ብሂወት ፍረሂወት ተሓተትቲ Josias denden
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 7 ก.พ. 2025
- ብሂወት ፍረሂወት ተሓተትቲ Josias denden
ንሓፍታ ወይ ንተወሳኺ ምብርሂ ሓበሬታ ክትረኽብወን ምስ እትደልዩ ኣብዘን ቁ.ቴ ደውሉ፣ ፌቨን 0061402981117 ወይ ምጽላል 00966550149949 ኢልኩም ተወከሱና ፥፥
VISIT AT JOSIAS DENDEN
linktr.ee/josi...
FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
TIKTOK Josias Denden
/ josiasdenden
#eritrean#feveneritrean#frehiwet
ንሓፍታ ወይ ንተወሳኺ ምብርሂ ሓበሬታ ክትረኽብወን ምስ እትደልዩ ኣብዘን ቁ.ቴ ደውሉ፣ ፌቨን 0061402981117 ወይ ምጽላል 00966550149949 ኢልኩም ተወከሱና ፥፥
Hello
@@blesseritrea1519 Hallo was geht und wer bist du?
Deki gezawtey amlik msakn ykun ajokn gn bzhet eye nere abti 2008 ztefae 😢
ሰአሎም ኣይትከውሎ ኣቃልዓዮ መን ይፈልጥ ጎረባብትና ይኮኑ መታን ነዛ ሓፍትና ክንትሓባበራ
ብጣዕሚ ዩ ዘደንጹ 1ይ ንምንታይ ኢዩ ካብ ወዳ ተፈልያ ክትብገስ ተጌሩ እቶም 2 ዘሰጋግሩ ካኣ ማይ ከነምጽእ ምስ ከድና ጠፊኣ ዮም ዝብሉ ዘለዉ እዚ ኩልና ንፈልጦ ናይ ስደት መንገዲ ምሽ ዶ ጽንሑ ማይ ከነምጽእ ኢሎምናስ ኣብ ድላዮም በጺሖም ክሳብ ዝመጹ ኢና ተጨቢጥና ንጽበ ስለዚ ምስጢር ኣብ ውሽጢ ዞም ክልተ ከምዘሎ የረድኣካ ዳዊት ሰብኣያ ነበር ድማ ክሳብ 2011 ደልየ ረብሪበ ስኢነያ ዪብል ኣሎ ን 4ተ ዓመት ጥራይ ደልዩ ገዲፉዋ ማለት ዩ ኣንካን ዶ ብዓልቲ ቃል ኪዳንካ ኣጥፊእካ ጠለበጊዕ ኣጥፊእኻ ከማን ኣይትርብርብን ኢኻ እዚ ሂወት ሰብ ዩ 2ይ ፍሊሞን ካብ ሱዳን ተታሒዙ ን ኤርትራ ኣትዩ ካብ ኤርትራ ግን ሃዲሙ ኢልና ትብሉ ኣለኹም ተኣሲሩ ኤርትራ ከምዝኣተወኸ ዳዊት ሓቢርኩም ጥራይ ድዩ ወላስ ኣረጋጊጽኩም ኢኹም መሸፈኒ ጌጋታቱ ዪጥቀመላ ከይህሉ ነታ የእሲረዮ ትብል ቃል ኣብ ናይ ኤርትራ እስርቤት ከ ኣትዩ ድዩ ኣይ ኣተወን ኣጻሪዋ ምኽኒያቱ ናይ ኤርትራ ዝተኣሰሮ ቦታ ክፍለጥ ዪግባእ።
አጆኪ አነ ውን ልክዕ ከምታ ናትኪ አጋጢማትኒ ንእሽተይ ሐፍተይ አቦ ወዳ አብ እስራኤል ኮይኑ እዬ ኣበጊስዋ ሚያዝያ 2012 ምስ 2 ከምአ ጽብቃት ስጋብ ሕጂ ደሃይ የብለንን ! ብጸሎትከም ሐጉዙና እግዚአብሔር ምስ ኩለን ይኩን አጆኪ አምላክ እሙን እዬ❤❤❤❤❤❤
Aemlak yhagzkum
🙏🙏🙏🙏🙏
Eway sdrana seb zrekbo ayktkebx ayktrekb eske eti kem seb zeykone Egziabiher talka yet.
