ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣብዚኣ ሰዓት ኣብ oline ዘለኹም ሓሳብ ልብኹም የስምረልኹም ፈጣሪ። ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ምሳኹም ይኹን።ብር ክትብሉ ተሓጎሱ። ፈጣሪ ገጽ ትፈትዉዎም ስድራኹም የርኢኹም።🙏🙏🙏ናይ ማይናስ & ቴኖ ፈተዉትን ኣድነቅትን 👇👇
Amen
ኣመን ኣመን ኣመን
Amen kendey ketem ey da temrqa 🇪🇷❤️💐💯
ኣሜን ማዓረይ ናተይ😢🙏😍❤😍
🙏🎚🙏🎚🙏🎚
i am tigray person but i love all eritrean movies and comedy peace to the horn africa
You have to say you're from Ethiopia
U don't have choice
❤🇪🇷ኣቦይ ማዓረይ ማይናስ መሕረር 😀😂ዓዱ ዝናፈቀ like 🇪🇷🇪🇷👍👍👍❤❤👍👍👍❔
Merry Christmas haftey. Make sure church kidi eki
ፈተዉቲ ወዲ ሹቅ ኣበይ ኣለኩም❤️
ምን ኣገባህ ክክክ
Hier
*👇ኣድነቅቲ ወዲ ሹቅ ❤*
ብሉፃት ኮሞዲያን 👌ምንጪ ናይ ሰሓቅ ኢለኩም ኣለኩ ማይነስ መዓረይ ❤❤
I can't hear Tigrigna but Love yonas Maynas comedy cuz his physical comedy is Universal.
ልብና ሃዘን መሊኡ ቀኒዩ ማይናስ ኣቦ ሰሓቅ thank you 😂😂😂 Happy New Year ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷
ኣጆኩም የሕዋተይ ንፋቀር ንተሓላለ ጥራይ ዘመን ስሓቅ ይምጽኣልና
ኣታ ን ማይናስ በጃኹም ንበይኑ like ግበርሉ ክሕምመኒ እዩ i love u minaseyyyyyy
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለኻ፡ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትካ ሰላም ቅሳነት፡ ኣብ ጉዕዞኻ ዓወት ይምነየልካ፡ ምስ ስድራኻ ብሰላም ገጽ ንገጽ የራኽብካ፡ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ፡ ኣዛ ትመጽእ ሓዳሽ ዓመት ሽሻይካ ሒዛ ትምጻእ ፡ ሕማቅ ኣየስምዕካ ካብ ኩሉ ሕማቅ ፈጣሪ ይሓልኻ፡ እግዛቢሄር ኢዱ የንብረልኩም ንዓኻን ንስድራኻንውግእ ወረ ውግእ ኣየስመዓና ሰላም ይሃበና ፈጣሪ ኣሜን፡ ርሑሽ ሓድሽ ዓመት ይግበረለና ኣሜን።
amen amen amen 🙏
Amen Amen Amen
ባብየይ ናፊቀ ያኣክ ኣታ ኣዘኪርኩምና ያኣክ ኬፍ ኣለኩም ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤👈
ኣዝየ ዝፈትዎሙን ዘክብሮምን ስነጥበናውያን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፡ኣሜንርሑስ ሓድሽ ዓመትን፡ልደትን ይግበረልና ብ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ኤሩ ቅድስቲ፡መርየትት ሰላምኪ ይብዛሕ
ማይናስ ወዲ ሹቅ ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ ቀጽሎ ✌️🇪🇷❤
Well come 🌹🌹🌹♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዮኒኒ መሕረር ዋይ ዞም ኣቦኻ ጕድ ረኺቦም ብልጽቲ ስራሕ 👍💚
ኣታ ርኣይዎ ም ኣቦታትና ወላ ሓደ አካዩ ኣሕሊፉ ንደቁ ዘይህብ ናይ ብህቂ ኤርትራዊ ምካንካ ይሕጉሰካ
