺 ♥️ ❤️ 👌

  • @lucchi3902
    @lucchi3902 ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷❤🇪🇷🌹🌹🌹👍

  • @dubatop7581
    @dubatop7581 ปีที่แล้ว

    Change the back ground music of your program
    It is very disturbing.

  • @user-fw4ck8em5l
    @user-fw4ck8em5l 2 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥳🥳🥳

  • @sanaytredae8445
    @sanaytredae8445 ปีที่แล้ว

    Merihaba Deki erey ikaa dahani metsakumi shikerinatati Deki halali meriyeti. Bitsaaimi. Mahariti. Medebi. 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐️🇪🇷🇪🇷🌴🌴🇪🇷🇪🇷

  • @hizbawiginbarginbarghinda3872
    @hizbawiginbarginbarghinda3872 ปีที่แล้ว +1

    👍
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @samdan8545
    @samdan8545 ปีที่แล้ว +3

    Tagaru temahar eritrawiyan ajewjew aynibilin ena zemxana gerna ena nikeyd kab eritrea temahuru

  • @eritraweteritrawet7048
    @eritraweteritrawet7048 ปีที่แล้ว

    ደቂኤረ መርሐባ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @barkayyemna9996
    @barkayyemna9996 ปีที่แล้ว

    Waww gelinet midbe aflitona zebei eu kislwa❤❤❤❤

  • @tesfaiasbu6694
    @tesfaiasbu6694 ปีที่แล้ว

    Man, Petros! The first question was answered. 1989 simply was responded by his comrade. I bet you this are Mendelai in the front line.

  • @tadeseyonas9130
    @tadeseyonas9130 ปีที่แล้ว

    merhaba burukat sdrabietey muqurat yehwatey maarey amlak msakum ykun amien bahaqi

  • @selammerkeb9754
    @selammerkeb9754 ปีที่แล้ว +1

    እዚኣ መደብ ኣዝያ ሰሓቢት ከላ፡ግን ነቲ ኣብ ሃገረ ሰብ(ገጠር) ዝቅመጥ ህዝብና ዝጓነየት መደብ ምዃና ካብቲ ዘሕርቐካ ኣካይድኣ,ዩ።መኽንያቱ ኣብ ገጠር ዘሎ ምስኪናይ ህዝቢ ቴሌፎን ስለዘይብሉ ከምዘይምልከቶ ድዩ ተቖጺሩ ዘሎ። እዚ ንዝርድኦ ማዕረ ክንደይ ግፍዓዊ ስራሕ ምዃኑ፡ውጽኢት ናይቲ ኣብ ገጠር ዘሎ ህዝቢ ከምዃነይ መጠን ካብቲ እናሻዕ ዘሕርረና ዘሎ,ዩ።ኣብ ገጠር ስለዝነብር ጥራይ ኩሉ ነገር ከምዘይምልከቶ ተቖጺሩ በቃ።

  • @flimonflimon
    @flimonflimon ปีที่แล้ว

    😂😂😂 በዓል ባረንቱስ ህ ህ ህ ጥራይ መሊእዋ ተሌፎን

  • @russomdebesay3081
    @russomdebesay3081 ปีที่แล้ว

    To know law of civil rights of people and duety

  • @user-fy7eh7zi6i
    @user-fy7eh7zi6i ปีที่แล้ว

    ባና ❤️ጋል ኣደይ ሰላምምምም

  • @yemanemogos9463
    @yemanemogos9463 ปีที่แล้ว +1

    30/

  • @maekeleberhane9165
    @maekeleberhane9165 ปีที่แล้ว

    ዝከበርካ ፔተር
    ወዲ ሰብ ደቂሱ ከሎ ይህንጥስ እዩ
    ትክስ ኢሎ ከሎ ግን ኣይህንጥስን እዩ። ስለዚ ሕቶ ትክክል የላን መስለኒ።