ኣምላኽ ምሰአን ይኹን
Amlak yehagz
ንልዕሊ 10 ዓመት ሰብ ዝአክል አጥፊኦም እም ክአ አብ ዓዲ ሕጊ ተሓቢኦም ክነብሩ ሕጊ ፍጣርን ሕጊ ሰብን አይውፍቅድን ሕልና አልቦ ኢዮም
ሕጂ ውን ብቀጥታ ክታሓዙ አለዎም !
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉🎉
Seq bale wadi deqala Sarmuta hsawe
Emo zay temaxe wadi ghfe
ንብዓት ዝደርዝ ልዑል ፈጣሪ ንኩሉ ይርአ!!!
❤️ኣሜን
ሳብስክራይብ ግበሩለየ 🎉❤
ብጣዕሚ ዘሕዝን ነዞም ገበርቲ ክፉእ እግዝኣቢሄር ባዕሉ ይፍደዮም ንስኻትኩም ስድራ ፍረሂወት ግን አጆኹም ተስፋ አይትቑረጹ እግዝኣቢሄር ባዕሉ ቃንዛኹምን ሐዘንኩምን ርእዩ ክረደአኩም እዩ።
🙏🙏🙏
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉❤🎉🎉🎉
ኣጆኪ/ኩም፡ ጎይታ ይደግፍኩም!!! ልቦና ዝሓዘ ትሕዝቶዛ ንሰምዓ ዘለና ኣቅልብሉ።
ንዉሉዳ ልዑል ምክንኻንን ሓልዮትን፡ ምሉእ ጥዕናን፡ ነዊሕ ዕድመን ምስ ኩሉ በረኸታት እግዚኣብሄር ኣቦን ንዕዑን ንዓኹምን ሰናይ ምንዮተይ ይገልጽ። ንብዓትኩም ቃንዛኹም ሻቅሎትኩም፡ ሻቅሎተዩ!!!
ብዓላ ክትፍትን ዶ ጠፊኣ ትኸውን ምናልባት ክዕምጽዋ ዶ ዱልዮም ይኽኑ??ወይ ገንዘብ ሪኡሙላ ይኾኑ??? እንድዒ ምስ ህልዋት ይግበራ 😢😢😢ግን please 🙏 ነታ ቆልዓ ስድርኣ ድለዩ
ሳብስክራይብ ግበሩለየ
@@trhastsige2295ሳብሰክራይብ ግበሩለየ ወገናተይ
@@trhastsige2295seq bale eska demu nakie eu memaxe nayeru
እግዚኣብሄር ካብ ኩሉ ሕማቕ ይዓቅባ ምስ ህሉዋት ይግበራ ኩሉኩም ስድራቤት ካኣ ሓዘንኩም ናብ ስሓቕ ይቀይረልኩም ኣጆኺ ፌቡ ሓፍተይ ካኣ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏❤️🙏
ሳብስክራይብ ግበሩለየ 🎉
ኣቦ ወዳ ቀንዲ ተሓታቲ ኢዩ ንሱ ኣበጊስዋ ክንሱ ንምንታይ ጉዳይ ሸለል ኢሉ?
ንምንታይ'ከ ቀልጢፉ ተመርዕዩ?
ጌጋ ይክልኣለይ እምበር ኣቦ ወዳ ኣብዚ ጉዳይ ሰበይቱ ኣፍልጦ ዘለዎ ይመስለኒ።
ብዝኮነ ረቢ ምስ ህልዋት ይግበራ🤲🏿ክሲ ጀምሪ ንሕና እውን ዓቅምና ንሕግዝ ሓፍተይ
Thannks bro
Abo weda qendi eyu tehatati eti genzeb ewn entay hizu awediwo
Bravo eziyom Sdira eyom hamikom
ኣምላክ ጽቡቅ ደሃይ የስምዓየን እዘን ስድራ ግን እኮ ሰብኣይ ሓፍተን ንክሓትኦ ቃል ዓለም ዝገብራ ኣይመስለንን ምክንያቱ ተዘይተጋግየ ነቲ ቀንዲ ተሓታቲ ኣትሒዙ ናብ ሃገር የእቲዎ እቲ ኣስጋሪ ድማ ሃዲሙ ትብል ኣላ ስለዚስ ከምቲ ኢስያስ ዝበሎ ብኢንተርፖል ካልእ ኣማራጽን ኣተኩረን ነቲ ሰብ ክሕዝዎ ኣለዎም ምበልኩ ምክንያቱ እቲ ዝኮነ ነገር ካብኡ ዝሓልፍ ኣይመስለንን ምክንያት እቲ መጥፍኢኣ ብወገነይ ኣብኡ እዩ ዘሎ ይብል፡እዞም ስድራ ዓገብ ረኪቦም
ሳብስክራይብ ግበሩለየ
እግዚአብሄር ዝሳአኖ የለን ጽቡቅ ወረ የስምዓና አምላክ አጆኩም 🙏🏼
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉
እቲ ምስጥር ምስ ኣቦ ወዳ እዩ ዘሎ ምክንያቱ እሱ እዩ ኣምጽዎም ቀዳማይ ተሓታቲ እሱ እዩ 2 ንምንታይ ኣብ ሱዳን የስርዎም ኣብ ስዊዝ ግን ደፍሩ ክከሶም ዘይ ክኣለ ኣብ ሱዊዝ እቲ ሕጊ ናቡኡ ስለ ትመጽእ እዩ