Ati widi wedi shuqey ❤️❤️❤️💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 kemzi kemay hankew elka ktxbe zkeneka eske like rgex🇪🇷💯❤️
🤣🤣🤣🤣🤣 ወዲ ሹቕ ያዓኽ ብኣካል እስካብ ለግኔካ ሃፂፀ i love you bro from Tigray
ኩሉ ጉሓፍ ምስ ተጸረገ ሰላም ምስ ኮነ ኣስመራ ኬድካ ከተግንዮ ኢኻ።
@@AwetInspire ናብኡ የብፀሐኒ
❤❤❤
@@kalabaregawi1050 ኣጆኻ ጥራይ ጸጽቡቁ ንሕሰብ ሰላም ክንረክብ ሹዑ ሰላም ክኮነልና እዩ ነስመራ ሒዝናካ ክንኸይድ ኢና ክትጋነዩ ኢኹም
ኣቡኡ ንተኒኒ ዝኣተዋ ጉድጋድ😂😂😂😂😂😂
ማይናስ ወናኒ ሓጎስን ስሓቅን 👉❤
Entayda asmera gedifodio
ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ምስ ብሉጻት ተዋሳእቲ ደቂ ኤረይ ጸዓዱ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️💯💯💯🎁🎁🎁🎁♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ማይናስ ወዲ ሹቅ ናይ ሕመምይ 🥰🥰🦋
ዋይይይ ማይናስ ጸሊኤካ ኣብ መርዓኻ ከይዓደምካና ዋታ ቃል ኪዳንካ ሰሪቅካስ ኣምጺኻዮ ጸልእየካ ክክክ እንቃዕ ብድሓን መጻኹም ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት።
ኣቡኡ ንማይናስ'ባ ጡዑይ ትግሪኛ ተዛሪቡ ይኽአል ኢዩ።😂😂😂😂
🤣🤣ኣይገርመካን ምስ ሽይፍኩዎ ቲክ ቶክ እየ ዘኪረ ናይ ዑጉም ካላም ቤላ እያ ትግጥሞ 🤣
@@Kevindurant35734 ባራክዮ ኣጸቢቁ እዩ ዝፈልጦም ን ዕጉም🤣🤣
በው በል ግናይ ክክክክክ።ዓኽ ማይናስ ሺኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መታን ንዓና፡ክጥዕመና ኣንታ መሕረር።
ኣብ ስራሕ ኢየ ዘለኩ ኮመንት ክጽሕፍ ኢየ መጼ ዳሕራይ ክርእያ ኢየ ግን ከምዚ ከማይ ወልፊ ኮመንት ዘለዎ ኣሎ ዶ።
🤣ane mnbab eiye kif zihbeni
@@gofar1399 እሞ ክልተ ሓደ ኢና ኣነ ውን ዉሉፍ ኢየ ብምንባብ
😂😂😂😂😂ማይናስ መሕረር 😂😂😘❤️❤️ኣታ ቆሲለ ኮ 🤣🤣🤣🤣ኣቦይ መዓረይከም ቶስት 😂😂😂😂ኣታ ሓዙኒ ዋይ
welcome maynas the great comedian ✌🇪🇷♥️🚨✊
Wawwwww
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ ስራሕ ማይናስ ወዲ
Merry Christmas 🎅 and happy new year for all Eritrean all over the world 🌎 ❤ love and peace gor 2022
🙏🙏🙏ርሑስ ቅነ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልና መሕጎሲትና ዓመት ትኹን ኣብ ዘለናዮ ሰላምን ፍቕርን ቅሳነትን ምስ ኩሉና ይኹን ሙቁራት የሕዋተይ♥🇪🇷
Welcomen maynas und tonini happy new year 🙏🙏🙏
I misssss suzinino and Santiago 😭😭😭
Wow! I love it Yonas! You are amazing comedian and whenever my family and me sees you, we get excited!❤️🇪🇷❤️🇪🇷🧠🧠👏👏✌🏽🙏🏾
ንኺድ እስከ 1M like ነብጸሐሉ ነዚ ራኢ ናይ ኮሜዲ ዝኾነ ስነ ጥበባዊ ሃገርና
ማይናስ ወዲ ሹቅ ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ
I wish to understood the story & language 😍👍🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ደስ ትብል ድረማ ግን…አብ መበል 10:48 ደቂቃ ዝተዛረበኩሞ ቃለት ቁርብ ክስታኻከል ይግባእ ንሱ ድማ " እንዳ ኾማሪት " ዝብል ቃላት ክንደይ አዴታትን አሓትን በዚ ስራሕ ስድራ ዝኣልያ ዘለዎ እየን ሞ ቁሩብ ተሰማዓትኒ ።
Kemu endiu zbhal mo its not offensive
ንምጽራፍ "ወዲ ሰበይቲ"እውን ይበሃል'ዩ
@@tesfa1222 እው ወዲ ሰበይቲ ምባል ሲ ገዲፍካዮ ማለት ድዩ ጌጋ ሕጂ ውን
Merry Christmas And Happy New Year My Fellow Eritreans Worldwide. And Great Job Maynas Wedi Erey 🇪🇷🇪🇷❤
1 Neynay aika ati tsbuk Sirah tiblo zeleka 2 ayenay Eritreawi eu k ab 24 December Christmas zebel tifelti wedi abdti
ማይናስ ያሆ part 9 bitte sofort ስሓቅ ከም ሎሚ ስሕቀ ኣይፈልጥን Thanks 🙏 ማይናስ & ምስ ገዳይም ኣርቲስት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ መጸ መጸ ማይናስ ጅግና ካብ ድር ኤርትራ ሃገርና ዝወጸ 🇪🇷❤️🇪🇷✊🏽🐅🇪🇷🐅🇪🇷💥
Ij
Maynas zfetu like yedyeni neameta kemzi ewan yehwatey ab adnan mis sdranan ab elamanan,🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️😂😂😂
The acting of the father is in different level.amazinggggggggg. I realy felt the acting and can feel the real father. I really like it.👍🏼👍🏼👍🏼
ወዲ ሹቁ ሽኮር ቴኖ ኣስሊ ኬፍ ኣኩም ❤❤
🐘The harmaz part killed me 😂😂😂😂
ጽቡቃት አስሕኩሙኒ" ሳሐቅ ይምላአዮ ሂወትኩም🇪🇷።ሩሑስ ባዓል ልደት ሐድሽ ዓመትን ይግበረልና🙏🏽✨🙏🏽💖🎊🎊🥂🍾
ya wedi shuqe hiji beal gerkum akyfkani Kamey dikum wdeat deki rimey 🥰😍❤️🇪🇷✌🏽💪
Welcome Eritrea 🇪🇷. Happy holidays.
Welcome Wedi Shukey ❤️ ርሑስ ቅንያት ሓድሽ ዓመት ንኹልና 🙌🏽🙌🏽🎉
A chi wedi ❤❤❤ a bzia seferka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንቋዕ ብደሐን መፃአካ ወዲ ሹቀይ ፁቡቅ ስራሕ ቀፁሉዎ 🇪🇷🙏🇪🇷
Welcome Yonas maynas ንማይናስ ዘይፈቱ ቁልቁል ኣፉ ይደፋእ 🇪🇷💪🏽🙏🏾
እዋይ ከመይ ዘበለ ውራይ ዝሓለፈ ኢልካ ምዝካር ጥራይ ኮይና በቃ ዓለም ዘዛረብ ዉራይ እዩ ኔሩ ኣምሓሩ ከይተረፉ ተደኒቆም ማይናስ ዓዲ ኣቲዩ በል
ኣታ እርእስቲ እባ ቀይሩልናወዲ ሽቁ ክትብሉ እኮ የሕሚምክሙና😂
ማይናሰይ ኣሰይ ያክህ ኪፈትወካ መኣትየ ሩሁስ ሃዲስ ኣመት ዪግበረልና ደኪ አራይ መኣረይ ያክ አረትረዊ ኩቡር መኒናት love you ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ezom mhererat maynas teno aytesanu 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ኣታ ማይናስ !ሓንቲ ስኒ'ዶ ዛዕ ከነብለልካ ትዝሕለና ኣለካ 🥰😁
Kkkkk zae bellll
Ewayyyy kkkkk maynas ehhhh aqsulka enber babaye nafikeyo ilka eritrin 🤣🤣🤣🤣💖💖💖💖