  • @visiontv3621
    @visiontv3621 ปีที่แล้ว

    If we dug in spain, we would come out in New Zealand 🤔🤷‍♂️🤷‍♀️

  • @letebrhanhabte4694
    @letebrhanhabte4694 ปีที่แล้ว

    Petros hawey nhusen gn tgbeoya eta melsi semiekaya entekonkas nay kthgzo nerka

  • @amanuelzemichael3901
    @amanuelzemichael3901 ปีที่แล้ว +2

    ኣን ኣብዝእ ትገርመኒ ነገረ ኣላ
    ንሳ ዱማ ስሊማና ጴጥሮስ ጡራይ
    ይሓቱ እንትይ እይ እታ ምስጥር
    መልሰ ግድን

    • @huruybereket6458
      @huruybereket6458 ปีที่แล้ว

      ነናቶም መደብ ኣለዎም ንኣብነት መደብ ድባይዋ መደብ ህርመት መደብ ሕቶን መልስን ነናቶም መደብ ስለ ዘለዎም ኢዩ።

  • @letebrhanhabte4694
    @letebrhanhabte4694 ปีที่แล้ว

    Tenafeqti qexlwo ajokum

  • @MussieBerhane-yp4ux
    @MussieBerhane-yp4ux ปีที่แล้ว +1

    Ane ewn semia yo 1989 zbil

  • @sebyumekseb4939
    @sebyumekseb4939 ปีที่แล้ว

    Badme ke teatu dya 😂😂😂 moyte

  • @judithhabtu5312
    @judithhabtu5312 ปีที่แล้ว

    አንቱም ደቂ ኤረይ እዚ እንግሊዝ ምሕዋስ ድንቁርናን ክነሱ አብ ሃገርና ከም ማዕባለ ተቀይሩ። እቲ አዝዮ አብ ውሽጥኻ ዝአቱ አደይ ዝብል ቃል ገዲፍካስ ማዘረይ ምባል ምዕባለ ተረኺቡ። ክትሰምዖ ከለኻ ከምልሰካ ዝደሊ። ወይ ሃገር ደም ጥራይ ድያ ትሐትት እቲ ክብሪኸ፡ ምዐስ ኢዮ ፡ ካብ ናይ ሐንጎል ትሕትና ንወጽእ፡ ቋንቋና ብዘይ ረስሐት ናይፀባዕዲ ጽሩይ ትግርኛ ንዛረብ።

  • @yemanemogos9463
    @yemanemogos9463 ปีที่แล้ว +1

    Hasot

  • @teklitteklemariam800
    @teklitteklemariam800 ปีที่แล้ว +1

    Melisuwa eu 1989

  • @judithhabtu5312
    @judithhabtu5312 ปีที่แล้ว

    አነ ዝገርመኒ አብ ኤርትራ ከም ድላይካ ኢንተራነት ዘየለስ፡ ከምዚታት ዐለምለኻዊ ሕቶ ብዛዕባ መንደቅ በርሊን ክሐቱ አይግብርን። ንዝኾነ መንእሰያት አብዚ ቀረባ እዋን ዝወጹ ኤርትራ መን ኔሩ ሽማ ተበልዎም ኤሩ፡ ነስመራ መን ሽም ሂብዋ አሉላ አባ ነጋ። እንዳበሉስ ታሪኽ ኤውሮጳ ትሐቱ። ቅድም ናትና ንግበር፡ ብሕልፊ አብዚ ስደት ተወለዱ፡ ብታሪኽ ኤውሮጳ ጸሚሞም ታሪኽ ኤርትራ አብ ኤውሮጳ ከኽፍእዋ ተዘይኮይኑ ህላውነታ ዘኪራማ ዘይፈልጡ ኤርትራ ፡ ብዛዕባ መንደቆም ምዐስ ምፍራሱ ንህዝብና እንታይ ትምህርቲ ይህቦ?????? ዘይተተንከፈ ታሪኽ አለና ትብሉና ተመሊስኩም ታሪኽ ኤውሮጳ ተጋውሑ፡ ገሪሙናሎ። ንምሳለ መንእሰያት ብአውራጃ ተሐሚሶም ዘለዉ። ንምንታይ አውራጃ ተደልዮ፡ መንከ ሰይምወን? እዚ ሐድሽ ዞባ ብኸመይ ተወሲኑ፡ ንምንታይ በዚ ተሐንጺጹ? ኮታ ታሪኽና ንሕና ጥራይ እና ከነሰጋግሮ፡ እንተ መንደቅ በርሊን ግን፡ ዐለም ብዐለማ እያ ተዘንትወሉ። ኤርትራና መመሊሳ ትባረኽ ፡ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንስውአትና ፡ዐወት ንሐፋሸ ፡