I agree with you
💯
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉🎉🎉🎉🎉
Anta hawey nesbaya wala hade zehatewo yeblomn netom semserti gen betaemi eu zehtetom meknyatu eta zegatemt kenegrowm yegbae zey hegaweyan eyom
ብሓቂ ሓቂ ህዝበይ ሓጎስኩም ሓጎሰይ፡ ሓዘና ሓዘንኩምዩ፡ ርግጸኛ ዝኾነ ሓበሬታ ንክትረኽቡ እግዚኣብሄር ኣብ ጉዳይኩም ጣልቃ ይእቶ፡ ከምቲ ኣብቲ ኣርእስቲ ዘሎ ሓዲኡ ብሓቅን ብልቦናን ኣፍልጡ። ቀሊል ኣይኮነን፡ ተረድኡ።
🙏🙏🙏
ሳብስክራይብ ግበሩለየ
Eta zegatemet nesbaya negiromoalewu malet eu
ምቅባጽ ዝመስሉዎ የለን ፥ ምስዚኦም ተሓዊስና ኢና ንውዕል ዘለና ። ኣምላኽ አኢድና ይሃበና ፥ ንዝጠፍኡ ከኣ ኣምላኽ ሃልዮም ድዮም ሞይቶም ድሃዮም የስምዓና።
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉🎉🎉🎉🎉
እግዝአብሔ ይሐግዝኩም እግዝአብሔ ዓቢኢዮ እሞ ንዑኡ ሀብዎ
Aman
አጆኪ እግዝአብሄሪ አብዝሐጸረ ጊዜ ዳሀያ የስምዕኩም ኢሱ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ፈጣሪ
🙏
ሳብስክራይብ ግበሩለየ
Oh my lord , (checho) my best friend in high school . You are always in my heart . Febu haftey betami sekay iu Amlake Mewedata yegeberlu sekaykum 💔 💔
መተዓቢተይ ኣምላክ ኣምላክ ይሓልውኪ ምስናፍቆትና ችቾ ሓፍተይ
ሳብስክራይብ ግበሩለየ
ኣምላክ ምስ ህሉዋት ይግበራ ወረ ሓጎስ የስምዓኩም ወለድ
ሳብስክራይብ ግበሩለየ
ህምምም! በዓል ቤታ ምሕረት የውርደሉ ብሓቂ!!
ኣካሉ ስለዝኮነት ኣንኳይዶ ዉሉድ ሃልዩካስ፡ ዘይብልካውን ህይወት ሰለዝኾነ ምቅሳን ኣይግብኦንዩኦ፡ ነእምሩኡ'ውን ምፍታሽ!!!
አይይ
ቀልቲፉ ኢዩ ተመርዑ ሃለዋታ ከየረጋገጸ ከማን
Ferihu ykewen genzeb sle zkefele bzkone Sgeu sle zeykonet u rgum u behaqi
neti wuladu ke bejakum habuni zeyblom sawa kikeyd abu dege alo ybhal 😢
Nesa zwetseto 2008 koynu nesu gen abe mengedu 2007 sebeyti kemzehaze yefelet
እዛ መንገዲ ሳዋ ክትርሕሶ እያ ሐጎስ ሒዙ ክወርድ እዩ ሐጎስ ናይ አዲኡ ኪዳነ ምህረት ትፈልጥ 🇪🇷🙏🙏🙏
Thanks nemen elwo goyta
🙏🙏🙏
🙏🙏🙏
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
Amlak entay ysano
ሳብስክራይብ ግበሩለየ
ካብ ደቂ ተሰነይ ግን ሰብኣውነት ዘይ ብሎም ፍጡራት ኢዮም።ሂወት ሓፍትኪ። ባዕሎም ኣብ ምጥፍኣ ድሕር ከምዘይ ብሉ ፍሉጥ ሓቂ ኢዩ። እግዚኣብሄር ጽላሉ የንብረላ። ብሂወት የጽነሓያ አምላክ።
ሕማቅ ኣይትዛረብ
ግደፎም እባ ሓናቂኦም ይግበሮ እቲ ዝበልዕዎ 😢😢
ዱሁል እንታይ ኣመጽኦ ድኣ ዓዘራ ዘረባ ነጂስ
Tikikil ab kulu adi zibezihu hade aynet eyom kab 100 10 eyom tuyat
Himak zereba tsubuk aykonen bialimama aytitsaref.