ወዲ ሹቀይ ጎነይ ሑቀይ፡ i cant wait to see your Video
Wedi erey jgna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑
Wedi shukeyyyy moyte 😆😆🇪🇷💪🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wedi shukey ewayy maynasei megilexy yebileyn bitami natka sirah zebenawy kif delewo
Welcome maynasino part 2 keltifka sdedlna xbuk srah wedi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
my egrey keren tbxah kxbeyeka qenye Maynas arkey
ኣእዛናይ ከምዚ ናይ ሓርማዝ ብ ቕድሚ ገጸይ የጣቕዕ
M'R BEAN ናይ 🇪🇷Proud of u deki adey H.N.YAboye miarey 😂
Merry crismas jonas majnas🖒👍❤
ዘይዕረ ሰብ ዶ ኣሎ ኮይኑ ይዕረ haha 😄 😆 😂 good job guys amlak selam selamu yebzhalna
ኢደይ ናብ ከብደይ ትመለስ, እግረይ ክሳብ ከረን ትመጠጥ ሞይተ ሎሚ 🤣🤣🤣🤣🤣
Werasi men????🤣🤣🤣🤣
God blessed deki eriy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
የሕዋት Like ሃቡኒ 2023 ተመሊሰ ክንደይ Like ሂብኩምኒ ተመሊሰ ክርእያ እያ ። ርሑስ ሓዲሽ ዓመት
እንቃዕ ዳሓን መጻኩም ሓላላት 👌👌👌👌👌👌
Waww first me co/t gele aynet wedi shuq.💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wellcome shkorinatat 🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷
well come maynas the best ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Enkae bselam temelskana wedie ziega🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome maynas King nay comedy 🇪🇷❤
❤ዮኒ ኣይካኣልኩን 🤣
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 maynas shikor nay bhaki xbuk srah
Best comedian of all time
Minassss ataaaa mehrerrrr ewoyyyyyy ataa crazyyyyy
Welcome back ❤️❤️🇪🇷Wedi Shuk
Enquae dhan mexaka maynas nebsi 🥰🥰🥰😍nmaynas zhebi👍yegcho
ገለ ዓይነት ውራይ ኔሩ ክክክክክ ወዲ ሹቕ ያሆ
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍
Enqa beslame mesxkum deki eri schkor 🎈🎉🎉✨🎇🎇🎆🎆🇪🇷🇪🇷✨🎇🎇🎇✨✨🇪🇷🎇🎇✨✨🎆🎆🇪🇷🇪🇷🎇🎇🎉🎆🎆🇪🇷🎇Happy new year
ወድ ሹቅ እንቃዕ በሰላም መጻካ
ዚዝዝ መርዓ ኤረይ ከም ዝከማይ ዝናፈቀ ነዛ like ጨልጊምዋ ይሕለፍ 💕❤️🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷
ከመይ ዓይነት ውራይ ድዩ ነይሩ ዘክሮ ሞ ኣንታ ተኒኒ ዓርከይ ክክክክክክ
Welcome Deki Erey 🇪🇷 🇪🇷 ❤ 🇪🇷 🇪🇷
Ati wedi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋
Embah bel kuluka wedi shuqWelcom mynus habibi
