ዳህሳስ ዕደና ወርቂ ከርካሻ ኤርትራ / Gold Exploration Project Kerkasha Eritrea

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 56

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 2 ปีที่แล้ว +7

    ነዛ ብሪኽቲ ዝኮነት ሃገረ ኤርትራ ጎይታ ይባርኽልና !!!

  • @Darotayy
    @Darotayy 2 ปีที่แล้ว +5

    ጽቡቅ ሐብሬታ፥ግን ትጠፍኣና እናኮንካ፥🌟🌟🌟🌟🌟

  • @joshuastif9918
    @joshuastif9918 2 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ዩ ዘግሄካ ጽዓዱ ወላ ኣብ 21ክፍለ ዘመን ይጉርጉሩና ምህላዎም ንዓና ሓልዮም ዘይኮኑ ንመኽሰቦም ዓደይ ራጂ ገሮም ኩሊታ ከይተረፈ ይፍትሽዋ ኣለዉ😢

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 2 ปีที่แล้ว +3

    ጽቡቕ ሓቤሬታ ኢዩ ክቡር ሓውና ነመስግነካ !!!

  • @nastnetogubamicheal467
    @nastnetogubamicheal467 2 ปีที่แล้ว +1

    Amlak Eritrea ybark 🇪🇷 🇪🇷 ♥

  • @awelkir3979
    @awelkir3979 2 ปีที่แล้ว +3

    Good job keep it up

  • @abelbereket8569
    @abelbereket8569 2 ปีที่แล้ว +3

    Welcome back buddy.

  • @hermonogbamichael8599
    @hermonogbamichael8599 2 ปีที่แล้ว +1

    Bravo. A good analysis.

  • @jossykennedy7406
    @jossykennedy7406 2 ปีที่แล้ว +1

    thanks bro appreciated

  • @abayweldeghergis7874
    @abayweldeghergis7874 2 ปีที่แล้ว

    ዓናጉሉ ኣብያሶኒ ኣልገናይ ዳሰ ፎደ ትኹቢያ ጨፋራይ ዓድእብርሂም!

  • @ወዲዘርአ
    @ወዲዘርአ 2 ปีที่แล้ว +2

    God job bro👍🏼

  • @lucadaniele5118
    @lucadaniele5118 2 ปีที่แล้ว +3

    Waaw Good explanation GBY, unfortunately we are not seen nothing on infrastructure, public services from the income

  • @rebecca-TL
    @rebecca-TL 2 หลายเดือนก่อน +1

    Yes sir more news about Gold God has blessed Eritreans but where is Isaias taking it, no water no electricity no internet no ATM no peace no security no freedom no constitution

  • @yihayshfisseha4368
    @yihayshfisseha4368 2 ปีที่แล้ว

    waw

  • @adiamnegasi6440
    @adiamnegasi6440 2 ปีที่แล้ว +3

    ብርኪ ንምግዛእ ብከመይ ይኽአል?

    • @AsmeraAbay
      @AsmeraAbay  2 ปีที่แล้ว +3

      ዕደና ኣይጀመረን።እቲ ካምፓኒ (Sunridge Gold) ባዕሉ ክዕድኖ ድዩ፡ ወይ ክሸጦ'ዩ ፍሉጥ ኣይኮነን። ክሸጦ'ዩ ዝብል ግምት ኣለኒ ኣነ። ኣብ Sunridge Gold ይዓድኖ ኣይዓድኖ ብርኪ ክገዝእየ እንተ ኢልኪ ግን ኣብ Toronto Canada እዩ ኣቲ ብርኪ ዝሽየጥ።

  • @yoyo93633
    @yoyo93633 2 ปีที่แล้ว +1

    እዚ ሃብቲ ሃገር ምብራስ ንምታይ ዝዓለመ እዩ፧

  • @kuncho11
    @kuncho11 หลายเดือนก่อน

    75$/1tone does it worth? What about the expence?

  • @biniam5667
    @biniam5667 2 ปีที่แล้ว +5

    ጽብቅ ሓብርታ ክብር ሓዊና
    ኤርትራ ስላም እንተርኸባ
    ምልእ መረት ባህሪ ኤርትራ
    ዝተፋላለየ ማዕድናት፡ ከምኡ ውን *ናዳዲ* ኣለና፡
    እዚኦም ሓሳዳት ጎርቤትና ኩናት ውግእ ገርም ንድሕር መልስምና እንብር ቅጠባ መነባብሮ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ናይ ኣውሮጳ ቅጠባ መነባብሮ ሓደ ምኻነ ነሩ።

    • @fusumgermay1394
      @fusumgermay1394 2 ปีที่แล้ว +2

      ኤሪትራ ዝመርሕዋ ጎረባንትኻ ኣይኮኑን
      ኤሪትራ ርሃ እቲ ባገን ኣብ ማይሃሎ ዘሎ እዩ።
      ጎረባብትኻ ነቲ ወርቒ ምፍሓርን ምውጻእን ዶ ከልኪሎሞ እዮም? ኣይ ብመራኽብ ኢ/ያ ተጻዒኑ እምደይኮነን ስግር ባሕሪ ዝኸይድ ዘሎ?