ልብና ጎድእኩሙና ንምንታይ ክስብ ክንድዚ ግዜ አጽኒሕኩሞ ጆሲ ብጣዕሚ ንፍዕ ዓስብካ ካብ ኣምላክ ርከቦ።
ኣዋይይይ ኣምላኸይ ሓብብቲ ኣበይ ትህሉ ኣምላኸይ ዝሓለፈ አዋንንን ተዘክርኑ 🙏🏼
ሳብስክራይብ ግበሩለየ
Ms helwate yegberlna fetrie hafetey natey
Amen
Entay tsibrayu alekium kayhadiumu tekalatifu
ኣምላኽ ይሓልዋ
Amen
Egziabhier tsbuq yesmakum
Ajokum 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
Amelak msaki ykun 🙏🙏🙏
It’s sad may the Lord be with her 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ቡዙሕ ነመስግነካ ጆሲ ሓወና። ጽቡቅ ናይ ሕልና ስራሕ ኢዩ እሞ ቀጽሎ።
ሳብስክራይብ ግበሩለየ፠🎉
Seq bale wadi deqala Sarmuta
ኣምላኽ ምስ ህልዋት ይግበራ
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉🎉🎉🎉❤
Bjaku Ahwat aza gul ksae mewedaeta ab thti fetsrie nhagza ajokum deki eriy❤❤❤
I feel you haftey natey 😢 egziabiher amlak yhagzkum 🙏
So sad.i I'm praying . God will know. One day going to come the truth.
Ajoki feben haftey Egiziaebher aemlak bizihetsere mis tifetiwiya haftiki yerakibikiy Ajoki zhaftey 🙏
ሳብስክራይብ ግበሩለየ
Fetari xebuk yesmekum🙏🙏
qedamay Tehatati 💯 Sebay haftki eyu ata Rsi alekum dyu
Bekemey sebaya yekewen
ጠበቓ ሒዝኪ ብሕጊ ኣብ መጨረሽታ ኣብጽሕዮ !!!!
ሳብስክራይብ ግበሩለየ 🎉🎉🎉
Emo mexa wadi deqala Sarmuta
Febuye be strong God is faithful ther is aGod who sees the hidden so let be revealed !!!proud of you sweetheart God be with you wish we hear good news soon ❤
🙏🏼🙏🏼🙏🏼
🙏🙏🙏
ኣብ ኮመንት ኮነ ኣብ inbox message ብ ዕቱብ ተኸታቲልካ ንኽትሕግዛ ሓደራኻ ጆሲ ሓውና። ስለቲ ጽቡቕ ተግባርካ ካኣ ብኣምላኽ ተፈደዮ።
🙏🙏🙏
Amlak ms hlwat ygberki haftey
Fbu haftey 16 amet nbate naye eza sdra mulu melsi alewo Merey chechuo haftey abe zelekyo amlak yhalwely zhaftey merey 🙏🙏🙏🥰
🙏🙏🙏
Amlak yihagizikum kulukum sidra 🙏🏾
ንሱ ንበዕሉ ኣብ ሕጊ ኽቐርብ ኣለዎ ምኽንያቱ ዝኾነ ኢድ ከይሃለዎ ኣይተርፍን ዩ ኩሎም ኣብ ሕጊ ይቕረቡ ብሓቅነቱ ከኣኒ ይወጽእ ሰበኣይ ጎልና ዝበሃል ኣይሰርሕን ዩ ኩሎም ኣብ ሕጊ ቐሪቦም ከኣኒ እጃሞም ይዉስዱ
Betami zehezn zanta iyu gen etom sdrabiet btami gezie qetlikum kdsb kndzi gezie twesdu amlak mes hlwat ygbera🙏
Bi selam kithlu amlake bi mihretu ykun bi ziterefe eziom sebat sigre dob ziserhu ab nedhidom yzrarebu iyum silezo nizi history zifelto aysanun iyuom abzi gize ezia gin dehayom kitrkbu ikom amilake yehagiz🙏
Ajoki haftey Amlak msakum ykun. Egziabhier ab zelato msa ykun hafteye. I know ur pain of all the family 😢..God be with her and all the family ajoki haftey natey.
