ብርሃኑ ጁላ ካብ ዝፈርሐን ኣርሚ ሓንቲ መን እያ ?
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
- #tigray #ሰማእታት #tdf #tegaru #tigrignamusic#habeshatiktok #wedding #new 2024#tigray #ሰማእታት #tdf #tegaru #tigrignamusic#habeshatiktok #wedding #new 2024#Drama#news #ethiopian #eritrea #tigrignadrama #maggyshow #BrakeShow#zara #ethioforumኢትዮፎረም#መቐለ#ጉባኤ#ፖለቲካ#ትግራይ#ጌታቸው#ደብረ ፅዮን#ሑመራ#ፀለምቲ#Zenatigrigna#ህግደፍ#eritriannews#tigraynews#ሰበር #ሰበርዜና
ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና ጀጋኑ
ነመስግን ሚሐ
kebren mogesn negeganu semaetat Hgere tigrayy😢❤
❤
እኔ በጣም የምያስገረመኝ ይህ ነዉ እሄ ሁሉ ሠራዊት በእግር ብቻ ሲጓዙ እንደ ነበረ እገመታለዉ እና የምበሉት ሬሽን እንዴት እንደ ምያገኙ ምክንያቱም የሻብያና የብልፅግና ድሮንና ሚግ 24 ሠዓት በላይ ላያቸዉ ስበሩ እንደ ነበረ እገመታለዉ መኪና መጓዝ እንደ ማይችል በዝህ አካሄድ
ለማንኛዉም TDF ጀግኖች እንደ ሆኑ እመስክራለዉ
Sherifo
All TDF...no division pls
ኩለን እየን ዝፈርሐን ቀፂልካስ ካሊእ ክትብል ኢካ
Birhanu jula zirziri nayi zifarhani Armitati negrkumi koynu diyu. 😊kulani armtati tdf maridi tselaiti eyani. Ezi nayi kolu chiwata gidafu bajakumi
አረ ኣስተካኽል ዋይ ኒአኻ ሚሐ ፎሽፋሽ ኢኻ ኹለን ኣርምታት ፀላኢ የርዕዳ እየን። ኣብ ኻልእ ኣርሚ ዘለና ኸ ፀላኢ ይደፋረና ነይሩ ድዩ?ይቅረታ ሕተተሉ በይዛኻ ቱ ኣርእስቲ?
ካብተን ዝፈርሐን ሓንቲ
ከምኡ አይኮነን ሓዉ ቀስ ብቀስ ኩለን አርምታት ብግዚአን ዛንተአን ክዝንተወለን እዩ ከመይ ትሓስብ ንስካ ናይ ኩለን አረምታትና ዉፅኢት እዩ ኮ ዓወት ተሓፊሱ ናብዚ ደረጃ በፂሕና ዘለና ከመይትስሕቶ ዝሓቂ ኩሉ ዝስሕቶ ሕቶ ኣይኮነን ፀርፊ ግደፍ ሓዉ ብዝኮነ
ስቅበል ሓሳክ😎
ኩለን እየን ዝፈርሐን ቀፂልካስ ካሊእ ክትብል ኢካ