ዜናታት ትግርኛ ኤርዶጋን ይፍክር ፧ ሱዳን ግዝያዊ መንግስቲ ፧ ፑቲን ትራምፕ ዘይተሰማማዕናዮ ይብል ኣሎ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 9

  • @sgrbietna374
    @sgrbietna374 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፍናን መደባትካን ዜናታትካን ብጣዕሚ ጽቡቕ'ዩ። መእተዊ ሙዚቃ ናይ ትንታነን ዜናን ፈላልዮ ንዝያዳ ጽባቐ።

  • @JonasMehari-f5z
    @JonasMehari-f5z 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ፍኔጋ ሓውና እዚ ናይ ሱዳን ኣብ ቀጻሊ ኣቅርበልና እት ዝኣበየ ክፋል ሱዳን ሒዝዎ መን ሒዝዎ ኣሎ ኣልቡርሃን or ሕሜቲ

    • @loveumom8428
      @loveumom8428 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣልቡርሃን ንካርቱም ዳርጋ ተቖጻጺርዋ ኣሎ። ሕማቲ ናብ ዳርፉር ይሃድም ኣሎ።

  • @filimongebre8553
    @filimongebre8553 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እዚ ዝብኢ ኢርዶጋን ንፍልስጠም ኣይኮነን ነታ ለሚና ካብ ኢሮፓ ትነብር ሃገሩ ክካላኸል ኣይክእልን፡ኢዩ ።

    • @azahelbiniam249
      @azahelbiniam249 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኤርዶጋን ጠጠው ኢሉ ዝኸይድ ዝብኢ😂

    • @filimongebre8553
      @filimongebre8553 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@azahelbiniam249 ይገርም፡ኢዩ

  • @EsmileSalih
    @EsmileSalih 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Allahu akbar ordgan gbresodamawit israel bikashin wesedi bela bmila nooo

    • @frewengelmesfn1637
      @frewengelmesfn1637 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Erdogan suk elu hasawi eyu.b hafesha gn sakt eyom beal trump.kab adom n Palestine kewxiewom aykielun.kndey shgr zhalefuwo yeaklom eyu mesekin hzbi

    • @mun-v4e
      @mun-v4e 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      Suq bel nejis wahid... English axehahfa temehar mejemerya. Deqi Mohammed nab hamedkum ekum...