ን ኩናት ትግራይ ኣቐዲማ ትሕብር ዝነበረት መጻወድያ ዘርእስታ ፊልም ብዛዕባ ቀጻልነታ ዝምልከት መደብ ሓፈሻዊ ፖለቲ ትግራይ ዝድህስስን ምስ ምስ ደራሲ ተሜ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ส.ค. 2022
  • ን ኩናት ትግራይ ኣቐዲማ ትሕብር ዝነበረት መጻወድያ ዘርእስታ ፊልም ብዛዕባ ቀጻልነታ መደብ ምስ ደራሲ
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 172

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  ปีที่แล้ว +51

    ን መጻወድያ ፊልም ክትቅጽል financially ሓገዝ ክትገብሩ ትደልዩ please click here and donate
    👇
    gofund.me/00767268

    • @medaghere4367
      @medaghere4367 ปีที่แล้ว

      Neskan sebytekan hagezu eta film xebekti eya gn n tigray ember n Eritreawyan bezuh mexawedya teserhu gn negativ trah eka tehbo ezi ka gele trah zeykonas 10000 gele uzeloka

    • @osmanabdulla6655
      @osmanabdulla6655 ปีที่แล้ว

      Gohaf korob hifer bejaka sheyati tariko halay btaemi tehzn

  • @btesfamnbar9528
    @btesfamnbar9528 ปีที่แล้ว +50

    ዋውው ዝፈትዋ ፊልም ዝፈትዎ ኣርቲስት ተኸታቲለ እየ ሪ ኤያ ካብ ሓውኹም ኤርትራዊ

  • @user-kt6tt5oe9k
    @user-kt6tt5oe9k ปีที่แล้ว +18

    ሰልጠነ ሓወይ ኣብ ስራሕካ ዓወት ኣብ ሂወትካ ሰላም ይምነየልካ

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 ปีที่แล้ว +21

    ሰላም ሰላም ሰልጠነ ሓውና የቀንየልና
    ብጣዕም እንፈትዎ እንክብሮ ሓውና ሰለ ዘምፃእካልና

  • @user-jo5ce8bs8m
    @user-jo5ce8bs8m ปีที่แล้ว +20

    ጎይቶኦመይ እንኳዕ ድምፅካ ሰማዕኩ ልባመይ 😢🙏🙏

  • @ariamemun9576
    @ariamemun9576 ปีที่แล้ว +13

    ሰላም ንዓባይ ሃገረ ትግራይ : ከያን ተመስገን ንፉዕ ቀፅሎ መርኣያ መንእሰያት ጅግና የቀነልና ጋዜጠኛ ሰልጠነ ❤️🇻🇳❤️🇪🇷🙏

  • @user-du1qw8wu8f
    @user-du1qw8wu8f ปีที่แล้ว +10

    ድምጻዊ ኪሮስ ኣሰፋ ተዋስኦ ስለ ዝክእል ብትሕትና ክትዕድሞ ተስፋ ይገብር

  • @amang.cherkos3062
    @amang.cherkos3062 ปีที่แล้ว +21

    አነ ልገርመኒ ሰልጠነ ዝትብሃል ስነ ልቦናኻ ሰብአውነትኻ ዝገርም እዩ ቀፅለሉ ዝንፎትዎ ሓውና አራኺብካና

  • @th1825
    @th1825 ปีที่แล้ว +9

    እንኮዕ ብዳሓን መፂካ ተመስገን ሓወይ የቀንየልና ሰልጣነ ሓወይ ካብ ዝፎትዋ ድራማ

  • @user-bt8cu2lv8p
    @user-bt8cu2lv8p ปีที่แล้ว +9

    ዋውውውው ተመስገን ሓውና ዝፈትወካ

  • @user-tk6do9du6f
    @user-tk6do9du6f ปีที่แล้ว +7

    ብጣዕሚ ደሰ ትብል ፊልሚ እያ

  • @tigraweytieye6171
    @tigraweytieye6171 ปีที่แล้ว +5

    ተመስገን ሓውና ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰልጠነ ሓውና እውን የቅንየልና