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉❤🎉🎉🎉
ዛንታና 😢
😢 very very sad. I can't imagine your how painful this is for you, nephew, and your family. Egziabher yihagzkum, entay kibil!!!
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉🎉🎉
🙏🙏🙏
😢ብጣዕሚ ዝሕዝን ፡ጎይታ ምስ ህልዋት ይግበራ
Aman!
Amen
ሳብስክራይብ ግበሩለየ❤❤❤❤
ኣጆኺ ሓፍተይ፡ተስፋ ከይትቖርጺ።ኣብ መወዳእታ ኣብጽሕዮ።እግዚኣቢሄር ሓይልኪ እዩ።
ሳብስክራይብ ግበሩለየ❤🎉❤🎉
ኣምላክ ኣደ ወዳ ክትከውን ኣምላክ ትረከብ ይግበራ
🙏
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉🎉🎉🎉🎉
ፌቡ ብጣዕሚ ዝቡቕ ኣገላልጻ ኣምላኽ ናይ ኢዶም ይሃቦም ካብ ኣቦ ወዳ ጀሚሮም ንዓኣ ከኣ ኣምላኽ መዋጽኦ ይፍጠረላ😢😢
ኣቦ ወዳ ሰለ ምንታይ ቀዳማይ ከሱስ ዘይኮነ? ሰለ ምንታይ ተሓቢኡ?
ሳብስክራይብ ግበሩለየ ❤❤❤
@@Sesu-nw2inሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉❤❤❤❤
nibatkum elilta yiqeyrelkum sidr nihaftki bihiwet misakum yerakba fetari
Nmntay gin bhgi Zeythzom azi nmhdam ekum ttehababeruwom Zelekum.Nhaftna Amlak ms wlada Yerakba mnti mskin wuluda
Amlakh yèhagèzkum haftey ènshallah tèrèkeb
Amen
Eweyyy haftey beselam nab wedken sederaken ftari yethaqoqufki
ኣጆኪ ሕማቅ ቀደም ምተዊረየ ፈጣሪ ኣብ ኩዱን የንበራ🙏🙏🙏🙏ብርግጽ ጆሲ ዋላ ባዕልኺ ከረው ኣብልዮም አዋይ ሓፍተይ🙏🙏🙏❤💔 አዋይ ሰብኣይ ኢሎሞ ከመይ ጌሩ ሕልኑኡ ይዓርፍ ከመይ ኢሉ ክሕግዘኩም ካለአ ሓቁፉሎ
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉❤🎉❤❤
አምላኽ ብሂወታ የንብረልኹም እቶሜ ቀንዲ ተሓተቲ አቦ ወዳን ፌሊሞንን እዮም ብዝከአል መንገዲ ኽንታሓባበረኹም ኢና
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደሕዝን ኢዩ ክትስምዕ ደስካሕክሕ ክሳብ ሕጂ ዲል ክትህብዮም ኣይነበረክን ብገንዘብ ጸገም እንተ ኣለኪ ኣብ ጎንኪ ኣለና ቶጋየይ ብፊልሞን ጀምሪ
ብመጀመርያ ንሰለ አቲ ሓልዮትካን ደገፍካን ነመስግነካ : አቲ ግዜ ዝወስደ ምክንያት ግን ኣስማቶም ጥራይ ሒዝካ ኣብ ሕጊ ምቅራብ ቱርጉም ሰለ ዘይነብሮ አዩ: ሕጂ ግን ኣምላኽ ይታሕወሶ ኣብ ሕጊ ዝቀርብሉ ግዜኡ ዝኣኸለ ይመስል 👍🏼👍🏼
ሳብስክራይብ ግበሩለየ❤❤❤❤
@@yaredokbe4377ሳብስክራይብ ግበሩለየ❤❤❤❤
ካብ ተሰነይ ን ከሰላ ሓጺር ጉዕዞ እዩ.....ማለት እንተ ነውሐ ናይ 8 ሰዓታት እዩ....እንተ ትመውት ውን ግዴታ እዩ ሬሳ ዝርከብ......ስለዚ እዛ ሓፍትና ምስ ራሻይዳ ክትህሉ ትኽእልያ.....ሓንቲ ቤተሰብና ድሕሪ 14 ዓመታት ምስ ራሻይዳ ተረኺባ እያ....