    • @helen99084
      @helen99084 2 ปีที่แล้ว +1

      How about the devil Adi Halo

    • @tesfamariam1171
      @tesfamariam1171 2 ปีที่แล้ว

      ቤጊዕ ኢኻ ንስኻ ናይ ቢሻ ትወዲኡስ እንታይ ሙያተገይሩሉ ኢልካ ኪትሓስብ ነይርካ

    • @biniam5667
      @biniam5667 2 ปีที่แล้ว +1

      @@tesfamariam1171
      ብዛዕባ በጊዕ ዝዛረብ ከምኻ *ጎሳ* ሓላዊ በጊዕ ዝንብረ ኢዩ፡
      ገጽ በጊዕ

    • @biniam5667
      @biniam5667 2 ปีที่แล้ว +1

      @@fusumgermay1394
      ከልቢ ወያነ ነብስኻ ቅትል

  • @barentu8166
    @barentu8166 2 ปีที่แล้ว

    Leyabu

  • @gheribau3886
    @gheribau3886 2 ปีที่แล้ว +1

    ስለምታይኢዮም ግን ድኻምን ኮለልን ዝመርጹ እዞም እንዳ ዕደና? እዚ ትብሎ ዘለኻ ብማሽንን ገለን ተዃዒቱ ካብ ሓደ ቶን ሓመድ1,5ግራምሲ ዜሮ ውጽኢት ኢዩ። ኣብ ብዓል ኮሰልዳ፡ኣትባራ፡ካሻብር፡ሃደምደመ፡ፋንኮ፡ወዳስ፡ኣውጋሮ፡ቴለግምጃ ዒላገደልን ካልኦት ቦታታትን ኣብ ልክዕ መስመር ወርቂ ካብ ሓደ ቃጥዓ መሸማዕ ልዕሊ 2-4ግራም ይርከቦ። በዚ ምኽንያት ኢየ ኸኣ ኮለል ኢዮም ዝፈትዉ እንዳ ማዕድን ዝበልኩ።ብደቂ እቲ ከባቢ ወይ ብደቂ ዓዲ ተመሪሖም ዝይድህስሱ? መአረምታ ከኣ {TOLEGIMJA√√√}[ቴሎጅማጅ×××] ዝበልካዮ ቦታ ቴልግምጃ ኢዩ።

  • @abrahamabay4056
    @abrahamabay4056 2 ปีที่แล้ว

    AFLUTON TIMHRTIN KEM ZELEKA AGALALISACHA YFIĹET GENA IWUN BUZUH ZETEHABE ZETENEGRE SLEZELO BIZAYBA NEDADI HADE MEALITI GLESRLNA

  • @aklilutewelde6777
    @aklilutewelde6777 2 ปีที่แล้ว

    እርማት ከርካሻ ልዕሊ 200 ኪሎሜተር እዩ ካብ አስመራ ከምቲ ዝበልካዮ 135 ኪ ሜ አይኮነን።

  • @Noor-mf3yh
    @Noor-mf3yh 10 หลายเดือนก่อน

    🤐🤐🤐🤐🤐🤐🤐🤐🤐

  • @tecleghebremeskel2769
    @tecleghebremeskel2769 2 ปีที่แล้ว

    It is 235 km not 135 km

  • @petroskiros6540
    @petroskiros6540 2 ปีที่แล้ว +1

    Ezy habertaka xebuke ko entkona hezbena nezay rbhalu zayqyaralu entay waga alwo elka thaseb

  • @yihayshfisseha4368
    @yihayshfisseha4368 2 ปีที่แล้ว

    mexakuak kmhar
    musica
    tbeb

  • @fusumgermay1394
    @fusumgermay1394 2 ปีที่แล้ว +3

    ሕጂ ህዝቢ ኤሪትራ እንታይ ክረኽበሉ እዩ ካብዚ?

    • @helen99084
      @helen99084 2 ปีที่แล้ว +2

      Nothing

    • @jimihune9650
      @jimihune9650 2 ปีที่แล้ว

      ንግርማይ ህተቶ አጋመ

  • @debesay6707
    @debesay6707 2 ปีที่แล้ว

    ንስኻ ክብሪ ዝግበኣካ ኢኻ ብተቕሪቦ

    • @AsmeraAbay
      @AsmeraAbay  2 ปีที่แล้ว

      ይቐንየለይ ክብረት ይሃብካ!

  • @berhanegebre9813
    @berhanegebre9813 2 ปีที่แล้ว

    The gold
    For the bad
    Junta Esayas not for Eritrean benefit

  • @tesgaytesfamicheal4755
    @tesgaytesfamicheal4755 2 ปีที่แล้ว

    Dictator esaies

  • @muledragon5784
    @muledragon5784 2 ปีที่แล้ว

    good jobb bro

  • @johannesafeworki2433
    @johannesafeworki2433 2 หลายเดือนก่อน

    izi zgibah qedamnet netom deqi meriet dehar nmuluh hzbi eritrea gujile hgdf wala hanti yeblomin abzi stop.

  • @tesfamariam1171
    @tesfamariam1171 2 ปีที่แล้ว +5

    እዛ ናይ ቢሻ ወዲ መድህን ብራድ በሊዑ ወድዋ እዩ ኢሎሞ ህዝቢ ኤርትራ እንዳባሃቕካ ወርቅኻ ኪውዳእ እዩ ከምዛ ናይ ቢሻ ተሓንኩኻ ዘላ

    • @yonassolomon7711
      @yonassolomon7711 2 ปีที่แล้ว

      Neta jegal ADEKA nay BUNE sededela. DONKORO.