  • @binialandegiorgis4835
    @binialandegiorgis4835 ปีที่แล้ว +6

    Wow temesgen you are wonderful man so appreciated

  • @masho4931
    @masho4931 ปีที่แล้ว +7

    ባሕቃ ከማካ ትግራዋይ የብዛሓልና ክቡር ሓወይ ብዕድመ ጣዓና ያሓላካ ፈጣራ ንበረላና💖💖💖💖💖💖💖💊💊💊💊💊💊💖💗💖💖💖💖💖💖

  • @user-pt3kh9nv5x
    @user-pt3kh9nv5x ปีที่แล้ว +9

    እንኳዕ ብደሓን መፃካ 🙏❤️❤️❤️🙏🙏

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኣብሄር ሓሳብካ ይፈፅመልካ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ

  • @user-je9tz2ij3s
    @user-je9tz2ij3s 11 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ መፃወድያ ካብ ዝፈትዋ ፊልሚ እያ እሞ ንቀፃላይ እትሰርሖም ስራሕቲ ንክንርኢ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበና እግዚኣብሄር ይሓግዝካ በርትዕ

  • @CAFEVENUS
    @CAFEVENUS ปีที่แล้ว +5

    Seltene your show is amazing,your guest is intelligent.Thank you for your effort.

  • @DesalegnGebremedhin-pv7zn
    @DesalegnGebremedhin-pv7zn ปีที่แล้ว

    ሰልጠነ ንዓካ ልዑል ምስጋና አለኒ ክቡር ሓዉና ተመስገን እንካዕ ብሰላም መፃካ

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሄር ይሓግዝኩም ተመስገን ሓወየይ
    ሰልጠነ ሓውና ብጣዕሚኢና ነመስገን

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 ปีที่แล้ว +13

    ስልጡን የመስግነካ ብዙሕ ዘይንፈልጦ ንማሃር ኣለና ከምኡውን ሓውና ተመስገን ትገርም ሰብ በሊሕ ለባም ኣጅኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና 💪❤️🌹❤️🌹

  • @yonisamson7708
    @yonisamson7708 ปีที่แล้ว +8

    We love him🌹🌹🌹🌹

  • @user-ib2vz6lc8y
    @user-ib2vz6lc8y ปีที่แล้ว +16

    ብሽም ጌትሽ ሳብስክራይፕ ግበሩለይ ተጋሩዋይ 👏👏👏

  • @habtomtewelde6021
    @habtomtewelde6021 ปีที่แล้ว +7

    ኣጆክ temiy hewey

  • @user-tk6do9du6f
    @user-tk6do9du6f ปีที่แล้ว +6

    ሰላም ሰላም ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ

  • @fjrsge8898
    @fjrsge8898 ปีที่แล้ว +3

    ዋዉ ተፈታዊ ሓዉና ሎማዓልቲ ብጣዕሚ ሓደ ወሳናይ ስነስጥበባዊ ትግርኛ ዝኾነ ጅግና ትግራዋይ ኣምፂእኻልና።ተመስገን ሓዉና ብፅቡቓት ስራሕትኻ ኣዚና ኢና ንኾርዓልካ። በተለይ "መፃወድያ" ትብል ስራሕካ ግን ኣብ ሎሚ ኮንካ ዝድነቕ ስራሕ እዩ።

  • @FM-iq3qo
    @FM-iq3qo ปีที่แล้ว +1

    Thank you so much brother god bless you 👏🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @samiwelay4860
    @samiwelay4860 ปีที่แล้ว +6

    ተምየ ነብይ ካባካ ብዙሕ ኢና ንፅበ
    ሰልጠነ ሓውና እውን Thanks ነዚ ሓውና ዘምፃካልና

  • @muhraalomar7341
    @muhraalomar7341 ปีที่แล้ว

    ጎይቶኦሞ ጅግና ❤️❤️❤️

  • @mezyberhane6524
    @mezyberhane6524 ปีที่แล้ว +3

    Seltene thank you Temesgen he is gifted and artist and visioner he have a gift from God not many people understand him God bless him🙏🙏

  • @user-fs8nk3zm4m
    @user-fs8nk3zm4m ปีที่แล้ว +1

    ጎይቶኦመይ ዘረባካ ደስ ከብል ብሓቂ ህዝቢ ትግራይ ፍቅሪ ዝኮነ ህዝቢ ጎይቶኦመይ እብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይምነይልካ ሓወይ ነተይ ብጣዕሚ እይ ዘድንቀካ 🥰🥰🥰💊💊💊🥰🥰🥰ትግራይነ ንዘልኣለም ትንበር ብደቃ 🥰🥰🥰🥰ስልጠነ ዓብየ ስብ ለባም ክብረት ይሃበልና 🥰🥰🥰

  • @abrehatgebrhansgebrhans9400
    @abrehatgebrhansgebrhans9400 ปีที่แล้ว +1

    ጅግና ወድጀጋኑ ብዘለኻዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጎይትኦም ሓውና

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 ปีที่แล้ว +2

    Thank you Tefetawi Talkshow for interviewing our brorther great artist Temesgen.