አምላኽ ይፈልጥ እዛ ጉዋለይ አትንብዒ አብ ክዱን የንብረልኩም ፈጣሪ ሐላዊ ጥፉአት ሳንታ አንቶንዮ ይሕቆፋ🙏🙏🙏
ሳብስክራይብ ግበሩለየ❤❤❤
Btami eyu zehzn amlak msa ykun ente ahwata gin btami dengikum 😢😢😢kndey sdra eya bkemzi tsake zela 😢😢😢
አምላኽ ዪሐግዝኸም 🙏🤲
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉🎉🎉
@Hmkkkkkkkkjj😅😅Ifti-H
Eintey zeytegagye ab Warsay tiserih nera ab Asmera Gejeret 2008 . Newah gubzina zelewo xibkti🙏
Ewe abe Warsay
@@Sesu-nw2in
Sebayey misa yiserih nereu ab Warsay. Shu yixkereni bitaemi hazina. Gin hade Sudanawi chewiwa zifetwa zinebere eina semiena. Gin kisab hjis gin dahay bizey mirkabkum bitaemi hazine. Akkkkk akk Frehiwet xibkti😭😭😭😭
Effff Amlak aboy neza sdra arhwela kidane mhret tetsililelki haftey mearey
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉🎉🎉🎉🎉
Eway chchom xbkti amlak ab zelekiyo msaki ykun 🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ዝሕዝን ዩ ክንደይ ፈገረግር መደናገርቲ ብከምዚ ሂወት ሰባት ኣጥፊኦም ኣብ ውሑስ ሃገራት ብሰላም ይነብሩ ኣለዉ ነዚኣቶም ኣብ ሕጊ ኣቅሪብካ ሂወቶም ንሕልፈት ምሉአ ትፈርዶም ናይ ኢዶም ክረክቡ ናይ ኩሉ ሕልና ዘለዎ ሰብ ሐላፍነት ዩ ከይትግረሙ ውን ኣብ አንዳ ባጎኒ አንዳ ህ ግ ደ ፍ ፡ ዮም ከኣ ዝሕብኡ ።
Ab tigray tewet alewu kegremka
አምባአ አንታይ ትብሊ ወደይ ኣነ ኣብ ሐቕን ክውንነት ተሞርኪሰ የ ዝዛረብ ዘለኩ ንስኪ ሞ ኣብ ሃለውስያ ኢኪ ዘለኩ ።
Eza kula ab senay delalo zenbru ab Israel email kedrbu yewlu aleu
ጆሲ ሓወይ ኣነ ዝብል ብዓል ቤታ ውን ካብዚ ጉዳይ ሓራ ክከውን ኣይግብኦን ዩ ን16 ዓመት ስቅ ምባሉ ገለ ዝሃብኦ ምስጢር ኣለዎ
ኣነ ውን ጠርጢረ ኣለኹ
Ane wen kema ele lku
ቀንዲ ከማን ንሱ ኢዩ ኣጥፊእዋ ሰልዲ ኣውሪድላ እንታይ ምሠምዐ ክሕተት ኣለዋ ደሓር ከኣ ቐልጢፉ ተመርዕዩ ስለዚ እዚ ሰብ ክሕተት ኣለዋ።
ናይ ብሓቂ
ኣነ ቀዳማይ ተሓታቲ ብዓል ቤታ ገለ ነገር ኣለው ክሳብ ሕጂ ስቁ ምባሉ ።
ሱዊዝ እተ ረኪቦሞ አብ ሐጺር ግዝየ ከስልዋ ግዝየ አይወስድን እዩ አምላክ ምስአ ይኩን
ሳብስክራይብ ግበሩለየ❤❤❤❤
May God help u sis n all family to know n have the exact information in Jesus Christ Mighty Name.
Beli ajoki , family wn ajokum tesfa keyqorexkum guday ab meelebia ktbexih alewa.