Wedi shuk habibi.....ata harife
Yoni minus mehgol 😂😂😂😂😂😂👌Teno tenini propio niska abelashkayo n minus 🤣🤣🤣 Love you deki Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Well cam gret comedyan 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 my nas Happy New year n mla hzbi ኤርትራ
😁😂 wedi Shuk asli ♥️💯🇪🇷🇪🇷
hahahahaha Aboooooooo 🤣🤣🤣 i can't eko deki Erey Shkorat ❤ ✌🇪🇷
Wow! Kulatkum xbuq srah ekum serihkum deqi rimey
Welcome wedi shiq 🥰🥰🥰🔥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክጽበያ ዝቀነኩ ኮሜዲ ከይራእክዋ ኢየ comment ዝጽሕፍ ዘለኩ ከም ናይ ቀደምካ ብሉጽ ስራሕ ሒዝካ ከም ትመጻና ግን ኣይጠራጠርን ኢየ ወዲ ሪመይ ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋውውውው ሽኮር ማዮኖስ
Adenkit tano alkoum do 👍👍👍
የቐንየልና ሸራፈይ ኣውዳኣመት ብደስታ ከምንሕልፎ ኣስሒቕካና ኣነ ብሓቂ ቆሲለ እየ በጃኻ ኣይትጥፍኣና 🤣🤣🤣🤣
ኣብዚኣ ሰዓት ኣብ oline ዘለኹም ሓሳብ ልብኹም የስምረልኹም ፈጣሪ። ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ምሳኹም ይኹን።ብር ክትብሉ ተሓጎሱ። ፈጣሪ ገጽ ትፈትዉዎም ስድራኹም የርኢኹም።🙏🙏🙏
ናይ ማይናስ & ቴኖ ፈተዉትን ኣድነቅትን
👇👇
Amen
ኣመን ኣመን ኣመን
Amen kendey ketem ey da temrqa 🇪🇷❤️💐💯
ኣሜን ማዓረይ ናተይ😢🙏😍❤😍
🙏🎚🙏🎚🙏🎚
i am tigray person but i love all eritrean movies and comedy peace to the horn africa
Amen
Amen
You have to say you're from Ethiopia
U don't have choice
❤🇪🇷ኣቦይ ማዓረይ ማይናስ መሕረር 😀😂ዓዱ ዝናፈቀ like 🇪🇷🇪🇷👍👍👍❤❤👍👍👍❔
Merry Christmas haftey. Make sure church kidi eki
ፈተዉቲ ወዲ ሹቅ ኣበይ ኣለኩም❤️
ምን ኣገባህ ክክክ
Hier
*👇ኣድነቅቲ ወዲ ሹቅ ❤*
ብሉፃት ኮሞዲያን 👌ምንጪ ናይ ሰሓቅ ኢለኩም ኣለኩ ማይነስ መዓረይ ❤❤
I can't hear Tigrigna but Love yonas Maynas comedy cuz his physical comedy is Universal.
ልብና ሃዘን መሊኡ ቀኒዩ ማይናስ ኣቦ ሰሓቅ thank you 😂😂😂 Happy New Year ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷
ኣጆኩም የሕዋተይ ንፋቀር ንተሓላለ ጥራይ ዘመን ስሓቅ ይምጽኣልና
ኣታ ን ማይናስ በጃኹም ንበይኑ like ግበርሉ ክሕምመኒ እዩ i love u minaseyyyyyy
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለኻ፡ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትካ ሰላም ቅሳነት፡ ኣብ ጉዕዞኻ ዓወት ይምነየልካ፡ ምስ ስድራኻ ብሰላም ገጽ ንገጽ የራኽብካ፡ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ፡ ኣዛ ትመጽእ ሓዳሽ ዓመት ሽሻይካ ሒዛ ትምጻእ ፡ ሕማቅ ኣየስምዕካ ካብ ኩሉ ሕማቅ ፈጣሪ ይሓልኻ፡ እግዛቢሄር ኢዱ የንብረልኩም ንዓኻን ንስድራኻን