  • @genetgyohans3381
    @genetgyohans3381 ปีที่แล้ว +3

    በቃ ረኪበያ አነ እዉን Subscribe ገይረ አለኩ ነዚ ሓወይ❤❤❤❤

  • @gerielaasmerom7798
    @gerielaasmerom7798 ปีที่แล้ว

    TEMESGEN YOU ARE THE GREAT YOUNG MAN WOW IT IS EXCELLENT BROTHER ❤🌹

  • @gfff539
    @gfff539 ปีที่แล้ว

    ተሜ ጅግና

  • @kflomgereziher2072
    @kflomgereziher2072 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ሰልጠነ ሓዉና ብሓቂ ንፈትዎን ነክብሮን ሰነ ጥበባዊ ተመስገን ጅግና ሓዉና ስለ ዘቅረብካልና ክብሪ ይሃብካ 🥰🥰🥰🙏

  • @fanuskesh4838
    @fanuskesh4838 ปีที่แล้ว +7

    Brilliant mind

  • @terhasberhane71
    @terhasberhane71 ปีที่แล้ว

    ተመስገን ጅግና ሐውና ክብሪ ይግበአካ

  • @knfekara6570
    @knfekara6570 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ከብ ዝመሰጠትኒ ፊልሚ ትግርኛ

  • @user-or5np9rg8e
    @user-or5np9rg8e ปีที่แล้ว +7

    ተመስገነይ የኔ ማር

  • @hygg9178
    @hygg9178 ปีที่แล้ว +5

    ኣን ብጣዕምየ ይፈትዎ ነይረ ኩል ግዜ ሰንበት እያ ትምፅእ ነይራ እንት ወረዳስ ስራሓ ገደፈ ይከታትል ነይረ ኣብ እሮቢ ግእዝ ኣቆፃፅራ 90 ዓ'ም ሻዕብያ ቡዙሑ ገፈዕ ፈፅሞም ነይሩ ሰለዘይፈልጥኩ እምበር ትግራይ እውን ይፈፅምም ይምስልን ካዕን ደረግ ክንደይጨቃነ ተፈፅሙ ማለት እዮ እል እቲ ድራማ ክከታተለ ከለኩ ከይፈለጠ ይንበዕ ነይረ ሕጀ ከዓ ካቡኡ ዝገደደ ብዓይን እናራኣና ብፈልም ነረእ ነይረና ዓብይ ግፈዕ ተፈፅሙ ኣብ ልዕል ህዝብና ኣሓሓ😭😭💔💔😢 ሐዚ ክትቅፅል እንተኮይና ዓብይ ታሓጋሰ ክንቀበል እና ዓደ ጀጋኑ ብዲራማ ሽም ጉይታኦመይ( ተመስገን) ሰልጣና ሓውና ከብረት ይሀበለና ዕደመን ጥዕናና ይሃብካ ፈጣረ ኣቦይ እቲ ኩሉ ሓገዘካ ብጣዕም እየ ኣደንቀካና ኣመስግነካና💊💊💊ትግራይ ትስዕር

  • @mamumamua8216
    @mamumamua8216 ปีที่แล้ว +1

    ጎትሽ ጅግና

  • @mulugetaberhe4579
    @mulugetaberhe4579 ปีที่แล้ว +3

    Us usually thank you 🙏 then I really love for Temsgen I flowe for log time

  • @dfggfftyu8323
    @dfggfftyu8323 ปีที่แล้ว +2

    ewyyyy zfetwo getshey amstekaley thank you

  • @selamaehailm8092
    @selamaehailm8092 ปีที่แล้ว

    ኣጀካ በልለይ እስኪ ንዚ ጅግና ሓዉና ብጣዕሚ ደስ ትብል ፍልም ደሪሲ እዩ ብጣዕሚ ገበዝ በለለና ❤❤❤

  • @biniamkidane7687
    @biniamkidane7687 ปีที่แล้ว +2

    ኣዝየ ዝፈትዎ ደራሲ ኣብ ሂወትካ ሰላም ጥዕና ቅሳነት ተስፋ ፍቅሪ ይምነየልካ ተመስገን ሓወይ

  • @rgbe----tigraweyti-
    @rgbe----tigraweyti- ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ሰልጠነ
    ንፈትዎ ሓውና ሰለ ለምፃእኻልና
    ተሜ♥️