ተመሳሳሊ ታሪኽ ህያብ ፡ ደሃይኪ ክንሰምዕ ሃርር ንብል 😢😢
ሳብስክራይብ ግበሩለየ❤🎉❤🎉
ኣደ ወዱ ትኣክል ኣጥፊኡስ ደኺመ ክብል ንሱ ዉን ካብ ጥርጣረ ናጻ ከትገብርዎ
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉❤❤❤❤
ፍረ ሓብተይ ምስ ህሉዋት ይግበራ
Amen
Amlak yhagzkum zhaftet😥🤲
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉🎉🎉
Febu haftey amlak mesakum yekun nay chicho ke zeyrsa kusli koynuna be selam trekeba zebel yesmeani fetari
Egziabiher xbuq yesmana habtey ajoki kiselt eiu,
Amen xbuk yesmana
እታ ቆልዓ ኣበይ ተረኺኣባ?።ካብ እንዳ ፖሊስ ወሲዶማ ዶ ኢላ ሓቀይ?።ካብ እንዳ ፖሊስ ስድርኣ እንተ ወሲዶማ፡ኣብ እንዳ ፖሊስ ናይቲ ዞባ ኦርኒክ ይተሓዝ እዩ።ካብቲ ከባቢ እንዳ ፖሊስ ኦርኒ ምሕታት ኣይምሓሸን?።❤❤
Ab sudan eiu mesleni sudan kea hji hmak kunetat alo
Nay sudan enda polis eiu
1) መጀመርያ ሰብኣያ ክሕተት ኣለዎ ምኽንያቱ ነቲ ኣስጋረይ የእሲረዮ ሃዲሙ ወጺኡ ዝበላ ኣይተዋሓጠትለይን ክሕተት ኣለዎ 🤔ካልኣይ ንምንታይ ኣብ media ክትወጽእ ምስ ሓተተቶ ተሌፎን ምልዓል ኣብዩ 🤔ስለዚ ታሕተትቲ 2) እቶም ማይ ከነምጽእ ኢሎም ገዲፎማ ዝኸዱ 🤔
ክብርቲ ሓፍቲ እቲ ኣስጋር ፍሊሞን (ተወንጂ ) ተመሊሱ ነታ ቆልዓ ክሰረቕ እዩ ተታሒዙ ተኣስሩ: እታ ተለፎን ዘይምል ኣሉ እቲ ስድራ ሱቕ ሰለ ዝበለ ከምናቱ ዝረሰዓ መሲልዎ 😭. ኻልእ እቲ ማይ ክነምጽእ ዝበ ልዎ ቅድመ ኩነት ቃል ዘኣተውዎ ፎርመላ አዩ ንብዓት እዛ ንጽሕቲ ግን ውሕጅ ኾይኑ ክወስዶም አዩ ምስ ኣቦ ወዳ.
Egzaabheri amelak msaki ykuni
Ezeome kulume nab hege kekerbu alewome ab ade hege eyume zelewe
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉🎉🎉🎉🎉
Betami eyu zehzn
Eway habtey fetari tehazia yetfeala kab bsulie tere geru yewxealiekum
ዘሕዝን እዩ ናይዛ ንጽህቲ ጠፊኣ ተሰዊራ ዘላ ሓፍትና ጓልና ዝኮነት ኩሉ ዝፈልጣ ወይ ዝረኣያ ኣብቲ ግዜ ዝሰገረትሉ እዋን ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ ንኩልና ሓፍትናን ጓልናን እያ ነዞም ስድራኣ ከኣ ኣካእሎ ይሃብኩም መሪር እዩ ነዛ መደብ ከማን ሰሚዕና ኣስደሚምና እሞ ከቢድ እዩ እዚ ቃንዛ ተረኪባ የስማዓና ደሃያ ጽቡቅ ይግበሮ እሞ ኣጀኪ ሓፍትና ነዚ ተንቲንኪ ዘቅረብክዮ ጽቡቅ ሓበረታ እዩ እሞ ገጽ ሓፍትኪ ይርኢኪ ደሃያ ይሰማዕ በርትዒ ኣጆኪ። ጆሲ ተምጽኦ ጽቡቅ ሓበረታን መደብን እዩ እሞ ንፍዕ 🙏🏿❤️🙏🏿
ኣሜን ❤
Aman &thank u
ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤❤❤❤
Amlke Kabe Zelato Be Selam Alku Kerbel Yemen hafetey Marry🙏😥)( Josi hawey Selom Nayzom Sebat Melue kera Alwo
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉❤❤❤
Ach haftey 😢 amllak msa ykun
Ajoki habibti aytibkeyi
Nab rashayda inte sheytoma sebeytom iya koliu win welida tikhon iya ! Bihiweta kemtihilu filut iyu! Hanti mealti tirekhibiwa tikhonu!🙏
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉🎉🎉
Ya kema teray eya ketkewen tekel ente temeto metatna mebelu meknyatu nehna wn mot kemzelo endafeltna ina nebges nebegs
Eway ane haftey nweda ka adey mareyam halal baela teqanalu dhay adieu tesmayo❤
Aburuf dobi amlak mes yelwati yegbra haftet natey
Kemey aynet chekan eu.dehay adegalu keyseme mnbar teraiwo.dehan fetari nay edu yhabo.zzerakayo exed.