ውግእ ወረ ውግእ ኣየስመዓና ሰላም ይሃበና ፈጣሪ ኣሜን፡ ርሑሽ ሓድሽ ዓመት ይግበረለና ኣሜን።
amen amen amen 🙏
Amen Amen Amen
ባብየይ ናፊቀ ያኣክ ኣታ ኣዘኪርኩምና ያኣክ ኬፍ ኣለኩም ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤👈
ኣዝየ ዝፈትዎሙን ዘክብሮምን ስነጥበናውያን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፡ኣሜን
ርሑስ ሓድሽ ዓመትን፡ልደትን ይግበረልና ብ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ኤሩ ቅድስቲ፡መርየትት ሰላምኪ ይብዛሕ
ማይናስ ወዲ ሹቅ ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ ቀጽሎ ✌️🇪🇷❤
Well come 🌹🌹🌹♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዮኒኒ መሕረር ዋይ ዞም ኣቦኻ ጕድ ረኺቦም ብልጽቲ ስራሕ 👍💚
ኣታ ርኣይዎ ም ኣቦታትና ወላ ሓደ አካዩ ኣሕሊፉ ንደቁ ዘይህብ ናይ ብህቂ ኤርትራዊ ምካንካ ይሕጉሰካ
Ati widi wedi shuqey ❤️❤️❤️💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 kemzi kemay hankew elka ktxbe zkeneka eske like rgex🇪🇷💯❤️
🤣🤣🤣🤣🤣 ወዲ ሹቕ ያዓኽ ብኣካል እስካብ ለግኔካ ሃፂፀ i love you bro from Tigray
ኩሉ ጉሓፍ ምስ ተጸረገ ሰላም ምስ ኮነ ኣስመራ ኬድካ ከተግንዮ ኢኻ።
@@AwetInspire ናብኡ የብፀሐኒ
❤❤❤
@@kalabaregawi1050 ኣጆኻ ጥራይ ጸጽቡቁ ንሕሰብ ሰላም ክንረክብ ሹዑ ሰላም ክኮነልና እዩ ነስመራ ሒዝናካ ክንኸይድ ኢና ክትጋነዩ ኢኹም
ኣቡኡ ንተኒኒ ዝኣተዋ ጉድጋድ😂😂😂😂😂😂
ማይናስ ወናኒ ሓጎስን ስሓቅን 👉❤
Entayda asmera gedifodio
ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ምስ ብሉጻት ተዋሳእቲ ደቂ ኤረይ ጸዓዱ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️💯💯💯🎁🎁🎁🎁♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ማይናስ ወዲ ሹቅ ናይ ሕመምይ 🥰🥰🦋
ዋይይይ ማይናስ ጸሊኤካ ኣብ መርዓኻ ከይዓደምካና ዋታ ቃል ኪዳንካ ሰሪቅካስ ኣምጺኻዮ ጸልእየካ ክክክ እንቃዕ ብድሓን መጻኹም ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት።
ኣቡኡ ንማይናስ'ባ ጡዑይ ትግሪኛ ተዛሪቡ ይኽአል ኢዩ።😂😂😂😂
🤣🤣ኣይገርመካን ምስ ሽይፍኩዎ ቲክ ቶክ እየ ዘኪረ ናይ ዑጉም ካላም ቤላ እያ ትግጥሞ 🤣
@@Kevindurant35734 ባራክዮ ኣጸቢቁ እዩ ዝፈልጦም ን ዕጉም🤣🤣
በው በል ግናይ ክክክክክ።ዓኽ ማይናስ ሺኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መታን ንዓና፡ክጥዕመና ኣንታ መሕረር።
ኣብ ስራሕ ኢየ ዘለኩ ኮመንት ክጽሕፍ ኢየ መጼ ዳሕራይ ክርእያ ኢየ ግን ከምዚ ከማይ ወልፊ ኮመንት ዘለዎ ኣሎ ዶ።
🤣ane mnbab eiye kif zihbeni
@@gofar1399 እሞ ክልተ ሓደ ኢና ኣነ ውን ዉሉፍ ኢየ ብምንባብ
😂😂😂😂😂ማይናስ መሕረር 😂😂😘❤️❤️
ኣታ ቆሲለ ኮ 🤣🤣🤣🤣ኣቦይ መዓረይ
ከም ቶስት 😂😂😂😂ኣታ ሓዙኒ ዋይ