  • @tsegaygebremikaelweditigra7699
    @tsegaygebremikaelweditigra7699 7 หลายเดือนก่อน +1

    ተመስገን ሓወይ እዛ ኣብ ክሳድካ ዘላ ትግራይ ትብል ሲ ከብደይ ግልብጥብጥ ተብለኒ ትግራይና ዘይኢዳ ረኪባ 😢😢😢 ፈጣሪ ይክሓሳ እምበር ኣብ ጎንካ ዶሞ ኣለና ተምየ ሓወይ
    ሰልጠነ ዶሞ ብጣዕሚ ጎቦዝ ሓዉና ኢካ ሞ ኣብ ካሕሳካ የዉዕለና በዓል ህሊና ኢካ ሞ ቀፅለሉ

  • @gerielaasmerom7798
    @gerielaasmerom7798 ปีที่แล้ว

    PLEASE TEMIE CONTINUE THE MOVIE. 🙏

  • @tibletsabraham1078
    @tibletsabraham1078 ปีที่แล้ว +5

    Temesgen hawena ajoka jigna

  • @mussieteklezhgi9283
    @mussieteklezhgi9283 ปีที่แล้ว +6

    ልቦና እንተዝህልወና ደአ እንዳቐተለካ እንዳአሰረካ ብዘይ ምኽንያት አብ ካልእ ሀገር ኬድካ ዝጨፍጨፈ ጹቡቕ ጌርካኒ ጽቡቕ ጌርካ ይብሀል'ዩ ናትና ዛንታ ናብ ዝተፈላለየ ሀገራት እንተዝትርጎም እንታይ ምገበርና እም አብዚ ዘመን እዚ ንዓኻ ዝመስል ኩሉ ቓንቁኡ ባህሉ ኖእ ከማይ አይኮነን ይብል ድዩ ሐደ ጡዑይ ሰብ ዝሕፍር።

  • @TKYOT
    @TKYOT ปีที่แล้ว +6

    ሰላም ሠልጠነ ሓውና እውን ተሜ ሓወይ ቅድም ኣብዘለኩምዎ ሠላምኩም ይብዛ እና ዛ you tube ናይ ተሜ ካልእ እውን ተመሳሳሊት ኣላ ኣየናኣያ

    • @tefetawitalkshow
      @tefetawitalkshow  ปีที่แล้ว +2

      th-cam.com/channels/KGe0vHw3IiZb_-DWZ7OErg.html

  • @netsanet8621
    @netsanet8621 ปีที่แล้ว +5

    ሰልጠነ ሓውና ዓብይ ሰብ ከም ስምካ ስልጡን የቀንየልና 🙏🙏🙏

  • @user-nq7qg9rc5g
    @user-nq7qg9rc5g ปีที่แล้ว

    ሰልጠነ ሐወይ ብጣዕሚ ኢና ነመሰግነካ ክብሪ ያሃብካ🙏🙏🙏

  • @AaDd-rq3zs
    @AaDd-rq3zs ปีที่แล้ว

    ገች ኣበሳ ወድ ዓባይ ሃገረ ትግራይ💊💊💊💊🙏🙏🙏🙏

  • @lemlemtikue7353
    @lemlemtikue7353 ปีที่แล้ว +7

    ህዝቢ ኤርትራ እቲ ጭካነ ተለማሚድዎስ ንህዝቢ ትግራይ ነቲ ዝበፀሖ መከራ ፅቡቅ እንኳዕ ዝብሉ ቀለልቲ ኣኮነን ።

  • @user-bt8cu2lv8p
    @user-bt8cu2lv8p ปีที่แล้ว

    ዋይ ተመስገን ሓወይ ብጣዕሚ ሓሚቅካ ማዓረይ ኣጆካ ብዝሕ ኣይትጨነቅ ኹሉ እግዚአብሔር ከውጉሕ እዩ
    ዳይ ኹሊኹም አብ ናቱ ኣትና ነተባበዐዮ ነዝ ሓውና