Yegerm! Nebynu aynet eu
Febu haftey nay chicho dea meanta kebdna endina tekerixna egziabiher ms hlwat yigbera
🙏🏼🙏🏼🙏🏼
እዛ ጉዳይ ናይዛ ሓፍትና ክልተ ነገር ኢዩ። ቀዳማይ እዞም ኣሳጋጋርቲ ሓፍታ እንታይ ኣጋጢምዋ ይፈልጡ ኢዮም።ግን አበይ ከምዘላ ናይ በሓቂ ተዘይፈለጡ። ራሻይዳ ወሲዶማ ይኮኑ ምስ ራሻይዳ ትነብር ትከውን። ናይዚ ኩሉ መፍትሒ ከኣ ናብ ሕጊ ምቅራብ ኢዩ።
Wey.gud.kulukum.hagaweyan.sebat.malet.dgum.nisaka.kia.men.iuy.haghawe.seb.deka..intay.ketefeteh.ika.halewelew.tibil.zeleka.nireeseka.haghawe.dika..izom.kulum.abey.felixikumom.ab.maikel.ketema.kisai.kindeza.sewer.negher.teseruhu...zehizin.iyu.mexehaf.hatemkum.akemixiyo
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉❤🎉❤❤
ሰልም ጆሲ ሓወይ ብመጀምርያ ብትገሮ ምትሕብባር ከይምስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደልይን እዛ ጋል እንተዝፍይተግየ ብሂወት ኣላ ምክንያቱ ኣብ ከባቢ 2017 ክሳብ 2018 ኣብ ሸገራብ ንይራ እንትተካኢሉ ፖሊስ ሸግራብ ጽቡቕ ሓበሪታ ክትርክብ ትክእል እያ
ሰላም ሓዉ ቴለ ናትካ ወይ ፈይስቡክ ክትሰደለይ ትኽእል ዶ
@@JosiasDenden Kesete yehdego
Ezi kesete yehdego zbehal zeblo. Zelo. Ab 2019 werhi February march. April may Abu. Nere. Hanti. Nay. Yemro xegem znebera. Gal Nera eti. Msla keman kurub. Nezia. Tefia tebehal zela. Haftna temesel. Please chek gberu shegerab. Amalak xlalu. Yenberla.
Selam hawey ane kea neferehiwet hawa eye Facebook kerekebeka ba bezia rekebeni Bekie Bekia tebel natey
@@JosiasDenden kiburat yehwat please tetenkeku ! ab kemzi iwan himakat sebat alewu xegem seb mezmizom ab kemzi rinaya genzeb sidedu ziblu hilina zeybilom sebat,,,,, silezi n kulu tedalewulu,,,,mekniatu hiliniom ziarebe kab kemzi keyterefe kirebhu zideliu alewu kab dehay zetfe nay kereba zemedey zegatemeni iu ,,,Amlak ab zelatu misaa yikun.
Eway haftey natey amlak msaki ykun
ክንደይ ህዝብና ብኸምዚ ጠፊኡ ኣሎ ብሰንኪ ኣስገርትን ሕልና ኣልቦን
ሓውና ጆሲያስ ፍጻሜ ንትዓዘብትኻ ኣገዳሲ እዩ ፡ ካልኦት ተቢዖም ሽግሮም ኽንግሩኻ ፡
ኣጆኹም ኣምላኽ መዋጾኦ ይፍጠረላ😢
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉🎉🎉🎉🎉❤
Favenye...mar The frist time i saw you...meet your Beautiful famliy...when you told me about your sister stroy.. it was very heart touching😢😢you allways talk about her everytime i see you favenye.. i feel your pain..insh"Allah i make dua. Eza Hafty...i hope you find some information so soon...i'm so proud of you...
Aman &thank u s/s
ኣቦ ወዳ ኢድ ከይ ሃልው ኣይተሪፈን,ንምንታይ ከ ሕጂ ርክብ ኣቃሪጹ?
eway tarekna kemaxeax mara kenday tachakakena 😭😭😭 anta Amlak aboy bejaka yekra belalna🙏 ufff