welcome maynas the great comedian ✌🇪🇷♥️🚨✊
Wawwwww
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ ስራሕ ማይናስ ወዲ
Merry Christmas 🎅 and happy new year for all Eritrean all over the world 🌎 ❤ love and peace gor 2022
🙏🙏🙏ርሑስ ቅነ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልና መሕጎሲትና ዓመት ትኹን ኣብ ዘለናዮ ሰላምን ፍቕርን ቅሳነትን ምስ ኩሉና ይኹን ሙቁራት የሕዋተይ♥🇪🇷
Welcomen maynas und tonini happy new year 🙏🙏🙏
I misssss suzinino and Santiago 😭😭😭
Wow! I love it Yonas! You are amazing comedian and whenever my family and me sees you, we get excited!❤️🇪🇷❤️🇪🇷🧠🧠👏👏✌🏽🙏🏾
ንኺድ እስከ 1M like ነብጸሐሉ ነዚ ራኢ ናይ ኮሜዲ ዝኾነ ስነ ጥበባዊ ሃገርና
ማይናስ ወዲ ሹቅ ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ
I wish to understood the story & language 😍👍🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ደስ ትብል ድረማ ግን…
አብ መበል 10:48 ደቂቃ ዝተዛረበኩሞ ቃለት ቁርብ ክስታኻከል ይግባእ ንሱ ድማ " እንዳ ኾማሪት " ዝብል ቃላት ክንደይ አዴታትን አሓትን በዚ ስራሕ ስድራ ዝኣልያ ዘለዎ እየን ሞ ቁሩብ ተሰማዓትኒ ።
Kemu endiu zbhal mo its not offensive
ንምጽራፍ "ወዲ ሰበይቲ"እውን ይበሃል'ዩ
@@tesfa1222 እው ወዲ ሰበይቲ ምባል ሲ ገዲፍካዮ ማለት ድዩ ጌጋ ሕጂ ውን
Merry Christmas And Happy New Year My Fellow Eritreans Worldwide. And Great Job Maynas Wedi Erey 🇪🇷🇪🇷❤
1 Neynay aika ati tsbuk Sirah tiblo zeleka 2 ayenay Eritreawi eu k ab 24 December Christmas zebel tifelti wedi abdti
ማይናስ ያሆ part 9 bitte sofort ስሓቅ ከም ሎሚ ስሕቀ ኣይፈልጥን Thanks 🙏 ማይናስ & ምስ ገዳይም ኣርቲስት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ መጸ መጸ ማይናስ ጅግና ካብ ድር ኤርትራ ሃገርና ዝወጸ 🇪🇷❤️🇪🇷✊🏽🐅🇪🇷🐅🇪🇷💥
Ij
Maynas zfetu like yedyeni neameta kemzi ewan yehwatey ab adnan mis sdranan ab elamanan,🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️😂😂😂
The acting of the father is in different level.amazinggggggggg. I realy felt the acting and can feel the real father. I really like it.👍🏼👍🏼👍🏼
ወዲ ሹቁ ሽኮር ቴኖ ኣስሊ ኬፍ ኣኩም ❤❤
🐘The harmaz part killed me 😂😂😂😂
ጽቡቃት አስሕኩሙኒ" ሳሐቅ ይምላአዮ ሂወትኩም🇪🇷።ሩሑስ ባዓል ልደት ሐድሽ ዓመትን ይግበረልና🙏🏽✨🙏🏽💖🎊🎊🥂🍾
ya wedi shuqe hiji beal gerkum akyfkani
Kamey dikum wdeat deki rimey 🥰😍❤️🇪🇷✌🏽💪
Welcome Eritrea 🇪🇷. Happy holidays.