  • @vjr7453
    @vjr7453 ปีที่แล้ว +1

    ገይትሽ ጂግና ብሉፅ ተዋስአይ አነስ ክፈትዮ ማዓት❤❤💊💪💊💪💊💪💊💪💊💪💊💪💊💪

  • @hxnzz5840
    @hxnzz5840 ปีที่แล้ว

    Selam💖💕💕💕💕💕💕💕💕

  • @hshshsh5196
    @hshshsh5196 ปีที่แล้ว

    ጎቶሾይ❤❤💊

  • @yeshizereabruk8604
    @yeshizereabruk8604 ปีที่แล้ว

    Jegna wedi hizbi Tigray ❤️💛💪👊🙏

  • @tiztafantahun99
    @tiztafantahun99 ปีที่แล้ว

    Temesgen hawey kiwegih eyu ajoka ❤️❤️❤️

  • @Berhane-
    @Berhane- 2 หลายเดือนก่อน +1

    👍👍👍🙏🙏🙏
    💙💙💙💚💙💙💙💪

  • @tsegahaylemichael1399
    @tsegahaylemichael1399 ปีที่แล้ว

    ሰልጠነ ሓወይ እንቕዕ ብሰላም መጻእኩም

  • @sabamisghina7076
    @sabamisghina7076 ปีที่แล้ว

    Teftawi.. Good question 🙋🏾

  • @user-fh6wj8ln3c
    @user-fh6wj8ln3c ปีที่แล้ว +4

    😍😍😍😍😍😍

  • @user-xt8ut9pi2s
    @user-xt8ut9pi2s 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @destamsgna5631
    @destamsgna5631 ปีที่แล้ว +1

    ዝፈትዎ ስነጥበባዋዊ ተምየ ጅግና ብጣዕሚ ዘድንቀካ ኣጀካ ክወግሕ እዩ።💖

  • @yeshizereabruk8604
    @yeshizereabruk8604 ปีที่แล้ว

    Lebam seb❤️🙏

  • @mulubeiene3583
    @mulubeiene3583 ปีที่แล้ว +2

    ኣጆኹም ህዝቢ ትግራይ፣ እዚ ኹሉ በደላት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝወረደ፣ ብድልየትን ባርኾትን ህዝቢ ኤርትራ ከም ዘይኰነ ፈሊጥኩሞ ኣለኹም። ኣሽንኳይዶ ህዝቢ ትግራይ ሓውናን ጐረቤትናን፣ ኣብ ርሑቕ ዝነበሩ ህዝብታት እውን ገበን ክፍጸመሎም ከሎ ንሓዝን ኢና፣ ሰብ ስለ ዝዀንና።
    ኣጆኹም ኣጆና፣ እዚ ኩሉ ጸገም ኣብ ክልቲኦም ህዝብታት ወሪዱ ዘሎ መወዳእታ ኣለዎ።
    ብሰላምን ሕውነትን፣ምትሕግጋዝን ክነብር።

  • @tirhaslegesse2499
    @tirhaslegesse2499 ปีที่แล้ว +1

    🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @user-ns9ks4pk2d
    @user-ns9ks4pk2d ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ፅምቅ ትርጉም ዘላታ ፍልሚ እያ ክትቅፅል ንደልያ እና🙏🙏💔💔💊💊💊💖

  • @semiraghidey8436
    @semiraghidey8436 ปีที่แล้ว

    ❤️🙏👏👏👏

  • @user-qn4rm3ue7x
    @user-qn4rm3ue7x ปีที่แล้ว

    _ተመሰገነይ ብሉጽ💊ሰልጠነ ሓወና ኸዓ ካብኡ ብዘይ ንእስ ብሉጽ ቀጽለሉ🥰❤_

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 ปีที่แล้ว +3

    መፃወዲያ ብጣዕሚ ዝፍቶ ዝልዓለ ብቕዓትን ብስለትን ዘትኣየ ናይ ኣርቲስት ስራሕ እዩ::

  • @lemlemwoldegerima3598
    @lemlemwoldegerima3598 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤

  • @fevinatigraweyti1543
    @fevinatigraweyti1543 ปีที่แล้ว

    ሰልጠነ ሓወይ ከይነዓቕካ ምስ ተመስገን ኣራኽበኒ please 🙏🏼

  • @rahelmaosho7804
    @rahelmaosho7804 ปีที่แล้ว

    Wawwwwwww ita keymenekuwa zitewedeit filim niderasia dima edmen tienan yhabo fetari

  • @diyanaeyob8051
    @diyanaeyob8051 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @msgnakalab391
    @msgnakalab391 ปีที่แล้ว

    Wawww seltene abey rekibkayo nay bahaqi belih baal moya !