    • @barkatv6463
      @barkatv6463 ปีที่แล้ว

      ኣብ ጎግል ርኢኻ እንተመሊስካዮ ደኣ እንያይ ትርጉም ኣለዎ፡ንምንታይ ድዮም ንናይ ደገ ዕድል ዘይህቡ ዘለው?መንደቅ ጀርመን በርሊንግ ዝፍረሰሉ ኸኣ ኖርማል ኣብ ትምህርቲ ተማሂርካዮ ኢኻ

    • @judithhabtu5312
      @judithhabtu5312 ปีที่แล้ว

      @@barkatv6463 ይገርም ኢዩ ኢቲ ዝዐበየ ናይ ሪኢቶይ ሕቶ ብጽግዒ ገዲፍካስ ገና ብዛዕባ መንደቕ ጀርመን ትምልስ ኣለኻ ምግራመይ ወዲኤ። ሐሳብ ንህበኩምኮ ክንካታዕ ኣይኮነን፣ ከባቢና ኢንታይ ይጠልብ ኣሎ፣ ካብቲ ትገብርዎስ ኢንታይ ትምህርቲ ክንወስድ ንደሊ ንምሕባር ኢዩ። ድላይኩም ግበሩ።

  • @dawitberhane6484
    @dawitberhane6484 ปีที่แล้ว

    ሰለምንታይ አዩ ግን ካብ ዞባ ደቡብ ዘይድወል ? ተገዲስኩም ክትምሉስለይ ተስፋ ይገብር ። ምክንያቱ 30% ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ደቡብ አዩ ዝነብር ።

    • @berhanetewolde3247
      @berhanetewolde3247 ปีที่แล้ว +3

      ፖለቲካ ክትሰርሕ ትፍትን ኣለኻ:ወዲ ጁንታ!

    • @dawitberhane6484
      @dawitberhane6484 ปีที่แล้ว

      @@berhanetewolde3247 ፖሎቲካ ከመይ ድካ ትርዶኦ ? ካብ ምጽራፍ ክተብርሃልይ ምፍታን ይምረጽ

    • @berhanetewolde3247
      @berhanetewolde3247 ปีที่แล้ว

      @@dawitberhane6484 ካብ ዞባ ደቡብ ከይትሳተፉ ዝተባህሉ ጌርካ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ።ስለዚ ኣባሃህላኻ መሪጾም ኢዮም ዝቕበሉ ዘለዉ ኢዩ ዘስምዕ እሞ:ነዚ ሕሱር ፖለቲኻ:ቦታ ድለየሉ።ኣብ ኤርትራ ከምኡ ዝብሃል የለን።ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ተኸታተል እሞ:ካበየናይ ዞባ ኢልካ ክኣ ቁጸር።ዓዲ ቀይሕ ክኣ ዞባ ደቡብ ምዃኑ ኣይፈለጥካን ኣለኻ።

    • @sanaytredae8445
      @sanaytredae8445 ปีที่แล้ว +2

      @@berhanetewolde3247 tsiibuki. Aleka izi. Sebi. Hade. Kabi itumi nihizibi Eritira. Tsibuki. Zeyi. Minewu. Iyu Nihina eritirawiyani nukuhati nikuni 🇪🇷🐫🇪🇷🌴🇪🇷🐫🇪🇷🌴🌴

    • @flimonflimon
      @flimonflimon ปีที่แล้ว +1

      መስመር ይኣብዮም ይኸውን እምበር ካብ ምሉእ ሃገር እንዲዮም ዝፍትኑ 🤔🤔🤔🤔

  • @mdcali-up8zx
    @mdcali-up8zx ปีที่แล้ว +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yemanemogos9463
    @yemanemogos9463 ปีที่แล้ว +1

    30/