Welcome Wedi Shukey ❤️ ርሑስ ቅንያት ሓድሽ ዓመት ንኹልና 🙌🏽🙌🏽🎉
A chi wedi ❤❤❤ a bzia seferka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንቋዕ ብደሐን መፃአካ ወዲ ሹቀይ ፁቡቅ ስራሕ ቀፁሉዎ 🇪🇷🙏🇪🇷
Welcome Yonas maynas ንማይናስ ዘይፈቱ ቁልቁል ኣፉ ይደፋእ 🇪🇷💪🏽🙏🏾
እዋይ ከመይ ዘበለ ውራይ ዝሓለፈ ኢልካ ምዝካር ጥራይ ኮይና በቃ ዓለም ዘዛረብ ዉራይ እዩ ኔሩ ኣምሓሩ ከይተረፉ ተደኒቆም ማይናስ ዓዲ ኣቲዩ በል
ኣታ እርእስቲ እባ ቀይሩልና
ወዲ ሽቁ ክትብሉ እኮ የሕሚምክሙና😂
ማይናሰይ ኣሰይ ያክህ ኪፈትወካ መኣትየ ሩሁስ ሃዲስ ኣመት ዪግበረልና ደኪ አራይ መኣረይ ያክ አረትረዊ ኩቡር መኒናት love you ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ezom mhererat maynas teno aytesanu 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ኣታ ማይናስ !ሓንቲ ስኒ'ዶ ዛዕ ከነብለልካ ትዝሕለና ኣለካ 🥰😁
Kkkkk zae bellll
Ewayyyy kkkkk maynas ehhhh aqsulka enber babaye nafikeyo ilka eritrin 🤣🤣🤣🤣💖💖💖💖
ወዲ ሹቀይ ጎነይ ሑቀይ፡ i cant wait to see your Video
Wedi erey jgna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑
Wedi shukeyyyy moyte 😆😆🇪🇷💪🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wedi shukey ewayy maynasei megilexy yebileyn bitami natka sirah zebenawy kif delewo
Welcome maynasino part 2 keltifka sdedlna xbuk srah wedi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
my egrey keren tbxah kxbeyeka qenye Maynas arkey
ኣእዛናይ ከምዚ ናይ ሓርማዝ ብ ቕድሚ ገጸይ የጣቕዕ
M'R BEAN ናይ 🇪🇷
Proud of u deki adey H.N.Y
Aboye miarey 😂
Merry crismas jonas majnas🖒👍❤
ዘይዕረ ሰብ ዶ ኣሎ ኮይኑ ይዕረ haha 😄 😆 😂 good job guys amlak selam selamu yebzhalna
ኢደይ ናብ ከብደይ ትመለስ, እግረይ ክሳብ ከረን ትመጠጥ ሞይተ ሎሚ 🤣🤣🤣🤣🤣
Werasi men????🤣🤣🤣🤣
God blessed deki eriy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
የሕዋት Like ሃቡኒ 2023 ተመሊሰ ክንደይ Like ሂብኩምኒ ተመሊሰ ክርእያ እያ ። ርሑስ ሓዲሽ ዓመት
እንቃዕ ዳሓን መጻኩም ሓላላት 👌👌👌👌👌👌
Waww first me co/t gele aynet wedi shuq.💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wellcome shkorinatat 🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷
well come maynas the best ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Enkae bselam temelskana wedie ziega🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome maynas King nay comedy 🇪🇷❤
❤ዮኒ ኣይካኣልኩን 🤣
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 maynas shikor nay bhaki xbuk srah
Best comedian of all time
Minassss ataaaa mehrerrrr ewoyyyyyy ataa crazyyyyy
Welcome back ❤️❤️🇪🇷Wedi Shuk
Enquae dhan mexaka maynas nebsi 🥰🥰🥰😍nmaynas zhebi👍yegcho
ገለ ዓይነት ውራይ ኔሩ ክክክክክ ወዲ ሹቕ ያሆ
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍
Enqa beslame mesxkum deki eri schkor 🎈🎉🎉✨🎇🎇🎆🎆🇪🇷🇪🇷✨🎇🎇🎇✨✨🇪🇷🎇🎇✨✨🎆🎆🇪🇷🇪🇷🎇🎇🎉🎆🎆🇪🇷🎇Happy new year
ወድ ሹቅ እንቃዕ በሰላም መጻካ
ዚዝዝ መርዓ ኤረይ ከም ዝከማይ ዝናፈቀ ነዛ like ጨልጊምዋ ይሕለፍ 💕❤️🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷
ከመይ ዓይነት ውራይ ድዩ ነይሩ ዘክሮ ሞ ኣንታ ተኒኒ ዓርከይ ክክክክክክ
Welcome Deki Erey 🇪🇷 🇪🇷 ❤ 🇪🇷 🇪🇷
Ati wedi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋
Embah bel kuluka wedi shuq
Welcom mynus habibi