  • @beyenechandarge5058
    @beyenechandarge5058 ปีที่แล้ว

    THANK YOU SELTENE HAWUNA

  • @shishayberhane6518
    @shishayberhane6518 ปีที่แล้ว +2

    Rahel beraki

  • @samsomtesfamaryam2138
    @samsomtesfamaryam2138 ปีที่แล้ว +3

    እታ ካብ ትግርኛ ዝፈትዋ ፊልም መፃወድያ እያ 100%

  • @halewbelom6192
    @halewbelom6192 ปีที่แล้ว

    የቐንየልና ሰልጠነ ነቲ ንፈትዎ ደራስን ተዋሳእ ዘምጻእከልና

  • @FfGg-wh1kb
    @FfGg-wh1kb ปีที่แล้ว

    ገራሚት ፊልሚ ያ ማለትሲ እቲ ዝመፅእ ነገር ፈልጥካዮ ፀንሕኻ እኻ ቶሚየ እንኳዕ ናትና ኮንኻ💖

  • @user-es4do1iy2c
    @user-es4do1iy2c ปีที่แล้ว

    Kab mejemrta ksab mewedata rieya aziye ka adnikeyo temsgen (Gotish) kem smu msgun eti zberte Great actor and performance like break prison film

  • @user-en6ro8nz9f
    @user-en6ro8nz9f ปีที่แล้ว

    ተሜ ሓወይ ንጥበብ ዝተሓረኻ እኻ ትመስለኒ ብጣዕሚ ሓያል ደራሲ መፃወድያ ጀሚራ ክሳብ ኩናት ዝጅምር ነቲ ኩነታት ብደምቢ ዝተንበየት ስራሕ

  • @menkem511
    @menkem511 ปีที่แล้ว

    A true artist

  • @thuryutfhhdgjjggjjgfhjjjd4524
    @thuryutfhhdgjjggjjgfhjjjd4524 ปีที่แล้ว

    እውይ ጎይትሸይ ዝፍትወካ ተዋሳኣይ🥰🥰🥰🥰

  • @issaalissa8955
    @issaalissa8955 ปีที่แล้ว

    💕😍😍😍😍

  • @salamsere6403
    @salamsere6403 ปีที่แล้ว

    ጎይቶኣም ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ

  • @Aruiteyyy
    @Aruiteyyy ปีที่แล้ว

    Ajoka kubur hawww

  • @genetgyohans3381
    @genetgyohans3381 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤💛💛💛💛

  • @almazyehdego4802
    @almazyehdego4802 ปีที่แล้ว

    ❤💛👋

  • @terhasberhane71
    @terhasberhane71 ปีที่แล้ว +2

    እዛ ፊልሚ ካመጀመርታ ክሳብ ጠጠው ደበለታ ተከታቲለያ ብጣዕሚ ትገርም ኩላ አብትግራይ ዝተፈፀመ ትሕብር ዝገርመኒ ይፈልጡ ኔሮም እዮም ትብል ጎይቶኦም ብጣእሚ ዝድነቅ ተዎሳአይ ኩሎም ይድነቁ እዮም ክትቅፀል ተስፋ ይገብር ተመስገን ነቢ ኢለካ አለኩ

  • @habtombasha2390
    @habtombasha2390 ปีที่แล้ว +2

    Seltene ni temesgen nay bihaqi credit zigbio eu ajoka qexilo ab godnika alona kiblo ydeli

  • @PurposeDriven4U
    @PurposeDriven4U ปีที่แล้ว +1

    🛑May Christ's wisdom overshadow you brother🙏🏽

  • @asteryup3208
    @asteryup3208 ปีที่แล้ว +2

    You must be intuitive ,,

  • @fevenfitwi4262
    @fevenfitwi4262 ปีที่แล้ว

    ከመይ ዓይነት ሰብዩ ማለትሲ ቅድሚ ኩነት ዝጋጥም ነገር ዝፈልጥ ሓያል ሰብ ድሕሪ ኲናት ብሂወት ምርኣይና ንዓኻ ኣነ በዛ ወገነይ ማራ ይሕጎስ!