ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ውይ ግዜ ውይ ጉድ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ፅፁይ ሓቤሬታ ቀፅልሉ
ሓሳዊ ግን አይትወስኹ
ንስኹም ውን ክትጉስጉሱ ይግባእ ኣቢ ዋላ ጊጋ ተለዎ ኣይከም ኢሰያስን ስለዚ ኣብ ጎን ኣቢ ኮንካ ኢሰያስ ክውቃዖ ይግባእ ተኮልፍና እንዳበለ ዝሓርር ዘሎ እዩ !!! ብሕጂ ጽንፈኛታት ተረኺቡ ታሪኽ ከም ዝድገም ርጉጽ እዩ ስለዚ ህዝብና ኣብ ሓደጋ ኣሎ ኢሰያስ ክሳብ ዘሎ!!!!!!
General hirkan kehadi
ኣብ ደቂ ኣነስቲዮ ጥቕዓት ዝሳተፉ መምሃሪ ፍርዲ እናተውሃበ እዩ ደስ ዝብል ስለ ዝኾነ ተጣናኺሩ ክቕፅል ኣለው። ኣብ ፀለምቲ ዝግበር ጭውያ ዘሕዝን እዩ መሪሕነት ህወሓት ኣፈላላዮም ኣፅቢቦም ፀገም ህዝቢ ክፈትሑ ኣለዎም እምቢ እንተሎም TDF ጣልቃ ክኣቱ ኣለዎ።
ግምት ዝበሃል ካብ ምንም ዓይነት ሐደጋ ንትግራዋይ ኽከላኸለሉ አይኽእለን ከምዘይጠቕሞ ክፈልጥን ክርዳእን አለዎ ክ
ንእሽተይ ንእሽተይ ፍትሒ ዝጅምር ዘሎ ይመስል አብ ትግራይ